ዝርርብ ምስ ዖስማን ወዲ ሓጃጅ wedi hajaj part 1

  Рет қаралды 71,642

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 564
@Wedi_kahsay
@Wedi_kahsay 4 жыл бұрын
ወዲ ሓጃጅ ዘረባኻ ንሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ ብዘይ ማይ ክውሕጦ ዪኽእል ኢዩ።goog job
@kiflemariamghebrezgiher5671
@kiflemariamghebrezgiher5671 4 жыл бұрын
Osman Wedi hajaj ! you are very fair , exemplary and intelligent guy. I am very proud of you. Hopefull. Stay TIGRE and ERITREAN.
@محمدالحارثي-س3ن
@محمدالحارثي-س3ن 4 жыл бұрын
ስ ግ ኣ ት ዩ . ይ ብ ለ ካ ሎ
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
ኣይመስለንን። ኣይትእመኖም ስጋብ ዝጥዕሞም እዮም።
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ተፈታዊ አምጺእካ አዛራርቦም 👍👍👌👌👌🌹🌹🌹
@ghebhaile
@ghebhaile 7 ай бұрын
Thank you hajaj , I gree with you a lot If there is deffernce it is workable .
@birhanacademy
@birhanacademy 4 жыл бұрын
ሰልጠነ ከም ምኽሪ ዝበካ ነቲ ጋሻ ዛዓደምካዮ ምሉእ ኣቓልቦ እንተትህቦ ጽቡቕ ነይሩ :: ሕተቶ ኢሎም ዝጽሕፉልካ ዘለው እዩ ዝመስል :: ሓደ ካብቲ good communication eye contact and full attention እዩ ::
@michaelhabtu7710
@michaelhabtu7710 4 жыл бұрын
Well said brother Osman. We all have one country Eritrea.
@selahadinmahmud3770
@selahadinmahmud3770 4 жыл бұрын
ወዲ ሓጃጅ ጅግና ዓረብ ክንዛረበሉ መሰልና ኢዩ ዝኸልኣና ኣካል የለን ቪቫ ወዲ ሓጃጅ ጅግና
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
ስለምንታይ ትግርኛ ትጽሕፍ ኣለኻ ሓሳዊ ለኹላኽ?
@selahadinmahmud3770
@selahadinmahmud3770 4 жыл бұрын
@@Filmontesfa ንከምዚ ከማካ ምስ ዓረብ ጽልኢ ዘለዎም ንክርድኦም ኢለ እምበር ብዓረብ ምጽሓፍ ኣይሰኣንኩን
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 жыл бұрын
@@selahadinmahmud3770 እወ ምስ ዓረብ ካብ ዓቀን ንልዓሊ ጽልኢ ኣለኒ።
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 4 жыл бұрын
@@selahadinmahmud3770 ኣቦታትኩም ዓረብ እንዳበሉ ዓሪቦም ንስኩም ከኣ ክትዓርቡ ኢኹም
@selahadinmahmud3770
@selahadinmahmud3770 4 жыл бұрын
@@ሙኩሕይሕሰሞ ብዓረብ ሃገር ዝመስረቱ እምበር ዝዓረቡ እይረኣካን ግን እንታይነትካ ኢኻ ገሊጽካልና ኣታሓሳስባካ ግን ኣስፍሓዮ ኢኽ
@kubromyihedgo1697
@kubromyihedgo1697 4 жыл бұрын
ሰልጠነ ብጣዕሚ ትሕዝን ተመሊስካ ናብ ታሪኽ ተመለስ ጀብሀ ናይ ኩሉ ኤርትራውይን ኢይ
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ እንተበልኩካ ኣይውሕደካን
@mahmudomer7815
@mahmudomer7815 4 жыл бұрын
Bravo yeah 🤔
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
Bravo Osman,,Good pure clarification. I think you will be a great leader .as a very young person the way you speak,the points you present are very to the point ,Well done ,keep it up. ኣስላም ዘይብላ ኤርትራ ፣ክርስቲያን ዘይብላ ኤርትራ የላን ።ኤርትራ ክትምስረት ከላ ኣስላም ን ክርስቲያንን ሓቚፋ እያ። ኤርትራዊ ንኤርትራ ክሳብ ዘይጎድኣ ብዝተፈላለዬ ሕብረት ክቃለስ መስሉ እዩ። ኣቶዑስማ ብግልጺ ገሊጹዎ እዩ ።ንሕና በዚ ምንቅስቓስ ዝሓበርና ምስብዙሓት ፈቲና ኣማራጺ ምስ ሰኣንና ፋሕ ንዝብልዘሎ መንእሰይ መጠርነፍን ንጊዚኡ ምትእኽካብ ንምፍጣር ብዕላማ ኢና መስሪትናዮ እምበር ኣንጻር ክርስቲያን ኣሕዋትና ኤርትራውያን ኣይኮናን።ኤርትራውያን ክርስቲያን ከኣ ከምኡ ይግበሩ ንሓደ ዕላማ ምስተጠርነፉ ኤርትራ ናይ ኩላትና ስለዝኾነት ክልቴና ኣብ ጣውላ -ጠረጴዛ ኮፍ ኢልና ንሃገርና ብምክብባር ብምርድዳእ ንምስርሕ ዝኽልክለና ነገር ዝዕንቅፈና ነገር ፈጺሙ የለን ይብል ኣሎ ይመስለኒ ። ሰብ ምስጸገሞ ባውራጃ ክንቀሳቐስ ጀሚሩ ፣ባውራጃ ተጠርኒፍካ ምስራሕ ጽቡቅ ኣይኮነን ይበሃል ።ብኸመይድኣ እዩ እቲ ፋሕ ኢሉ ዘሎ እቲ ማእካብ ምጥርናፍ ተሳኢኑ ዘሎ ኤርትራዊ ክጥርነፍ ? ኩሉ ኣጸጋሚ ኮይኑ ይውሰድ ኣሎ ።ጊዜ የለን ንሓደ ዕላማ ብዝተፈላለዬ ጎደና ኮነ መንንገዲ መንእሰይ ይተኣከብ ይተሓቖፍ ንቃሕ ይቃለስ ፣ካብ ፋሕ ምእካብ ይሓይሽ። መንእሰይ ዑስማን ብሱል ዝርዳእ ብኣተሓሳስባ ብዛዕባ ኤርትራ ካብ በዓል ረዘነ በሊጹ ረኺበዮ። ርግጸኛ እዬ ብዙሓት ኣይክቃወምዎን እዮም ። ረዘነ እሞ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጎሓፍ ጌሩዎ ፣ባንዴራ ኤርትራ ክነድድ ብዘርኢ ስእሊ ትዕቢት ይመስለኒ መጽሓፍ ጽሒፉ ።ምጽሓፉ ዘይኮነ ሓሳቡ ብመሰርቱ ፋልሶ እዩ። ክሓስብ ይኽእል እዩ ።ደቃ ዝሰውኣት ዋዕሮ ኣደ ኤርትራዊ መንእሰይ ግን ኣይትስማዕ።ንኹሉ ደም መንእሰይ ከንቱ ጌርዎ ።እዚ ዶሞ ይሓይሽ? መንእሰይ ዑስማ ክድነቕ ዝግቦ መንእሰይ እዩ። ደቂ ትግረ ንጹሃት፣ቅኑዓት ከምዝኾኑ እዩ ዝፍለጥ። ካብቲ ቪድዮ ሪኮርደር ዝተመሓላለፈ ከምዝሰማዕኩዎ -ሓደ ነገር ክዛረብ ።ጀብሃ ELF ክምስረት ከሎ ካብቲ ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ካብ ከባቢ ኣስመራን ካሎት ዓበይቶ ከተማታትን ክርሕቕ ስለዝነብሮ ኣብ መታሕትዩ ተጀሚሩ ከምቲዳሕራይ ህግሕ ኤ ኣብ ናቕፋ ዝዕረዶ ማለቱ በዚ ከኣ እቲ ምንቅስቃስ ሓርነት ኣብ መታሕት ካብ ከረን ንታሕቲ ማለትዩ ይንቀሳቐስ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ሃይለስላሰ ንኤርትራ ብፍሉይ ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምምሕዳር ኣእትዩዋ ብምንባሩ ማለት ዝኾነ ወተሃደ ኣብ ልዕሊ ኤትራዊ ብዝፍጽሞ በደል ኮነ መቕተልቲ ፈጺሙ ተሓታቲ ከምዘይከውን ብሕጊ ዝተወሰነ ብምንባሩን እቲ መታሕት ቡሙሉኡ ኣብትሕቲ ምምሕዳር ጦር ሰራዊት ናይ ኢትዮጵያ ስለዝነበረን እቶም ጦር ሰራዊ ት ን ህዝቢ ንኣ ዴታት ምብስባስ ጂሞሮም ስለዝነበሩ መንእሰይ ኮኑ ዓበይቲ ናይቲ ከባቢ -ኣስላም ናብቲ ተጋድሎ ናይ ጀብሃ ክጽንበርዎም ግድን እዩ ኔሩ። በዚ ከኣኣብ መጀመርታ ናይቲ ቃልሲ እንትርፎ ውሑዳት ካብ ከበሳ-ክርስቲያን ናብቲ ምንቅስቓስ ናይ ጀብሃ ብዙሓት ክሕወስዎ ጊዜ ብምውሳዱ መብዛሕቶም ናይ ጀብሃ ኣብ መጀመርታ ኣስላም ከምዝነበሩዩ በዚ ከኣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጀብሃ ወንበዴ ነው።ጀብሃ የዐረብ ደላላ ነውዝብል ፕሮፓጋንዳ ብጻዕቂ የካይድ ከምዝነበረ ክርሳዕ የብሉን።ካልእ እቶም ኣብመሪሕነት ናይ ጀብሃ ዝነበሩ ኣስላም ነቲ መቃለሲ ዝኸውን ኣድላዬ ከም ጠበንጃ ኮነ ሽጉጥ ኩሉ ዘድልዮም ክረኽብዎ ዝኽእሉ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ሃገራት ኣዕራብ ከም በዓል ሶርያ ግብጺ ጥራሕ ስለዝነበረ እቶም ሓለፍቶት ናብ ሃገራት ኣዕራብ ይመላለሱ ከምዝነበሩ CIA ኮነ ሰለይቲ እስራኤል ይፈልጡ ስለዝነበሩ ንሃይለስላሰ እዞም ጀብሃ ምስ ኣዕራብ ርክብ ኣለዎም ን ኤርትራ ዓረባዊት ክገብሩዋ እዮም ስለዚ እዚ ከይከውን ብሓይሊ ክሰርሕ ከምዝነበሮ ይንገሮ ብምንባሩ ነቲ ቃልሲ ክታሓላለኽ ኣስተዋጽኦ ኔሩዎ እዩ። ። ካልእ ኣብ መጀመርታ ህዝቢ መታሕት ክሳቐ እንከሎ ብዙሓት ከበሳውያን ክርስቲያን ምስቲ መንግስቲ ሃይለስለሰ ኣብስራሕ ኮነ ምምሕዳራት ይሰርሑ ስለዝነበሩ በቲ ምንቃስቓስ ናይ ጀብሃ ብጽቡቕ ዓይኒ ይረኣዩ ኣይነበሩን ምኽንያቱ እንግሊዝ ተኺሉዎ ብዝኸደ ፈላሊኻ ግዛእ ብዙሕት ንኣድነት ይሰርሑ ብምንባሮምን ። ጀብሃ ብጦር ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝነድድ ዝነበረ ኣባይቲ ዝዝረፍ ዝነበረ ከብቲ ጥሪት ወዘተ ክሳብ ኣዴታት ብሕሱም ክሳቐያ ይግበር ስለዝነበረ ህዝቢ መታሕት ክሳቐ ከሎ ክሳብ ህዝቢ ከበሳ ኣይሓገዘናን ዝብል መረረ ይስማዕ ከምዝነበረዩ። ። ደሓር ግን ቀስብቀስ ሰብ ከበሳውን ንጀብሃ ብብዝሒ እናተሓወስዎ ከይዶምሲ ህዝባዊ ሃይልታት ተመስሪቱስ ውግእ ሕድሕድ ኮይኑ ፣ጀብሃ ናብ ስደት ኣምሪሖም ዘሕዝን ታረኽ ኤርትራ ።እዚ ኩነታት ካብ 1960ታት ክሳብ ከባቢ 1969 ከምዝነበረ እዩ። እቲ ዝገርም ቅድም ኣንድነት ዝብሉ ዝነበሩ ደቆም ደቂደቆም ተሓቢኦም ኣጽቂጦም ጸኒሖም ሎሚ ኤርትራ ከምዝደኸመት ብ ኢሳያስ ኮነ ብበዓል ታምራት ነገራ ፣ ክንገር ምስጀመረ ፣ ሓለይቲ ኤርትራ መሲሎም ብበዓል ረዘነ ሃብተ ብድፍረት ንህዚቢ ኤርትራ ኣማራጺ የብልካን ናብ ኢትዮጵያ ተረመር ተመለስ እካ እዛ መጽሓፍ ኢሎም ህያብ ክህብዎ ተሰሚዑ። ጽባሕ ከኣ ,,፣ደም ዝፈሰሶ ነጻነት ,, ክጸሓፍ እዩ።
@amalb5474
@amalb5474 4 жыл бұрын
Betami beleh seb anbesa ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@عبدالرحمنإدريس-ق9ش
@عبدالرحمنإدريس-ق9ش 4 жыл бұрын
حين سكت أهل الحق عن الباطل توهم أهل الباطل انهم على حق 👏👏
@bamediaentertainment9394
@bamediaentertainment9394 4 жыл бұрын
ኣስላም ብግልጺ ኣብ ሓደ ሰሚሮም ንትግርኛ ንምጥፋእ ተዳልዮም ኣሎዉ።ንሶም ክውደቡ መሰሎም እዩ።እቶም ትግርኛ ክኣ ክንእከቢን ክንውደቢን ግዜ ይሓተና ኣሎ። ስለዚ ኣምስሉይነት ትግርኛ የብቂዕ። ደግም ብሓደ ሰሚርና መጻእና ነጣጢሕ።
@izazosman6867
@izazosman6867 4 жыл бұрын
👎👎👎
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 жыл бұрын
@@izazosman6867 terewae ata akar ktriewa eka
@mega-bq5zb
@mega-bq5zb 4 жыл бұрын
Ata chamwe heji do yehashe kemak agazyan elka way tiger tegrina bala
@izazosman6867
@izazosman6867 4 жыл бұрын
@@adnaqimerebestifanos7078 Fake you 👈ok
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 жыл бұрын
@@izazosman6867 suq bel hafka hz kamas eka ktdefreni jemirka aslamay jajawi temberkek
@abharish1773
@abharish1773 4 жыл бұрын
Great job Wed Hajaj. Thanks Seltene seltune sab. You are really our Tigregna that we know♥️.
@saidabdelhay9977
@saidabdelhay9977 4 жыл бұрын
I would like to express my great respect for what you are doing , I really appreciate your promoting the culture of dialloge between different opponents in a civilized way . I understand that there is no perfection in everything in this life , so I will not mention the minor negetive impressions that I have . I wrote these few words just to encourage you , I hope I will be more specific in my next message, Keep going I wish you all the best
@SofiaOHabib
@SofiaOHabib 4 жыл бұрын
Oman you should say we are working in our unity, & fight the right of every Eritrean.people. It's simple.
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ወዲ ሐጃጅ እታ ባንዴራ ጡዑይ ጌርካ ስቀላ:
@AhmedSaid-kj5ze
@AhmedSaid-kj5ze 4 жыл бұрын
Excellent description well done!,.
@993gr7
@993gr7 4 жыл бұрын
ወዲ ሐጃጅ ዝብል ዘሎ ናይ ቅድሚ ሕጂ ከም ባዓል ኢሰያስ ደቂ ባት ተመሲሎም አብ ቃልሲና አቲዮም ጸይቆሞ ስለዚ ንጻሬ ኢዩ ዝብል ዘሎ ጌጋ ከይድገም አቱም ክርስትያን አብ ዉሽጥኹም ተጻሬዩ ንሕና አስላም ካአ ንጻሬ ድሕሪኡ ደቂ ባት ንሐብር ሐቢርና ንቃለስ ኢዩ ዝብል ዘሎ።
@993gr7
@993gr7 4 жыл бұрын
@David Solomon ትም በል አኳራ ጤል አራይ ፋንዲያ ቆማል ዓጋሜ።
@jemalino8882
@jemalino8882 4 жыл бұрын
Wed Hajaj Jigna!
@meetboy1947
@meetboy1947 4 жыл бұрын
شكراا لك يا اخي عثمان واصل ولك كل الاحترام والتقدير وشكراا لك
@cdef6215
@cdef6215 4 жыл бұрын
السلام وعليكم ورحمة الله وبركاتة يا أخي العزيز عثمان ماشاءالله عليك زول راقي أبشر هادفك واضح وشكرا 👌👌👌
@1ምእንቲህዝቢ
@1ምእንቲህዝቢ 4 жыл бұрын
እዚ ትጥቀመሉ ዘለዃ ቆንቆ ኣምቢብካ ዝርደኣ ሰብ የለን።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 жыл бұрын
@@1ምእንቲህዝቢ Arabic entezey felitka NA'AKHA GEDEDEKA.
@1ምእንቲህዝቢ
@1ምእንቲህዝቢ 2 жыл бұрын
@@mmsaed4630 ጸገም ዝባሃል የብለይ ትጎርኛ ኣለኒ ዝሕበነሉ ምስ ህዝበይ ዝራዳዳኣሉ እንደገና እንግልሽ ኣለኒ ኣብ ዓለም ሙሉእ ከራዳዳኣኒ ዝኽእል ። ዓረብ እንተደኣ የድልየኒ እዩ ትብል ሃሊኻ በይንኻ ንግልዃ ተጠቀመሉ።
@tcagayberhe6002
@tcagayberhe6002 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ንፉዕ ይመስል ጽን ኢልካ እንተሰሚዕካዮ እቲ ዝምልሶ ዘሎ መልሲ ውን ቅኑዕ እዩ
@weditesfay629
@weditesfay629 4 жыл бұрын
Ayenay eti qnue meredaekana do kbur haw
@Mohamed-ug8xx
@Mohamed-ug8xx 4 жыл бұрын
Viva Osman very smart and Allah bless you
@abelyohannes395
@abelyohannes395 4 жыл бұрын
Tekekel 90% be amhargna eyu zxelewen
@samuelsegid796
@samuelsegid796 2 жыл бұрын
Great Answer that is enough Great 👍
@aadam300
@aadam300 4 жыл бұрын
ሰልተነ ሃይለ ስላሴ ትግርኛ ቅድሚ ዓረብ ኢዩ ከልኪሉ ዓረብ ግና ቀጺላ ድሕሪ ነዊሕ ኦኣመታት ተሓኤ ትግርኛ ምእንቲ ከይትጸንት ካብ ዝብል ዕላማ ኣብ 1969 ናይ ትግርኛ ትምህርቲ ኣብ ሞጎራዬብ ከፊታ ብተወሳኺ ክልቲኡ ቋንቋታት ንተጋደልቲ ተምህር ነይራ እቶም ኣብ መፋርቅ ስሳታትን ኣብ ሰብዓታትን ዝነበሩ ተጋደልቲ ብፍላይ ድሌትን ተደላውነትን ዝነበሮም ሎሚ ትግርኛን ዓረብን ይውንኑ።
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
እዋእ ሰልጠን ጀብሃ እስላማዊት ውድብ አይነበርትን ባዕለይ አብ ጅብሃ ነይረ አስላመን ክስታንን ነይርና::
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዝንኣድ ኣቀራርባ፣ እቶም ኣዝዮም ዘይሰማምዑ ሕቡኣት ተፈሪሆም ዘይትንከፉ ዝነበሩ እዮም ናብዚ ኩነታት የእትዮምና ዘለዉ። ብዙሓት ኣስላም ኣስላማይ ምዃን ማለት ዓረብ ምዃን በዚ ድማ ቋንቋ ዓረብን ባህሎምን ምውሳድ ማለት ኰይኑ ዝስምዖም ስለ ዘለው ብኸምዚ ዝፈሓፋሕ ግጥመ ምጉት ምናልባሽ በሊሖም ብመንነቶም ተኣማሚኖም ይኾርዑ ይኾኑ፣ ምህርቲ ይሃብኩም ብዓል ሰልጠነ።
@a.tedros7195
@a.tedros7195 4 жыл бұрын
what a clever young man is wedi haja, while seltene is obsessed with identity politics..
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
እንታይ ዋንጭኡ ናይ ዘበን ሃይለስለሰ ያዕ በሎ። ዑስማን ኣበሃህልኡ ቋንቋ መራኸቢ ጥራሕ እዩ።ንትግርኛ ኣይነዓቐን ።ብትግርኛ ምስ ዓለም ክትራኸብ ኣይትኽእልንስለዝኾንካ ብእንግሊዝ ኮነ ብዓረብ ግን ምስ ምሉእ ዓለም ብንግዲ ፖለቲካ ትራከበሉ መንገዲዩ፣ሎሚ እሞ ቋንቋ ቻይና እውን ኣድላዬ እናኮነ ይመጽእ ኣሎ ።እቲ ቋንቁ ትግርኛ ኣብ ኤርትራ ንጥቀመሉ ምስዓለም ከኣ ብዝተፈላለዬ ቋንቋታት ምርኻብ ግድንዩ። እዞ ኣጋዝያን ግን ብዛዕባ ቋንቋ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ምጥቃም ኣይፈትዉዋን ተሕምሞም ያ፣እንታይ ገደሶም ።ናይትግራዮም ጥራሕ ዘይገብሩ።ኤርትራ ትግርኛ ጥራሕ ኣይኮነን ዘለዋ ካሎት ትግርኛ +8 ቋንቋታት ኣለዋ።ትግርኛን ዓረብን መስርሕን መዘራረብን ከምኡ ከኣ English ምጥቃም ንመጻኢ ወለዶ ምድላው እዩ።ትግርኛ ጥራሕ ኣብ ኤርትራ ክትዛረበላ ጥራሕእያ።ምስሃገራት ዓዕራብ ብዓረብ ምስ ምዕራባውያን ብEnglish ጌርካ ስልጡን ዘመናዊ ሕብረተሰብ ምህናጽዩ። እዞም ኣጋዝያን ግን ነቲ ዕላሞም ስለዝጻረሮ ዓረብ ዑዕ ያተምጻሎም።
@danielgebremedhin7992
@danielgebremedhin7992 3 жыл бұрын
Astewel wedi haji , zikone seb tigrigna hade mesilula mish, ettom hgdef eyom kemu zigebru astewel.
@wedfaris6148
@wedfaris6148 4 жыл бұрын
ابشر يا بطل ود حجي عيش اتا ويدوم خيرك
@misginat3917
@misginat3917 4 жыл бұрын
Kolel eyom zblu eway shgr taqya kigebru haxar melsi zeyhbu kolel
@kaizenmediasport8462
@kaizenmediasport8462 4 жыл бұрын
Wedi hajaj good explanation you correctly mentioned what is the reality and needed at the moment.
@asmeromabraha4076
@asmeromabraha4076 2 жыл бұрын
እዚ መንእሰይ ቡሱል እዩ ግን ሒዚዎ ዘሎ መንገዲ መገዲ ዕንወት እዩ ብእምነት ዝምስረት ምንቅስቃስ ኣይዕወትን እዩ መኽንያቱ ሳዓብቲ ኣይረክብን እዩ::
@amalb5474
@amalb5474 4 жыл бұрын
Gobez Osman Wedi hajaj ♥️♥️♥️
@ማሓሙድጃብር
@ማሓሙድጃብር 4 жыл бұрын
So slam seltene habibi Eritrea neritrawyan ember nay haymanotawyan aykonetn kexllo Sebey
@said6430
@said6430 3 жыл бұрын
Great job wed hajaj 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ሰልጠነ ሃይማኖት ነናይ ውልቅና ድኣ እበረ ናይሓባር ኣይኮነን ሃገር ግን ናይ ኩልና'ያ ስለ ምንታይ እዮም ምስልምና ጥራሕ ዝኣምን ሓዎም ጌሮም ዝወስድዎ ኣይርድኣንን'ዩ
@umhabib1499
@umhabib1499 4 жыл бұрын
ታቦትና ኢንዳበልኩም ትውአሉ ዘለኩምሲ ንመን ከተደናግሩ
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 жыл бұрын
Hager malet hizbi eyu eretra kia nay men eya eyu eti hito wania tigrina eya bimertio eyu
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 4 жыл бұрын
@@umhabib1499 ታቦት ምስ ፈጣሪና ንራኸበሉ ድኣበር ታቦት ዝብል ምንቅስቃስ ውይ ውድብ የለን
@umhabib1499
@umhabib1499 4 жыл бұрын
ጸዋር ኩን ልበይ ተስፋጤል ኢንታይ ክብል ዳኣ ይውኢል ኣሎ? ካባኹም ንላአሊ ኣኽራሪ ናይ ሃይማኖት ኣሎ ድዩ?ኪዱ ዳኣ
@destaftwi5229
@destaftwi5229 4 жыл бұрын
@@umhabib1499 tesfation nay haimanot aykonen nay meninet eyu
@Benny12-w3s
@Benny12-w3s 4 жыл бұрын
እዞም ትግርኛ ብሓይሊ ሓደ ኢና ትብሉ ደለኩም ተገደፍኩሞዩ ዝምረጽ ።
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 4 жыл бұрын
No tigrgna bhadd zebleka yelen tigage alka. areb qonqa gn katuu anfqedn ena nebel zelena gn ms 9 bhirtna kenenebr ena ane ms 4 bhir eye abeye. Yefqurm eye. Gn ab eritrea areb kitatoto never bejka hiseb hawey
@gojtomgojtom9788
@gojtomgojtom9788 4 жыл бұрын
Neakum dea teternifna ena kinsogokum nikiel ember atum deki Mohammed jelfafat goteti gemel
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 4 жыл бұрын
ካብ ማዓስ ሓደ ክንከውን ሓውን ማይን ብከመይ ትግሪኛ ትግሪኛ ኢና አቶም የሕዋትና አንኮ ተጋሩ አዮም ካብ ኣስላማይ ኢስራኤላዊ ይሁዳ ይቀርቡና አታ ሓንቲ አንኮ ተራክበና ሃገር አያ
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 4 жыл бұрын
@@ተክልሜድያ haqka alka fooo & go belom ezum kab 7 ansitii
@henokrobial8618
@henokrobial8618 4 жыл бұрын
Ayseren.deyou.eziy.selten.yeblkan.deyou.work
@salahhamedwadabib2340
@salahhamedwadabib2340 4 жыл бұрын
قدام يا حبيبي أبؤ عفان ربنا يحفظك والتحية لي الناس الواقفين معاك
@alganeskihishen4306
@alganeskihishen4306 3 жыл бұрын
ከማፍኣፍካ ዝጽርግ ብጌታ የምጸልኩም ናይ ጎይታ ሓይሊ ይብልጽ።
@محمدمسمر-و4غ
@محمدمسمر-و4غ 4 жыл бұрын
ابشر يا ودي حجاج الله يحفظك يا بطل الله يكتر من امسلك
@feruhiiiselamawinat8859
@feruhiiiselamawinat8859 4 жыл бұрын
Seltene,, emca means eritria Muslim community asosation malet u this is our name don't tray to change the meaning please,,, if u r ctistian, Christian asosation tabel let every one free betriii dess zebelom memes zetamamenuu yeqalesuuu wedii hajaj neaoo zemesluu yefelet meszefeltom neqelas awett ember shenfeet aymeslenen eritrawyan lealiiiseboom zetechefchefuu hezbiii eyoom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷,,,, nemanem emenuuu elkaa ayyteamenooon ekaaa, wedi hajaj xeleiii kemzeybeluuu gelixelka. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Well dane weddihajaj👌🇪🇷
@jemalino8882
@jemalino8882 4 жыл бұрын
United we will succeed.
@maimunabeshir3333
@maimunabeshir3333 4 жыл бұрын
Bravo Osman 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@zaharmohamed6220
@zaharmohamed6220 4 жыл бұрын
البطل واد حجج
@harnetarina1037
@harnetarina1037 4 жыл бұрын
اسلام عليكم ودي حجاج فراحتني يابطل فعلن راجل سياسي ابشر الله يوفقك
@berhanemichael1234
@berhanemichael1234 4 жыл бұрын
እዚ ናዓና ንትግርኛ ሓጋዚ ኢዩ።ዕላማ ናይዘን ቀቢላታይ በሪህልና ኣሎ።
@መራወዲዲሲ
@መራወዲዲሲ 4 жыл бұрын
@@ኤርትራናይኤርትራወያንያኤ ቀዲምካ ሞ ሺምካ ቀይሮ ወዲ ቀቢላ ነብሲ ካለኣይ እንታይ ክብለካ ደልየ መሲሉካ ጀብሃ ምስ 40000ሺሕ ሰራዊታ ኒ ሱዳን ክንጥርዛ ከለናስ ኣበይ ነርካ ሕጂ ከኣስ ካብ ጸባ ዘይተረክበስ ዝበሃል ምስላ ኣለና:: ኣብዛ ዓለም ገና ኮለል ክትብሉ ኢኩም ካብ ሃይማኖታዊ ጥርፉነት ደው ከየበልኩም !
@መራወዲዲሲ
@መራወዲዲሲ 4 жыл бұрын
@@ኤርትራናይኤርትራወያንያኤ ክኽክክክክ ኣታ ወላ ነዞም ኢጣላናውያን እባ ክረዲት ሃብዎም ንስኻስ እስከ በል ነዛ ኤርትራስ እንታይ ኢኻ ገርካላ ካብ ሰበኽ ሳግማዊ ናብራ ኣመልጥካ ትኸውን እምበር🤪 ብዙኮነ ኣነ ከም ማዕዳ የ ካብ ጀብሃ ዘይትመሃሩ ኢለኩም ተዘይኮይኑ ከም ደስ ዝበለኩም ተወደቡ ካብ ሸንኮለል ናብራኹም ግን መን ከልእኩም::
@መራወዲዲሲ
@መራወዲዲሲ 4 жыл бұрын
@@ኤርትራናይኤርትራወያንያኤኣበይ ድየ ዓብየ
@መራወዲዲሲ
@መራወዲዲሲ 4 жыл бұрын
@@ኤርትራናይኤርትራወያንያኤ ክክክክክክክ😜😁🤪
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
አዞም ትግሩኛ ትዛረቡ በጃኩም ቁሩብ ሕሰቡ ሓደ ኢና ዶ ሓደ ልቢ ዶ ኣይትበልና ስምዕዎ ቃናቃኩም የቃሽሾ ኣሎ ብሓይሊ ሓወይ ኩን ኣይትበሉ ኢካ ሓወይ ዘይበለካ
@Habesha_insider
@Habesha_insider 4 жыл бұрын
Nezom behaymanot zemexu mebekalom teray yu ..ne hezbi tigrigna metfa bezuh haseb ikum tedlyu zelekum.. belu ab medri nerakeb
@ደላዪሰላምኢየ
@ደላዪሰላምኢየ 4 жыл бұрын
@@Habesha_insider yeah ይገርም ኢዩ አዞም ወጃባት ዕንጋሮም ጸሪግና ሰብ ክመስሉ ዝገበርናዮም ሲ ሕጂ ኣዕራብ ኢና ዶ ዓረብ ክብሉና ሶ ኣጆኩም ጥራይ ሓዲኣ ኣሎ ናይቲ ትግሪኛ ዝዛረብ ሰብ ኢዩ ዝገርመኒ አዞም ኣመንቲ አስልምና ዝዛረብዎ ካብ ኣብ ኤርትራ ዝሎ ክርስቲያን ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ከሰላ ሱዳን ሰሎ ኣስላማይ ኢዩ ሓወይ አንዳ በልዎም ሲ ከምይ ዲዩ ሕውነት አዞም ሓድነት ዶ ገለ ዝብሉ ከኣ ኣሕዋትና ኢዮም ኣስላም ይብሉና ኣሕዋትና ዘይበሉና ሲ ከመይ ገርና ኢና ኣሕዋትና ኢና ክንብሎም please ተዛራቢ ትግሪኛ ንንቃሕ
@Habesha_insider
@Habesha_insider 4 жыл бұрын
@@asmeromeyob2691 Shekorina ane degafi tigray wey ezom kab moslim zey heshu agaizan ina in enda belu poltic keserhu zewel key mesleka ... N behere tigrigna gen bezuhat xelati koynkumo alekum ...slezi agebab megebar agedasi u ente zeykoynu ab medri yerakebena ye debel deleku... Be eritwentka hubun, be menenetka hubun entezekonka dema kehgeza yekel ye arku... Kabu zetrefe be haymanot gerkum poltic ketserhu aytrebrebu... N behere tigrigna ketekalel mefetan gen seferka mexyak tray u zehawey mearey. Tekababirka mekad gen yekal u
@Habesha_insider
@Habesha_insider 4 жыл бұрын
@@asmeromeyob2691 😂😂 sekorey ...nesehaat dea keynuhulu ...men yu ane be agaziyan kuru aykonkun iluka ... Behaymanotey wey be menenetey geru poltic zesreh ayweklenen ye ileka ... Geez meseretey mukanu kihide aybelkuka arku.. Poltic neboynu Haymanot nebeynu Selezi be clear bro ...
@weditesfay629
@weditesfay629 4 жыл бұрын
@@asmeromeyob2691 neska 6 quanqa tmelik btaemi nfue ane kea 4 ymelk. Hji gn nesu aykonen eti guday zleale kbri gn neti quanqa adeka kthb aloka, seb yemhar yfelt nmntay 20 quanqa aybexehn, gn tigrigna tigre saho wezete dea ab dereja alem kelali kexer alewo ember...
@osmanali3523
@osmanali3523 4 жыл бұрын
Proud of that i m from your party Hajaj Keep going
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
አታ በጃኻ ግደፈና ንዓይ ክርስቲያን ከሎኹ 5. መስርዕ ይባሃል ነይረ::
@خليفهإدريسعثماناولادإدريس
@خليفهإدريسعثماناولادإدريس 2 жыл бұрын
ممكن دعوه
@aaabdelgadir1839
@aaabdelgadir1839 4 жыл бұрын
والله عجبني جوابك المختصر علي سوال عن جبها
@nebsey
@nebsey 4 жыл бұрын
I’m a Christian and I agree with wedi hajaj.. he is right a lot of Tigrinya speakers are mixed with Tigray so he is right he can’t trust Tigrinya. keep going Osman no matter what at the end of the day we will join you sooner or later.
@ዓደይዩክብረተይ
@ዓደይዩክብረተይ 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ተወደብ ወዲ ትግርኛን ክርስትያንን
@samiaromadan7884
@samiaromadan7884 4 жыл бұрын
Kkkkkk u start to scar oh allah
@filichelsawi3293
@filichelsawi3293 4 жыл бұрын
wedy hajaj jgna ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HamidAli-ol7vt
@HamidAli-ol7vt 3 жыл бұрын
نحن عرب شاء من شاء وأبى. من ابي
@Tomas_Tekhle
@Tomas_Tekhle 3 жыл бұрын
عربي 😂😂
@edrismohamed5475
@edrismohamed5475 4 жыл бұрын
مرحبا مليون ود حجي تسلم الله يحفظك ويسعدك
@salahibrahim2008
@salahibrahim2008 4 жыл бұрын
حببي وحاجج أبشرك حية وحيوت
@HamidAli-vn2pe
@HamidAli-vn2pe 2 жыл бұрын
👍👍👍
@nahomsolomon6240
@nahomsolomon6240 4 жыл бұрын
Ata hawy entay eika eza mekab tferha zeleka gdefom nsom yekebu alew meselom eyu nska natka gber
@eliashabte7120
@eliashabte7120 4 жыл бұрын
Nahom zfer koynu aikonen, but entay kemsemx Flut eu...mflelay eu zfetr....
@kadijakadijah6289
@kadijakadijah6289 4 жыл бұрын
ودحجي 🐪👍👍👍☪️☪️☪️🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@fermoh5289
@fermoh5289 4 жыл бұрын
Btami anbesa wedi hajaj
@ادريسعوته
@ادريسعوته 4 жыл бұрын
أبشر ابشر بلخير يا بطل استذ عثمان بن حاجج
@ደላይሓቂደላይሰላም
@ደላይሓቂደላይሰላም 4 жыл бұрын
ሰልጠነ !! ነቲ ቅድሚ ማሕሙድ ዑመር ዝተዛረበ ምስ ፈኸራኡ ከይኮለፍካ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ። ወዲ ትግርኛ ስለዝኾነ እንዳተጻረፈ ጽን ኢልካ ሰሚዕካዮ። ንማሕሙድ ግን ትከራኸሮ ነርካ⁉️ እሞ ከኣ ምንቅስቃስ ንበይንና ትጸልኡ። ንሕና እስላም ድርብ ሰላማዊ ቃልሲ የድልየና ኣሎ። 1. ኣንጻር ህግደፍ 2. ኣንጻር ከበሳዊ ጭቆና ንስኻ ከም ጋዘጠኛ :ወገንነት ክተርኢ የብልካን 💝 መደብካ ክዕወት!! ደሓር ከኣ ሰብ ከም ድላዩ ይተኣከብ! ከም ብሔር: ከም ሃይማኖት : ከም ደቂ ኣንስትዮ : ከም ሓረስቶት : ከም ተማሃሮ ........ እንታይ ዘሻቅል ኣለኩም። እቲ ንስኹም ቅኖዕ ትብልዎ ጥራይ ድዩ ቁኖዕ ⁉️ እዋእ ኣነ ክርስትያን ኣሕዋተይ ማሕበር ክርስትያን እንተገበሩ ኣነ ቀዳመይቲ ሰብ ይሕጎሰሎም። ዘስግእ የብለይን!! ንስኹም ግን ክፉእ ትልሚ ስለተሓስቡ ትሰግኡ። ሃይማኖቱ ዘኽብር ሃይማኖት እንዳማቱ የኽብር!! እስከ ሓንቲ ጊዜ ነብስኹም ሕተቱ ንምንታይ እቲ ሳሆን ጀበርትን ኣብ ማሕበርኩም ዘይጽንበሩ????? ሙሉእ መሰሎም ዝሕለወሎም ከምዝኾነ እንተዝኣምኑ ናባኹም ምቀረቡ። ንምንታይ እቶም ክርስትያን መታሕት ትግረን ብሌንን ንደቂ ዓዶም እስላማይ ዝፈትዉን ዝቀርቡ ??? እንተዘይትፈልጠና መታሕት ኼድካ ተዓዘብ‼️ እዚኤ ሕቶታት እዚኤን ካብ ወገንነት ነጻ ኼንካ ሓሲብካ ተመራሚርካ መልሲ ንእርስኻ ክትረኽበለን በቲ ልዑል ፈጣሪ ይሓተካ።
@habtetadese7589
@habtetadese7589 4 жыл бұрын
Anta kubur haw bhaymanot tetakebna ka tigray tigrina agazyan tblwo
@samilovexxxtentacionwelday6554
@samilovexxxtentacionwelday6554 4 жыл бұрын
Ya ane mara feteyo ajoka wedi hajaj viva
@Kiku-ec3xt
@Kiku-ec3xt 4 жыл бұрын
Kemzi aytmeslenin ikha nerka wedi hajaj wowwwww,jigna and
@adilmohammed8196
@adilmohammed8196 4 жыл бұрын
هؤلاء القوم تربو علي كره الاسلام والمسلمين ومن شيمهم القدر والخيانة ولن يكون هنالك اعتبار للمسلمين من قبل هؤلاء الا عندما يتحد المسلمين ويكونو في مركز قوة حينها سينادو هم ويبارو بالوحدة والاخوة الوطنية مع المسلمين وهم صاغرون .
@ibrahimmahmoud4128
@ibrahimmahmoud4128 4 жыл бұрын
ናብ ክቡር ኣምባሳደር ትግርኛ -ኣብ ልዕሊ ቋንቋታት ኤርትራ እተካይዶ ናይ ጸለመ ወፈራ ተረዲእናዮ ኣሎና ንክርስትያናዊ ዕብለላ በቲ ዝተለምደ ኮድ (ትግርኛ)እትዝርግሖ ርዱእ እዩ።ጃንሆይ ዘምሃረካ ፊደላት ምስ ደቂ ዮውሃንስ ኮይንካ ንቋንቋታት ኤርትራ ምንሻውን ንእስልምና ኣትሒትካ ምርኣይ እንተ ተቆጠብካ ይሓይሽ።መን እዩ ለኽባጥ ትግርኛ ድዩ ወይስ ቋንቋታት ኤርትራ ኣስላማይ ድዩ ክስታናይ ኩሉ ሰብ ጎረባብትና ከይትረፉ ዝፈልጥዎ እዮ።ኣብ ታሪኽ ንዓኻ ዝጥዕመካ ገጽ ጥራይ ኣይተንብብ።ሰላም ውዓል ኣምባሳደር ትግርኛ -
@rakito2226
@rakito2226 4 жыл бұрын
Wedi hajaj very smart
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 жыл бұрын
Mr. Osman is an open , direct ,reasonable ,he knows about what to speak to whom what to talk,he takes a direct desition good job,keep it up. እዚ ኣብመወዳእታ ዝተዛረበ ሓውና ብናህርን ኣስላም ስለዝተኣከቡ ንሕና ከኣ ክንእከብ ኣለና ብዝብል ብዕላማ ዘይኮነ ብስምዒታዊ ኣገላልጻ ብምንባሩ ድኽመት ዩ። ንክርስቲያን ናብሓደ ሓሳብ ኣምጺእካ ንቃልሲ ምድላው ዕላማ እንተኮይኑ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ፎቆዱኡ ብናብራን ሓሳብን ፋሕ ኢሉ ምእካብ ተሳኢኑዎ ዘሎ ኩነታት ከም ኣማራጺ ብምርድዳእን ምክብባርን ካብ ጸቕጢ ሓራ ዝኾነ ምትእኽካብ ዶ ኣይሓይሽን ? ኣስላም ክርስቲያን ተሓዋዊስካ ኮነ ተመዲብካ ንህዝቢ ምእካብን ክነቅሕን ንቃልሲ ብቑዕምግባርን ዶ ኣይሓይሽን? ዝብትን እምበር ዝእርንብ ተሳኢኑ እቶም ዝብትኑ እናበዝሑ ኣብዝመጹሉ ብዝኾነ ኣድማዒ መንገዲ ተመዲብካ ንቃልሲ ድሉው ምዃን ዶ ኣይሓይሽን ካብ ን50 ዓምታት ኣብ 50 ፋሕ ዝበላ ውዱባት ተኣኪብካ ብትን ፣ተኣኪብካ ብትን ,,,,,,ህዝበይ ርዘን ።ላዕሊ ላዕሊ ጥራሕ ካብ ምዃን ንጠንቀቕ።
@user-fc9sj8qy8h
@user-fc9sj8qy8h 4 жыл бұрын
Wedi hajaj Anbesaa Abshir Abshir
@mega-bq5zb
@mega-bq5zb 4 жыл бұрын
Wadi hajaja anbesa lion elka alko eti haqi eka tezribe zelak neman eyom kiwarzo eziom agema
@የማነባርያኣቦትግርኛ
@የማነባርያኣቦትግርኛ 4 жыл бұрын
ክኽክክክክክ እዋይ ሓሳድ ቀቢላ
@emaema5218
@emaema5218 4 жыл бұрын
Kkkkk qebila intay maletiyu tifeltodika
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 жыл бұрын
ካብዞም ቀቢላታት እቶም መልሓሶም ኣንጻርናን ኣንጻር ነብሶምን ዘብልሑ ትግርኛ እዮም ከፊኦምና ዘለዉ፡ ንሶም ኣይንድሌኩምን ሓደ ኣይኮናን ይብሉዎም ንሶም ካኣ ኖ ንሕና ሓደ ኢና ብሓይሊ ሓድነት ኣላትና ካን ነብስናን መንነትናን ንስኩም ትበልጹና መንነትና መንነትኩም እዩ ኤርትራውነት ዝባሃል መንነት እዩ ዘለና እንዳበሉ መሬት ይጽሕትሩ ኣለዉ።
@ኣስመራዝውዕልግንዘይሓድር
@ኣስመራዝውዕልግንዘይሓድር 4 жыл бұрын
Engera ezigi blae tebaetay elekaleku esu eyu eti haki
@aklilubirhane960
@aklilubirhane960 4 жыл бұрын
Tkkl eka zeleka kubur haw, ezom Tigrigna eyom anxarna teatikom ezom lehasti
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 4 жыл бұрын
ጽባሕ ንጎሆ ክመጽእ ዝኽእል ሳዕቤን ስለ ዝተረድኣና ኢና ከምኡ ንብል ዘለና ኣቀማምጣና ኣነባብራና ስለ ንፈልጥ ካብ ኣስላም ተፈሊና ክነብር ኣይንኽእልን ኣስላም ካባና ተፍልዮም ክነብሩ ኣይክእሉን ዮም እዚ ዩ ግዴታ ክትዛረብ ዝገብረካ
@yosiefmhretab793
@yosiefmhretab793 4 жыл бұрын
ezgi azaribuka kgermka ka afom tiray iyom ember aslamay zamin tigrina yelen
@993gr7
@993gr7 4 жыл бұрын
ዓብደላ ኢድሪስ ተታሊሉ ንኢሰያስ ሐደ ካብ ቶም ንስልጠና ንቻይና ዝሰደዶም ኢዩ። ወየ ኢሰያስ ካአ ልቢ ትግራይ ጥዉይዋይ እነሆ ኻአ ኤርትራዊ ይሳቀ ብግዝአተ ኢሰያስ።
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 жыл бұрын
YES wadey Hajaj Haqka sah
@bltblt2473
@bltblt2473 4 жыл бұрын
ካብ ጀብሃ ተማሃሩ
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 4 жыл бұрын
Wauw Osman We'd hajaj Good job
@mohammedwediali1141
@mohammedwediali1141 4 жыл бұрын
كلام عثمان واضح كوضوح الشمس المسلم لايلطخ مراتين من الجحر نحنا لانقل من شاءنهم النصارى فيهم من اريترين احرار ولكين نفرض قوتنا لوماعندك وزن دائما مهمش !!!
@jamilasalih6347
@jamilasalih6347 4 жыл бұрын
يا الله شعب متخليف
@mahmudmahmud9137
@mahmudmahmud9137 4 жыл бұрын
كلام جميل جميل 👍👍👍👍👍
@abowatabowat3218
@abowatabowat3218 4 жыл бұрын
ነቲ ለምለም መርየት ንደቂ ከበሳ ተዋሂብዎም ትብሎ ዘሎኻ- ብገንዘብ ዘይትመን ህይወት ወዲቕሉን ተሰዊእሉን እዩ፣ ስለዚ ናቶም ስለ ዝኾነ እዮም ህይወቶም ከፊሎምሉ፣ ግን ንስኻ ነዚ ተስተውዕል ኣይትመስልን ወዲ ሓጂ።
@amalb5474
@amalb5474 4 жыл бұрын
Abowat Abowat ኣይሰመን ዲካ ኩሉ እዩ ተሰዊኡ ነህና ተራይ ኣይተበሉኡኡ
@Kiku-ec3xt
@Kiku-ec3xt 4 жыл бұрын
Ewai jigna
@zahraalawi1492
@zahraalawi1492 4 жыл бұрын
I am proud of u bro great guy Osman habibi
@mohamedhussain8181
@mohamedhussain8181 4 жыл бұрын
استمر يا أخي عثمان. أنت تفعل أشياء عظيمة. صلى الله على مستقبلك ومستقبل أمتنا. لغتنا مختلفة ولكن جميع المسلمين يشتركون في نفس العقيدة.
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 4 жыл бұрын
ጊጋ ኣበሃህላ እዩ ስዉእ ዓብደላ እድሪስ ንህዝባዊ ግንባር ይቀትሎም ኔሩ ትብል ኣብሃህላ ምኽንያቱ ዓብደላ ኢድሪስ ንኽርስትያን ጥራይ ዘይኮነ ወላ ንእስላም ንዝኾነ ምስ ህግድፍ ዝሰርሕ ዝነበረ መጀምርያ የጥንቅቆም ኔሩ ብድሕሪኡ ኻኣ ይቀትሎም ግን ኣስላማይ ይኹን ክርስትያን እዩ እዛ ታሪኽ ቆንጪልቃ ብጊጋ ኣረዳዳኣ ምዝራብ ጊጋ እዩ ህግድፍ ሳልሳይ መስርዕ ዝብሃል ንህዝቢ ክርስትያን ይቅትል ኣሎ ኢሉ ብድዝርግሖ ዝነበረ እዩ ኣብ ጋሽ ባርካስ ኣስላም ቀቲሉ እንድዩ። ታሪኽ ምፍላጥ እቲ ቀንዲ ሓላፍነት እዩ ምኽንያቱ ንኹሉ ነገረት ኣዛሚድካ ክትዛረብ ይሕግዘካ ህግድፍ እታ ናይ ሰብዓታት ኣመሉ ኣብ 90 ደጊምዋ እዩ
@weditesfay629
@weditesfay629 4 жыл бұрын
Hgdef ms hzwabi gbar(shaebya) ytehawaweseki alo
@samimussa363
@samimussa363 4 жыл бұрын
قدام يا اسد
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ወዲ ሐጃጅ ሐወይ ውድባት ኤርትራ ስልጣን ኢዩ ዝፈላልያ
@internationalnational3018
@internationalnational3018 4 жыл бұрын
E L. F . Is the real Eriteran.
@alegeorge7168
@alegeorge7168 4 жыл бұрын
Wedi hajaj great job, agazian started this
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 Жыл бұрын
no it is not true, Jeberti started this then Agazian comes, but we Eritreans are not crazy. They can start whatever they want, but Eritreans unity is solid as a rock, no one can crack it. God bless Eritrea.
@goytayibarek
@goytayibarek 4 жыл бұрын
i don't care for much crap but i love your accent
@TEBERHE1
@TEBERHE1 4 жыл бұрын
Aslamay Dyna TezKewun Aymfereden taydA mHharede. It's true
@ibrahimmahmoud4128
@ibrahimmahmoud4128 4 жыл бұрын
ትግራይ ትግርኚ እርይራይ መንከስካን ብርክኻን ብጥሜት ተላገበ ሳላ ኣስላማይ ዓረብ ተዓንጊልካ ሳላ ዓረብ ተሰዲድካ ትሰርሕ ኣሎኻ ኣብ ዓለም ኣየነይቲ ክርስትያን ሃገር እያ ሓጊዛትካ ትግርኛ ብጥሜትን ለመናን እዩ ዝፍለጥ እቲ ቀንዲ ባህሉ ስደድዩ ርሱዕ ሕ/ሰብ በዓል ድርብ ገጽ ባለድወ እስከ ዓረብን ትግርኛ ነወዳድሮም ዓረብ ጥዑማት ትግርኛ ክፉኣት ለኽባጣት ዓረብ መልከዔኛታት ትግርኛ ጋውናታት ክፉኣት ዓረብ ርኹባት ትግርኛ ብሓለንጊ ጥሜት ተገርፈ ዓረብ መርሓባ በሃልቲ ትግርኛ ካብ ሓው ተሓቢኡ ዝበልዕ ዓረብ orignal ታሪኽ ዘለዎም ትግርኛ ድርባያት መበቆሎም ዘይፍለጥ እርይራያት ዓረብ ብዙሓት ዓዶም መሳጢት ትግርኛ ድርባያት ክሳብ ሎሚ ዓዲ ዘይብሎም ረሳሓት ቆማላት homeless ናይ ዓለም፨፨፨።
@yasser8419
@yasser8419 4 жыл бұрын
Bahansae knserh entekona mesel naykulu khlu alewo eti kulu halafnet nayhager bmaere lkafafel alowo xktet nhade khluyeblun ✌️✌️✌️✌️
@mesmnenknabr5295
@mesmnenknabr5295 4 жыл бұрын
Best one wadi hajaj
@tegubalsahil7768
@tegubalsahil7768 4 жыл бұрын
To joccy max: This smart young man knows what he wants. He is telling you that he is upset with your zigzag political maneuver. That's true, count with me ...123.. aze youhanes, alula, haile selasei, andener, tigray tigrinya, agazian, bruhmessie and many more non Eritrean leaders finally five tegryan rulling the country. Thus he is telling you that the tigrinya people have to work together within Eritrea to gain self confidence and to come to the level of the others who never compromised with anyone.
@jossi8329
@jossi8329 4 жыл бұрын
I didn't meant about what Agenda he believes. Why not answer street about what he asked him. Why not said this Islamic movement. Why he is scared to say we are against Tigrinya and Christian
@tegubalsahil7768
@tegubalsahil7768 4 жыл бұрын
No he is not against christians or tegryan, he simply defending his people.
@tegubalsahil7768
@tegubalsahil7768 4 жыл бұрын
You can not campare him with tesfazion because they come from differnt political school and background. Tesfazion wants help from tigray as Isayas did, while hajaj want to bring together by purifying to save eritrea from betrayal. I hope you get it know.
@tegubalsahil7768
@tegubalsahil7768 4 жыл бұрын
@masawa He he is honest and polite, you can't compare him agazian jihadist.
@tegubalsahil7768
@tegubalsahil7768 4 жыл бұрын
Pls" read with agazian jihadist".
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ዓብደላ ኢድሪስ ጉጀለ አይነበር አቦውንበር ናይ ተጋድሎ ሐርነት ነይሩ ድሐር ከአ ሹዑ ጊዜ ህግ ኢዮም ሃሪሞም እንዳ ዓብደላ ኢድሪስ ይብሉ ነይሮም ::
@yassinhamad3291
@yassinhamad3291 4 жыл бұрын
Wedi hajaj nice job
@luchiatekle434
@luchiatekle434 3 жыл бұрын
He was hero so delay even don’t go there we knows with shaby so better not talk abut two of them. Thanks you doing well.
@2afrahali548
@2afrahali548 4 жыл бұрын
كلام جميل جدا ود حجاج
@slmansad4500
@slmansad4500 4 жыл бұрын
السلام وعليكم ورحمة الله وبركاته
@kubromyihedgo1697
@kubromyihedgo1697 4 жыл бұрын
ሐጃጅ አስላም ኤርትራውይን ክርስትይን ኤርትራውይን ብሐደ ምእንቲ ኤርትራ ብሐደ ኣብሐንቲ ጉድጓድ ተቀቢሮም እዚዝግበር ዘሎ ብደም ሰማእታት ምጽዋት ኢዩ ስለዚ ጽቡቅ ገርኩም ሕሰበሉ አብሐ ድነት ምጥርናፍ በዚ ንኾዶ ዘለና ግን እታ ቡዙሕ ሂወት ዝተኸፍሎ ኮንቱ ካይከውን
@elamanapodcast6319
@elamanapodcast6319 4 жыл бұрын
Kied dea lemin esom elamaom efeltu eyom eska kemzi kemaka gn elama yeblkum hasab yeblkum hadenet zeyele hadnet ktblu hager zebeqea hzbi Tigrinya kontu fahfah abilkumna. hiji entay tlmno aleka ms kemay zmeselu aslam yhwatey koyne tewedibe aleku eska dma msyehwatka tewedeb ebleka alo.kabzi ztseri zereba entay alo?
ዝርርብ ምስ ዖስማን ወዲ ሓጃጅ wedi hajaj part 2
2:09:02
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 28 М.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
"Идеальное" преступление
0:39
Кик Брейнс
Рет қаралды 1,4 МЛН
News in English for January 21, 2025 - ERi-TV, Eritrea
8:34
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 116
ኣብ ዓድን ስደትን ምስ መምህር በየነ(ውፉይ)
1:58:42
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 138 М.
ንጹርነት ቃልሲ ደቂ ዓፋር ካበይ ናበይ?
2:00:05
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 21 М.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН