KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ማይማዮ | Maymayo (Part 5) - New Eritrean Comedy 2019 by Ghirmay Temesgen
16:24
Ewala Kampala | ዕዋላ ካምፓላ - New Eritrean Short Comedy 2020
22:11
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
Temesghen Tewelde - Qale Mehtet | ቃለ መሕተት - New Eritrean Comedy 2019
Рет қаралды 325,048
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 235 М.
SAEYET TV
Күн бұрын
Пікірлер: 748
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
5 жыл бұрын
ንፍዕ ተምየ ኣጀካ ቀጽሎ ካባካ ብዝሕ አና ንጽበ ቀጽሎ ንተምየ ዝፈቱ like
@ferurhrezene4270
5 жыл бұрын
Ahahahhahahahahahahahahahahaahahha kakakakakkakakaka moyte eye shak
@yohaneshabtemaryam1208
5 жыл бұрын
I like you
@neshnesh_show
5 жыл бұрын
ዌል ካም ተምየ ዓርከይ ። ሕቡን የ ብኣካ ፡ #like
@ባርሳኢየዝፈቱ
5 жыл бұрын
ክክክክክክክ ዮዲት ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበለጸት ግታርስቲ ኢያ ነጋ መቅሰን
@Entertainment-ri3be
5 жыл бұрын
Kkkkk
@kisanetburuhburuh2369
5 жыл бұрын
Kakkkk
@henok2826
5 жыл бұрын
ዮዲት ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበለጸት ጊታሪስት ያ hhhhhhhh like ሃቡለይ ንነጋ ሺኮር፨፨፨፨. ርዱእ እዩ መልእኽታ
@kidanetekle8524
5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@tesfutesfa5006
5 жыл бұрын
ነጋ ዓርከይ እዚኣ ድኣ ቃል መሕተት ዘይኮነት ክክክክክክክ በጥ በል ሳዋ ዘለኹ ኮይኑ ተሰሚዑኒ Nice keep it up !
@NaxaBlessed
5 жыл бұрын
Iti meliekti ikul iyu. Ab Eritrea maerekndey hmaq kemzelo emo fetika keyfeteka bshgr ab mesmerom kemtriem u zhbrena zelo ane kem zmesleni. Komu terediatni. Ajoka Teme GBU ❤🙏.
@Sorry-g6q
5 жыл бұрын
real bro
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክ ናይ ሳዋ ተዘኪሪዋ ግዲ
@michaelsereke335
5 жыл бұрын
Kkkkkkk
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
ኣጆኩም ቀጽሎ
@emminzokiyaroaf7949
5 жыл бұрын
Temie my favorite comedian new generation. small susunino!!. I’m proud of you bro love ❤️
@EFRA1987
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እዋይይ እዛ ዓለም ሲ በቲ ብሓንቲ ፊልም ንብዓተይ ኣርጊፈ መጺአስ ኣንዚ ድማ ብስሓቅ ተንፈኽፊኸ ክሳብ ዝነብዕ Nice job guys ናይ ብሓቂ ጓል መዓሾ ክክክክ ንጓል ጥሮታ ኣመሓዳሪት ናይ ቀበሌና ኣዘኪርክና ተሜ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ
@majorhaileslasse6751
5 жыл бұрын
Enitay aynet flim
@EFRA1987
5 жыл бұрын
@@majorhaileslasse6751 ዓለም 9
@geni3064
5 жыл бұрын
😁😂😂
@berhane815
5 жыл бұрын
Alem 9 nea eye tray zxbe ane wn kalie zrio yelen
@abdualamin2783
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ገላጺት፡ናይ ባሓቂ ናይ ኮሜዲ ኣቀራርባኻ ሓድሽ ኣቀራርባ ግን ካኣ ቡሉጽ i love it all, all ur works
@SAbrha
5 жыл бұрын
Ezi kola mohgol eyu. Nai behaki haxarin gelaxitin n hluw kunetatna. Eske nezi wildo jigna atebabueley👍✌❤❤❤
@rimrim6530
5 жыл бұрын
Nai behaki
@mulertube3704
5 жыл бұрын
ነጋ መሕረር ክክክክ : ጌርለን ንእንዳ ዜና ክክ ነጋ ተፈታዊ::❤️❤️ ጽፉፍ መልእክቲ ንዝርድእ::
@michealpeace698
5 жыл бұрын
ማእሙማ ተሜ ሕጂ ዳ ዊዓ ወሲዶሞ ኣለው ዳሃይ ሃቡኒ አስከ። ናይ ባሓቂ ገሊጽካዪ እቲ ዘሎ።
@efremgoytom
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ ኣጀኹም ቀጽልወም ።
@azmarinodoyemino2344
5 жыл бұрын
Aywa zay kamzia entay delya zay kamziaye temasgen maxiu please first alku like adiyune
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
5 жыл бұрын
ክክክክክክ እንታይ ድዩ ዘረዳኣካ ኩሉ ጥበብ ብህግደፍ ከምዝቁጸ እዩ ገሊጽካ ተሜ ንፉዕ
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቅቅቅቅ ሓፍ በል በጥ በል ኣለዋ
@MM-yi4dg
5 жыл бұрын
Brhane Haile Hgdef kisab meakorka eyom atyomka mesleni ቂቂቂ
@mikiyatlove9608
5 жыл бұрын
እቲ ዝገርመኒ እኮ ወላ ባስ እንተ ሓዲጋትኩም ህግደፍ ኢኹም ትብሉ ኣስኩት ዝብል መድሃኒት ክስራሕ ኣለዎ።
@feraymesal4988
5 жыл бұрын
Ab eritra my tethey harimo America eya atseyato teblo hegdef ke
@haninatu1310
5 жыл бұрын
Aness ati hgdef zbhal abdemkum ayu atu mesleni beka abkulu
@youngstar7053
5 жыл бұрын
Teme nega zfetu #Like
@ንጸዋወርእንዶ
5 жыл бұрын
እዚኣ ዳኣ ናዓና እንዲኹም ኣዘጊዕኹሙና but ንህግደፍ ግን ርእሶም ረኺብክሞም ንፉዓት
@ajhbbhd5703
5 жыл бұрын
አታ እንታይ ጌራትኩም ወደይ ዮዲታ አጆኺ በርቲዕ
@negassimengstab1649
5 жыл бұрын
Hahah WoW እዚኣ ፍሊቲ ፈጠራ'ያ እዚ ድማ ካብ ምምጥጣር ናይ ጥበብ ዝመጽእ'ዩ ንተኸታተልቲ ዘዘንግዐት መዘንግዕ ካሜራ ንፈለማ ግዜ ተራእያ::::::::::
@KhanKhan-tl2xp
4 жыл бұрын
ተምየ ብሓቂ ኢካ ገሊፅካዮ አብዚ ሐዚዳአ ፅቡቅ ዘየለ
@abrhamfisehatsion9651
5 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣሽኪዕኩሙና,ናይ ብሓቂ፡ መዘንግዕ ካሜራ መሲሉኒ ነይሩ።nice job
@kflayasmelash1319
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህሪቲ ንዝርዶኦ ተምየ ቀጽሎ ዝነኣድ ስራሕ
@TekilaWedidermas
5 жыл бұрын
#ንቅርጣሽን! #ንተሜን ዘፈቱ ስከ ብስሞም #ላይክ ሃብኒ
@helenhaile3505
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክ እዚአስ ናይ ብሓቂ ድያ መዘንግዕ ሳዋ ተዛካክረካ ክክክክ
@fifiyedestalij4613
5 жыл бұрын
ዋ ኣታ ዛጓል ግን ትቅልድ ድያ ዘላስ ወላ ናይ ብሓቂ እያ
@petroskifle4607
5 жыл бұрын
ኣነ ግርሙኒ ዘሎ እሱ እዩ... prank እዩ እንዳ በላ...ናይ ብሓቃ ድያ ቀጽዓቶ ወይስ ንዓና እዮም prank ዝገብሩና ዘለው...
@zeresenaytekle4818
5 жыл бұрын
ዓባይ መልእክቲ ንድርድኣ ሲ ኣጆኩም ኣይትሕሞቁ ቆጽሉዎ ጀጋኑ
@ahmedabdu4675
5 жыл бұрын
Hhhhhhhhh , thank you for the laugh u brought in my face after 10 hours of work hhhhh
@yonassemere1997
5 жыл бұрын
ጅግና ናይ ባሓቂ ከዘንጉዕኪ ክብሉስ ኣዘንጊዕክዮም ዋውውውውውው
@kalMHe
5 жыл бұрын
Hizbi Eritrea bezom resahat Siriat, hisem tsegibu kem zelo ariekumina . Great job !
@luellilay5483
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ክክክክክክክ እዋይ ተሜ ዝብሉካስ ብስሓቅ ከብደይ ሓሪረ ያ ጃምዓ ንተሜ ዝፈቱ please Hafas Like rgx yebl
@haninatu1310
5 жыл бұрын
Away hsot abey dea ashikatka wedeyy
@mhreabfisshaye4938
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጎበዝ ኣምጺካያ።
@JesusChristismylife-w8r
5 жыл бұрын
Its so funny its happen in ertrea good job guys
@bogeabilekijermen4129
5 жыл бұрын
Willkommen daqi hezbi jeganu xebuk serha aytefan 😍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍
@abelsemere544
5 жыл бұрын
Great message Nega bro continue
@mxm3902
5 жыл бұрын
ጹቡቁ
@teweldetesfamariyam2615
5 жыл бұрын
🗣Ezias neana ekum azengiakumuna
@eriboybarber7682
5 жыл бұрын
እቲ ህግደፍ ማለት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ትቀውይሩ ዩ ህዝባዊ ጉድጓድ ደፈናን ፍሕራን ኮይኑ ኣሎ ዘልናዮ ዩ ደቂ ኤረይ ኣባይኩም ኣባይና ክወግሕ ዩ ጸላም ክከውን ዩ ሰላም ክፍወስ ዩ ሕማም ክንጸጎ ዩ ማይ ድጋም ። like ኣብዚኣ ዝሰማማዕ
@kokobgere8053
5 жыл бұрын
አዛ comedy ዓቢ መልአክቲ ኣለዋ ንዝርዳአ ማለት አዩ ። ከም ካለኣይ ከኣ ፍሉዩነት ኣለዋ።
@ማኩማኩ-ለ2ሠ
5 жыл бұрын
ዋውውው ዮዲታ ቀባጽ ኣይ ሚስ ዩ ኣጆኪ ቀጽልዮ ናብ ድላይካ ዝገልጽ ገጸባብሪ,ዩ ዘለኪ
@petroskifle4607
5 жыл бұрын
ኣነስ ክሳብ ሎሚ ሸክዐ ቀንየ... ብሓቂ ንዛዮዲት ተቐይመላ ቀንየ ሎሚ ይቕረ እለላ ኣለኹ.... ኣደርብሽኩምና ግናያት ጽቡቓት
@debasmehari688
5 жыл бұрын
ያ ተሚየ መቅሰን ንዓና ኣዘንጊዕካና ክክክክክክክክክክክክክ
@meraeri3445
5 жыл бұрын
Kkkkk ብጣዕሚ ዓባይ ድራማ ክክክ like ንኩላትና እስከ
@ምሳኪእየክሳብግዜሞተይ
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ምስቲር ሞሊቃ ተሜ ሰክራም ኢካ ምሽ
@hamedmehamedhamedmehamed3920
5 жыл бұрын
ክክክ ናይ ብሓቂ
@samsomsamsom5731
5 жыл бұрын
ዮዲት = ሓፍ በል ሓፍ በል ነጋ = መዘንግዕ ካሜራ እዪ ዮዲት= በጥ በል ነጋ = መዘንግዕዕ. ... ዮዲት = ኣታ ወዲ ነብስካ ከይተሕስም ነጋ = ዮዲት መዘንግዕ እኮ እዪ ዪዲት = ሓፍ በል ' ጉሓፍ እንታይ እዪ ሃተፍተፍ ዘብለካ ዘሎ ንፋዕ ኮንካ ዘይኮንኩ ካብ ሓይልታት ስሒበካ ንብዓት ስዴካ ርእየ እየ ' ያላ ኮፍ በል ካሜራ ማን ንቀጽል ቅቅ ጋዘጠኛ = ዮዲት ከመይ ትገልጻ ነጋ = ዮዲት ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበለጸት ጊታርስት እያ ክክክክክክክ ኣላ ዳህግደፍ በጀካ ዝውድስ ምበር ዝነቅፍ ዘይተሕብዪ ክክክክ ነጋ ዓርከይ ካብ ምዓት ዮዲት ወጺካ ኣለካ ' ግን ኦቶ ወይ ሄሊኮፕተር ክትሰፋ ኢካ ክክክክክ
@degolembaye7283
5 жыл бұрын
ንህግደፍ ረአሶም ርኪብካዮም ኣጆካ መስካ ኣለና ነጋኒኖ ክክክክ
@danialves3825
5 жыл бұрын
willkommen eway kula sdete wexia
@dahlakazmarino5771
5 жыл бұрын
Abzi aleka shkna malet
@jacobjacob3227
5 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምሕርቲ ንዝርድኦ ዳኣ
@semerehabtomkiros4572
5 жыл бұрын
nay bhaki
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
Nay bhaki mzeng kabera Ajokum qixelewo ekum
@zerayasefa710
5 жыл бұрын
Ja nay bhaki arkeni
@tesfietesfie6338
5 жыл бұрын
ኣታ ድሃይ ግበሩለይ ናበይ ከምዘበልዎ ድሕሪ'ቲ ኢንተርቪው
@tedymedia358
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ መልአኽቲ አያ
@wedigebar2118
5 жыл бұрын
Nega meksen xbuk srah zterfe kea aytdongyna eti like sher coment nabana gdefwo
@qanapage5712
5 жыл бұрын
ተሜ ሓሪፍ ማራ መቕሰናት ኣይ ኣምንን ኢየ ጓል ሓላፍነት ምሃብ ጀሚርኩም ሞ ንምዕብል ኣለና ዓሽ የኣኮ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ጸቒጥና ክንሰርሕ ኣለና ኣጀኩም
@biniamberaki7501
5 жыл бұрын
ክክክክ ዋይ ናይ በሓቂ መዘንግዕ ካመራ መሲሉኒ ጸኒሑ ክክክክ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
5 жыл бұрын
ኣንቱም መስቀል ኣትዩ ድዩ ንመስቀለይ ንመሰቀለ'የ ድርብ ከበሮ ሓዛለይ ሆየና ሆየ ሆየ ሆየ ዘይበለ ሆየ ካባና'ፈለ ሆየ ሆየሰ ሆየሰ ሆየ ድሓን ተመለሰ ሆየ ኣብርሃም ዓጎ ሆየ ክጎዪ ተጎጋ ሆየ ኣብርሃም ዒሉ ሆየ ክጎዪ ጠሪጡ ኣጆኽን ኣንስቲ ሆየ ጻዕዳ ጣፍ ለወስቲ ሆየ ኣጆኹም ጎሶትየ ሆየ ባልዶንጋ ሸወተየ ሆየ ኣጆኹም ቆልዑ ሆየ ባልዶንጋ ጨድዑ ሆየ። ዓኾኻይ ዓኾኻይ ቑራዕ ሓምሊ ውጻእ ግዓት ጠስሚ እቶ ።
@saimonkalati7124
5 жыл бұрын
ጽቡቅ መልእክቲ ከምቲ ዝበልካዮ ዩ መልእክቱ ክትርድኦ ግን?
@youtubetube5845
5 жыл бұрын
ክክክክ አዚኣ ደኣ ናይ ህግደፍ ሜላ አንድያ ዮዲት አታ ዝበለጸት ጊታሪስት አያ።ክክክክ ተሜ ሽኮር ኣጆካ ቀጽሎ።
@אאאבבב-ת1ג
5 жыл бұрын
ንዝርድኦ ዓቢ መልእኽቲ
@fkrimekseb5787
5 жыл бұрын
ክክክክክክክ አዋይ መዘንግዕ ካሜራ ክገብርዋ ዝሓሰቡስ መዘንግዕ ካሜራ ጌራቶም ተዓወቲ
@abitesfa7198
5 жыл бұрын
ተሙ የኣኽ ዉዱእ ናቶም ሂብካዮም ::
@user-dy6kf1gy6q
5 жыл бұрын
ክክክክክ ነጋ ኣስሊ የኣኽ ብሓፈሻ ተቐመጢ ካምፓል ብጣዕሚ ዩ ስርሓትኩም ዝስሕበና እሞ እንቛዕ ደሓን መጻእኩም ኣስልታት።
@SamsomSemere
5 жыл бұрын
ደርብሽኩማ ከተንከባሊል አይነበረካን ኢንበር ጽብቅቲ ኮመዲ
@tedrosmulugetatedrosmuluge6725
5 жыл бұрын
kkkkkkk ዳዊት ሰኪራም ኡዩ ማለት ኡዩ ኣረኪሳቶ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ኪርብት ዝኮነት ጋል
@bereketkefela5455
5 жыл бұрын
Nemaskaley kudu yowhans zefatu agurchwi Like 🌷🌷
@johnalem4518
5 жыл бұрын
Wwww nice one..kemzia eyai nay isseyais iydelogi..sene hasab..way adey hzbey bahley menenetey kulu..melesuley
@simonnega5185
5 жыл бұрын
Bezi agetami kemesgnekum yfetu mkinyatu nizrdio timhrti eyu bitaami thank you so much.
@ጽሙዎኢዩዘለኩዎቦታኤረይ
5 жыл бұрын
ክክክክክክክ እዎይ መቅጻዕቲ በጥ በል ሓፈል ማራ ንፍዕቲ ኢያ ዮዲት ኾይና ዘላ ጎል ናይ ብሓቂ ትቀጽዕ ዘላ ትመስል 👍👍👍👍👍💖🇪🇷🇪🇷👍👍
@yon6696
5 жыл бұрын
ኣይንእደኩም ኢየ ነቲ ዝጸልኦ ኣብ ሂወተይ ዓቢ በሰላ ዝገደፈለይ ክፉእ ስርዓት ከምዚ እናገበረ ኢዩ ርእሰ ምትእምማና ከጥፍእ ዝተሰርሔ ውዲት ኢዩ፤ እሞ ኸ እቲ ኽቡር ሰብ ኣብ ስርዓት ይግደፋውያን ሓሲሩ እቶም ዘሳቀዩና ዘጽነቱና ቁጽሪ ፰ ሂሊኮፕተር ኣብ ከቢድ ብረት ጠልጠል ኣቢልካ ምእሳር ፓራላይዝ ዝኾኑ የሕዋትና ብመቅጻዕቲ እናበሉ ኣጽኒቶምና፤ ንድሕሪት መሊስኩምኒ ነቲ ግፍዕታቶም ኣዘኪርኩምኒ
@ambesajrsemere3466
5 жыл бұрын
ኣብርሁልና እስኪ ብሓቂ ድዩ መዘንግዕ ካሜራ ሸዊት ኣይፈለጠቶን ዘይከውን ሓፍ በል ሰጥ በል በጥ በል ኣንከራሩ ወይለከ እታ ሳዋ ተማሊኦማ ድዮም ምስኦም ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ይበል
@hjikenbeysdetsdi4155
5 жыл бұрын
ርሑስ ኣውዳእመት ይግበረልና ኣብ ኣብ ዘለናዮ የሕዋት ፡ዮዲት ሓብተይ ቀስ ቀስ ምባል የድሊ ኢዩ
@luullukas8772
5 жыл бұрын
"ጥበብ ዋንኡ ክሕዞ ከሎ, ከምዚ'ዩ ጽባቀኡ, ረዚን መልእክቲ...ነባሪ ስራሕ"
@ስደተኛ-ኈ8ፀ
5 жыл бұрын
እቲ ምስጢር፡ ህግደፍ ንህዝቢ ዘውርደሉ ዘሎ ኣደራዕ ኢያ ትገልጽ። የቔኔልና በርትዑ ኣብ ጎድንኹም ኣለና።
@isaacamanuel922
5 жыл бұрын
ዮዲት እታዝነፈዕት ጊታርስቲ ናይ ኣፍሪቃ እያ 😂😂😂😂😂😂
@ኤርትራy
5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk ተምየ ጅግና እዛ ዘይ ተማህሩ ኣርቲስት ዝበልካይስ በሃቂ ዓባይ መልእክቲ እያ፡ ንከም በዓል ወዲ ሃለቃ ባሊቅ እያ ትውክል ፡ ትምህርቲ ኣልቦ ዝኮነ ባሊቃ
@abdallahakeldin9496
3 жыл бұрын
Nizredeo abay melikti iya kemzi ina zelena hasab nay miglaxx yelon
@brhanghirmay5886
5 жыл бұрын
Merhaba Sayet eti medebkum Xbuk u ghin eti Camera man kirie ayneberon ab qexali ketemahshiwo tesfa ygebir bezi wedehankum ajokum bertieu qexilwo
@katrokatro8473
5 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 Nice zarkey marey
@amanielabrham9540
3 жыл бұрын
መዛንገዕ ሸይ ጣ ን ዘይትብልዎ አዜኣ ነገር አዜኣን አዛ ፕራንክ ትብሃልን ኣብ hiwetey ዘይፈትወን አየን ናይ አዛ ጋል ሓይሊ ከኣ ፍትየዮ ኣሕዋትና ኣብ አድላይ ኩነታት ሓያላት ktkona sbuq eyu
@respektvollunendliche8551
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ ጊታሩ ኣይፍለጥ ኦርጋኑ ኣይፍለጥ ሓጨው-ጨው
@hadgudesta3219
4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ ነጋ መሕረር ኣብ ኣፊሪቃ እታ ዝበለጸት ኢልካያ በቃ ሞይተ በሉ ሰሓቅ
@menanaomna9675
5 жыл бұрын
Dawit Viva Yodita shikor bahlan hzban yehlif zeythb... Hero hero hero ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃💃
@hrytimultimedia
5 жыл бұрын
Great Comedy.
@samiasli1124
5 жыл бұрын
So Lustig 😂
@tekulbeyene8348
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ድየ ገለ
@erueriglad2407
5 жыл бұрын
Nay bhaki temieee......nzrdoooo message eyu....keep it up brooooo
@sesinatey150
5 жыл бұрын
Naybhaki nzrdo abay melikti ya....rieto mhab yele gele yele ...ms hgdef......ala teme shikor kula amxikaya.....
@zenhom9968
5 жыл бұрын
ክክክክክክ ዋይ ተሜ ኣንፈፊኻ በቃ good job ቀጽሎ ዝዓርከይ
@dctv8334
5 жыл бұрын
Tomiee jgna ajoka delayi fthi mkanka amena tehabinelka day deki Erey like share comment n tomieeeeeee asli👍👌
@mikimiki2850
5 жыл бұрын
Hahah ኣታ ንስኻስ ትስፉው መንእሰይ እኮ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽባሕ ካልእ መዓልቲ እያ ብናይ ሎሚ ጸገም ኣይትሰናኸሉ 🤩🤩
@Shatira_23796.
5 жыл бұрын
ክክክክ በል እስከ 24 ተሪፈናኻ ኣለዋ ብቅልጡፍ ዛዕ ኣብለን
@alexhabte6837
5 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ኣባይ መልአክቲ ነጋ መቅሰን
@HK-gl7lr
5 жыл бұрын
strong message!!!!!
@abrahamfkare5871
5 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ክክክክ ምይተ ድየ ገለ
@samuelnegassi1972
5 жыл бұрын
ዋውውው ተምየ ሓወይ ኣጆኮ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና።
@ወዲሳዋኤርትራዊ
5 жыл бұрын
ተመስገን ተዋስኦካ ግበር እቲ ድርሰት ሰብ ሞያ ኣለውዎ እዚኣ ቁሩብ ስለ ዘጋነንካያ ደኣ ናትካ መሲላትካ እምበሪ ናይ መዘንግዕ ካሜራ ኣብ Er -Tv ስነ ጥበባውያን ኣበባ ሃይለን ኣሮን ዝተገብረት ያ ብዝኮነ በርትዕ ቅድመካ ዝነበሩ ስነ ጥበባውያና መሃዝቲ ደኣምበር ደገምቲ ኣይነበርን (ይኣክል )ድማ ይብለካ በዚ ኣገጣሚ ኣብ ስዓት
@edenseyoum2096
2 жыл бұрын
Be quiet
@tesfitkubrom8730
5 жыл бұрын
We are proud of you Eritreaweyan
@habenhagos5175
5 жыл бұрын
Kkkkk nay bhaki gele aynet akeyfkumuni kkkk thanks guys
@michaeltesfazghi2504
5 жыл бұрын
ዕልልልልልል እንቋዕ ተወለድካ ኣታ ጅግና ተሜ ሽኮር ክክክክክክክ ሰብኣይ
@lenateshome2549
5 жыл бұрын
Wawwww enka bselam mexakum
@abuduselamresume6481
5 жыл бұрын
Kkķkkkkkkkkk👍🏾👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ikkanalles4097
5 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣታ እዚ ምሕጎል ዝኮነ ኮሚድያን ቀጽሎ በል ኣጆኻ
@mehariandemikal108
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቀ
@tesfalideteumuru160
4 жыл бұрын
ክክክክክ ኣገሪህኩምኒ ጸኒሕኩም እንዳገባር ደኣ ማዕስ ንካምባላ መጺኦም እለ ክሓስብ ጸኒሐ
@nebsi4_eri981
5 жыл бұрын
Teme aywexelka ezi nay wedi abdela mekxaeti 😂🤣😂 good jobe 👏👏👏
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
Teshaqi eya ezea
@nebsi4_eri981
5 жыл бұрын
@@biniamokbamariam4649 ehi entay dea kibeki neruni emo
@biniamokbamariam4649
5 жыл бұрын
@@nebsi4_eri981ፈትዮኩም እየ።
@seliyekemdletey4365
5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk Kkkkkkkkkk adey tmut
16:24
ማይማዮ | Maymayo (Part 5) - New Eritrean Comedy 2019 by Ghirmay Temesgen
SAEYET TV
Рет қаралды 649 М.
22:11
Ewala Kampala | ዕዋላ ካምፓላ - New Eritrean Short Comedy 2020
SAEYET TV
Рет қаралды 563 М.
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 82 МЛН
00:13
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
Сам себе сушист
Рет қаралды 3,4 МЛН
00:35
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 14 МЛН
00:17
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
ElzaDog
Рет қаралды 11 МЛН
12:13
እንታይ ትመኽሩኒ ቀልጢፈ እንዳኣፍሰስኩ ይጭነቕ ኣለኹ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 411 М.
51:23
New Eritrean Comedy 2024 Tseyqlom// ጸይቕሎም by Dawit Eyob
Star Entertainment
Рет қаралды 369 М.
5:48
3.04. የኤርትራ ነፃ አውጪ ድርጅቶችን ለማጥፋት በኤርትራ የተካሄዱ ዘመቻዎች
ዶ/ር. ታሪኩ አማረ / Dr Tariku Amare
Рет қаралды 3,7 М.
40:54
ፃንሒት ምስ ስነ-ጥበባዊ ተመስገን ተወልደ/ Artist Temesgen Tewelde
Axumawian Media Network
Рет қаралды 13 М.
10:45
Breaking ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝምልከት ኤርትራ ዘውጸቶ መግለጺ፣ ኔቶ ሰራዊት ሰሜን ኮርያ ኣብ ሩስያ ይዋጋእ ኣሎ october 28 2024
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 30 М.
10:46
ማይማዮ-New Eritrean Comedy - MayMayo Behind the Scene - ማይማዮ 2019
SAEYET TV
Рет қаралды 225 М.
1:05:31
Jstudio "ካብ ገድሊ ኣነ ይዓቢ" ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ።
Jstudio
Рет қаралды 35 М.
39:14
Zula Media - New Eritrean Comedy - መስጣ - Part 1- By Dawit Eyob New Video 2024 #dawiteyob
Zula Media
Рет қаралды 256 М.
18:27
በዓል ጸባ - beal tseba - Eritrean Comedy in 4k
Selam Multimedia
Рет қаралды 457 М.
12:17
ማይማዮ | Maymayo (Part 3) - New Eritrean Comedy 2019 by Ghirmay Temesgen
SAEYET TV
Рет қаралды 564 М.
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 82 МЛН