Рет қаралды 7,281
Teddy Press
እቲ ኣብ ሞንጎ ህወሓት ዝተፈጥረ ክፍፍል ቀጺሉ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክልቲኦም ወገናት ህወሓት ንምድሓን ንሰርሕ ኣሎና ይብሉ ኣለዉ። እቲ ምክፍፋል እቲ ግዝያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ከምቲ ዝግባእ ንኸይድምዕ ይገብሮ ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብቲ ህዝቢን ሰራዊትን ዘየድሊ ምክፍፋል ናይ ባዕሉ ጽልዋ ከምዘለዎ ፍሉጥ እዩ።