Рет қаралды 1,193,426
Debena Entertainment
ሰላም ተኻታተልቲ #DebenaEntertainment. እቲ ብባህላዊ ስራሓቱ ዝልለ፡ ኣቦ ባህሊ፡ ኣቦ ጥበብ ብዓቢኡ ድማ ኣቦ ጭራ ዋጣ፡ ኮኾብ ኣምባሳደር ባህሊ ትግርኛ ዝኾነ ተመስገን ተኽላይ፡ ሎሚ ውን ምስታ ንነውሕ ግዜ ክትዳሎ ዝቀነየት ብልጽቲ ስራሕ መጺኡና ኣሎ እሞ፡ #subscribe #shorts #like ብምሃብ ሞራል ንሃቦ።