Teddy Press ኣብ ሕልፉን ህልዉን ናይ ተኲሲ ደዉ ምባል (ፕሪቶርያ) ስምምዕ መብርሂ ሂቡ

  Рет қаралды 2,635

Teddy Press

Teddy Press

Күн бұрын

ዶ/ር ደብረጽዮ ኣብ ህሉዉ ኩነታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ

Пікірлер: 5
@truespeach2023
@truespeach2023 6 күн бұрын
ድር።ደብረጽዮን ያኣኸለካዶ ዕረፍ።ክንደይ ሰገን መንእሰይ ሙሁር ከሎ፣ንምንታይ ስልጣንኩን ንሰገን መንእሰይ ሙሁር ፖለቲካ ሃቡ፣ንስኻ ከቢርካ ጡረታ ውጻእ በይዛኻ።
@mojohn701
@mojohn701 6 күн бұрын
I agree with you 🎉this guy and his coworkers need to go
@solo850
@solo850 6 күн бұрын
ንስድራቤቱ ዱዩ እዚ ጌሩ የሕልፊ እንተዝህብ ድማ ትግራይ ባርያ መሽረፈት ኮይና ምሃለዎት የሕልፉ ህብና ኢዱ ህቡ ድማ ምበልክሞ አየ ከይ ለኽባጥ ህዝቢ ድሕሪ ሞት ሃፅዮ ዮውሃንስ ዝገጠመና ኮ ታርክ ምስክር ኢዩ ካብኡን ካብዚ ዘለናዮን ብዝከፍእ ድማ መገጠመና
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 6 күн бұрын
ከም ውልቀ ዋኒን ኩሉ ኣብ ከብዲኻ ሒዝካ ምውቅቓስ ሕጂ ነጥቢ ንምእካብ ኢልካ ስለዝዀነ ንስኻ ከም መራሒ ገባርን ሓዳግን ውድብ ሕውሓት ስለትኹሉ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ኢሰብኣዊን ደረት ኣልቦን በደላት ሓላፍነት ህዝቢ ተሰሚዑካ ኣብ ግዜኡ ስለዘይፈታሕካዮ ፡ ምስቶም ካልኦት ኢሓላፍነታውያን መሳርሕትኻ ካብ ስልጣንካ ውረድ፡ ስልጣን ናብ መንእሰያት ኣሳግርዎ፡፡ ድሕሪ ደጊም ሰብ ክድንግጸለይ ኢልካ ናይ ኣምሰሉነት ንግግር ይትረፍካ/ኩም ፡፡
@bu12-_
@bu12-_ 6 күн бұрын
ጉድ አዚ ሓሳዊ ተቃሊኡ ትማሊ ሸራተን ተፀይሩ አትዩ ንቀብሪ ኽይዱ
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 54 МЛН
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 43 МЛН
Teaching a Toddler Household Habits: Diaper Disposal & Potty Training #shorts
00:16
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 52 МЛН
Tigray Media Network  ጌታቸውን ጉጅለ ልምዓትን Sep 17, 2024
11:42
sep 17/2024 ሓዊ ተወሊዑ ሎምስ ተወዲእወን
22:31
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 15 М.
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 54 МЛН