Teaser - Weini Sulieman | "ማሕበራዊ ሕውየት የድልየና'ሎ፣"እንታይ'ና ሓሚምና?ምስ ኣሰልጣኒ ዝምድና ክብረኣብ ይመስገን -Talk Show 2020

  Рет қаралды 1,570

Weini Sulieman

Weini Sulieman

Күн бұрын

subscribe for more: / @weinisulieman8918
ምስ ኣሰልጣኒ ዝምድና ክብረኣብ ይመስገን፡ ንዛዕባ ማሕበራዊ ሕውየት ኣመልኪትና ኣዕሊልና ኣሎና። ኣብ ማሕበረሰብና ንዝረኣዩ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምግምጋም፡ ክብረኣብ፡ ማሕበራዊ ሕውየት ከም ዘድልየና ይእምት፣ ነዚ ኣመልኪቱ ውን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣስተምህሮታት የዳሉ። ሕማማትና ከመይ ዝኣመሰሉ እዮም? መንገድታት ንማሕበራዊ ሕውየትና ኸ? ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ዘቲናሎም ኣሎና። ኣስተምህሮታት ክብረኣብ ይመስገን ኣብ ፈይስቡክን ዪቱብን በዚ ሊንክ ክትከታተልዎ ይከኣል።
Kibreab Yimesgen/ ክብረኣብ ይመስገን
/ @mrdeardaddy
/ kebreab.yimesgen
#SoicialHealing #trauma #relationshipcoaching #Eritrean Talk Show
Follow us on Facebook: / weinipresents
Twitter: / weinisulieman
#weinisuliemanpresents #eritreantalkshow
©2020: Weini Sulieman productions

Пікірлер: 15
@fifiathome
@fifiathome 4 жыл бұрын
Kulu teqebelna meharn hagzen eu ajoki weini haftna
@fifiathome
@fifiathome 4 жыл бұрын
👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿
@ምፍቃርምስቓይዩ
@ምፍቃርምስቓይዩ 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሕውየት የድልየና ኣሎ ቐሪብና ኢና ውን ክንሓዊ የቀንየልና ክቡር ሓውና ከምኡ ውን ወይኒ።
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 4 жыл бұрын
Welecome weini shaker
@EriMBH
@EriMBH 4 жыл бұрын
Weini the great
@dummy1715
@dummy1715 4 жыл бұрын
Welcom Weini shikor 🥰
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 4 жыл бұрын
ከም በዓል ክብራኣብ ዝኣመሰሉ ሞያዉያን ኣብ መደባትኪ ቀጻሊ ከተምጽእልና ይላበወኪ ወይኒ ሓቢብቲ
@weinisulieman8918
@weinisulieman8918 4 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ምስ ኣሰልጣኒ ዝምድና(Relationship Coach) ክብረኣብ ይመስገን፡ ንዛዕባ ማሕበራዊ ሕውየት ኣመልኪትና ኣዕሊልና ኣሎና። ኣብ ማሕበረሰብና ንዝረኣዩ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምግምጋም፡ ክብረኣብ፡ ማሕበራዊ ሕውየት ከም ዘድልየና ይእምት፣ ነዚ ኣመልኪቱ ውን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣስተምህሮታት የዳሉ። ሕማማትና ከመይ ዝኣመሰሉ እዮም? መንገድታት ንማሕበራዊ ሕውየትና ኸ? ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ዘቲናሎም ኣሎና። ምሉእ ትሕዝቶኡ ሰንበት ክዝርጋሕ'ዩ፡ ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
@alibali8478
@alibali8478 4 жыл бұрын
Thx for the new program
@fifiathome
@fifiathome 4 жыл бұрын
Asena miqirti haftey
@fifiathome
@fifiathome 4 жыл бұрын
Kemakis ybzhu
@alibali8478
@alibali8478 4 жыл бұрын
👌
@fifiathome
@fifiathome 4 жыл бұрын
😘 😘 😘 😘 😘 😘
@rahaseandit5397
@rahaseandit5397 4 жыл бұрын
Eway WEINI truth kkkkkk 😂😂😂
@muluesultan7663
@muluesultan7663 4 жыл бұрын
Bdehan muxu weyne haftna agedasi xkone aresti eyu..
ትዝታኪ ለይቲ ናጋለበ  🤨🙂😔
1:04
Mizu ሚዙ tube
Рет қаралды 55 М.
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,3 МЛН
Woman, empowerment!
36:13
Dahlak London
Рет қаралды 6 М.
አወል ያላሰበው ችግር ገባ💔
13:49
AWEL&SEADI
Рет қаралды 34 М.