ታሪኽ ርእሲ ጀጋኑ ራእሲ ኣሉላ 2ይ ኽፋል

  Рет қаралды 20,675

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

Subscribe ይግበሩ!
------------
Website
www.dmtsiweyane...
---------------
Facebook
/ dimtsiweyane
------------
Twitter
/ dimtsiweyane

Пікірлер: 44
@user-yh9nw9ki7h
@user-yh9nw9ki7h 5 жыл бұрын
ድወት ቀፅሉሉ ፅቡቕ ጅማሮ እዮ ተጋሩ ታሪክና አይንፈልጥን ነዚ ወለዶ ይተሓሰበሉ መምህር ሙሉወርቅ ክቡር አቦና የቐንየልና
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Entay tarik alekum historically ente zhlwekum do nay hzbawi gnbar historically enda tetekemkum teneberu alekum :: ab nay mahari yewahans book aleki picture nay hzbawi gnbar Military picture book nay mahari yewahans nay hasot book eiu
@user-ne7rb6zj2j
@user-ne7rb6zj2j 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታት ትግራይና። Thank you so much for sharing this wonderful history of our Tigray and its people.
@AliGone-hh7wg
@AliGone-hh7wg Жыл бұрын
@zafuhabesha3678
@zafuhabesha3678 5 жыл бұрын
ገራሚ ታሪኽ ቀፅልሉ ምሁራት ታሪኽ ኣሕልፍዎ ናብ ሓድሽ ወለዶ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 жыл бұрын
ተምቤን ዓዲ ጅጋኑ!! ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይብዛሓ
@redaeteklay2484
@redaeteklay2484 5 ай бұрын
ረሰሓት ገይ🌈ፎእ
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 7 күн бұрын
ክደይ ደስስስ ሂወት ታሪኽ ኣቦታትና 😢😢😢
@mosesberhe682
@mosesberhe682 5 жыл бұрын
wow thank you. viva Tigray.
@teweldemahari568
@teweldemahari568 5 жыл бұрын
ዓወት ተጋሩን ትግራይን መወዳእታ የብሉን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ አያታትና ።
@muluberhanbisrat4831
@muluberhanbisrat4831 4 жыл бұрын
Thanks be to seleste selasie i am one of ras alulas mixed akele guzais Tigray Welad, also abiyey barhre negash temesgen exzabier aboy Sela nesu amen
@alexmikael1027
@alexmikael1027 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዓብይ ታሪክ እና ሰብ ስረ ምንባሮም ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ብትግራዋይ ከምዝተመስረተት ምካና ግልፂ እዩ.
@julialulia8380
@julialulia8380 4 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ቢ ራእሲ ኣሉላ ዝተገብረ ስትራተጂ እንዳ ሃለወ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ን ሃጼ ምንሊክ ጥራሕ'ዩ እንዳ ኣተኮረ ዝርከብ። ስለዚ ታሪኽ ኣገዳሲ ክሳብዝኾነ ምብቕንዕና ክመሓላለፍ ይግባእ። ከምኡ ውን ኣምሓሩ ሽዑ ዝጠለምዋ ሃገር ዮም ባሕርና ክብሉ እዝንና ዘጽሙምና ዘለዉ viva ትግራይ ታሪኽኩም ኣሰጋግሩ ናብዚ ወለዶ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 жыл бұрын
ወርቂ ትእዝዙ ኔርኩም ብኣዘዛ ጸብሒ ጻሕሊ ትእዝዙ ኔርኩም ብኣዘዛ ሚኒሊክ ሎሚ ዳኣ ታይ ኣምጻኩም ሰብ ዘይብሉ ገዛ ኣዴታት ትግራይ ንሚኒሊክ ማሕዛ ባዕዳውያን ዝገጠማሉ !
@user-ev3qn4ox3z
@user-ev3qn4ox3z 4 жыл бұрын
Hero general Africa alula abanega
@redaeteklay2484
@redaeteklay2484 5 ай бұрын
ሓሶት እዩ100%ኣቱም ረሰሓት ዓጽሚ ፎእ🌈😭❌
@merhabachannel9922
@merhabachannel9922 3 жыл бұрын
ተባዕ ራእሲ ኣሉላ
@loveyoum1819
@loveyoum1819 5 жыл бұрын
ካብ ልቢ ኢና ነመስግን ድምፂ ወያነ ትግራይ ተመሓላልፉልና ዘለኩም መለክቲ ልቢ መንአሰይ ትግራይ ዘረስርስ አዩ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
ናይ ኩቡር ኣቦና ንጉሰ ነግስት ሃጸይ የውሃንስ ናይ ኣሉላ ኣባነጋ ታሪኽ ዘርዝርካዮ ኣይውዳእን ቀጽልሉ
@Tigrayspells-
@Tigrayspells- 3 жыл бұрын
ሙሉ ወርቅ❤
@abiman70e94
@abiman70e94 3 жыл бұрын
ጅግና አያና ራእሲ አሉላ አባ ነጋ ግን አብ መበል ክንደይ ዕድሚኦም እዮም ዓሪፎም አብ ገለ 55 አብ ገለ ከአ 72 ዝብል አሎ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 жыл бұрын
ተጋሩ ንታሪኽ ዝተፈጠሩ ህዝቢ እዮም
@ሚሊጋልትግራይ-ፀ2ቘ
@ሚሊጋልትግራይ-ፀ2ቘ 3 жыл бұрын
ውይ ተዘሕዝንስ ክልቲኦም ጀጋኑ ብሐሰደ ምዓልቲ ምሕላፎም ሚኒልክ ሐስሳድ😭😭😭😭😭😭😭😭
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ዘደንቕ ተሪኽ እዩ ፍፃሜኡ ግን የሕዝን በት ተመን ሚሊሊክ ኽፉእ ተንኮለኛ😥
@haftegere5496
@haftegere5496 5 жыл бұрын
dimxe weyan birukat ezeme ayite wibe tesifay degimekum eterivew giberelom please
@hagosdebesay8380
@hagosdebesay8380 5 жыл бұрын
ካብ ሎሚ ንንየዉ ዳኣ ሕሰቡሉን ጻዓሩሉን እምበር ታሪኽ ትግራይሲ ኣኪቦም ነምሓሩ ሸይጦሙሎም ነይሮም እዮም ሓለፍትኹም
@simretgebre9200
@simretgebre9200 3 жыл бұрын
ትኽኽል
@muluberhanbisrat4831
@muluberhanbisrat4831 4 жыл бұрын
Jigna was alula jigna tigraway jigna hizbe ertra mes tigray
@LOVEYOU-vr2we
@LOVEYOU-vr2we 2 жыл бұрын
👍
@kalyenugus8226
@kalyenugus8226 5 жыл бұрын
Kberen mogosen njeganu tigrai🇻🇳💪💘
@haftegere5496
@haftegere5496 5 жыл бұрын
buzuh zifeletsewo alewem degimekum eterivew giberelom aboy wibe tesifay
@WhatsUp-z3b
@WhatsUp-z3b 5 жыл бұрын
Ras alula jegna..
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 5 жыл бұрын
Geganu weyenti abotatina tigray adina bitu naykatum kiya gegninet wirsi eyu lenberena lelo ni mesai le naykatum gegninet terekibna adina nihili ena naykatum selot ki haliwena eyu e/g misana yikun amen 💕💕💞💞🏗
@atekingrolaatekingrola7455
@atekingrolaatekingrola7455 5 жыл бұрын
kab ezieom mwlad nlaeli entay kureat alo
@zewditugetu9888
@zewditugetu9888 5 жыл бұрын
Tenbn. Gal. Gegna. Mert. Zer .
@fullojallo2103
@fullojallo2103 5 жыл бұрын
Ezuy taryk nab mulue tgraway kreelewo nezy hji zelo hawhawt azyu zteqm you
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
ኣብ ሜዳ ትግራይ ዝተቀትሉ ተጋደልቲ ነይሮም ምባል ይኸብድ'ዩ...። ተስፊት ንኣረጋዊ በርሀ ጥራይ ኢኻ ኣምጺኻዮ ዘለኻ እዚ ግን ብኸፊል ታሪኻዊ ስሕተት ኰይኑ ይስምዓኒ። ንኣብነት መሓሪ ተኽለ (ሙሴ) ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ፥ ንስብሓት ኤፍሬም ንሙሴ ተስፋሚካኤልን መማሃርቶም ዓርኮምን ከም ዝነበረ ብሰፊሕ ዝንገረሉ። ድሒሩ'ውን እታ ሙሴ ትብል ናይ ሜዳ ስሙ፥ ንስውእ ሙሴ ተስፋሚካኤል ንመዘከርታ ከም ዝሓረያ ግደይ ዘራጽዮን ምስ ቪኦኤ ትግርኛ ንኣማውትኡ ብዝምልከት ቃለ መሕትት ኣብ ዝቐረበሉ ናይ ምስክር ቃሉ ከም ዝሃበ ኣጸቢቐ ይዝክር። ሙሴ ኣብ ህ.ግ ተሰሊፉ ምንባሩ፣ መበቆሉ ካብ ትግራይ ስለ ዝነበረ ካብ ሻዕብያ ተላኢኹ ነቶም ቀዳሞት መስረቲ እቲ ውድብ ዝኣከበን ዝወደበን'ዩ። ንኣበርክትኡ ንዝምልከት ከም'ቲ ዝድለ ኣይተነግረሉን፣ብሕጂ'ውን ዝንገረሉ ኣይመስልን (ብጀካ ሓንቲ ከርፋሕ ፊልም ብብርሃነ ንጉሰ ዝተሰርሐት ተዘይ ኰይኑ ብፍጹም ዳርጋ ታሪኹ ተደፊኑ ክብሃል ይከኣል)። እዚ ዝዀነሉ ምኽንያት እቲ ንሕውሓት ሻዕብያ እያ ፈጢራታ ዝብል ስነ-ሞጎት ክድርዓም ስለ ዝተደለየ ተዘይኰይኑ፣ ብዓቢኡ'ውን ንፋዕ መጋቲ ኣይተረኽበን ምበር ሙሴ ጀማሪ ብረታዊ ቃልሲ ሰውራ ህዝቢ ትግራይ (ካልኣይ ወያነ) ቢሉ ክትረኸሉ ዝግብኦ ሰብ'ዩ ነይሩ። ንኣብነት ከም'ቲ ኣብ 'ኢህአዴግ' ብፍላይ ብህውሓት ወገን ዝንገረሉ ዛዕባ መን ፈጠረካ፣ ክንፈ (ቅድሚ ጌታቸው ኣስፋ ናይ ድሕንነት ሓላፊ ዝነበረ፣ ድሒሩ በዓሎም ንበዓሎም ዝቐንጸልዎ) ነዚ ናይ ሕጂ ብልጽግና ኦሮሞ ናይ ቀደም ስሙ ኦህዴድ ጠፍጢፉ ሰርሒዎም እዩ ዝብሃል። በረኸት ስምኦን'ውን ንልጽግና ኣምሓራ ብአዴን ብመልክዑ ከም ዝሰርሐን እዩ ዝንገረሉ። ሙሴ'ውን ንት.ሓ.ሕ.ት (ህውሓት) ፈጢርዎ'ዩ ግን ክንገረሉ ኣይተደለየን ምኽንያቱ ክንገረሉ ስለ ዘይተደለየ። ንመስዋእቱ ዝምልከት ተስፋየ ገብርኣብ ኣብ 'የጋዜጠኛው መስታወሻ' ትብል መጽሓፉ፣ በዓሎም ኣብ ሓደ ጦርቃሽ ኲናት ምስ ኢ.ዴ.ዩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ብድሕሪኡ ወጊኦም ከም ዝቐተልዎ ምስክራቶም ምስ ጭብጡ ኣሰንዩ ጽሒፉዎ ኣሎ። ገሰሰ ኣየለ (ስሑል) ኣባል ፓርላማ ሃይለ ስላሴ ዝነበረ፥ ሓደ ካብቶም ዝርቕሑ መስራቲ 'ቲ ውድብ። ብናይ መለስን ኣቦይ ስብሓት ኣሻጥር ብሸፋቱ ተቐቲሉ ዝተባህለ'ውን ክጥቀስ ይከኣል'ዩ። ከምኡ'ውን ዘርኡ ገሰሰ (ኣግኣዚ)፣ እዚ'ውን ካብቶም ዓሰርተ ሓደ መስረቲ እቲ ውድብ ምኻኑ'ዩ ዝንገረሉ። ድሒሩ ኣብ ዝተገብረ ፍሉይ ወተሃደር ቀይሕ ለባሲ፥ 'ኣግኣዚ' ዝብል ብስሙ ተሰይምሉ'ዩ። ንሱ'ውን ብድሕሪት ተወጊኡ ከም ዝተሰውአ'ዩ መዛግብቲ ህውሓት ዝነግር። ኣብ'ዚ በዓሎም ተዝዀኑ ኣይምዘከርዎን ክብሃል ይኸውን'ዩ። ኢሰያስ'ውን ነቲ በዓሉ ቀቲልዎ ንዝብሃል ዓርኩ ኣብርሃም ተወልደ፣ ንምዝካር ነቲ ቦኽሪ ወዱ ኣብርሃም ቢሉ ኣጠሚቕዎ'ዩ። ብዘይካ'ዚ ኣ/ቶ ኣስገደ ገብረስላሴ'ውን ካብቶም ድሒሮም ዝተባረሩ'ሞ ንውድብ ዓረና ምስ ዝመስረቱ ሓደ እዮም። ኣስገደ ካብቶም ዓሰርተ ሓደ መስረትቲ ት.ሓ.ሕ.ት ክንሶም፣ ድሒሮም ምስ ርእየት እቲ ውድብ ስለ ዘይተሰማምዑ ምስቶም ዓሰርተ መስረትቲ'ቲ ውድብ ስሞም ኣይርቓሕን'ዩ። ንዝያዳ ግን 'ጋህዲ' ቀዳማይን ካልኣይን ዝብላ መጽሓፎም ብቀረባ ክትረክበን ተኺኢልካ ጽበቕ ሚዛን ከሕልዉ ዝኽእሉ ሰብ እዮም። ከምኡ'ውን ኣብ'ቲ ሕድሕድ ኲናት ሻዕብያን ጀብሃን ዝተገብረ፥ ናይ ሕውሓት ተሳትፎ ብሰፊሕ ኣስፊሮም ኣለው። ብዘይካ'ዚ ምናልባት ኣብ'ቲ ድሒሩ ዝስዓበ ጽሑፍካ ትምለሶም ትኸውን፥ ንኣብነት ግደይ ዘራጽዮን ካብቶም ዓሰርተ ሓደ ምስ ንርኢ፡ ንሱ'ውን ከም ናይ በርሀ ኣረጋዊ ዕጫ ስደት'ዩ ኣጋጢምዎ። ስየ ኣብርሃ'ውን ኣሲሮም እዮም ጒሒፎሞ። ንበዓሉ እቲ 'ተረጓቢ' ገብሩ ኣስራት'ውን ሓይዀም እዮም ደርብየሞ። ከምኡ ክንፈ ድሕነነት ዝመርሖ ዝነበረ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ ኣማውታ እዮም ቀንጺሎሞ። ክንደይ'ሞ ክንብሎም፥ ብዝዀነ ርሑስ በዓል47 From rocket eritreawi
@redaeteklay2484
@redaeteklay2484 5 ай бұрын
ጹንጹዋይ እዩ።ሓሶት እዩ100%
@user-vz1le1hp1t
@user-vz1le1hp1t 5 жыл бұрын
Emo hiji ke Malelit guhafat
@atakilti75
@atakilti75 3 жыл бұрын
Hiji ke entay? Adgi
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 Жыл бұрын
በቃ ክትሕሱዉ ክትነብሩ ኣሉላ ኣብ ውግእ ዶግዓልን ጉንደትን ኣይተኻፈለን። እተን ዝተረፋ ተኻፊሉወን ዝባሃላ ውግኣት እውን ከነጽንዐን ኢና።
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 7 күн бұрын
ኣታ ድርባይ
@redaeteklay2484
@redaeteklay2484 5 ай бұрын
🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈🌈😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🌈🌈😭🌈🌈ገይ ረሳሕ ርኹሳት ዝተረግሙ ክልል
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 7 күн бұрын
ኣታ 0 ካበይ ድኻ ዲቃላ
ታርኽ ርእሲ ጀጋኑ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ 1ይ ኽፋል
36:43
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 13 М.
ተጋዳላይ ቀለበት ታየ ታሪክ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ
15:57
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 94 МЛН
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 9 МЛН
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 54 МЛН
ታሪኽ ንድፊ ባቢሎን
11:10
Mosaic Bahli
Рет қаралды 16 М.
August 31, 2024
21:50
Soloda studio
Рет қаралды 8 М.
ኤርትራ ብዛዕባ ባሕረ ነገስታት - ካልኣይ ክፋል
33:26
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 24 М.
ነጋሽ በዓል ጋዶ Negash Beal Gado
12:44
Mosaic Bahli
Рет қаралды 23 М.
ታሪኽ ጀግና ኣሉላ ኣባነጋ
21:04
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 14 М.
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 94 МЛН