Рет қаралды 8,645
Teddy Press
ሎሚ ኣብ ዘ ሄግ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ጆን ብላክን ክልተ ካለኦትን ፍርዲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ተመራማሪን ጋዜጠኛን ሃብቶም ዮውሃንስ ካብ ሆላንድ ከከፍለና እዩ። እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ዘለዎ ሓደጋታት ብዝምልከት ዝድህስስ መደብ እዩ።