KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Tigray Media Network ድሮን አለና ብድሮን ክንዋጋእ ኢና ኪሮስ ዓሻ // ደቂ አስመራ Dec 14, 2024
✴️➛ካብ ኢትዮጵያ ዓሰብ ኣትዮም ፣ ሓድሽ ምዕራፍ ፣ ኣቶ ዳኒኤል ተኽላይ 14.12.2024
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
00:10
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
One day.. 🙌
00:33
Он ждал ДВА ГОДА, чтобы преподать наглецу УРОК СКРОМНОСТИ #shorts
01:00
Teddy Press "DDR ናይ ትግራይ ደሕንነት ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ ፕሮግራም ኣይኮነን" ጀነራል ጻድቃን
Рет қаралды 2,476
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 53 М.
Teddy Press
Күн бұрын
Пікірлер: 19
@embayegebremedhin8170
Күн бұрын
ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ ወዲ ወረደ፣ ወዲ ኣሸብርን ካልኦት ጠላማት ኣባላት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ብሕጊ ንኸይሕተቱ ፈቲሖም ዝሰደዱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ገበን ብሕቡራት መንግስታት ዝግበር ዝነበረ ምርመራን ምርግጋፅ ተሓታትነትን ንኽቋረፅ ዝገበሩ ባንዳታት ንህዝቢ ትግራይ ምሳኻ ኣለና እናበሉ ብእንግድዑ ዝወግእዎ ገበነኛታት እዩም። ጌታቸው ረዳን ኣባላት ግ.ም.ት ዝኾኑ ሓገዝቱን ብገንዘብ ኣብይ ኣሕመድ ተደሊሎም ንህዝቢ ትግራይ ካልኣይ ዝቐተልዎ ጠላማት እዩም። መስዋእትን ደምን ህዝቢ ትግራይ ግና በኸንቱ ፈሲሱ ኣይተርፍን! መዓልቶም ይፀበዩ። ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ከይረኸበ ክሳዱ ኣድኒኑ ኣይነብርን! ዘበት!
@mussieabraha2014
18 сағат бұрын
ጻድቃን ኣብ መወዳእታ ዕድሚኡ፡ ዓቢ ታሪኻዊ ጌጋ ፈጺሙ ይሓልፍ ኣሎ።
@gebretsadik-cv1ir
Күн бұрын
ኪድ ርኹስ በካዕ
@teshemekidane2302
17 сағат бұрын
አትን አደይ ውዱ አይከኡን መንገዱ!! ክሳብ ክንድዚ ክሕደት!!!
@embayegebremedhin8170
Күн бұрын
ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ፣ ወዲ ኣሸብር ኣረጋዊ በርሀን ዳንኤል ብርሃነን ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ፣ ፃድቃን፣ በየነ ምክሩ ወዲ ኣሸብር ኣረጋዊ በርሀን ዳንኤል ብርሃነን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ መንነት ጉራማይለ ባህሬት ነፋሒቶን!
@DimtsiWeyaneTV
Күн бұрын
ሰላም Teddy Press እታ ናይ ጀኔራል ፃድቃን ፅዒንካያ ዘለኻ ኣውርዳ ተዘይ ኾነ ክንኸስስ ኢና ምስ ሰላምታ DW
@mussiemoss624
Күн бұрын
Tay alwo seb terayo
@elsaberhe3671
23 сағат бұрын
ንምንታይ ዘልዕሎ 😂😂😂😂 ኣብ ድምጺ ወያነ ዝተሰቀለ ኣብ ህዝቢ ትኸፋፍልዎ ዘለኹም ከይኣኽለኩምስ ኣብዚ መጺኻ ኽኣ ትህድድ ኪድ ዉጻእ ወያል ጠላማት ወያነ ህዝቢን ስዉኣትንስንኩላት ዝጠለምኩምሲ ኣብዚ ኽዓኒ ክትህድድ ናብ ደብርጭ ብዓል ጓንቲ ዲኻ ክትከሶ ንቴዲ ኪድ ዉግኣትን እኖታት ሰዉኣት ደብሱ ንቲ ትሓኔጊሩ ዝኣተወ ደብርጭ ታ ጠንባር ኩርኩሩን መንጃር ከተሑጉስሲ ንቴዲ ክትከስስ ሞ ቲክቶክ ድማ ክትከሶም ኢኻ ንደብርጭ ግዳ ካብ ኣይተ ሚ/ጀነራል ጻድቃን መግለጺ ካብኦም ተምሃር በሎ ብሰንኪ ደብርጭ ያ ዛ ሜድያኹም 👉👍ሰኢንኩም ዝንኤኹም ።
@ሰሚዑእዝጊ
Күн бұрын
እሞ በዚ ጻድቃን ዝብሎ ዘሎ ፡ ነቲ ኤርትራ ብፍቃድ ፈደራል መንግስቲ ኣብ ትግራይ ምእታዋ ፡ ቁኑዕ ኔሩ ማለት እዩ፡፡ እቲ ነቲ ዶብ ዝሕልዎ ዝነበረ ሰራዊት ምስ ኣጥቅዕዎ ፡ ሃዲሙ ናብ ኤርትራ ምስ ኣተወ ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ፡ ሓገዝ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ክምለስ ተሰማሚዑ ፡ ስለዚ ጻድቃን ዝብለና ዘሎ ፡ ባዕልኻ ትርታዕ ኣለኻ
@embayegebremedhin8170
Күн бұрын
Teddy please take off this video. You are serving the agenda is Abiy Ahmed.
@adonay7097
Күн бұрын
ክፉዕ
@adonay7097
Күн бұрын
ከብዳም
@adonay7097
Күн бұрын
ናይ ፃድቃን ህወህት ናይገብሩ ናይ ጌታቸው ዝብሓል የለን፡፡ ጉዳማት bonepartie'
@embayegebremedhin8170
Күн бұрын
@ ክፉእ ንስኻ ንክፉኣት እተቃጥር! Ignorante!
@adonay7097
Күн бұрын
እዚ ሰብዓይ ሓማሲ ህዝቢን ዓዲን ሰብ እዩ
@mussieabraha2014
18 сағат бұрын
ንውድቀት ትግራይ ዘበሰረ ፖለቲካዊ ሽርሒ። ፖለትከኛታት ትግራይ ካብ ኣቦታቶምን ኣቦሓጎታቶምን ዝተጋገይዎ ጋጌ ክመሃሩ ኣይከኣሉን። ሕጂውን ንጥፍኣትን ውድቀትን ትግራይ ዝብህጉ "ተጋሩ" ተፈጢሮም ኣለዉ። ጀነራል ጻድቃን ዓቢ ታሪኻዊ ስሕተት ይፍጽም ኣሎ። ሕጂ ተፈጢሩ ዘሎ ጸገም ቅንዲ መበገስኡ፡ ሕውሓት ከምውድብ ኣጥፊእካ ህዝቢ ትግራይ ከም ዋና/ጋሳ ዘይብለን ኣባጊዕ ንምትራፍ እዩ። ድሕሪ ውድቀት ሃጼ ዮውሃንስ ብመሳፍንቲ ኣምሓራ ዝተሽርበ ሽርሒ ከምዚ እዩ ኒሩ። ሸረኛ ኣቢ ኣሕመድ ብጦርነት ዘይረኸቦ ዓወት ሚልዮናት ባጀት መዲቡ ኣሽሓት ባንዳ "ተጋሩ" መዲቡ፡ ኣብ 4 ኪሎ ኮይኑ ዓወቱ የስተማቕር ኣሎ። ዘሕዝን እዩ!! ህዝቢ ትግራይ ዓፍራ ረጊጹ!!
@adonay7097
Күн бұрын
ወራዳ ፅዩቅ
@embayegebremedhin8170
Күн бұрын
ከልቢ ክልተ ገዛ ድቓላ!
Tigray Media Network ድሮን አለና ብድሮን ክንዋጋእ ኢና ኪሮስ ዓሻ // ደቂ አስመራ Dec 14, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 1,1 М.
✴️➛ካብ ኢትዮጵያ ዓሰብ ኣትዮም ፣ ሓድሽ ምዕራፍ ፣ ኣቶ ዳኒኤል ተኽላይ 14.12.2024
Alena Walta Hager
Рет қаралды 1,5 М.
00:10
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
ТАЙНА НЛО
Рет қаралды 4,1 МЛН
05:00
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
00:33
One day.. 🙌
Celine Dept
Рет қаралды 78 МЛН
01:00
Он ждал ДВА ГОДА, чтобы преподать наглецу УРОК СКРОМНОСТИ #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 9 МЛН
30:33
ዘሩባቤል - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 13| Eritrean Drama - zerubabel (Part 13) - Dec. 14, 2024 -ERi-TV #eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 31 М.
1:49:22
#zaramedia -ጀነራል ፃድቃን ኣብ እዋን መኸተ/'ንሰራዊት እናቀለብና ኣይንነብርን'/'38 ኩንታል ወርቂ ብኮንትሮባንድ ወፂኡ'
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 16 М.
34:45
Teddy Press ጀነራል ጻድቃን 2ይ ክፋል
Teddy Press
Рет қаралды 1,2 М.
1:36:49
ሕጂ ውን ኢሰያስ ን 2ይ ግዜ ሓፋስ ጽፊዒት ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ረኺቡ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 5 М.
2:14:28
ጠመተ ህሊዊ ኩነታት ትግራይ ብነባራት ተጋደልቲ! #TigraiPress #Ethiopia #Tigraywar #Eritrea #Abiyahmed #RedSea #TPLF
Tigrai Press
Рет қаралды 4,3 М.
42:29
የምሽት 2 ሰዓት አማርኛ ዜና… ታኅሳስ 05 /2017 ዓ.ም Etv | Ethiopia | News zena
EBC
Рет қаралды 1,2 М.
20:54
🔵ጠንቂ ሞት ኢሳቅ ተዘሚትና / ጎጆ ሕማቅ ረኪቡ / ጓል ፕ/ኢሳያስ እንታይ ኮይና
Abiel Info Tv
Рет қаралды 6 М.
14:04
Daniel's Briefs 018 - የአዲስ አበባው ስብሰባ - የነደብረፂዮን፣ የፃድቃን፣ የነጌታቸው መግለጫዎች
HornAffairs
Рет қаралды 3,6 М.
#በሽር ኣል-ኣሳድ ቅድሚ ምህዳሙ ዝገበሮ ዘይተሰምዐ ጉድ #ንፈደራል'የዝኣምን ጀነራል ጻድቃን #ዶባት ኤርትራን ትግራይ ተከፊቱ #lbonatv #tigraynews
Lbona TV
Рет қаралды 307
1:00:53
Khaldመልሲ ኣብይ ኣሕመድ ምድላዋት ንኹናት እዩ | Khald and Henok
ADMAS FORUM
Рет қаралды 17 М.
00:10
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
ТАЙНА НЛО
Рет қаралды 4,1 МЛН