TBS TV|ትግራይ ሕዚ ንሰብ ሃፍቲ/ሽምግልና ፖለቲካ/ዕማማት ግምት/ፋይናንስ ዝሓነቓ ትግራይ

  Рет қаралды 4,728

TBS TV

TBS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 40
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Күн бұрын
ዘርኡ ዘርእኻ ይባረኽ ፈታዊ ህዝቡ፡ ፈታዊ ትግራይ🙏🙏 ፈጣሪ ንኸማኻ ቅኑዕ ሰብ ሃፍቲ እንትፈጥረሉ ንባዕልኻ ከም ዘሀፍተመካ እዩ ዘሕጉሰካ። ኣብ ኣውሮፓን ኣመሪካን ተዝኾነ መራሒ ሃገር ክገብሩኻ ኔሮም ም/ቱ መራሒ ማለት መጀመርታ ንባዕሉ ዝተለወጠ፡ ንባዕሉ ዝሃፍተመ፡ ዝተመሃረ ወዘተ ኮይኑ ንዓዱ ድማ ፍሉይ ፍቕሪ ዘለዎ ሰብ ክኾን ኣለዎ ኢሎም እዮም ዝሓስቡ። ከምዚ ዓይነት መራሕቲ ስለዝመርሕዎም እዮም ድማ ኣብዚ ደረጃ ምዕባለ ቴክኖሎጂ በጺሖም ዘለው
@haftomtesfay3112
@haftomtesfay3112 Күн бұрын
ዓብዪ ሰብ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ጀግና ሓውና ዕድመ ይሃብካ
@tbstvinternational
@tbstvinternational Күн бұрын
“ትካላት ፋይናንስ ተኺልና ብዘይምፅናሕና ህዝብና ምስ ገንዘቡ ሞይቱ። እዚ ኣናሲሑና እንትምጎዪ ግን አይንርአን ዘለና።” ዘርኡ ገብረሊባኖስ
@aliSlmi-g6e
@aliSlmi-g6e Күн бұрын
ጅግና ወዲህዝቢ
@MengisGbrehiwot
@MengisGbrehiwot Күн бұрын
Big man mach respect❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kichn4208
@kichn4208 Күн бұрын
ጅግና ሓው ዘርኡ ገ/ሊባኖስ👍
@tirhaswelu
@tirhaswelu 20 сағат бұрын
Great job and great work by the way you did a great Speech 🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥🙏❤️‍🔥
@sojoh9j904
@sojoh9j904 Күн бұрын
ሰላም❤❤❤❤🖐💊👈
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 15 сағат бұрын
❤ዕድመን ጥዕናን እምነየልኩም ኣሕዋት❤
@hagostesfay8999
@hagostesfay8999 Күн бұрын
ሰላም❤❤❤❤❤🎉
@goitomabebe1872
@goitomabebe1872 Күн бұрын
መጀመርያ ንኣይተ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ክብሪ ክገልፅ ይፈቱ :: "ምስ ኣብ ከባቢና ዘለዉ ህዝብታት ሓድነት ዘጠንክር ርክብ ክህልውና ይግባእ " ኣብ ዝበል ሓሳብ ግን ፍጹም ጌጋን ንዝገደደ ካልእ ጥፍኣት ትግራይ ተጋሩን ዘምጽእ ሓሳብ እዩ :: ምክንያቱ እቲ ዝሓለፍናዮ ግዜ እኹልን ካብ እኹል ንልዓሊ ኣብነት እዩ :: ሃገር ምስ ኮንና ግን ሰላማዊ ጉርብትና ኣድላይን ኣገዳስን እዩ ::
@muluwelday4144
@muluwelday4144 Күн бұрын
ፀብቀ ሐሰብእዩ ቀፀሉ
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq Күн бұрын
Thbuk hasab fetati lbona yhabena❤
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 17 сағат бұрын
Both of you are our heros 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mekonnenyifter9413
@mekonnenyifter9413 16 сағат бұрын
ዘርኡ ጅግና
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Күн бұрын
ረጋ ያለ ለትግራ ህዝብ ያለውን ፍቅር ያሳየ ሰብአዊነት🙏🏽
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 19 сағат бұрын
ልዑል ክብሪ ንሓውና ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣለና:: ሕያዋይነት ንሓደ ሰብ ነብሰ ዕግበት ይህቦ: እንተሃሊዩካ ንፅጉም ምሃብ ደስ እዩ ዝብለካ::
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 Күн бұрын
ዘርዑ መዓርግ ትግራይ
@TomaynomTomaynom
@TomaynomTomaynom 19 сағат бұрын
Zeru abo tigrayyy
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay Күн бұрын
ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቡሱል ሙኳኑ ተረዲኤ።
@ሀምበልትግራይ
@ሀምበልትግራይ 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@abebakebede4586
@abebakebede4586 23 сағат бұрын
👍👍👍
@alemabadi9107
@alemabadi9107 Күн бұрын
ኣብ ረብሐኦም እዮም ነይሮም ወያነ ለያቡ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 18 сағат бұрын
ክቡር ዶክተር ዘርኡ; እቲ እሴት ህዝቢ ትግራይ ዘይኮነ ምሽጥር ኣሕሊፍካ ንኻልእ ምሃብን ካልእ ንህዝብና ዘይምጥን ነውሪ ዘይምፍፃምን ኩሩዕ ባህሊ እኮ ኣፍቲ ተራ ህዝቢ እዩ ዘሎ እምበር: ድሕሪ ሃፀይ ዮሃንስ ዝመፁ ገዛእቲ ( መራሕቲ) ናብ ሽዋ እናኸዱ እቲ ሓደ ኣብ ርእሲ እቲ ካልእ ሓው ሓሶታትን ሸርሕታትን ምሕላፍ ነይሩ እዩ:: ሕዚ እውን ስልጣን ንምዕቃብ ክበሃል ከምኡ እዩ ዘሎ::
@hoyae2976
@hoyae2976 22 сағат бұрын
ለባምን ቡሱልን ብሓቂ
@NoneQuitter
@NoneQuitter 19 сағат бұрын
Great guest. Doctor mbal neaka mnas diu tesemiuka doctor zeytblo zeleka? This is very bad.
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Күн бұрын
Beshta midya
@mulugetagebru8384
@mulugetagebru8384 21 сағат бұрын
ብትኽክል ለባም ሓው
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam Күн бұрын
ዘሩኡ ቅርሺ እበረ ጭቅላት የለን
@kichn4208
@kichn4208 Күн бұрын
ብኩሉ ዝወፆ የብሉን።
@JonNati
@JonNati Күн бұрын
ሓቅኻ ዲኻ? ሃመማ ቅርሺውንኮ ጭንቅላት ክህልወካ ከሎ ኢዩ ክተጥረ ዝኽእል፡፡ ንስኻ ግን ኩላምሉ ኢዩ ዘይብልካ ፡፤
@tbstvinternational
@tbstvinternational Күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/aprVqJeVfdZ2h9ksi=sV1eccWWEPb29ybg
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Күн бұрын
❤❤❤❤
@fegffghhfh6393
@fegffghhfh6393 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 127 МЛН
НИКИТА ПОДСТАВИЛ ДЖОНИ 😡
01:00
HOOOTDOGS
Рет қаралды 3,1 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
https://www.youtube.com/live/h_IQlAeFuUo?si=SdVhKjDugh6Uv9sM
Alena Walta Hager
Рет қаралды 1,7 М.
GIZE LEKULU PART 6 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 6
32:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 4,5 М.
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 127 МЛН