Tesfay Birhane Wedi-40 (ተስፋይ ብርሃነ ወዲ-40) New Tigrigna Caltural Song 2024

  Рет қаралды 1,016,372

ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment

ኣርሆታይ ኢንተርተይመንት / arhotay entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 628
@DaddGdggሚሊ
@DaddGdggሚሊ 7 ай бұрын
አድነቅቲይ ተሰፍሸ ጀግና አበይ አለኹም ብሱም ባሕተይቲይ ላይክ ሃቡኒይ አነሰ ክፈትዎ❤❤❤
@merathetewahdo2539
@merathetewahdo2539 4 ай бұрын
I love my tegaru brother ❤ ሓደ ግዜ ኩልና ብሰላም ንነብረሉ ቀዳዊና ዘመን ክመጽእ እዩ 🇪🇷
@AdDf-u5
@AdDf-u5 4 ай бұрын
ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ይግበረልና😢🤲❤
@AddisuBahretibeb
@AddisuBahretibeb 2 ай бұрын
ግድን እዩ
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@PklWîzHåyû-v2s
@PklWîzHåyû-v2s 6 ай бұрын
እወ ኩላትና ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ንዚ ሓውና ብዝተኻኣለና መጠን ክንሕግዞ ይግባ
@Freta__agame_
@Freta__agame_ 8 ай бұрын
ናይዛ ደርፊ ፍለይ ዝብላ ደስ ዝብልን ኩሉ ብ ናችራል (ተፍጥራዊ )እዩ ጌረዋ ግራሚ ክሊብ❤
@MuluGidey-uz9nr
@MuluGidey-uz9nr 7 ай бұрын
ዋውውው ድምፂ 100 ግጥሚ 100 ፅባቀ ባህልና 100 ዜማ ምስ ህርመት ኹሉ ፍልይ ዝበለ እዩ ቀፅለሉ TDF ጅግና ❤❤
@TaumayHabesha
@TaumayHabesha 7 ай бұрын
😮xyyyqqrhqhrg9
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ንደማመር👍
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 4 ай бұрын
አጀካ ህዝበይ ህዝቢ ኢሮቨይ ጀግና ባዓል ዓብይ ታርክ ህዝበይ ክሐልፍ እዩ ከምቶም ዝሐለፉ ሕማቃት ግዜ ፀዋር ህዝበይ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ 👍 ግጨይለይ
@genetberhechanal
@genetberhechanal 7 ай бұрын
ባህሉ ዝሓለወ ምንም ሓሩጭ ዘይብሉ ናይ ወለድና ባህሊ ደስ ዝብል ስራሕ። ነዚ ኩነታት ናይ ዓድና ዝገልፅ ስራሕ ። ደስ ዝብል ቁምነገር ዘለዎ ደርፊ ቀፅሎ❤❤❤🎉🎉🎉
@medhin8187
@medhin8187 7 ай бұрын
ዝገርም ኩለን ብፀጉረንን ገፀንን መፅየናና ተመስገን ንቡር ርኢና😂
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 7 ай бұрын
​@@medhin8187ብሓቂ ምስሊ ናይ ኣዴታትና ሪእና
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@MdMohammad-n5c
@MdMohammad-n5c 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 7 ай бұрын
እንክዕ ብሰላም መፃአኪ ተስፋይ ጅግና እንካዕ ትግራዋይ ከንካ ታዓዱልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Hele45
@Hele45 14 күн бұрын
Tigrayey kemey ala selam beluley "Adey Tigray" Ane nafike eye aykalkun( love you )
@kidan5256
@kidan5256 7 ай бұрын
ተስፍሽ ጅግና ይበል ስራሕ ደስ ክብል ዘሎ ኩነታት ዓድና ዝገልፅ እዩ የቀንየልና🙏😢❤💛😍😍😍ላይክ ኣይተውሕዱ ተጋሩዋ ነዚ ጅግና👍
@SaffDaff
@SaffDaff 7 ай бұрын
ዋው ዝገርም ምንም አርቴፍሻል ዘይብሉ ደስ በሃሊ ተጋዳላይ ተስፊይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ❤❤❤😘😘😘❤❤❤❤
@mmpp7573
@mmpp7573 7 ай бұрын
ጅጌና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ተስፊሻ ክፎትወካ ማዓት❤❤❤❤❤
@mussaron-vs6wq
@mussaron-vs6wq Күн бұрын
❤❤❤❤ ደስ ልበል ደረጀ ምስ ኦርጅናል ፁሩያት ተጋሩ ብልጭልጭ ለይብሉ ፀላኢ ዓይኑኺ ድፍን ድርግም ይበል ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤።
@NuguseMekonen-et4xx
@NuguseMekonen-et4xx 6 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ድምፂ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LetegzierGebrehiwot
@LetegzierGebrehiwot 6 ай бұрын
ዋው
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@negasiberhea1595
@negasiberhea1595 7 ай бұрын
አቤት ድምጺ መረዋሕ ወዲ ትግራይ አንበሳ ይበል እምበይ ኩሉ ሙሉ ተፈጥራዊ እዩ። ❤❤❤👂
@TitiNegesu
@TitiNegesu 7 ай бұрын
ተስፍሸይ ኹሉ ግዜ ብሉፁን ጥዑምን ባሃልና ተቅርበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኹራዓት ትግራይና ምንም ዝወፃ ዘይብላ ዋላ ተን ስብክሊባት ምንም ሜካእብ ዘይብለን❤❤❤❤❤
@TeklayAmdom
@TeklayAmdom 8 ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ ዛሓወይ❤❤❤ በርትዕዕ
@temesgensview807
@temesgensview807 7 ай бұрын
ወንድሜ ከዛ ሁሉ ፈተና አልፈህ መጣህ ወንድምህ ነኝ ከጎጃም አማራ❤
@AbrhaHaile-ds8ii
@AbrhaHaile-ds8ii 6 ай бұрын
@MesiMesi-mj6tm
@MesiMesi-mj6tm 6 ай бұрын
❤❤❤🫶
@hailekshang580
@hailekshang580 6 ай бұрын
ንፍዕ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ይፈትወካ ተስፋይ ብርሃነ
@AbirhamAbirham-h4o
@AbirhamAbirham-h4o 4 ай бұрын
አማራ ነኝ ግን ትግራዮችን እወዳችኋለዉ
@SelamTv-mf6zm
@SelamTv-mf6zm 2 ай бұрын
እኛም❤
@KahsayGebremedhin-m9v
@KahsayGebremedhin-m9v Ай бұрын
እኛም እንወዳቹሀለን ግዜው ይመለሳል።
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 8 ай бұрын
ተስፉሽ❤ ዝገርም ባህላዊ ስራሕ ምስፅሩይ ባህላዊ ክሊፕ ብሩኸይ
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 7 ай бұрын
መንሞ ከማኹም ተጋሩዋን ጀጋኑ ቡፀተይ ደግምስ ወግሕልና እዩ ተስፊሸይ ጅግና ወድ ሃገረ ትግራይ ወድ ብርሃነ ማለት እኮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 7 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ እየ ፍትውውውውውው ዘብለካ ተስፍሸይይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@የናቷንግስት
@የናቷንግስት 7 ай бұрын
ተስፋይ ጅግና ትግራዋይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@سلامه-غ5ي
@سلامه-غ5ي 6 ай бұрын
ይመቺካ❤
@tgitsge7636
@tgitsge7636 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ባህላዊ ደርፍና.ኣሰይ🎉🎉🎉🎉
@Merhawi2121
@Merhawi2121 7 ай бұрын
Tesfshey ቀፅለሉ ኣታ ጅግና ሓወይ
@Hiwotgedena
@Hiwotgedena 7 ай бұрын
ትግራዋይ ምኮን ጥዑም እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ተስፍሸይ ባዓል ጡዑም ድምፂ❤❤❤❤❤❤
@slasmeresa-yj9su
@slasmeresa-yj9su 3 ай бұрын
❤❤❤
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@ModohModoh
@ModohModoh 7 ай бұрын
ተሰፍሸ በዓል ጥዑም ድምፂ ይበል ዝገርም ሰራሕ እዩ ምሰ ዚ አብ ትግራይ ዘሎ ትገልፅ ደርፈ❤❤🎉🎉
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@AzebCyros
@AzebCyros 7 ай бұрын
ተስፋሽይ ጀግና በዓል ጥዑም ድምፂ ይበል ዝገርም ሰራሕእዩ ምስ ዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ትገልፅ ደርፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AzebCyros
@AzebCyros 7 ай бұрын
❤❤🎉🎉❤❤
@temalewgebremedhin280
@temalewgebremedhin280 5 ай бұрын
የቕንየልና ባህላዊ
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@Citcitx8
@Citcitx8 7 ай бұрын
ትግራዋ ብምካነይ ማርያምን ሕጉስ እየ።
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ 👍 ግጨይለይ
@samisaud4936
@samisaud4936 7 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ተስፍሸይ ቀፅለሉ 👍
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 8 ай бұрын
ተስፍሽ በዓል ጥዑም ድምፂ ይበል ዝገርም ስራሕ እዩ ምስ ዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ትገልፅ ደርፊ❤
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበርለይ
@TeklehaymanotGereziher
@TeklehaymanotGereziher Ай бұрын
Tesfsh gobz z arkey kabzi zbeletse dma ktsbeyeka eye broye
@balamedia722
@balamedia722 Ай бұрын
ብፃይ ጅግና ናይ ብሓቂ ይኾርዐልካ እየ
@GR-fg4xw
@GR-fg4xw 6 ай бұрын
ተስፍሸይ ጅግና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👈✌💕🔐
@brhanedawit1108
@brhanedawit1108 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ
@Glskjshw111
@Glskjshw111 5 ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤ደስ ዝብል ስራሕ🎉🎉🎉
@adearoShire
@adearoShire 8 ай бұрын
Great music from our brothers Tesfay long life for you
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 7 ай бұрын
ብሩክ ባሕቲ ሰነ ይግበረና ተጋሩዋኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ 🎉🎉🎉🎉
@MesiMesi-mj6tm
@MesiMesi-mj6tm 6 ай бұрын
Amen zyaday natey ❤💛❣️💘
@agona4373
@agona4373 7 ай бұрын
ተስፍሸይ ጥዑም ድምፁ ሕፁብ መዓንጣ ግርማምበሳ ተጋዳላይ!
@TadeluDeri
@TadeluDeri 7 ай бұрын
wswawawa❤❤❤❤❤ ጥዑ ብህልና ይእበል ብዝሑ ተባዝሑ🎉🎉🎉
@Guaro_Media_
@Guaro_Media_ 7 ай бұрын
ይበል ባህሊ ዘሎ ጸገም ስለ ዘሕለፍካ ይበረታታዕ እዩ
@YrgawakaAdane
@YrgawakaAdane 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 7 ай бұрын
Woww!!ንዲቂ ደቂና ዛሓልፍ ባህላና❤❤❤
@HaftomAregehey
@HaftomAregehey 7 ай бұрын
ዋው ዋው ኣረ ድምፂ (((100))) ዋላ ግጥምይ እውን (((100))) ፀባቀ እውን (((100))) ቀፀለሉ
@GereNegasi
@GereNegasi 28 күн бұрын
Ane bezi music texelile eye "Tegaru" I missed { Tigrayey mama }🎉🎉🎉🎉🎉
@NameeGalaxy
@NameeGalaxy 7 ай бұрын
ኣነስ ክፈትወ ማዓት እዚ ደራፉ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣታ ጀግና
@Wedigebru1
@Wedigebru1 6 ай бұрын
ዋዉ ተስፋሸይ ጂግና ዛዐርከይ¡¡¡¡
@DanialTeklit-s8b
@DanialTeklit-s8b 2 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Akraendris
@Akraendris 7 ай бұрын
አማርኛ ፊደል ትግራይ ፍቅር
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 7 ай бұрын
ጥዕም ጭራ ተሰፍሸይ❤❤
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 6 ай бұрын
፦ ዕድመን ጥዕና ይሃብኻ ብትኽክል ገሊፅኻዮ ኢኻ እቲ ናይ ህዝብና ድኽነትን ፀገም እሱ ዘሎ እቲሓቂ።
@desirefaithbelieve6720
@desirefaithbelieve6720 7 ай бұрын
Beautiful telfi Beautiful music
@HaftomTesfayohans
@HaftomTesfayohans 7 ай бұрын
ተስፍሽ ወዲ ዓደይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ብኣኻ ንኾርዕ ኣደናቂኻ እየ ተስፍሸይ ቀፅለሉ
@Sisaytewolde
@Sisaytewolde 5 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤❤
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 8 ай бұрын
ፅብቕ ሰራሕ ተሰፍሸይ❤😘🙏👌
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@segar_tube
@segar_tube 8 ай бұрын
Wow best tigrgna music
@شمسهأبرهات
@شمسهأبرهات 8 ай бұрын
አሰይ ፅብቅ ሰራሕ ዛሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@hannahanna8794
@hannahanna8794 8 ай бұрын
ጀግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርን ሰላምን ምርግጋዕን ይላአከልና
@ksanetTaeme-kx9nr
@ksanetTaeme-kx9nr 2 ай бұрын
አሰይ ደስ ዝብል ባህልና👏💙🌿🌾
@somsomali6370
@somsomali6370 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ተስፋይ ጅግና ደቂ ቶም ፅሩያት ❤❤❤🎉🎉🎉
@Mullerentertainment542
@Mullerentertainment542 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ኣየ ድምፂ ኣየ ቓና ዝገርም ባህላዊ ደርፊ ቀፅለሉ ዙዓርከይ
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@AmitGebremikael
@AmitGebremikael 6 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤ጀግና ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kbromteklay-f8u
@kbromteklay-f8u 7 ай бұрын
ጅግና ቀፅለሉ
@axsumawit1562
@axsumawit1562 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤
@Kidan-hc2er
@Kidan-hc2er 7 ай бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ፍልይ ዘቡሎ ድማ ኩሉ ተፈጥሮአዊ ሙኻኑ ደስ ይብል
@WeldeabrhaGebru
@WeldeabrhaGebru 4 ай бұрын
ደስ ብሃሊ ደርፊ ቀፅለሉ!!!!
@goitomhaileslassie8513
@goitomhaileslassie8513 28 күн бұрын
Bahta best actor...
@MikialeHailu
@MikialeHailu 7 ай бұрын
ባህሊ ዓድና ዝገልፅ ጥዑም ደርፊ
@ሉላጓልማርያምኵሓ
@ሉላጓልማርያምኵሓ 7 ай бұрын
ዋዉ ኩሉ ነገሩ ደስ ዝብል ሙዚቃ በተለይ ክሊፕ ይመቸውካ ተስፍሽ ❤❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 7 ай бұрын
መፂካለይዶ ለለ ተስፍሸይ ብዓል ጥዑም ድምፂ ዝገርም ስራሕ እዩ ጎይታዋይ❤
@AwetKari-e5q
@AwetKari-e5q 2 ай бұрын
እዛደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ንደቂ ዓደይ እየ ዝዝክር ይመችኻ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 7 ай бұрын
❤❤ዋውውው ደሰ ዝብል ስራሕ ተሰፍይ ጎይታ ጥበብ👌❤❤❤❤❤
@Samuel-x1k
@Samuel-x1k 6 ай бұрын
He is the best Singer of all time ever ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉kuri kuri gebgeb abiluni kuri aykonen nafkot bertiuni ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉
@TemasgenAmilakey
@TemasgenAmilakey 3 ай бұрын
ተጋሩ የሐዋተይ ዋጣ ከይተቃርጽዎ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉
@salamuh21
@salamuh21 7 ай бұрын
ኣሰይ ወዳ ትግራይ ዓደይ✅✅✅😘😘😘🙏
@abadiyemane-yk4ue
@abadiyemane-yk4ue 7 ай бұрын
Excellent work, well done 👍
@GereziherHadgu-m7b
@GereziherHadgu-m7b 4 ай бұрын
ብጣዕሚ
@HailshWedigirmay
@HailshWedigirmay 3 ай бұрын
ትክክለኛ! ንግዚኡ ዝምጥን ግጥሚ።ኣጆኻ በርትዕ ሰሌ
@YaerdYaos
@YaerdYaos 7 ай бұрын
ባህሊ ትግራይ ተናፉቂ ጥዕና ይሃብኩም ❤❤❤
@Atakltinega
@Atakltinega Ай бұрын
Always enjoying in this music and wedi 40 in my mind ድኽነት ሳሕሳሕ
@FreeTigray-ux5fh
@FreeTigray-ux5fh 6 ай бұрын
ብጣእሚ ፀቡቕ ሰራሕ❤️❤️❤️
@ኣብkids_English
@ኣብkids_English 7 ай бұрын
ናይዚ ወዲ ዚ ድምፅን ክሊፕን ብጣዕሚ ዩ ዝደንቀኒ❤❤🎉🎉። ግጥሚ (ዘሕልፎ መልእኽቲ) ግን እምብዛ ኣይኮነን፡ ነዚውን ይመስለኒ ኣብ ሰሙን 1ሚ ዘይኣትው። ኣነ ግን ደርፋታቱ ከይሰማዕኹ❤ኣይውዕልን።
@zantamedia14
@zantamedia14 7 ай бұрын
ንዝለገስካለይ ምኽሪ ካብ ልበይ የመስግን
@arhotayentertainment
@arhotayentertainment 7 ай бұрын
የቐንየልና!
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 7 ай бұрын
ኣነስ እድዕለይ ናተስፊሸይ ድምፅ ከሰምዕ ከለኹስ እንታይጠከምዝሰርሕ ይጠፋኣን ብፊላይ ተጋዳላይየ ንክደይ እኻተኾንየ ትብል ደርፊስ እድዕ ተስፊሸይ ጅግና መቃልስተይ ብፃየይ ኣጆኻ በርትዕ ወድነዋን ፊትውትው እየ ዘብለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaSa-sr6tp
@SaSa-sr6tp 7 ай бұрын
💖💖💖💖💖💓💓🙏🙏
@NigusTefera-p8v
@NigusTefera-p8v 4 ай бұрын
ትግራይ ትንብረ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@aasaas7284
@aasaas7284 7 ай бұрын
ኣየ ወ ብሰንኺ ፀላእቲ ናብ ድኽነት መሊሶምዎ ዞም ጨኻናት😢😢ወዲ ትግራይ ጎይታ እሰይይይይ❤❤❤❤
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 6 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 7 ай бұрын
ሕቡንት እየ ብተስፊሸይ❤❤❤❤
@GirmayLegass
@GirmayLegass 7 ай бұрын
Great Traditional Music Tesfsh my Comrade!!!
@xhDhhf-c7m
@xhDhhf-c7m 6 ай бұрын
ባሃልናኣኩሪካና❤❤
@wdnb8086
@wdnb8086 4 ай бұрын
ሰይይይ ይበል ብጣዕሚ ፂቡቅ ፈረ ዘለው ደርፊ ደጊምካ ሰሚዕኻ ዘይሙኖ❤❤
@sallamll6451
@sallamll6451 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ተስፍሸይ ኣነስ ክፎትዎ እስኪ ከምዚ ከማይ ዝፎትዎ👍
@AbebahayluHaylu
@AbebahayluHaylu 7 ай бұрын
ተስፍሸይ ጅግና 💪ብዓል ጥዑም ድምፂ ❤🥰
@MelatyohannesMaramawit-cr4ol
@MelatyohannesMaramawit-cr4ol 3 ай бұрын
My beautiful people! Neberoley🥰❤️❤️❤️💃💃💃💃💃💃🕺🕺🕺🕺
@MedhinMaru
@MedhinMaru 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
@fritasolomon3835
@fritasolomon3835 7 ай бұрын
ተጋርዋይ ብዝሑ ተባዝሑ ለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tesfayreda-i6y
@Tesfayreda-i6y 5 ай бұрын
ኣታዮ ኮራሪማ ወትሩ ወዲ 40 ቂሩብ እንዶ ኣለቀሐኒ ይኣኽለካ ግዜኻ ዝወዳእኻ ሩፍታ ይርከብ ህዝቢ ትግራይ ❤❤❤❤
@shiwetglibanos4883
@shiwetglibanos4883 4 ай бұрын
ጀግን ተስፍይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@shiwetglibanos4883
@shiwetglibanos4883 4 ай бұрын
Tebeka
@KibromBerhe-qc2ej
@KibromBerhe-qc2ej Ай бұрын
ሳብ ግበሩለይ
@MmmssbJjduej
@MmmssbJjduej 6 ай бұрын
ጥዑም ዜማ ደስ ዝብል ስራሕ
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Mengsteab Tadesse(Werwray)_መንግስተኣብ ታደሰ (ውርውራይ) ሓዱሽ ባህለዊ ደርፊ ትግርኛ New Tigrigna Cultural Song
6:25
Haile Gebrehans (Haimo) Guaedade  ሃይለ ገ/ሃንስ - ጓዕዳደ - New Ethiopian Raya music 2024 (Official Video)
6:26
ጉማ እንተርተይመንት -Guma Entertainment
Рет қаралды 462 М.