TBS TV| እዋናዊ ቃል ምልልስ ምስ ተኽለብርሃን ኣርኣያ | Interview With Teklebrihan Araya

  Рет қаралды 11,276

TBS TV

TBS TV

Күн бұрын

Пікірлер: 92
@belaysol4422
@belaysol4422 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሓሳብ ኢኻ ሂብካ ስለዚህ ህዋሓትን ህዝቢ ትግራይ ሓደ ክኸውን ኣሎዎ ንባንዳታት ክሕወስ የብለውን
@STAMA123
@STAMA123 4 ай бұрын
ቕኑዕን ጅግናን አያና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤
@negagetachew974
@negagetachew974 4 ай бұрын
ኩሎም ሕወሓት አማራራሐ ከምዚ ሰብ እንተትኮኑ ነይሮም ትግራይ ዕድለኛ ምስ ኮነት ነይራ።
@KalkidanBerhanu-k1x
@KalkidanBerhanu-k1x 4 ай бұрын
That's True, but we are not lucky..because tplf they don't concerns about the people tigray..
@bettyredda3591
@bettyredda3591 4 ай бұрын
ተክለብርሃን ኩሉ ከማካ ምኾነ ❤
@getachewworku6450
@getachewworku6450 4 ай бұрын
ሌባ ሰብ ሁምም
@matsebaha2971
@matsebaha2971 4 ай бұрын
Tigray deserves new leadership , young , those educated young Tigranes who can do miracles. Tekle-Berhane Araya and the likes are still struggling to up hold the hopes of their people as before.. Can't Thank them enough. these fighters are holding lots of secrets and bad deeds to maintain the value of the resilience , heroines and heroes of Tigray for the past decades. we have to support them in every way.
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 ай бұрын
አይተ ተኽለብርሃን ንኸብድኻ እተ ይዀነስ ንህብኻ ሕሰብ .ሓደ ነገር እንተተፈጥረ. ተጠያቂ ሙኻንካ ፈለጥ
@matsebaha2971
@matsebaha2971 4 ай бұрын
TBS ? Your questions were great ! thx
@kibromzerau
@kibromzerau 4 ай бұрын
waw great idea
@tbstvinternational
@tbstvinternational 4 ай бұрын
"...ፀገምና ካብ ፀላእትና ኣይንሓብኦን። ካብ ፈተውትና ኢና እንሓብኦ። እዚ ድማ ክነሰልፎ ዝግባእ ሓይሊ ከይነሰልፍ ይገብር!" ተኽለብርሃን ኣርኣያ ፖለቲከኛ
@SesenHadish
@SesenHadish 4 ай бұрын
ዋይ ሓዉና ጉድ ዶ ኣግኒኻይ ኣብ ሞንጎ ኣዛብእ ተቐርቂርካ፣
@nancybelay3854
@nancybelay3854 4 ай бұрын
Thank you Brother
@אסגדוםצגייה
@אסגדוםצגייה 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ተ/ብርሃን ተጋጊኻ ሕማቅ ታሪኽሰሪሕ አብዚዕድመ ዚብኻተሪ ፍካሰብጠ ቅሚአብ ዝአጎድዎ ሓዊአ. ቲኻጌጋ ዘሕዝን ዕድሜ ኻሙሉእ ዝተ ቃለስካሉ ውድብብዘ ይረብሕ ክፈርስ ምስዝተ ወደቡዑሱ ባትክትስለ ፍጌጋ
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 4 ай бұрын
በዚ እዋን ሕውሐት ምፍራስ ኣይሕሰብን ኣይንሰምዓኩምን ጉባኤ ብቅልጡፍ ክግበር ኣለዋ ንጌች ንደብሪፅ ነኣኻውን ኣይንሰምዕን ኣብ ጉባኤ ቀሪብኩም ተዋጠጡ
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 4 ай бұрын
ህውሐት ንህዝቢ ኢትዬጲያ እምበር ንህዝቢ ትግራይ ቀታሊት እያ ሐቂ ተዛረብ ሐሶት ግደፉ
@brightfeature89
@brightfeature89 4 ай бұрын
ሐዚ ብመላምል መናእሰያት ደምን መቁሰልትን ዝመፀ ሰላም ንምንታይ እዞም ውሑዳት ብኔትወርክ ዝተጎጀሉ ብውልቀ ስልጣን ፃምዕ ዝሰኸሩ ክሕንሸሽ ኺዒሉ ? ብተደጋጋሚ ትግራይ ብሰንኪ መራሕታ መፃወቲ ፀላእቲ ንኸውን አለና ።
@BKMGA
@BKMGA 4 ай бұрын
good speech.God pless you.
@grsedansha-ek6hc
@grsedansha-ek6hc 4 ай бұрын
King tekleberhan there hiwhat adwa
@AmanGere-pm5hs
@AmanGere-pm5hs 4 ай бұрын
ብፃይ ተክለብርሃን እዙይ መርገፂ እዙይ ሐሶት።አብ ውድብ አብ ጉባኤ ትካታዕ ተአምን ተእምን እምበር በለካ ለኽዐካ አይነበረን።ሐንቲ መማረፂ ዝወሰድካዮ ብናትካ ትኽክል እዩ።ምኽንያቱም አብዙ ጉባኤ እዙይ ምውፃእኻ ወይም ብጡረታ ዕድመ አኺላ እያ።አበላሽኻ ምውፃእ ናይ ደርሆ ስራሕ እያ።
@FitawGirmay
@FitawGirmay 4 ай бұрын
ዘይተዓደለ ህዝቢ ትግራይ ኩልኹም ሕሙማት እኹም
@tbstvinternational
@tbstvinternational 4 ай бұрын
".... ኣብ ኣኼባ ምውዓል ፅዕንቶ ኣይብሉን ኣይብልን!"
@enkomediatigrigna
@enkomediatigrigna 4 ай бұрын
"ዛ ጋዘጠኛ ነመደብ "ረዚን ክትመርሕ ኣይትበቅዕን ኣልባባ ጠፊእዋ መእተውን መውጽእን ፍርሕን ድፍረትን ሕውስውስ ኣቢላቶ ኣይቦታኣን!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
ችዱ ኩሉኹም ንትግራይ ተሓስቡ ትመስሉ ግን ብጣእሚ እዩ ዘሕዝን።
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 4 ай бұрын
እሞ አፈላላይኩም ትሕቲ ፖሊሲን ስትራተጂን ተዘይኮይኑ ሓቢርኩም ምስራሕ ልምንታይ ይኸብደኩም?
@mebrihitgebre2
@mebrihitgebre2 4 ай бұрын
ዋይ ኣታ እስካዕ ማኣዝ እዩ ንናይ ባዕልኹም ህዝቢ ምብዳል ጠጠው ተብልዎ😢 መሕረሮ
@solomonguish7775
@solomonguish7775 4 ай бұрын
እታዩ ዝዉቃእ ጋዘጤኝነት ከምዚ ዲዩ ትግራይ ማአት ዝጠቅሙ ሰባት ሲኢና ኢና ሀሳብ ብሀሳባት እዩ ምሽናፋ ዘለዋ
@tbstvinternational
@tbstvinternational 4 ай бұрын
".... ህወሓት ሓሳባት ናይ ምኽልካል ዕላማ ኣይነበረትን። መትከልና እዚ ኣይብልን። እቲ ውድብ ናይ ሓሳብ ትካል እዩ። ኣብ ህወሓት እናማዕበለ ዝመፀ ግን ሓዱሽ ሓሳብ ዘይምቕባል እዩ። ዝተፈለየ ሓሳብ ዘይቕበል ሃዋህው እናጠጠዐ ከይዱ። መሪሕነት ድማ ናብ ገዛኢ ደርቢ ተሰጋጊሩ።"
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 4 ай бұрын
ሕስድናን ቅንእን ሐሶትን ስርቅን ቀንዲ መለለይኹም እዩ ሰበስልጣንን ፖለቲከኛታትን ክልል ትግራይ!!! ከምኡ ስለዝኾንኩም ክአ ንህዝብኹም አብ ከቢድ ዓዘቅቲ ሸሚምኩሞ!!!!!!!
@asefateame7026
@asefateame7026 4 ай бұрын
ናይ ጌታቸው ረዳ ጣቢያ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና ቅድሚ ምቁቃሙ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
ወይሐከ ተኽሐብርሃን ኣብ ኩሉ ሚድያ እኮ ተተኺሉ በቃ ብሓደ ሚድያ ቃሉ ሰሚዕና ኣይመኣኸለን
@lemlemgebre9800
@lemlemgebre9800 4 ай бұрын
Rekash seb eka
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 4 ай бұрын
እንታይ ድየ ተመንየ አቶ ተክለብርሀን ምስ ጋዜጠኛ ቴድሮስ ፀጋየ ከም ቀረበ ፅብቅ ነይሩ ግልፂ ህቶ ግልፂ መልሲ ምስማእና አቶ ተክረብርሀን ልማንም ወገን ተይወሰደ ልህዝቢ ትግራይ ለአዱ ስለዝኮነ ተባእ ጋዜጠኛ የድልዮ ነይሩ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
ናይ ሕ/ተሰብ ትግራይ ውድብ ብምፍራስ ኩልኹም ተሓተቲ ክንገብረኩም ኢና። ህዝባዊ ውድብና ክድሕን እዩ ዕሱባት ፀግዖም ክሕዙ እዮም።
@tbstvinternational
@tbstvinternational 4 ай бұрын
@@Danidanicho3411 የቐንየልና
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 4 ай бұрын
ቼድ ዋእ፣ ምስፈረሰ ክትሓተና😂
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
@@tesfayegirma7140 ተስፋየ ግርማ ቅኔው ኣይገባሽም⁈¡
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
ክልተ ኔትዎርክ ኣሎ ኣየናይ ትኽክል ከምዝኾነ ግለፅ እንተዘይኮይኑ ሳልሳይ ነትዎርክ ኮይንካ ኣለኻ ማለት እዩ
@lovleytigraye
@lovleytigraye 4 ай бұрын
ዝኮዳም ካሕዳም አብ ስብሰባ ካሊዕ አብ ሚድያ ካሊዕ ዝኮኑ ህዝቢ ትግራይ ንዞም ቶካሉ ጥራሕ ዘዝባኖም ከውፃእም አለዎ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 4 ай бұрын
Yeswu mesakeya
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 4 ай бұрын
ሓደ እቲ ሕቶኺ ፀገም አለዎ። እቲ ሽግር ፈጣሪ መን እዩ?ብግልፂ ሪኢናዮ ኢና።እቲ ጉጅለ ማፊያ ትግራይ ክመርሕ ምፍቃድ ማለት እቲ ፓርቲ ባዕሉን ንህዝቢ ትግራይ ውን ፀገም ከምፀአሉ እዩ።
@equarenderta7521
@equarenderta7521 4 ай бұрын
ረዚን ሰብ ። ኣብ ሓቂ ክትረግፁ ንትስፎ ።
@getachewworku6450
@getachewworku6450 4 ай бұрын
የልንፈራህ ተሓቢኡ ዘህለፈውግእ ጠራጢ
@SisaymurutsAshebr
@SisaymurutsAshebr 4 ай бұрын
ህዝቢ ብዘይ መንግስቲ አይምራህን ዓጀውጀው አይትበሉ
@gselasekidane798
@gselasekidane798 4 ай бұрын
well seid
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
ካብ ኩዕንቲ ዘየገላገልኩም መራሕቲ ሰረቅቲ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
ትውልዲ አይለቀኩምን ተጠየቅቲ ኢኹም እንተዘይ አሪኹም ።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 4 ай бұрын
ግደፍ ዓሪ ታሪኽካ አይተበላሹ ተኽለ ?? ከም ቀደም ክኮውን ኢልካ ምፅባይ ግዘ ቦታ ኩነታት ክውንነትን አይርዳኣካን ድዩ ??? ድሕሪ ፅንተትን ጆኖሳይድን ፈታኒ ኢዋንን ድሕረ ዃናትን ሰብኣዊን ቁጠባዊን ማሕበራዉን አብ ዘዓነወሉን ስነልቦና ህዝብናን መራሕትናን ሰራዊትናን አጥምየትን ቆስሉ ዘየሓዋየሉ ግዘ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ዳኣ ፅንዓት ስለዘለዎ እዩ ሓሊፉዎ እምበር ዝኮነ ህዝቢ ወይ ውድብ አየሓልፎን ነይሩ እሞ መሪትካ ከትኮውን ?? ዓሪ ዓሪ ንባዕልካ ክትብል !!!🤝✊🤝✊
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 4 ай бұрын
ሕውሓት ሽግራት ህዝቢ ትግራይ ኣቐዲሙ ሪኡ ክፈትሕ ዘይኽእል እንተዀይኑ ንምንታይ'ዩ ሓላፍነት ተሰሚዕዎ ንቶም ንህዝቢ ትግራይ ክመርሑ ዓቕሚ ዝሰኣኑ ካብ ስልጣን ኣብ ክንዲ ዘውርዶም፡ ብዘይካና ብዝብል ውርሲ ስልጣንን ንዕቐት ህዝቢን ከም ትዃን ደሙን ኣንጉዑን ዝመጽዮ ዘሎ፡፡
@negagetachew974
@negagetachew974 4 ай бұрын
ሎሚ ከምናይ ቀደም ማንም ዝወቅዕ የለን ምክንያቱ ኩሉ አማራራሐን ትግራዋይን ፀላዕቲ ስለ ዝመከተ ማንም ንማንም ክዋራዘየሉ አይክዕልን እዩ ዝኮነ ግሩፕ፣ ኔትዎርክ ችግር ከምጽኡ ተጀሚሮም ማንም ዝግዛአሎ የለን፣ ኩሉ ነገር ብማዕርነት ክከውን አለዎ
@anisaany6039
@anisaany6039 4 ай бұрын
❤❤❤💊💊💯✅
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 4 ай бұрын
አቦና ኩሉ ካድረ ተቃላሳይ እዩ 2 ጉጅለ ኔትዎርክ እናበልካ በየሚዲኡ እናዞርካ ትወቅዕ 3 ይ መስርዕ
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 4 ай бұрын
መደናገሪ ኢኻ ካብሐላፍነትካ ወፃኢ አኻ ትሰርሕ አለኻ
@abebakidane8231
@abebakidane8231 4 ай бұрын
ተመሚካ ዘይሐለፈ ሕመቅ ዘለዎ ውልቀሰብ ቁፅፅር ኮሚሽን ክመርሕ የብሉን
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 4 ай бұрын
teklebrhan mehferi hasawi turkus klte melhas Ab hade maAlti cheme on you hasot ywskelu Alo
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
ደብረፅዮን ስትራተጂክ መራሒ ኣይኮን ከይብል ኣብ 2011 ን 2012 ዝነበረ ብቅዓት ኣመራርሕኡ ፅቡቅ ነይሩ ድሕሪኡ ነገራት ኮምፕሌክስ ኮይኖም ...ተዋህለለ ፀላኢ ኣሜሬካ ሓዊሱ ምፅዋር ከመይ ጌርካ ። ድሕሪኡ ከቢድ ኮይኑ። አቢይ ኣሎ ሕጂ እኳ ግልፅ ኮይኑ ጉጂለ ጌታቸው እኒሀ።
@Thelegendtgy
@Thelegendtgy 4 ай бұрын
Tarik anbbi teytedalewuki midlaw aytsrhi tplf 44 amet leykones 49 amet eya gera
@adonay7097
@adonay7097 4 ай бұрын
አታ ባዕልካ ኢካ ተራጋፋይ!!!!! ጥርናፈ ተቀበሉ በለለይ፡ ሰብ ምስተሳዕነ ኢኩም መራህቲ ኮይንኩም፡ ስዩም ፡ መለስ፡ ሀየሎም ወዘተ ተዝህልዉ ዶ ሰብ ምኮንኩም፡ እማንኩም ትግራይ አብ ኢድኩም ወዲቃ፡ ብዘይንስኩም ሰብዘየለ ከይመስለኩም ፡ ድህሪ መጋረጃ ዘለኩም ጀነራላት አደብ ግበሩ፡ ዋይ ዘይምዕዳል፡፡ አንትን ውካርያ ተቋወምቲ ፓርቲ ድማ መልካም አጋጣሚ ረኪብና ኢልክን ሓረምረም ትብላ ዕንዝርና እዮ ፡ ገዛካ ክስረቅ ሓቢርካ ስረቅ ፓሊሲክን ጠጠው አብላ፡፡
@GebremedhinGebre-anenia
@GebremedhinGebre-anenia 4 ай бұрын
እናራገፍካ ኢኻ ትከይድ🤔
@BKMGA
@BKMGA 4 ай бұрын
this is called group think .
@AbebaLemlem
@AbebaLemlem 4 ай бұрын
She is disrespectful , it’s hard to to respect this people . Ato Teklebrhan Please respect yourself . TBS works against Tigrai people.
@habtuhaile1104
@habtuhaile1104 4 ай бұрын
ትኮሳ => ብትግርኛ ነገር ፅሕተራ : ነገር ምቁስቋስ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 ай бұрын
ክላ ንስሃ ከአ አብዚ እድመ ዙይ ኮይንካ ክልተ ሰለስተ መልሃስ ንምንታይ ኩሉኹም ተሰማሚእኹም ንህዝብኹም ንትግራይ ሥርሑ አወዳት እንተኾይንኩም እቲ ጉባኤ ከአ ይካየድ እቲ ህዝቢ እኮ ህዝቢ ትግራይ እዩ ንምንታይ ፈሪሕኩምዎ አብ አኼባ እሺ ኢልኩም አጨብጪብኩም ወፂኹምስ ደሓር ምቅይያር እንታክ አምፅኦ ። አብ ፎቀዶ ሚድያ እንዳቀረብካ ንአደዳ ፀላኢ መዘራርቢ ገይርኩምዎ ትግራይስ ከም አመላ ክትወፆ እያ ሰብ ግን
@letishgebru1619
@letishgebru1619 4 ай бұрын
Fesefa
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 ай бұрын
Which democracy is he talking about?is there any democracy in your organization?ask him please?
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 4 ай бұрын
፦ ዕትሮ ሰብ ረኺቦምስ ቃለመጠየቅ ገይርኽሉ? ወይስ ነቲ ክሕደቱ ንምግላፅ እዩ። እዚይ እኮ ካድረን ህዝብን ዝከሓደ ንካድረት ህዝብን ዕስለ ኢሉ ዝፀረፈን ዘዋረደን ወራዳ ሰብ እዩ። ፦ ዘይክቅበሎ ይኽእል እዩ መሰሉ እዩ።ንአብዝሓ ዝዎሰኖ ብፀርፊ ዝግለፅ ሓሳብ ምሃብ ግን ውርደት እዩ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
ሰራቂ ቀታሊ ውድብ 1,000,000 ኣጥፊእኩም ክሉኹም ክትሕተቱ ኢኹም
@lemlemgebre9800
@lemlemgebre9800 4 ай бұрын
Tegerem eka 2 melhasu
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
ንዓና ዝሓሰብኩሞ ናብ ርእስኹም ወሪዱ ፊልም ጥራሕ ኢና ንርእይ መስጣ ሰራዊት ኤርትራ ሃሃሃ
@ghideytesfay2893
@ghideytesfay2893 4 ай бұрын
ፃዕረ ሞት
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
The game is over junta
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 4 ай бұрын
Anethie denez aheyia nayetom gegle.aletweyn gefehie kitetaom
@TeklayGebru-wm3ol
@TeklayGebru-wm3ol 4 ай бұрын
Say Tigray people Not hibretseb Hibretseb(community) belong for diaspora
@coystemam4171
@coystemam4171 4 ай бұрын
Leba tmali entay tubeless nerka hasawi..😂😂😂
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 4 ай бұрын
ንሶም ንሕና ዝብል አምር ካብ ህወሓት ወፂእካ ወይ በንዲድካ እንተኮይንካ እያ እትባሃል እሞ አቀዲምካ ካብ ህወሓት አባልነት ብውሽጢካ ከምዝወፃእካ መእመኒት እያ ? አድጊ ይርጋሕካ ዳኣ እምበር ውድበይ ምባል እኳ ተፀይፍካ እሞኒ በልፂግካ ትመስል ???
@Mark-b6j2b
@Mark-b6j2b 4 ай бұрын
Time for perestroica and glassnost
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 4 ай бұрын
I hate really to see old insane and ignorant politicians! Is it helpful for the people of Tigray who are suffering at the hands of the enemy? Why not they quit politics? In Ethiopia politics is for poor people, fighting for their own interests at the expense of poor people! Sad!
@bereketab70
@bereketab70 4 ай бұрын
ታይ እዩ ተሪፉ ልህዝቢ ካብ ህወሓት!? ህወሓት ህወሓት ህወሐት ...እናበልኹም ሞኽ ኣይተብልዎ፤ ተፈጥኣዊ ሞት እዩ ኮ ልሞት ለሎ በቃ ህወሓት ቐቢርኻ ግልግል ።
@Goitom-u1f
@Goitom-u1f 4 ай бұрын
😂😂😂 you go from saying hurry up and do gubayay you guys are expired since 2020 to just a week ago changed to no gubayay. How much did abiy and getachew pay you? Sad to see someone be tplf their whole life than as a old man turn into a Banda for a few American dollars shame our martyrs are looking down on you and disgusted
@Abebagyohans
@Abebagyohans 4 ай бұрын
Shame on you, what? What's your mouth?
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 4 ай бұрын
የትግራይን ህዝ አስቀድሙ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 4 ай бұрын
ምንም አይመለከትህም ጃዊሳ ምን ትስራለህ የግርድና ስራ የለንም አድጊ ቻ በሎ ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ደንቆሮ ውጣ በገባህበት የአለም ህዝብ ያየው በሲቪል ህዝብ የፈፀምከው ግፍ ነገ አስታ ላቢስታ አድጊ አረብ
@brightfeature89
@brightfeature89 4 ай бұрын
ዋዮ ናይዛ ውድብ እዚዓ ጉድ አብ አደባባይ ይስጣሕ አሎ ስለዚ ንስልጣንን ኔትወርክን ካብ ሕዝቦም ንላዕሊ ዘቀድሙ ርጉማንን ጨካናትን ምዃኖም ግልፂ እዩ። እግዚአብሔር በቲ ናይ አዴታታት ንብዓት ይፍረድኹም። ርጉማን ደም ምፍሳስ ዝልማድኩም ፀረ ህዝቢ እኹም።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 4 ай бұрын
ክልተ ኔትዎርክ ኣሎ ኣየናይ ትኽክል ከምዝኾነ ግለፅ እንተዘይኮይኑ ሳልሳይ ነትዎርክ ኮይንካ ኣለኻ ማለት እዩ
@tbstvinternational
@tbstvinternational 4 ай бұрын
@@Danidanicho3411 የቐንየልና
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 44 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 54 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 26 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 44 МЛН