Teddy Press ፈልሲ ጉባኤ ኣቓኒዑ / ዉፉይ ኣብ ቤ/ጽ መንግስቲ ኣሜሪካ በጺሑ / ዓፋር ውዓላ ኣካይዱ

  Рет қаралды 12,536

Teddy Press

Teddy Press

Күн бұрын

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ትግራይን ፋኖን ውግእ ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ

Пікірлер: 47
@dadudaduye8652
@dadudaduye8652 3 ай бұрын
ተዲ ጽቡቅ መደብ እዩ ኣብቲ ናይ ጋርዲ ዝበልካዪ ድማ እቶም ዝዓደዎ ከተማ ዘለዎም ስጋኣት ኣብ ግምት ኣእትዮም ጋርዲ ገሬምሉ እዚ ድማ ንጥንቃቀ እዩ ጸላእትና ድማ ትፈልጦም ኢካ ስለምንታይ ኢኩም ግን ካብ ባጀትና ንዘይወጸ ገንዘብ ስለምንታይ ከምዚ ገይሮም ይቅበልዎ ተባሂሉ ይዝረብ ኣነ ኣይርድኣንን ብዝኮነ ኣብቲ መልእክቲን ዝስራሕ ዘሎ ስራሕን ምዝራብ ይሓይሽ ናይ ደገ መንግስቲ ኣብ ምትካል ግዳይ ዘይዝትያ እዘን መድያ ናትና።
@Ae91scd
@Ae91scd 3 ай бұрын
ብቐንዱን መሰረቱን ቴዲ ፖረስ ተአረምን ተስተኻኸልን!ንፈልሲ ደጋጊምካ እንዳአምጻኻ ደላይ ፍትሐ ናይ ዝተፈላለዩ ትምህርትን ተሞክሮን ዘለዎም ሰሚዑን አገናዚቡን ናይ ገዛእ ርእሱ ን ርዲኢትን ምርዳእን ከይክእል ግጉይ አካይዳ ትኸይድ አለኻ ። ፈልሲ ማለት ግን ፈረሲ ማለት እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ፍታሕን መስተርሀውን እዩ ዝጽልይን ዘሎ እምበር ! ዘይፈላስፉውያን ፈላስፉ እንዳበልኩም ህዝበ ተዳናግሩ አለኹም። ህዝበ ኤርትራ አብ አፈርኩቡ ከሎ" ይአክል" ተመስሪቱን እንዳሰረሐን ከሎ ንጽባሕ ሲድኡ ከጣጥሕ ንተቃላሳይ ከዳናግር ዝመጸደ፣
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
ቴዲ ሓውና ናይ ጽቡቕን ኣገዳስን ትምህርትንዩ ተቕርቦ ዘሎኻ ተቐቢሎም ተግባራዊ ዝገብሩዎ ይረክብ እዩ ዘብልኒ። ብተዳዳጋሚ ብኹለን ሚድያታት ግዜ ሂብኩም ክትምህሩዎ ይግባእ። ምኽንያቱ እዚ ዎሎዶዚ ኣብ ሳዋ ተጠፍጢፉ ንኹሉ ክፉእን ዘይሰብኣዊ ተግባርን ዘረባን ምፍጻም0 ብዝይሕፍረት ክፍጽምዩ ተሰሪሑ፡ ስለዚ ጻዕሪ ከድልየኩምዩ ዝመስለኒ፥ ፈጣሪ ይሓግዝኩም።
@ghemaek
@ghemaek 3 ай бұрын
ጽብቅ ቴዲ ከማካ ለባማትን ሓላፍነታውያን ይብዝሑ ።ብዝኮነ እቲ ዓቢ ጸገምና ኮይኑ ዘሎ ናይ ናጽነት ሓሳብ የብልናን ኣሱራት ኢና ።ንኣብነት ዝኣክለ ንዉፉይ ዝነቁፉ ሰባት ምስ መጹ ዉፉይ ዘይኮነስ እቶም ንዉፉይ ዝደግፉ እዮም መልሲ ዝህቡ እዚ ክኣ ዓቢ ጸገም የምጻኣልና ኣሎ።ዉፉይ ክኣ ንፉዕ ተቃላሳይ እዩ ክንቀፍ ኮሎ ክኣ ንክእረም ድሉው ክከዉን ኣሎዎ እምበር ምስ ናተይ ሓሳብ እንተዘይ ተሳማሚዒኩም ናትኩም ግበሩ ዝባህለ ጉቡእ ኣይኮነን ያቀንየለይ።
@Tusfai
@Tusfai 3 ай бұрын
ኤርትራውያ እኮ ነስደምም ፍጡራት ኢና ሓንቲ ትካል ዘለዋ ውድብ የላን ከም ደርሆ ግን ውድባት ትጫጭሕ መርገም ድኣ መርገም እዩ እዚ 400 ዝኮና ውድባት ኣለዋ ሕጂ እዩ ቅኑዕ ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ልቢ ወጽዕኡ መስዋእቲ ከፊሉ ፖው ዝህዝቢ ካብ ስቃይ መኣስ ኮን እዩ ክገላገል 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
@kbmilcah
@kbmilcah 2 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒስ ዉፉይ... ድዩ ኣዚዝዎ ነቲ ዝገብሩሉ ሓለዋ ይኹን ካፓ ዋላስ ባዕሎም እዮም ጌሮሙሉ ኣረጋጊጽካ ኢኻ ከምዚ ዝገብር ኢልካ ትዛረብ ዘለኻ? እቶም ዓደምቲ ኣኽቢሮም ሓለዋ ይኹን ካፓ ዝገበሩሉስ እይደልይን ዘይበሎም ኢኻ ትብል ዘለኻ? እቲ ዘዉጽእዎ ገንዘብ ቅድሚ ምጽኡ ምኳኑ ትዝንግዖ ኣይብልን
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኩሉ ዓይነት ጥፍኣት ክድሕን እንተኾይኑ; ኣብዚ ዕድመ እዚ ይቃለሳ ንዘለዋ ከም በዓል ፕሮፌሰር ኣልጋነሽ ኣስፍሃ ዝበላ ኣዴታት ከዳምፅ ይግባእ!!!
@Ae91scd
@Ae91scd 3 ай бұрын
ስለዚ " ህዝቢ ኤርትራ ዘይፈላስፉ ፈላስፉ ዘይኮነ ዘድልዮ ዘላ ! ፈላስፉ ሕልናን ቅንዕናን ሐቕን እዩ ዝጠልብን ዝጽበይን ዘሎ።
@ብሊና
@ብሊና 3 ай бұрын
Eritrawi techefliqu tray eyu kinebr zelewo 👌 kab hgdf hish zibele gin kea hayal mingsti nezi sidi eritrawi set let zebl yedlyena alo✍✍
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 3 ай бұрын
H! Mr tedros hani hito alatini wufuy nay mintay selfi merahi keyni iyu udet zigebir zelo? 🎉
@GhebrihiwetAsfaha
@GhebrihiwetAsfaha 3 ай бұрын
Good job wufuy and felsi selam
@danikamboni4131
@danikamboni4131 3 ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ቴዲ። ኣብ ዘለኻዮ ጸኒዕካ ንቅድሚት ሰጉም ጽቡቅ ኢኻ ዘለኻ
@ብሊና
@ብሊና 3 ай бұрын
Welayo tray nezi hawi antsar hgdf Kiros ezom chawchaw ziblu zelewu akhlabat aysmaeyom kuluna misakha alena , ezi mafia sirat nay klite mealti kinat zitsawer aykonen ab bayta zero eyu wela hanti aqmi yeblun 👊👊
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 3 ай бұрын
Tedi hji wun tearemela ab SECURITY zbil negr kidmi hji zhabkayo rieto. Lkie rietoka eyu gn rieto aenawii dakone wun suk Elna aynzebn kulu negr limit aken alewo. Slezi xelaeka n fuluyat ayni wey key zkonu merahti feliu ab mikinxal zelewo temekuro tfelto aymeslenin hsebo hgdef ketila gexka keytilile ACID zdefie aremenawi srat kem zkone ztegenzebka aymeslenin. Slezi SECURITY yedlin ferekan 2,3 sebat zeykonus 10tetat security keman Dehar n president trump keman bzey security tbil trump wuhus eyu b million security kem zhlo flet. Wedehanka
@dahabbrhane
@dahabbrhane 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቕን ሓግዚን ትምህርቲ ሂብካና፡ የቐንየልና።
@meazesahle9973
@meazesahle9973 2 ай бұрын
ቅንይ ኢሉ ከኣ ብዛዕባ ፈልሲ ምባል ረሲዑ በርጌድ ክብል ክጅምር እዩ 😁
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Selfie ae Gera dea zey ykawemuwa dimokrasi andhri tamnukonkum ay yetallu antay gerkum EU Ezi zkalesu zelo bgenzebun b hzbun afkum hzulna ktsatefu ay ranakumn tehbikum ekum antay eu alamamum debd abklil❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Nexr sfah gfah asfafh tawt eu kalsna zerkb yerkbo ksab abis abeba bihna alena ankfatay tkunna❤
@azmerahailu1550
@azmerahailu1550 3 ай бұрын
tkikil Dedi press hawuna👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🩵🩵🩵🩵
@Zeraymabrahtom
@Zeraymabrahtom 3 ай бұрын
ኣንታ ረሳሕ ሰረየታይ ውዱቕ ቀናእ ብላሽዊ ረሳሕ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
AB wukawi biwetu a.ataw antayamxo kemtinsuzgebro ygberuezi melakti ay agdef eunay tekalsay bdletu ykalesu kbret msel amenu nskum kbret zey blakum ahzab emum❤
@DimozBereketab
@DimozBereketab 3 ай бұрын
I respect teddy when he is emotional 😊. keep it up man.🎉
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Mergxika anexr ay tfrah tedi langa langa ay tfred AB heki mels❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Msakum guazo gobat kalsi ay nkalsna ena❤
@Tusfai
@Tusfai 3 ай бұрын
ሻሎም ሻሎም ሻሎም 👍👍👍👍
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Veri good Ezia eu OTI hesab jigna❤
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 3 ай бұрын
ዋው ቴዲ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝኾነ ገምጋምን ኣወንታዊ ሓሳብን ሰሚዕና ብሓጺሩ እቲ ክንከኖ ዘለናን ክንብሎ ዘዋጻኣናን ነጊርካናን ተንቲንካልናን ክብረት ይሃብካ። ግን ሕቶ ኣለኒ ብዙሑት ውን ይሓቱዃ ኔሮም እዮም ብፍላይ ንመምህር ውፉይ ድሕሪ ዚ ሰሚናራት ምውድኡ ዓዲምካ እቲ ስግኣት ኮይኑ ዝረኣየና ዘሎ ንኣብነት ንመን ወኪሉ እዩ ከይዱ ዝብሉ ኣብቲ መጀመርያ ውን ሓደ ሰብ ሓቲቱዃ ኔሩ ኣግዳሲት ሕቶ እያ ሞ ኣንጺእካ ኣዋጣሪ ሕቶ ብሽም ኩልና ተትሓቶ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስማዓኒ የቐንየለይ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Kemzi andhri konkum MS afar tedamamima bawragana knsrh ena❤
@merhawitesfazgi9631
@merhawitesfazgi9631 3 ай бұрын
Forsa deqi melei
@adhanomkidane6903
@adhanomkidane6903 3 ай бұрын
💙💙💙🥰💙💙💙💪🏼.
@muezgebremichael8824
@muezgebremichael8824 3 ай бұрын
ሰላም ተዲ
@AwetKahsu-ry8xs
@AwetKahsu-ry8xs 3 ай бұрын
AGREE . TEDDY !!
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@uemnetwork9227
@uemnetwork9227 3 ай бұрын
Well done Teddy.
@AmanuelMebrahtu-s6u
@AmanuelMebrahtu-s6u 3 ай бұрын
111
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Kal gedifkums bkaba tzarebu zhefr eu agenda agdef tesasu nran nseman alena ntarik nsndon Alena xbuk gber nmenm❤
@MezgebeMedhin
@MezgebeMedhin 3 ай бұрын
Have a successful struggle 🎉🎉🎉
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 ай бұрын
Thank you teddy and keep up
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
AB heknet temrkosu ktwegh ei rhuk ay konan kula tsnad ei zela atum sebat seb yarg mengsti yarg xbah kalae mealti ei melhskum Kay thiku heki fradu xbah Kay thtetu ysned eu zelo ay nfeltN ay tbelu hji tegahru❤
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
የቀንየና ቴዲ ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ።
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤btame.tbokiaze.nye.tgry.tede
@Kewakbtisemay
@Kewakbtisemay 3 ай бұрын
Haw tedi yekenelna 👌🏽
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Ahna alamna exr sfah gfah asfafh hizna knawet ena❤
@fremhret5643
@fremhret5643 3 ай бұрын
You are great teddy always i proud of you
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
ኣዝዩ ጽቡቕ ቀልጥፉ ግና ፕረሲደንት ባይደን ከይወረደ። ፈጣሪ ይሓግዝኩም ሓቢርኩም ስርሑ፡። ናይ ዉፉይ ፍጹም ጽቡቕ ኣይኮነን በይኑ ንምንታይ ይኸይድ ኣብ ሜዳ ኢሳያስ በይኑ ገባርን ሓዳግን ገይሮም ምዓት ኣምጺኦምልና ሕጂኸ ንተቓለስቲ ወኪለ ዝብልከ ኣየናይ ኤርትራዊ ኢዩ ወኪሉዎ፧ ኢሳያስ ናይ ስደት ክኸውን ድዩ ዝፍተን ዘሎ፧ መሐንኮል ቃልሲ እዩ ዝግበር ዘሎ በጃኻትኩም ተማኸሩን ኣርሙዎን ነዚ ዉፉይ ዝብሃል ሰብ፡ ንሰልጠነ ድማ ብዓቢኡ ክእረም ዝግብኦ ሰብዩ።
@ሻም
@ሻም 3 ай бұрын
ርእሰ ውሳኔ
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 52 МЛН
Spongebob ate Michael Jackson 😱 #meme #spongebob #gmod
00:14
Mr. LoLo
Рет қаралды 10 МЛН
ኣዛናይን  ኣስሓቅን  ፕሮግራም :: 23.06.2024
1:41:40
Alena Walta Hager
Рет қаралды 38 М.
Teddy Press ኤርትራ - ትግራይ - ኢትዮጵያ-ግብጺ
1:25:44