Teddy Press ሓዱሽ ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ትግራይ - ተ/ጋ ብስራት ኣማረ

  Рет қаралды 15,124

Teddy Press

Teddy Press

Күн бұрын

Пікірлер: 87
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 8 күн бұрын
ፎሽካል ዕድመ ምሉእ ለፍሊፉ ስሚዕቱ ካብ ምርዋይ ዝሓልፍ ዓቕሚ የብልካን።
@abrahaghebreslassie6517
@abrahaghebreslassie6517 6 күн бұрын
ኣየ Tedy Press፥ እዛ ብተድጋጋሚ ንኣቶ ብስራት ኣማረ ብተደጋጋሚ ኣምጺእካ ጋሻ ምግባር እንታይ ቁጡ ኢለ ይገርመኒ ኔሩ? ሳላ ደደቢት መድያ ብሕልፊ ኸዓ Dr. ሃይለ መን እዩ ብስራት ኣማረ ስለ ዝገለጸልና፥ ነታ ግምተይ ኣብ Tedy Press ዝነበረኒ ኣረጋጊጻትለይ። ማለት ዕላማ ሻዕቢያ ዘካይድ ትካል ሙዃኑ ኣረጋጊጸ😢😢😢😢😢😢😢😢
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 7 күн бұрын
ቴዲ ነዚ ቂመኛ : ናይ ጽልኢ ጎስጋስ ዝገብር : ድኩም ሰብ ምቅራብካ የሕዝን ::
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 8 күн бұрын
እዚ ሰብአይ አብ ሚድያኻ ሼር አለዎ ድዩ? እናደበረና ደጋጊምካ ተቅርቦ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 8 күн бұрын
ንኣይ በል ንኻልእ ብኸመይ ትውክል
@AronTequamvvb
@AronTequamvvb 7 күн бұрын
ዝከሰረ መንዩ ንሰካ እንታይ ሰሪህካ?
@AronTequamvvb
@AronTequamvvb 7 күн бұрын
መማክርቲ ጌታቸዉ ሰረቅቲ እዮም
@mereb8770
@mereb8770 8 күн бұрын
Teddy, pls turn off your microphone when your guests speak. Always noisy!!!
@gebrehiwottewoldeberhan2033
@gebrehiwottewoldeberhan2033 8 күн бұрын
ንቲ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ መንግስቲ እናበልካ ኣይትቅጠፍ ብስራት
@አበበተገኝ
@አበበተገኝ 8 күн бұрын
እቶም ሌያቡ ዶዬም ብፆቱ እኒ ሰለሙን በየነ ምኹሩ
@KbromWelday
@KbromWelday 8 күн бұрын
እዚ ሰበ እዚ ሰረቂ ዝጠፈ ዝጠቅም የለን መርገመት ጥራሕ ኢዩ
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 4 сағат бұрын
Thanks Teddy for having Tegadalay Bisrat who is thoughtful and critical analyst on the situation of the crisis in TPLF and Tigray
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 8 күн бұрын
ክርሳዕ ዘይብሉ ነገር ህውሓት ተባኢሱ ኣብ ክልተ ተመቂሉ ማለት ህዝቢ ትግራይ ክመቃቀል የብሉን
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 8 күн бұрын
ቴዲ ጌታቸው ጊዚያዊ ምምህዳር እዩ ንሱ ድማ ህወሓት እዩ አቅሚጢዋ።
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 8 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ማለሊት ስለዘይኮነ ሓቀኛ እዩ እታ ሓቂ እዩ ኣቀሚጥዋ እቲ ፀገም ውን ስልጣን እዩ ብፍላይ ፃድቃን ናይ ስልጣን ፃምእ ዘለዎ ሰብ ዩ ።
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 8 күн бұрын
ስልጣን ኮነ ሓይሊ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ዝፍፅሞ ውን ህዝቢ ትግራይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝሕምስዋ ዘለዉ ግን እኒ ብስራት ኣማረ ሓዊሱ እቶም ኣረግቶት ማለሊታውያን እዮም ግን ድማ ህዝቢ ትግራይ ነዞም ኣረግቶት ነቂሑሎም እዩ ተመሊሶም ናብ ስልጣን መፅዮም ደግም ክገዝእዎ ኣይፈቅድን ።
@seliehabtay4942
@seliehabtay4942 8 күн бұрын
1 ፣ ጌታቾው ወኪል ሕዋሓት ኢዩ። 2፣ ጌታቾዉ ግዚያዊ ምምሕዳር ኢዩ እበር መንግስቲ የለን ኣብ ትግራይ። ስል'ዚ ተኣረሙ ካብ ሕጂ። 3፣ ብዘይ ፍላጥ ላዕሎዎት ሓለቲ ሙሩኻት ሰዲዱ ጉዳይ ፍትሒ ሕዝቢ ትግራይ ኣይትገደሰሉን። ቡዙሕ ምጸሓፍና ግን ተዲ ኣብዝመጽእ ባዕልኻ መልሲ ሃበለን።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 8 күн бұрын
ብስራት አማሪ ምስ ዝ ሰረቆ ቅርሺ ተሸኪሙ አብ አዋሺ ዝተአሰረ ሰብ ሓዝ ፅፍ ጪሊጥ ኢሉ መፂኡ ብስራት አማረ Game Over::
@toyotaw2500
@toyotaw2500 8 күн бұрын
ስብሐታዊያን ዶ ይሕሹ ኩሉነታዊ ተሐጊሩ ነብሰይ ምለሱለይ ፍርነት ስብሐታዊያ ጎባኤ አይፈሸለን ትብል
@TemesgenYemane-c5o
@TemesgenYemane-c5o 8 күн бұрын
Great person
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 8 күн бұрын
ብስራት ሕጋውነትን ዘይሕጋውነትን ሕወሓት ኣብ ትግራይ ንዓኻን ከምዚ ከማኻን ብዓል ጻድቃን ብ93 ኣብቂዑ ከብቕዕ ሕጂ ኮልኮለታትኩም ብስዉር ተጸፍዮም ጸኒሖም ከም እንደገና ሕንፍሽፍሽ ትግራይ ኣውሪድኩም ኣለኹም ሕጂ ግና ሓቃ ክሳብ ትወጽእ ኣብ ዓቕሊ ጥራይ።
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 8 күн бұрын
j studio ምስማዕ ይሓይሽ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 6 күн бұрын
እዚኹሉ ንይምሰል ትዝርዝሮ ዘለኻ ፀገማት ጸለምቲዶ ስራሕ ንምቅላል ኣብክንዲ ምስራሕ ኣብ ምፍራስ እውክሎእየ ዝብሎን ኣሚኑ ዝወከሎን ውድቡን ደመኛታት ጸላእቲ ተኣማሚኑ ኣብምፍራስ ተጸሚዱ የማነ ፀጋም ክብል እንሪኦ ዘለና።
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 8 күн бұрын
ፎሽኮል
@weykefetek3020
@weykefetek3020 8 күн бұрын
ፎእ ፣ ፎእ ፣ ፎእ ብመውስቦ ዲኹም ትራኸቡ ብቢዝነስ??????
@Tomorrowwillbebetter-d3w
@Tomorrowwillbebetter-d3w 8 күн бұрын
To much noise to this video Teddy press, not sure what happened today I was looking forward to hear tegadaly Besrat
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 8 күн бұрын
ሰራቂ
@helenzewede3802
@helenzewede3802 8 күн бұрын
U also need to respect the law!
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 3 сағат бұрын
Yes, team Ademe is always working for power and power only. They officially denied the genocide committed in tigray
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 8 күн бұрын
ጉጅለ ጌታቸው ክውሰዶ እንተዘኮይኑ ክወስድ ዘኽእሎ ሕጊ ይኹን ካብ ሕጊ ወጻኢ ዓቕምን ባይታን የብሉን ምስ ኣቢ ዓጥቑ ክፍትን ይኸውን።
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 8 күн бұрын
ብስራት አማረ ጽን ኢሉ ንዝሰምዓካስ ሐንቲ ነጥቢ የብልካን 1ይ ናይ ጸጥታ ሐይሊ ምስ ሕዉሐት እዬም ኢልካ ጀሚርካ ካብዚ ንላዕሊ ሐንቲ ክትዛረብ አይክእልን ኢካ ። እቲ ጌጋ አብ አጀማምራካ እዮ
@gere546
@gere546 6 күн бұрын
ባንዳታት ተወለድቲ ትግራይ ብሓሶት እተምፅእዎ ለውጢ የለን
@DestalemKessete
@DestalemKessete 8 күн бұрын
Congratulations
@abebakebede1270
@abebakebede1270 7 күн бұрын
አይይ ግእርእር ህውሃት ንቅዲሚት ናይ ህዝቢ ትግራይ ትካል ዲሞክራሲያዊ ዝኾነ ውድብ የትም ዓለም የለን።
@semereababraham5429
@semereababraham5429 8 күн бұрын
Elemooooooo
@mellesghiday1057
@mellesghiday1057 8 күн бұрын
Please don't dirty the name of Tegadalay. There is no Tegadaly when you are in you warm house.
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 6 күн бұрын
ከሞለብዘበን ጉድኩም ኣብቃልዕ ኣይወፀን ተጋደልቲ ትግራይ። ኣይሓቅኹም እንዲኹም ራኢ መለስ ክትብሉ ክትነብሩ። ኣብፀበባ ህዝቢ ትግራይ ምዕንዳር ኣምላኽውን ኣይክምሕረኩሙ፡ን።
@zaidbein4946
@zaidbein4946 8 күн бұрын
ፈቲና ጸሊእና ህውሓት ብኣብዝሓ ህዝቢ ትግራይ ውክልና መንግስቲ ዝተዋህቦ ውድብዩ፡ ኣረግቶት ዶ ጅኒ ዕፍሪት እንተበልኩም ንሶምዮም ቶም ዕላውያን ክሳብ ዝመጽእ ዕላዊ ጉባኤ።
@temsgen.fetari
@temsgen.fetari 7 күн бұрын
Ato besrat ato Tidros des ketblu
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 7 күн бұрын
ቴዲ ! እዚ ሰብኣይ ቀታሊን ሰራቒን ዝነበረ እዩ ፣ ኣይፈለጥካዮን
@አበበተገኝ
@አበበተገኝ 8 күн бұрын
ከመይ ዝበለ ፎሹካል ዝኾነ ሰብ ኢኻ ተቀርብ ዘለኻ ቴዲ አብ ኩናት እዋን ዝዛረቦ ነበረ ዘረባታት ካብኡ ዘይትማሃረ ናይ እንዳ ሰዋ ዘረባ ሒዙ ዝመፅእ ሰብ በተደጋጋሚ አብ ሚዲያ ተቅረበልና ሚዲያኻ ክንፀልኦ ትገብረና አለኻ
@faet9285
@faet9285 8 күн бұрын
ጉጅለ ደብረጽንተት ድሕሪ ሕጂ ኣብ ስልጣን ክመጽእ የብሉን::
@rustomyohannes5136
@rustomyohannes5136 7 күн бұрын
antom hamimkum bitgray Kab tegaru nilaeli
@habtomm2005
@habtomm2005 7 күн бұрын
Teddros Kone Elka kthato Aytdeln Aleka 1 Ab tgray gzyawi mmhdar ember mengsti yelen 2 Hiwehat N abalatu Zneberu wekilwom zneber eyu Zkyr zelo Mrngsti Aykonen Zkyr zelo 50+1 Nayhwehat bota koynu N abalatu kaly Ykeln ferekan
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 8 күн бұрын
Hijis agdidomo beal Debrexion why president Getachew sgumti Zeywesdu….,
@habtomm2005
@habtomm2005 7 күн бұрын
Hwehat Mengsti aykonen zkyr zelo abalat Hiwehet ab gzyawi mmhdar eyu zkyr zelo ? Seb Aytedenagr
@woldebeyene9875
@woldebeyene9875 8 күн бұрын
Both factions are trash
@gualtigrinya8208
@gualtigrinya8208 8 күн бұрын
Teddy nab j Studio mkadina no like Teddy perss widkat mimzaka giziyawi mimhdrar mengisti aykonn getachew wodko
@salomedibella4775
@salomedibella4775 7 күн бұрын
He is Liar please don’t let him to spread hate of speech towards TDF commanders. Thanks to TDF commanders, they are guards of people of Tigray.
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 7 күн бұрын
Getachew reda sgumti kkkkkkkkk
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 3 сағат бұрын
The selfish power monger team Ademe could do whatever to maintain thier power so as to escape from accountability and justice.
@meazafesseha8132
@meazafesseha8132 8 күн бұрын
Yibahal enda belka ztntn poletikgna. Way bely medebu yifley. Hasot zmelo zereba. Ybahal elka geltsa.
@RedaHaile-t8l
@RedaHaile-t8l 12 сағат бұрын
ብስራት እኮ ቂመኛ እዩ ቴዲ ዘይትገድፎ ?
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 8 күн бұрын
ባባ ብስራት 40ቁፅሪ ዳይበር ክንገዘአልካ ኢና ጉጅለ ቂመኛታት
@gualtigrinya8208
@gualtigrinya8208 8 күн бұрын
Hasawi bisrat wuduk
@habtaygebreyesus4357
@habtaygebreyesus4357 7 күн бұрын
🤮🤮🤮🤮👹👺
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 8 күн бұрын
ቀዳማይ ቴዲ ብጣዕሚ ተዓዚባናካ ትግራይ መንግስቲ የብላንን ግዚያዊ መሰጋገሪ ምምህዻር እዩ ዘለዋ ንሱዉን ብህወሓት ዝተመደበ ኣብ ዝኾነ ዕዋን ዉክልንዑ ከልዕል መሰሉ እዩ እዚ ዘይትፈልጥ እንድህር ኮይንካ ካብ ፖለቲካ ዉጻዕ።
@kahsaykebede6284
@kahsaykebede6284 8 күн бұрын
ዕግርግር አይትበል ፀረህዝቢትግራይ።
@تاتاتت
@تاتاتت 4 күн бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎❌❌❌❌
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 8 күн бұрын
ሰላም ቴዲ ሓደ ተኩላ ብስራት አማረ እዩ ብስራት አማረ ናይ መጀመሪያ ቦግ ጀዲየ እዩ።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 8 күн бұрын
ጌታቸውን ፃድቃንን ባንዳታት እዮም ክብ ትግራይ ብሰላም እንድህር ዘይለቀቁ ብጎረሮኦም ተሓኒቆም ክለቂ እዮም።
@hakieye5649
@hakieye5649 8 күн бұрын
entay akemy aleka ala eta meda
@woldegerimagebremedhin8438
@woldegerimagebremedhin8438 8 күн бұрын
ንኸብዶም ካብ ዝሓስቡን ዝሰሬሑን ፥ ንኸንቱ ዝልፍሉፉን ስጋዊያን ሓደ ምኳንካ ቴድሮስ ባዕሊኻ ኣፍልጦ ሂብካዮ ኣለኻ ንህዝቢ ትራይ ። ማንም ኣይሰምዓን ን ሓሳዊ ት ቴዲ - ሚድያ ።
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 18 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,1 МЛН
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
EMS Special ጀነራል ተፈራ ማሞ ይናገራሉ Oct 2024
14:57
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 204 М.
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 18 МЛН