Tesfazion. ስለምንታይ ኢዬ ኢብራሂም ዓፋ ተሰዊኡ?

  Рет қаралды 61,121

Agaiazian.tv

Agaiazian.tv

Күн бұрын

Пікірлер: 342
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ኣያ ተስፋፅዮን ኣብ ጎንኻ ኣለና!!!!ዓወት ንኣግኣዝያን!!!!!!!ንኽድ ጥራይ!!!!!!!!!!!!
@ketemakidane7485
@ketemakidane7485 7 жыл бұрын
ኣያ ተስፋጺዮን ክብርን ምስጋናን ኣቦቱኡ እንኮሎ ብሓቂ ንነቅሕ ኣለና እግዚኣብሄር ይመስገን ኩሉ ነጺሩ'ዩ እዚ ከኣ ሳላ ተስፋጺዮንን ብጾቱን እዩ።
@ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ
@ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ 7 жыл бұрын
አነ እኮ ዝኮነ ታርክ ይሰምዕ እካ እተኮንኩ ከም አያና ተስፋፅዮን ገይሩ ዝሓበኒ ግን የለን ፣አምላክ አብ ዓወት የራክበና አምላክ ድማ ሰላሙ የብዝሓልና።
@ወዲሓማጻዓዳ
@ወዲሓማጻዓዳ 7 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ጅግና ፈሊጥካዮም ነዞም ኣንድነት ኣጅካ ካባካ ብዙሕ ተማሂርና።
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ 7 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ እቶም አስላም ንትግርኛ ክጸርፉ ከለዉ እቶም አስላም''' ማሻላህ Like , ወይ ዝዉድስ Comment '' ይጽሕፍሎም'' እቲ ዝገርም ናትና ናይዞም ትግርኛ ኢዪ ወዲ ባካሮ መጽዪ ''ብጸፊ መስፍን ተተዛረበ'' ጸርፊ'' ተስፋጽዮን ታሪክና እዝን ከምዝን ብምክንያትን መርትዖን አምጽኡ ንባህልንናነን ታሪክናን ክብርታትና ተ'ተከላከለ'' ጸርፊ'' አቦና አቦይ ሃብተማርያም አብርሃ ታሪክና ተነገሩና ጸርፊ''ወዘተ'''ወዘተ መን ከ ዝጸርፍ ትግርኛ ን'ትግርኛ ነሕዝን።
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 7 жыл бұрын
the one and only tefazion hero
@natusami6487
@natusami6487 7 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ተስፋጽዮን ብመጀምርታ ሰላምን ትዕናን ኣብ ህወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ኣብ ስራሕካ ይምነየልካ። አዚ ትገብሮ ዘለካ ጎስጋሳት ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝከነ ታርክን መሰረት ናይ መጻእን ብምካኑ ዓወት ናይ ግድን ኢዩ። በቲ ከይተሓለልካ እትህበና ዘለካ ኣስተምህሮ ድማ ልክዕ ከምቲ ድልየትካ ኣንፈት ናይ ፍልጠትን ክብሪ ናይ ኣብ ኣፋርክቡ ዝነበረ ሕውነይ ናይ ክልትኡ ትግርኛን ከም ዝምሓየሽ ኮይኑ ኢዩ። ኣነ ብውልቀይ ኣብ ኣተሓሳስባይ ዝነበረ ስእሊ ብሓቂ ኢዩ ተቀይሩ። ሎምዓንቲ ካኣ ብዛዕባ በርሀ ጻዕዳ ምስ ኣልዓልካ ኢተን ኣብ ሓንቲ ዕጽውቲ ገዛ ኮይነን ከብደን ሓቒፈን ኢንዳነበራ ዝገደፍኩወን ወላድቱ ኢየን ቅጅል ኢለናኒ። ክብርቲ ወላድት በርሀ ጻዕዳ ኣብ ጾርና ኢየን ዝነብራ ዘለዋ፡ መንግስቲ ኤርትራ ግን መሬት ዓዲሉወን ኩንሱ ከይሰርሓለን ክበቅዕ ተደርብየን ክነብራ ኢዩ ፈሪዱወን። ንበርሀ ጻዕዳ ወዲ ሓዉ 6ይ 7ይ 8ይ ክፍሊ ምሳይ ኢዩ ተማህሩ፡ ኑሱ ኢዩ ንዓባይኡ ኣለይ መለይ ዝብለን ካልእ ብዙሕ የብለንን። ኣነ ኣብ ህወተይ ዘይርስዓ ድማ፡ ሓደ መዓልቲ ሃደ ንእሽቶይ ቆልዓ ወዲ ያቆብ ጾሮና ንወላድት በርሀ ጻዕዳ ጎሮቤተን ኢዩ ዝከውን ዘሎ፡ ብዛዕባ ደቀን ተዛርብወን ምስክነይቲ ሓላል ኣደ ፍቅ ፍቅ ኢለን ክበይካ ውዕለን ኣነ ድማ ብዝሕ ቆልዓ ስለ ዝነበርኩ ገሩምኒ ነቲ ህጻን ተጻርፈዮ ለከ ንሰን ካኣ ወደን ዘክረን ኢየን ዝበከያ። ኣብ ጾሮና ግን ታርክ በርሀ ጻዕዳ ዘይንገረላ ሓንቲ በት-ትሙርቲ ተሰርሓ ኣላ። ብዝሕ ሰብ ግን ካበይ ከም ዝመጽኤት አታ ስም ኣይርድኦን ኢዩ። ካልእ ክብሎ ዝደሊ ኢንተ ኣሎ ካታ ከም ማሕበር ከንኩም ነባሪ ዝኮነ መጽሓፍ ኢንተ ትደርሱ ተመራጺ ነሩ ምክንያቱ ታሪክ ኢንተዘይ ተሰንዱ ናይ ምንባር ዕድምኡ ቀጻሊ ክከውን ኣይክእልን ኢዩ።
@americansoldiertanner4570
@americansoldiertanner4570 7 жыл бұрын
welcome back tesfazion
@beermexui6775
@beermexui6775 7 жыл бұрын
we look forward to u.
@GoytaDembiya
@GoytaDembiya 7 жыл бұрын
You opened our eyes Tesfazion. Thank you.
@halowuhalewulewumenkbl
@halowuhalewulewumenkbl 7 жыл бұрын
ኩቡር ኣያና ተስፋጽዮን ክብረት ይሃብካ።
@hiyabnatey9857
@hiyabnatey9857 7 жыл бұрын
ተስፍሽ ጅግና አቦ ህዝቢ! ኣምላክ ዕላማ አለዎ ንዓና ክትብል ኢካ ካብ ሜዳ ብሰላም አቲካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@5star241
@5star241 7 жыл бұрын
Hiyab Natey i fill soory for you u really don't now (jgna)means.
@jacobabreham6342
@jacobabreham6342 7 жыл бұрын
ነዚ ብናይ 9 ብሄራት ትብል ተዓሺጉ ዝጸነሐ ናይ ጠንቆልቲ ዛዕጎላትኩም፥ ኣብ ኣደባባያት ፋሕ ብትኑ ኣውጽኡ፥ ነቶም ሃንደስቱ ከም በዓል ኢሰያስ ኣፈወርቂን መሰልቶምን፥ እቲ project ኣብ ኢዶም ከም ዝሞተ መርድእ ዝኣወጀሎም፥ ነቲ ክቡር ህዝቢ ትግርኛ ድማ ዳግመ ትንሳኤ ናይ ትግርኛ ሃገራውነት ዘበሰረ፥ ጅግና ምባል ውን ይውሕዶ፥፥ There are few words to describe a heroism of such a kind........Webster or Oxford dictionaries should bring a descriptive word for Tesfazion.
@yonimebrahtu3976
@yonimebrahtu3976 7 жыл бұрын
Hiyab Natey ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@neftalemberketberket3463
@neftalemberketberket3463 7 жыл бұрын
+5 star 5 star Muslim tekewen mkiniyatu jegna Muslim sele zeyele
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 7 жыл бұрын
+5 star ፈሊጣቶስ ንዋኑኡ ከማን ሂባቶ ንስኻ ኢኻ ዘይፈለጥካያ
@Teame2402
@Teame2402 7 жыл бұрын
ጅግና~~~~~~~~~>>>>
@kingdomofagaiazian6953
@kingdomofagaiazian6953 7 жыл бұрын
Tesfazion jigna medebatka bitaemi sbuk eyu zksl zelo ajoka kulu seb enekh alo. hto alatni ; eziom amharu bnay haymanotawi website gerom nezom tigrinya ekesaserwom alewom, buzuhat tigrinya nay amharu sbket share egebru komu wn film. slemntay gn btigrinya buzuh sbket alo sbket deliyom btigrinya esmuu, film ka zdeleywo aynet film English alo, English language keman memaebelu. slezi gele mkri habelna nezom sbketn film nay amharu zketatelu
@iloveumyfamily8456
@iloveumyfamily8456 7 жыл бұрын
you are so really really smart so keep it please
@ademismail5141
@ademismail5141 7 жыл бұрын
Eti zemote Ibrahim afa ybelist lkab bhiwet zello tesfazion.
@asmelashabraha2146
@asmelashabraha2146 7 жыл бұрын
I'm proud of you tesfasion
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 7 жыл бұрын
merhaba brhan getsu ....ezom bi agazian hagerawi ginbar elom awtsi om zelewu men yom
@oneday7251
@oneday7251 7 жыл бұрын
ዓረብ እየ ዝበለ ዓዲ ዓረቡ ኩጓሓፍ ዩ ኣብኡ ካኣ ዓብድ ክበሃል ዩ ብዙሕ ዋጋ ኣይትሃቦም ተስፋጽዮን ትግርኛ ሕያዋይ ዩ ኣብ ርስቱን ጉልቱን ግን no one like agiazyan
@berihhugish5857
@berihhugish5857 7 жыл бұрын
ATA AGAME AGAZIAN MOBOQOLOM KAB YEMEN IYU QOMAL TARIKHKA FLET WEDI GAAGAA AGAME
@መረብ-ወሓዚ
@መረብ-ወሓዚ 7 жыл бұрын
Good job brotherhood Agazian we love you Tigrgna ze Agazian
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 жыл бұрын
ebrahim afa wela hade ayserhen .
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 жыл бұрын
gemal omar ኣስላም ኣብ ኤርትራ መሳርሒ ኢኹም ።ከምዚ ኢሰያስ ንሮሞዳን ን ኣላሚን ኣሊ ስዒድ ከምዚ ሮበት ተጠቐመሎም ኣብ መወዳእቱኡ ዝጉሓፎም ሕጂ ውን ክትጉሓፉ ኢኹም ከምዛ ኣስላም ፍልስጤም ኣብ ሙሉእ ኣዕራብ ለመንቲ ዘለዉ ከማ ክትኮኑ ኢኹም።ብብዝሒ ውን ንሕና ንበዝሕ ማለት ነቶም ናራ ሕዳረብ ራሻይዳ ዓፋር ነዚኦም ሰባት እንተ ቆጺርካዮም፡ኣእዱግና ኣባጊዕና ክቁጸራ እየን ማለት ኢዩ ።ምኽንያቱ ንሰን ይሕሻ ካቦኦም።ናይ ብሓቂ።
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 7 жыл бұрын
+Mihretab teklom ብርግጽ ኣታ ጅግና ብጣዕሚ ደስ ትብል comment
@afrochannel1607
@afrochannel1607 7 жыл бұрын
Mihretab teklom hahaha. bhaqi haki tezaribka arkeni
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 6 жыл бұрын
ናይ መን ሄሮ ሽፍታ ዛግራ ክሃድን ጠምዩ ዝወጸስ ሰብስ
@semiryassin1642
@semiryassin1642 5 жыл бұрын
Ibrahem afa for ever
@kiflomtes3986
@kiflomtes3986 7 жыл бұрын
Thanks bzuh zeynfelto aflitkana
@nakfaagombesa6870
@nakfaagombesa6870 7 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ኣከዳድና ' these are elegant and stylish performances and continue like this' ሕጉስ እየ ብኣኻ። ካልእ ጀጋኑን ሓርበኛታትን ክትጽውዕ እንከለኻ ካብ ኩሉ ከባቢ ደኣ ይዅን። ገለ ገለ ሃለውለው ክብሉ ንሰምዕ ስለዘለና፣ ነቶም ጀልፋፋት ገዲፍካ፣ ብዝተኻእለካ መጠን ጌጋታትካ ክተውሕድ ፈትን፣ ወዳሓንካ።
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 7 жыл бұрын
ሠላም ተስፋጽዮንናይ ብሓቒ ሓናጺ ዝኾነ ትምህርቲ ሎሚ ዕለትኣመሓላሊፍካ። እዚ መደረኻ ድማ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሰማዕናዮ ዘይኮነስ፣ ብመርትዖ ዝተምርኮሰ ኣዕጋቢ ትንተና ስለ ምንባሩ የመስግንካ
@shishaymeles8401
@shishaymeles8401 7 жыл бұрын
ሰላም ሰለም ተስፋጽዮን ኣንበሳ
@yonasgezaibrhane8875
@yonasgezaibrhane8875 3 жыл бұрын
ተባዕ ኣቦ ሓቂ ግርም ገበርካ
@robirobi1396
@robirobi1396 7 жыл бұрын
ዓወት ንኣጋኣዝያን ፡like ሃቡኒ የሕዋት
@meharimezgebo9091
@meharimezgebo9091 7 жыл бұрын
እንቆዕ ብስላም ምጻኻ ተስፍየ ኣባ ጥመር
@aronhidray69
@aronhidray69 3 жыл бұрын
Ibrahim afa he is hero Ne Isaiah fit ne fit zeqawmo zenber iyu!
@jambojambino2937
@jambojambino2937 7 жыл бұрын
ጅግና
@brhanehayleslasie8619
@brhanehayleslasie8619 7 жыл бұрын
ata sebay kemey dka mehegos mekurie ajoka eske tetsarerty kia aleeuka kulom eritrawiyan eyom kia
@destadesta1209
@destadesta1209 7 жыл бұрын
ሰላም ኣጊኣዚኣን ብሃፈስሃ ሰላም ኒኣኩም ንተስፋትሲኦን ድማ አድመን ቴናን
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 жыл бұрын
you are smart man kiep it up
@knowhow2081
@knowhow2081 7 жыл бұрын
and u r ignorant
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 жыл бұрын
wedi 4asmera do agames seb do aykonen ata asha tzarobo ba flet ambesay
@kebarichamag8693
@kebarichamag8693 7 жыл бұрын
Abduselam Abdelkadir hWho I think you because he is honest talking about something therefore some people hate him
@filiweld8720
@filiweld8720 7 жыл бұрын
I always hated before i knew u who u were and what u was talking about, i thought u were talking trash and make conflict between. But now i agree with u 100 % , i watched all ur videos, it's 100% true! Thank u for telling us the truth.
@habenhagos5175
@habenhagos5175 7 жыл бұрын
tesfe mejemerta thanks nezi tbena zeleka tmhrti kexile nay mengstu hailemariam ab eritrea kelo yhaysh kab lomi zbehal zereba ysemie ezia ketebrhaley delye thanks
@waltazionandezion4222
@waltazionandezion4222 7 жыл бұрын
ዓስቢ መስዋእቲ! ዓስቢ መስዋእቲ‘ሲ - ዕሱብ ኣብ ገዛእ መሬትካ - ስሉብ ተኹላ! ክዳን በጊዕ - እንክጉልበብ ከም ልማዱ - ስጋ ሰብ እንክምገብ ወዮ ኣምበሳ - ስቕ ኢሉ እንክዕዘብ ግርምቢጥ‘ዩ ዘመኑ - እቲ ማይ ንዓቐብ። ውቂያኖስ ዝገትእስ ብውሕጅ ክፈልስ፣ ሃልሃልታ ዘጥፍእስ ብረመጽ ክምንቆስ፣ ጎቦታት ዝንቕንቕስ ከም ኳና ክፈርስ፣ ንዓ ተመለስ መንፈስካ የሐድስ ዓስቢ ስዉኣትካ - መሬት ሰላም ኣንግስ። መስዋእቲ ዘመናት - ምዕራፍ ግበረሉ ጻማኻ ክትረክብ - ዓደቦኻ ሓሉ ተለዓል ኣግኣዚ - ዘይሕለል ፍጥረት እለዮ ሓራዲ - ኣጽርዮ ግዕዘያት ትቕሰን ይርሃዋ ኣደ - ዓስቢ ናይ ስዉኣት።
@waltazionandezion4222
@waltazionandezion4222 7 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው Sle eritrea! የቐንየለይ። እወ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና!
@ተክለሰንበትበኪት
@ተክለሰንበትበኪት 7 жыл бұрын
ዘገርም ግዘ ኢና በጺሕና፡ ኣቦይ ወልዳኣብ ተረሲዖም በዓል ዓፋ ዝዝመየሎም። ካብ ኩሉ ኢቶም ትግርጛ ዚደርፉ፡ ቑሩብ ሰኽፍ ኣይብሎምን ከ? ብዝኾነ ክቡር ሓውና ተስፋጽየን ፡ዕላማን ዋልታ ህዝብን ኮይንካ ኢትቅርቦ ዘለኻ ኣብ ጭብጢ ዝተሞርከሰ ሲነ ሓሳባት ንማንም ዚምልከቶ ሰጊርዎ ክሃልፍ ከምዘይክል ዪተኣማመን ኢየ። ክብሪ ንጀጋኑ ኣቦታት ትግርጛ መኒነትና ዓቒቦም ዘጽንሑልና፡
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 7 жыл бұрын
መርሓባ ኣያና ተስፋጽዮን አንቓዕ ድሓን መጻአካ
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 жыл бұрын
Viva AGazyan
@dhhffghhdh1340
@dhhffghhdh1340 7 жыл бұрын
skit trwie hsawie mn kamnka ked angorar bl
@okbuamenamenamentesfayamen5294
@okbuamenamenamentesfayamen5294 7 жыл бұрын
yonas teklay ኣታ ጽሉል ወዲ ርግምቲይ ኣፍካ ዘይትሕዝ ኣንትዲካ የትትይካ ብዛዕባ ኤረትራ
@ዮናስ-ጰ6ዐ
@ዮናስ-ጰ6ዐ 7 жыл бұрын
+Okbu Amen Amen Amen Tesfay Amen amen amen ኣነ ብዛዕባ ወገነይ ህዝቢ ትግርኛ ዳ አምበር ብዛዕባ ኢርትራ ኣይትዛረብኩን ንስኻ ውን ልዕለይ ኢርትራዊ ክትከውን ኣይትፈትን አንት አቲ ጸርፊ መን ምኻንካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ
@kashefjuuti7819
@kashefjuuti7819 7 жыл бұрын
+Okbu Amen Amen Amen Tesfay Amen amen amen ###ናይ መን ኣዴኻ ፅሉል ኢኻ ወደይ ንስኻ ሰብ ትፃረፋ በል ኣስላም ፈለማ ንዓኻ ጎሮረኻ ከሓርዱኻ እዮም ኣታ ሀላይ?? "ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዘሓቖነን ሓደ እዮ በሉ ኣቦታት ትግርኛ"hahahaha
@kaleabmenghistab7791
@kaleabmenghistab7791 7 жыл бұрын
ሰላም መንነተይ ኢንኻኢ ደሓን መጻካ ከማካ ይብዛሕ
@redaeastbeha2095
@redaeastbeha2095 7 жыл бұрын
baelu yfelit. wediza hatsabi meakoru
@ራእየይኮንቶኣይኮነን
@ራእየይኮንቶኣይኮነን 7 жыл бұрын
ተወደብ ህዝቢ ትግርኛ ጠጠው መጠው ዘድልዮ ግዜ ኣይኮነን።
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ 7 жыл бұрын
ሓቂ ሚሂርካና መ/ምህርና ተጋዳላይና ተስፋጽዮን ዝኮነ አስላማይ ካብ ንሃገሩን ህዝቡን ክዋጋእ ነቲ ደም ሰብ አፍሲሱ ዘይጸግብ ሃይማኖቱ ክዋጋእ ይመርጽ ንኤርትራ ዓረባዊት ክገብርዋ ክንደይ ግዝየ ፈቲኖማ ኤኤኤ ግና አቦሓጎታት ትግርኛ አዝዮም ሱልጡናት ስለ ዝነበሩ ተጽግበኒ ቅጫስ . ህ. አብ መቅሎ ከላ ይፈልጣ አስላማይ ተነገሰ ነየማሕድር እንትርፎ ክቀትል በሉና አቦሓጎትትና ።
@jacobabreham6342
@jacobabreham6342 7 жыл бұрын
ኦ ክቡር ህዝቢ ትግርኛ ነዚ እዋናዊ ተልእኮ ዝሓዘለ ረዚን መልእክቲ ኣእዛንካ ኮር ኣቢሊካ ስማዕ፥ ፥ ዕጫና(OUR DESTINY) ኣብ ታርክናን(OUR HISTORY) ባህልናን(CULTURE) ቁጽርናን(DEMOGRAPHY) እዩ ዝውሰን፤ ነዚአን ኣባኪንና ብክብረት ክንነብር ኢና ኢልካ ምጽባይ ናይ ሞት ሞት እዩ፥፥ እንታይ ግድካ ተስፌ ሃብሮም በዚ ኣብ FACEBOOK ብ ሃገራዊ ድሕነት ዝብሃል ናይ ህግደፍ ክወጽእ ዝቀነየ ምስ ስዉኣት ዝጥሓሓዝ ጽሑፋትን መልእክትታትን መዓንጣካ ዝበትክ እኳ እንተናበረ ደጊም እዚ ጸወታ መዓልቱ በሊዑ(IT HAS EXPIRED!!) እይ ዕድመ ን ምንቅስቓስ ኣግአዚያን!!!
@benihagos1674
@benihagos1674 7 жыл бұрын
ኦ ? ክክክክክ
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 6 жыл бұрын
ፊፋ ኣግኣዝያን
@davidwoldu2110
@davidwoldu2110 7 жыл бұрын
merhaba brhan getsu man of the year
@ዮናስኪዳነማርያም
@ዮናስኪዳነማርያም 7 жыл бұрын
ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን ብሕማም ትሽዓተ ቢሄራት ተለለኺፈ ከለኹ፡ እዛ ብ መምህር ገብረኪዳን ደስታ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ እምቢታ ኣንጻር ወረርቲ ትብል ኣንቢበያ ኔሬ፡ነቲ ጻሓፋይን ነቲ ዛንታን ድማ ኣጽሊኢኒ ኔሩ።ምኽንያቱ እቲ ዘዕበየንን ዝፈልጦን ፕሮፖጋንዳ ናይ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሕን ኣብ ጸልማት የእቲዩ መንነተይ ኣጥፊኢለይ ኔሩ። ሕጂ ድማ ካብቲ ሕማም ጋህሚ ናይትሽዓተ ቢሄራት ምስ ሓወኹ ኣግኣዝያዊ ኮይነ ድማ መሊሰ መሰንበብኩዋ ዝያዳ seance ሂባትኒ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ንተግባር ሃጸይ ዮሃንስ የድንቆ ኔረየ።
@ዮናስኪዳነማርያም
@ዮናስኪዳነማርያም 7 жыл бұрын
ነዞም ኣብዛ ጺዮናዊት ቅድስቲ መሬት ዘለው ኣስላም መሳጊዶም ኣፍሪስና፡ኣኣብ ኣግማሎም ጺዒና ነናብ ዝደለይዎ ዓዲ የዕራብ ክንሰዶም ኢና።
@xigelove9925
@xigelove9925 7 жыл бұрын
Yonas Kidanemar anbesa Anbeb Zhray Agazian viva Agazian
@robelmichael673
@robelmichael673 7 жыл бұрын
Yonas Kidanemar kkkkk tgraway tekoinka dea ewe
@ዮናስኪዳነማርያም
@ዮናስኪዳነማርያም 7 жыл бұрын
Saeed Yassin ኣንታ ወጃብ ቅሰን ግመልካ ተወጢሕካ ዓዲ ዓረብካ፡ንሕና ከማኹም ጨካናት ኣይኮናን ንመንገዲ ዝኸውን ስንቂ ተምሪ ቋጺርና ክንህበኩም ኢና። ሽዑ ኣብ ዓዲ ዓረብካ ዓብድ ኮንካ ባርያ ናይቶም ዓረብ ትኾውን።
@ዮናስኪዳነማርያም
@ዮናስኪዳነማርያም 7 жыл бұрын
Hani Mike ኣንታ ንስኻኸ ሓተላ እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ፡ትግርኛ ተኾንካ ብሓቂ ክነግረካ፡ ፖለቲካዊ ክውንነት ውይ political dynamics ናይ ኤርትራ ተቐይሩ'ዩ ሕራይ'ዶ፡ ሱቕ ኢልካ ዓጋመ'ዶ፡ትግራዋይ'ዶ ኣይትበል በትኪ!!
@suedsuleman5347
@suedsuleman5347 4 жыл бұрын
Tesfaxen Behaqi etom meska zqmetu Mara aqli alowom Ane dea melkmka Ata tebeq.
@mennetkbret2641
@mennetkbret2641 7 жыл бұрын
tesfiye jigna mejemeria ab hiwetka selamn teanan ab srahka asalto ymneyelka ezi thbo zeleka tmhrti ab haki ztemorkese tarikna haktatun bsmeyn bsm hzbi tigrigna nemesgneka hzbna kulu sieabika ei u kexlo hawnan ayanan aewetna naygdn ei u.
@jambojambino2937
@jambojambino2937 7 жыл бұрын
ተስፋጽን እቦ ታርክ ሒጂ እንታይ ዲየ ክብለካ ደለ ዘለኩ ሬዶ ክትጅምረ ንላቮ ነዚ ድንቆሮ ህዝቢ ኣጋኣዝያን ኩሮዶኦ
@אליהורמרדכי
@אליהורמרדכי 7 жыл бұрын
well came tasfa hawena
@addiscool5712
@addiscool5712 7 жыл бұрын
ዋና ከተማና መን ትኩን አስመራ ወይስ መቐለ?????
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ 5 жыл бұрын
Adulis
@saeedhamedoy3350
@saeedhamedoy3350 7 жыл бұрын
አዲስ ነገር የለም.....እስላማይ አምሃራ ........
@znnbznnb6411
@znnbznnb6411 7 жыл бұрын
jigna tesfh
@adulisadulis3530
@adulisadulis3530 7 жыл бұрын
betri haki welcome
@samuealwedijeganu1673
@samuealwedijeganu1673 7 жыл бұрын
welcome our hero
@wolwol6623
@wolwol6623 4 жыл бұрын
እብራሂም ዓፋ ጅግና እዩ:ኣይተሓፍርን ዲኻ ቁሩብ የብልካን ሕልና
@bigsami5410
@bigsami5410 7 жыл бұрын
forever agziyanan strong togeezer
@ብርዒሓቂ-ፐ3ጘ
@ብርዒሓቂ-ፐ3ጘ 7 жыл бұрын
ዓረብ ክከውን እየ ዝደሊ ንዝበለ: ንሕና ምትእንጋድ ጥራይ ኢና: ኣብ መሬት ናይ መን እዩ ዓረብን ዓረባውነትን ዝደሊ ዘሎ ግን? እዚ ኩሉ መሬት ዓረብ ጸቢብዎም ድዩ? ዓረብ ንዝደሊ ኣይፉልካን: ትግረ: ዓፉርካ: ሳሆኻ .... ይሕሸካ እንድሕር የሕፊሩካ ድማ ናብ ዓዲ በደዊንካ ትከይድ: ተስፌ ዝዛረቦ ሓንቲ ዝድርበ የብሉን::
@samriforschoolpresident736
@samriforschoolpresident736 7 жыл бұрын
ብርዒ ሓቂ እቲ ምርጫ ንሱ እዩ
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 жыл бұрын
yaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa b haqi
@abelkifle8141
@abelkifle8141 7 жыл бұрын
Kkkj
@hdhjsjns
@hdhjsjns 7 жыл бұрын
Tesfatsion ajoka. salaka haki ni felit alena.
@kokobaberaki1906
@kokobaberaki1906 7 жыл бұрын
tesfaxen gizawiy jana
@ዮናስኪዳነማርያም
@ዮናስኪዳነማርያም 7 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርኩም ህዝቢ ኣግኣዝያን? ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣስተምህሮኻ ኩሉ እቲ ክበሃል ዝግብኦ ኢልካዮ'ኳ ተኾንካ፡ ኣነውን ኣብ ገለ ንጥብታት ከራጉዶ ዝደሊ ሓሳባት ኣሎኒ። እቲ ብዛዕባ ጀነራል ጻድቃን ዝበልካዮ፡ ኣብታ ናይ በቐዳማይ ሪኢቶይውን ገሊጸዮ ኔረየ፡ካብ መሪሕነት ሕዋሓት፡ዝነበሩን ዘለውን ዝኾነ ተስፋ ኣይሃልኻ፡ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኣትው ኣትሒዞም፡ እቲ ምሕሳብ፡ምምርማር፡ብዛዕባ መንነትካ ምሕላቕ ደው ኣቢሎሞ'ዮም፡ ስለዚ ኣብኣቶም ኣይትገደስ። ብዛዕባ ኢብራሂም ዓፋ ዝበልካዮ ድማ፡ ኢብራሂም ዓፋ ኣይኮነን ሓሳቢ ኮይኑ thesis ክጽሕፍሲ፡ወላሓንቲ እጃም ከምዘይነበሮ ምስኡ ዝነበሩ ገዳይም ተጋደልቲ ብግቡእ ዘዘንትውዎ'ዩ። ቀጺለ ኢብራሂም ዓፋ መሪሕዋ ዝዋዓለ ኩናት፡ወይ ብናቱ ስትራተጂ ዘፍረሳ ግንባር የላ ዋላ ታባ የላ። ዋላ ኣብ ኣርካይቭስ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ብፍጹም ኣይትረክብን ኢብራሂም ዓፋ ዝገበሮ ወተሃደራዊ ይኹን ፖለቲካዊ ጽልዋ። ናይዚ ሰብኣይ ዛንታ ምስኡ ዝነበሩ ከዘንትው ከለው፡እታ ዓባይ ስርሑ ዝነበረት ጀበናን፡ፈናጅልን ሒዝካ ፈቐዶ ግንባራት ዑደት ምግባር ጥራይዩ ኔሩ። ብሰንኩ ድማ ናይ ቡንን ትምባኾን ውሉፋት ኮይኖም ተሪፎም።
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 жыл бұрын
zegerm u ajokum tray agazian
@entayyumnbar4624
@entayyumnbar4624 7 жыл бұрын
ብታአሚ ኣገዳሲ ሓሳብ ኣሎካ ፡ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ወትሩ ኣብ እቲ ትካትዓሉ ዘለካ ውጥን ክዉን ክኸውን እደሊ የ ከበርኪት የ ከኣ ፡አዚ ኣብ ፈቀዶ አስላማውያን ተሰዲዱ ዘሎ ህዝቢ ኣጋእዝያን ግን ግዳይ ክይትገብሮስ ትሓሲብ ዶ ? ፍታሕ ኮይኑ ዝረኣየካ ከ ኣሎ ዶ?
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 7 жыл бұрын
wenani mqur qanza ጹቡቅ ሓሳብ ኣለካ፡ እንተ ኾነ ግን እዚ ኣብ ዓዲ ኣስላም ተሰዲዱ ዘሎ ኣግኣዚያዊ ግዳይ ከይከውን ኢልካ ኣግኣዚያን ብዓባያ ግዳይ ትኹን'ዶ??????
@geeznation5251
@geeznation5251 7 жыл бұрын
ሰላም ምኒስተር ተስፋጽዮን ሎማዓንቲ ክሓታ ደልየ ዘለኩ ንህግደፍ ጠጠው ኣቢሎሞ ዘለዉ እቶም ዓጋመ ዓጋመ እንዳበሉ ዝጻረፍ ዲያስፖራ ኢዮም እዞም ዲያስፖራ ወይ እዞም ሰባት 70% ኮይነ ክዛረብ ኣብ ሓማስየን ኣውራጃ ዝርከቡ ኣሕዋትና ኢዮም ወዲ ካልእ ቦታ ንትግራዋይ ዝጸልእ ኣሎ እንተተባህለ 10% ኢዩ እዚ ክብለካ ውሑዳት ብስምዒት ዝዛረቡ ኣስላም ሓዊሰ ኢየ ንሳቶም ካኣ ብምንታይ ክምዕብሉ ወይ ለውጢ ከምጽኡ ፍልጠት ዘይብሎም ኢዮም። ሕጂ ካኣ ንምንታይ ኢዮም እዞም ኣብ ሓማስየን ዘለዎ 40% ዘያኣክሉ ምስቲ መንግስቲ ተሓዊሶም ህዝቢ ትግርኛ (ንህዝቢ ሓማስየን) ኣብዘይ ጸገሙ ዝእትዎ ዘለዉ። እዚ ናይዞም 40% ዘይኮኑ + ህግደፍ ተሓዊሶም እዛ ንሪኣ ዘለና እሶም ብሓሶት ዝሕበኑላ ህዝቢ ትግርኛ (ሓማስየን፡ኣኮለጉዛይ፡፡ተንብየን ወዘተ ዝሓፍረሉ ዝዋረደሉ ስዋኣትና ዝሓስርሉ ናይ 9 ቢሄር ኤርትራ ዝባሃል መንነት ንክምስርቱ ዝደክሙ ዘለዉ ንምንታይ ኢዩ ? ካልእ ካኣ ንምንታይ ኢዩ ታሴራ ከውጽእ ከሎ ህዝብና ነታ ናይ ዜግነት ታሴራ ምንነት ዝብል ስም ክህብዋ ኪኢሎም ኣብተን ብሓደ መንነት፡ስርዓተ ክብሪ ዝተሃንጻ ሃገራት ከም ባዓል ሆላንድ ፡ጀርመን ኮታስ ናይ ኣውሮፓ ሃገራት ኣብ ሓደ መንነት፡ስርዓተ ክብሪ ዝተመስረታ መንነት እንተበልካ ሓቂ ኢዩ ኣብ ባዓል ኣፍሪቃ ግን ብሓሶት ዝተመስረታ ናይ ብሕሶት ሃገራት ከም ኤርትራ(9 ቢሄራት or ሓደ ልቢ😂😂) ንምንታይ ኢዮም ነቲ ናይ ዜግነት ወርቀት ማንነት ክብልዎ ዝካኣሉ ነቲ ህዝቢ ንምዕሻው ዲዩ? God bless you agaezian SUBSCRIBING ዝብል ብቀይሕ ዝተጻሓፈ ኣለኩም ኣብ ላዕሊ ቪድዮ ቀልጢፉ ክመጸኩም እንተደሊኩም ወይ ቤተሰብ ናይዚ ኣካውንት ክትኮኑ እንተደሊኩም SUBSCRIBNG ዝብል ጠውቅኩም ቪድዮ ቀልጢፉ ክመጸኩም ኢዩ። thanks for SUBSCRIBING
@geeznation9932
@geeznation9932 7 жыл бұрын
Geez መንነተይ ክቡር ሓወይ፡ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ብኣዉራጃ መልክዕ ንህግደፍ ዝድግፎ የለን ፡ እቲ ምኽንያት ንሓደ ኣዉራጃ ከም ዝገዝኣካ ዘሎ ጌርካ ኣጸሊምካ፡ ናይ ሓሶት ፖለቲካዊ ምልዕዓል ምግባር እዩ፡ እቲ ሓቂ ግን እቶም ንህግደፍ ዝድግፍዎ ካብ ኩሉ ኣለዉ፡፡ ልዕሊ ኩሉ ድማ ንህግደፍ ምድጋፍ ማለት ምስ ህግደፍ ኮይንካ ምጭዳር ማለት ኣይኮነን ፡ እንተደኣ ናይ ህግደፍ ስነ-ሓሳብ ኣብ ርእስኻ ይሰርሕ ኣሎ፡ ብተዘዋዋሪ ናይ ህግደፍ ደጋፊ ኢኻ ማለት'ዩ።ኩሎም እዞም ደለይቲ ፍትሒ፡ስመር፡ኣዉራጃ ዝብሉ ፡ ብስነሓሳብ ናይ ህግደፍ ሰዓብቲ እዮም። ህግደፍ ድማ እታ እንኮ ዝደልያ ዉጥን ንሳ እያ፡ እንበር ንህግደፍ ሳዕሲዕካሉን ኣይሳዕሳዕካሉን ዘገድሶ የብሉን። ዘልኣለማዊ ክብሪ ንኣግኣዝያውነት
@kingdomofagaiazian6953
@kingdomofagaiazian6953 7 жыл бұрын
Geez መንነተይ eti tenki ezi tblo zeloka atehasasba eyu, ab kndi nab HGDF target tgebr nab hzbi hamasien. eti hzbi hamasien msaka ab bahri etihil, ab sinay ehred, ab sgredob emewt eeser, temeliska biakum ngzae alena kitblo shame eyu. 2. n HGDF zgusgus Manki eyu fekedo Europe zkeyd, nay financial tehazi ka Hagos Kisha eyu, eziom eyom ka etiom hmeret nay HGDF. slezi neti hade gezae neti kalie tegezae gerka mzrab hzbi mfillay trah eyu, wsietu ka ndeki mehamed betka Mrkab eyu zkewn.
@negusegmeskel7670
@negusegmeskel7670 7 жыл бұрын
ane kab hamasiyen eye gen behaki kab be tegerinya zeyhaseb hamasinay be tegerinya zeheben tegeraway yebelxeni ! ne negeru da eu ember ezi awerajatat Ewen kem ezi nay 9 biherat zebahal hasab eu , kulu hasot eu selezi be tegerinya mehesab eu zeheshena esu teray eu ka haki ...
@geeznation5251
@geeznation5251 7 жыл бұрын
ብኣውራጃ ኣይኮንኩን ድዛረብ ዘለኩ ኣውርጃ ናይ ሓደ ቦታ መጸውዒ ኢዪ። ናይ ሓደ ነገር ጠንቂ ምፍላጥ ግን ኣገዳሲ ኢዩ ናይ ጅግናጽዮን ኣብ" መን ኢዩ ንስዋኣት ዘክብር" ዝብል ኣርእስቲ መደረ ዘስመዐሉ ካብ 52 ክሳብ 56 ከባቢ ዘሎ ሓቂ ተዓዘብ/ዎ
@eritreanredsea9117
@eritreanredsea9117 7 жыл бұрын
agame shigr do mexikum ms hzbi Eritrean kabti znebergum shigr awxikum si ykenelna kntblu meretu ktwesdu abay tgray delikum hgi abey ekum tatwo tenkes telkum nabana ab kshnwa ekum haleftukum gibom ab mhtar milener koynom nakum ayhasbun eyom fah elatkum komalat
@Agaiaziantv
@Agaiaziantv 7 жыл бұрын
ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ አመሪካ 001-720-589- 7840 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሆላንድ 0031 6 85764382 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሲዊዘርላንድ 0041-764957331 0041-798956556 0041-779762567 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን (ማየአ) አብ ሽወደን 004673615 7621 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን ጀርመን 0049 1521 4176898 ቁጽሪ ቴሌፎን ማሕበር የሕዋት አግኣዚያናዊን ዓባይ ብርጣንያ 07424084111
@zeregaberafewerki4257
@zeregaberafewerki4257 7 жыл бұрын
kulu medbatkumin hasabatkumin btami eya zadnko.awatin aslton ka ymnayalkum
@gurjamussie7986
@gurjamussie7986 6 жыл бұрын
Agaiazian.tv kkkkk nay mintay tele u genzeb miliman jemirkum nay abotatkum nay tegaru Eway mosiba
@osmanamir6891
@osmanamir6891 6 жыл бұрын
fuk you
@feventesfish6100
@feventesfish6100 7 жыл бұрын
መዓስ ዲዩ ሬድዮ ዝጅመር ተስፋጽዮን ኣቦና ?እዚ ስነ ሓሳብ ነቶም ኣብ ገጠር ዘለዉ ህዝብና ትግርኛን ኣብ ትግራይን ዘለዉን ክበጽሖም ኣለዎ ምኽንያቱ እዚ ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋ ከብቕዕ ኣለዎ ኣብዛ ሰዓት ጥራይ ቡዙሕ ሰብ ናይ ትግርኛ ህግደፍ የጥፍኦ ኣሎ ከምኡ ውን ኣብ ትግራይ ስለዚ ኣቐላጥፎ ሬድዮ በጃኻ ።
@michaelwoldai1688
@michaelwoldai1688 7 жыл бұрын
BZEY ABO TIREFI -
@loveertreaafrika2447
@loveertreaafrika2447 7 жыл бұрын
Amen Temsgn ዓጋመ ባዕልኪ ከድኪ ኣብጽሕሎም ኣፍ ራሕባ kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkjjjjj
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 жыл бұрын
Seid Omar please say me Agame my identity anta abd.
@menkembariya5127
@menkembariya5127 7 жыл бұрын
kif aleka
@kiflomtes3986
@kiflomtes3986 7 жыл бұрын
Abzi kudus mdre agazian areb zbehal sharia kmetsa elka zeyhseb eu
@temehubi8777
@temehubi8777 7 жыл бұрын
መርሓባ
@hagosteklemariam6477
@hagosteklemariam6477 7 жыл бұрын
Hallo kubr tesfazion weyka semati kdmi tlyan eritra metawu Eritrea mentebahila txwae neyra. melsi kxbeyekum eye. Thank you.
@user-su6uh5ut2r
@user-su6uh5ut2r 7 жыл бұрын
Hagos Teklemariam ኽሳብ ሕጂ ኣይትፈልጥን ኢኻ ማለት ድዩ? ወስ ክትዛረቦ ዝደለኻ ኣሎ'ዩ? ብዝኾነ ግን ቅድሚ ጥልያን ጥራይ ዘይኮነሲ ቀደም ኣብ መፋርቅ 3ይ ዘመን ኣግኣዚት/ኣግኣዚያን ተባሂላ ከምትጽዋዕ ኔራ። ኪድ ታሪኽ ኤዛናን ሲዛናን (ኣብረሃን ኣጽበሃን) ኣንብብ ወይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንተደኣ ኮንካ ከኣ ታሪኽ ናይ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኣንብብ። ሰላም ብብዘለናዮ ዝሓወይ
@destadesta1209
@destadesta1209 7 жыл бұрын
ተስፋትሲኦን ኒህዝቢ ካብ ናይ መንነት ቅልውላው ንቡዙህ ሰብ ኣረዴካን ሚሂርካን አካ ሞ ኪብሪ ኒኣካ ርግትሰና አየ አዞም ኣንትሳር ሬቶ ዚሲህፉ ዘለዉ ካብ ዘይምሪዳአ ተዘይኮይኑ ብፍላት ኣይኮኑን ምስ ተረዶኦም ግን ባካ ወይ ቢኣጊኣዚኣን ኪኮሪኡ አዮም
@ayneyalemey4316
@ayneyalemey4316 7 жыл бұрын
agame komal entay zgeberna ena bezana texawetu najays
@jesusisgod3408
@jesusisgod3408 7 жыл бұрын
Ajoka amlak yehagzka ab tserika hade kem dawet walida eritrea kab kulu zadhina
@xigelove9925
@xigelove9925 7 жыл бұрын
Nay bhaki Ajoka Hizbi Yemhar Alo Ajoka
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ
@ዘየሕዝንአኮነንደቂቀይሕባ 7 жыл бұрын
ኢስልምናን ኣስላማይን ንዓለም ዘበርከትዎ ምንም ነገር የለን። ኣየናይ ኣስላማይ ተማሂሩ ፈላስፋ ኮይኑ ንዓለም ዝጠቅም ዘበርከተ። ኣስላማይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ዓንኬል ሰበይትን ዝሙትን ኢዩ ኮለል ዝብል። አንተሰጎመ ኻኣ ብዝዕባ ሸሪዓ ይምድር። አንተማዕበለ ኻእ ብኻራ ንከምኡ ሰብ ይሓርድ። ዓለም ካብ ኢስልምናን ። ኣስላማይን ዝረኸበቶ መኽሰብ እንተሎ ። ሰላም ዝዝርግ አምበር ። ተማሂሩ ተመራሚሩ ፈላስፋ ኮይኑ ተፈላሲፉ ዝጠቕም ዘበርከተላ የሎን። ዓለም ክሳብ ሎሚ ናይ ኢስላም ምሁር እይረእየትን ። ንዘላለም ውን ኣይክትርእይን ኢያ ። ሎሚ ካኣሞ ዝገደደ ንድሕሪት ተመሊሶም ትሕቲ እንስሳ ወሪዶም ሰብ ክሓርዱ ጀሚሮም። ዓለም ካብ ኢስላምን ኣስላማይን ዝተማህረቶ ነገር እንተሎ ሰብ ብኻራ ከም ዝሕረድ ኢዩ።
@wolwol6623
@wolwol6623 4 жыл бұрын
ኤሮጳውያን ክርስትያን ገዚኦምኻ አባሳቢሶምካ
@m.h5064
@m.h5064 7 жыл бұрын
sebay asebaut jgna ftret ajoka ane ab gonka aleku qexl
@mombasaboyk5639
@mombasaboyk5639 6 жыл бұрын
Entay emo kitgebir suk elka gaar. Ember etgebros welahanti yelen lemani agame. Zigebir kea ab media koinu ayliflifin. Senef
@medhaniemelake2455
@medhaniemelake2455 7 жыл бұрын
tesfatsen jgna
@mahmud6409
@mahmud6409 5 жыл бұрын
Agame sahsah
@filiweld8720
@filiweld8720 6 жыл бұрын
Aradom.
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ መስሓቅ እዩ ተስፌ ኢብራሂም ዓፋ ኣላኣሚን ዕሊ ስዒድ ኩሎም ወላ ሓንቲ ታሪኽ የብሎምን ።
@kakau-lo2wu
@kakau-lo2wu 7 жыл бұрын
mihretab teklom መነደኻ ዳኣ ታሪኽ ኣለዎ ሊዕሊኦም ኣብ ኤርትራ ኣንታ በዳን
@mihretabteklom9214
@mihretabteklom9214 7 жыл бұрын
Romodan Khalifa ክክክክክክክ እስከ ንገረኒ ኢብራሂም ዓፋ እንታይ ጌሩ ፡ገና ንዓኹም ዳ ኢሰያስ ይጻወተልኩም እንዲዩ ዘሎ።ሮሞዳን ኣብ ኩርሲ ኮፍ ኢሉ ሓንቲ ሓላፍነት ዘይብሉ መሳርሒ ኢሰያስ ኔሩ ሕጂ ከኣ ዑስማን ሳልሕ መሳርሒ ኢሰያስን የማነ ማንኪን ኣላኣሚን መሳርሒ ኢሰያስ ወላ ሓደ ስልጣን የብሎምን ትፈልጥ ኢኻ ጽቡቅ ጌርካ ።ንንበዓል ንዓኹም ከኣ ብሄር ኢኹም ኢሉ ርእስኺም ይሕቢጥኩም ህግደፍ ፡ንስኹም መጻወት ጸጋማውያን ናይ ብዓል ኢሰያስ ኢኹም ጉሓፋት።
@abrehaleyal
@abrehaleyal 7 жыл бұрын
ሕዝበይ ሓሬት ዘይብሉ ሕዝቢናይ ኣተሓሳስባ ብዙሕነት ጸጋ ኢዩ። ስነ ሓሳብ ትግራይ ትግርኚ ድማ ንኹሎም ኣተሓሳስባታት ጠሚሩን ሓቑፉን ዝኸይድ ዴሞክራሲያዊ ስነ ሓሳብ ኢዩ። እንተኾነ ግና ኣብ ኣተሓሳስባና ገለ ኽጸሪ ዝግብኦ ነገር ድማ ኣሎ። ብርግጽ ጸላኢኻን ፈታዊኻን ምልላይ ብልሒ ኢዩ። ኣግኣዚያን ድማ መንነትና ነፍቅር ሰባት ኢና። ምስ ሕዝቢ ኣምሓራ ኮነ ካልኦት ፈጺሙ ጽልኢ የብልናን። ተመጣጣኒ መልሲ ንህብ እምበር ጽልኢውን ኣይንሰብኽን ኢና። ኣብ መንነትና ኣተኵሩ ንጥፍኣትና ዝህንደድ ሓይሊ እንተሎ ግና ግብረ መልሲ ክንህቦ ግድን ይኸውን። ኣደብ ድማ ነትሕዞ ፤ ግን ከኣ ተዘይፈቶናዮኳ ኣይንጸልኦን ኢና። ብዝተኻእለ መጠን ዝግብኦ መልሲ እንዳሃብና ነረድኦ። መንነቱ ዘፍቅር ሰብ ፈጺሙ መንነት ካልኦት ክጸልእነ ኬቋናጽብን የብሉን። ኩልሳዕ ብብልሒ ኢና ክንጓዓዝ ዘሎና ተዓጻጸፍቲ ኽንከውን ድማ የድልየና። ነቲ ሰማይ ዘንቃዕርር ትኽ ዝበለ ጎቦ ብብልሒ ተጠዋዊኻ ትወጾ እምበር እት ጎቦ ንላዕሊ ትኽ ዝበለ ስለ ዝኾነ ኣነውን ትኽ ኢለ ንላዕሊ ኽሓኩር'የ እንተልካ ኣንከራሪኻ ታሕቲ ኢኻ ትርከብ። ስለዚ ሓፍ ክንብል እንተደኣ ኾይና ንኻልኦት ኽብሪ ክንህብ ኣሎና። ክብሪ ክንህብ ኣሎና ማለት ግና ፤ ክብረትና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ የእቲና ነብስና ከነሕስራን ንኻልኦት ከነቀባጥረሎምን ኣሎና ማለት ኣይኮነን። ነብስኻ ባዕልኻ እንተሕሲርካያ ካልኦት ሰባት ኬኽብሩዋ ክትጽበ የብልካን። ባዓል ዋና ዘቃለላ ባዓል ዕዳ ነይቅበላ ከምዝበሃል። ብጽልኢ እንተዓዊርካ ድማ ነገራት ኣጣሊልካ ክትርኢ የጸግመልካ ኢዩ። ጽልኢ ሒዙ ዝተበገሰ ድማ ፈጺሙ ኣይዕወትን ኢዩ። ንሕና ኣግኣዚያን ድማ ቃልስና ኣዚዩ ከቢድን ዝተሓላለኸን ከም ሙኻኑ መጠን ከምቶም ቀዳሞት ኣበው ኣርሒቕና ክንጥምት ኣሎና። ምኽንያቱ ኣብዛ ዓለም ኣስተውዒሉ ዝጓዓዝ ሰብ ጥራይ'ዩ ነዊሕ ርሕቐት ዝኸይድ። ፍቕሪ ዘይብሉ ሰብ ኣምላኽ ኣብኡ የለን። አምላኽ ምስኡ ዘየለ ሰብ ድማ ፈጺሙ ኺዕወት ኣይክእልን ኢዩ። ስለዚ ዕላማና ፍቕሪ ክኸውን ከሎ ፍረ ጻማና ድማ ዓወት ይኸውን። ብታህዲድን ፈኸራን ዘይኮነስ ከምቶም ለባማት ኣቦሓጎታትና ንለብም። ካብኣቶም ንመሃሮ መጠነ ሰፊሕ ተሞክሮ ፡ እልቢ ጥበብ ስለዘሎ። ከም ርግቢት ለዋሃት ከም ተመን ድማ ለባማት ንኹን። ኣቦሓጎታትና ለዋሃት ንድኻን ንመሰኪንን ከኣ ተደናገጽቲ ኢዮም። ብመንነቶም ብህላዌኦምን ብዓዶምን ንዝመጾም ጸላኢ ግና ምሕረት የብሎምን። ሰለዚ ከምኣቶም ሰብኡትን ምኽንያታዊያንን ንኹን። ንኣምላኽ ድማ ንፍራህ። ንሰብ ክብሪ ንሃብ። ንሓደኳ ካይንጸልእ። ግና ንመንነትና ነፍቅርን ደው ንበልን። ንካልኦት ከይጸላእና ንናትና ኸነፍቅር ንኽእል ኢና። ነቶም ጥፍኣትና ዝትምነዩን መንነትና ዜቋናጽቡን ሰባት ግና ገጽ ኣይንሃቦም። ንካልኦት ከይተንከፍና ድማ ዝግብኦም መልሲን ግብረመልሲን ንሃቦም። ንንቃሕ ፡ ንሰጉም ፡ ጸብለል ንበል ፍጹም ኣይንታኸስ። ንሃገርካነ ፡ ንመንነትካን ንማዕተብካን ፡ ንህዝብኻን ብሓቅን ስለ ሓቅን ደው በል።ሰላም ወሰናይ ሰበይ
@f1jj220
@f1jj220 7 жыл бұрын
Welcome Zionist
@hagostekle57tekle28
@hagostekle57tekle28 7 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመ ኒይ ከምዞም ህዋሃትን ህግደፍን ሃሰውቲይ ኣይረኣኩን
@mohammedkertoot2544
@mohammedkertoot2544 7 жыл бұрын
ZERO ZERO ZERO ZERO ZERO KAFEER KAFEER KAFEER KAFEER KAFEER ☝☝☝tigray tigray tigray agame agame agame
@mamamia3051
@mamamia3051 5 жыл бұрын
Akar akar akar aslamay.
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 5 жыл бұрын
Wedi mohammed akar wedi mohammed akar wedi mohammed akar haradi seb wedi sharia gexi kuran
@davidwoldu2110
@davidwoldu2110 7 жыл бұрын
kulukum deki Mohamed this is not allowed for you. it's only for the agazian people, so please leave us alone
@gemalomar6845
@gemalomar6845 7 жыл бұрын
David Woldu Where is 3000 History that you stupid people talking about look at Ethiopia what Agazian did Ethiopia nothing Amara people forget about it (Kem shinti gemel ni dihrit eku m temelesu zelekum)Agazian has no place in Eritrea and Eritrea has 9 ethnic groups will never change if we see the change will be for our fever as always all this Dreams has no place in our land of lions and take that shit to our neighbor country and you all go with it Hell with you people of Agazian no Red Sea no zula no matsra no khohaito no Dankalia nothing nothing nothing you dig الإريترية لإريين فقط ي حيوانات
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 6 жыл бұрын
gemal wejab gotat ዓካር ውጻአ ኣብዘይ ገዛካ ኣይትዕፈር
@ogrmazion9710
@ogrmazion9710 6 жыл бұрын
David Woldu
@awetagazyawi9734
@awetagazyawi9734 7 жыл бұрын
amlak se nay bahaki kulhe ilu temitna u enho tesfaxion tesfa agazyan haken fekren hizu mexuna regxina eye mebale nay agazyan mebale abe medri agazyan ketri ika jegna Wedi jeganu
@ታዲያስኣሳክ
@ታዲያስኣሳክ 7 жыл бұрын
tsfazion Abdelkadr Kebire is from Shre (tgray )he has no any vilege in Ertrea that s why he saport AlRabita Al aislamia
@manuasmara688
@manuasmara688 7 жыл бұрын
mishmush tesfazen suk illka bano 20 dollar gerka bororok aytibel. welhade bizaba siwiat kitintin kigeliz aygibain nu zigelzu bizufuf alewu. hatew ketew aytibel tebahilu abilu fandia zereba
@nahomtrake1308
@nahomtrake1308 7 жыл бұрын
nhaki abua men kemaka jgna kab kulu hasab tehbena
@shamdawit4983
@shamdawit4983 7 жыл бұрын
ata jigna ajoka
@esmarefamily6595
@esmarefamily6595 7 жыл бұрын
this organization is good to identify the half ertrean and half tigray people out of the 100 percent Eritreans go ahead collect yourself
@wediafar1335
@wediafar1335 7 жыл бұрын
ናይ ትማሊ ታሪኽ ከነዘክረኩም፣ህግድፍ ድሕሪ መላእ ናጽነት ደረት ልቡ ነፍሑ ብጅካይ መን ኣሎ ካማ በለ፣ጃህራን ፈኽራን እምብዛ ኣብዘሐ፣ ንናይ ከበሳ ህዝቢ ከምዚ ሃይቶጽን ዝነፍሑ ዘሎ ነፊሖሞ።ሕልፍ ስኽራም ጠገለ ሓሊፉ ንወያነ ሓንቲ ዘይትፈልጥ ወድብ ምኻናን እንተድልዮም ኣብ ሓደ ረፍዲ ኣብ ታርኽ ጎሓፍ ክግሕፍዋ ከምዝኽእሉ ወዘተ።ን7 ዓመት ተጋሩ ንወደሓበኦም ህግድፍ ምኽሪን ማዕዳ ካብ ምሃብ ምስ ተሓለሉ ፣ሕረሕራይ ገይሮም ምስ ደሃኹዎ ሎሚ ህግድፍ ትልኽ ትብል ተንፍስ ሕዙ ይርከብ። ናይ ግዕዛዊያን ውዑይ ሽሮ ምንቅስቃስ ብናይ ሓንቲ ንጣብ ማይ ተጋሩ ዝግ ከም ትብል ርግጸኛ እየ።
@AliAli-ll7rd
@AliAli-ll7rd 7 жыл бұрын
Abti bota zalakayo enta zy neberka ne Afrika wy ab esya enta wexika kemtimwet 100/ afaf
@ሓያልስነሓሳብስለታሪክኣቦ
@ሓያልስነሓሳብስለታሪክኣቦ 7 жыл бұрын
ኪሮስ ንዓኻ ከቆናጽብ ሲ ከመይ ሕፍረት እዩ። ክ`ሽህ ኣማራ ኣንዲ ኣበራ። ተስፋጽየን በሎም ስበሮም ብፍላይ ን ሄኖክ ስነ ልቦና ዝበሃል ኣሎ መጣቕዒ።
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 7 жыл бұрын
ኩሎም ከምዚ ናትካ ኣስተምህሮ ዝህብ ሰብ የለን ምክንያቱ ፍልተትን ተመኩሮን ይውህዶም ኢዩ ህስትሪ ዝፈልት የለን
@al8515
@al8515 7 жыл бұрын
ደ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣምሓሩ ኣዋሪደምዎ ማለት ደድሕረኻ ከም ከልቢ ዘነብሕ ዕሱብ ዲዩ ውርደተኛስ ዋላ…እቲ ኣብ ዓለም ብፍልጠቱ ተዋዳዲሩ እተዓወተ? ኣብዚኣሲ ጅግና ተሰሓሒትካ ኢካ በዚ እንዳሃነፅካ በቲ ኣይተፍርስ!
@kidaneesak2540
@kidaneesak2540 5 жыл бұрын
Tsfa ትህsha
@joneabrhele9392
@joneabrhele9392 7 жыл бұрын
anbesa kemka si 1000
@bereketzeray399
@bereketzeray399 7 жыл бұрын
kkkkk tesfazien ኣጋዓዜናይ ትግራዋይ፡ ተስፋ ዝቖረጸ H.I.V ዋሕድ። መስኪነይቲ ሓትነይ ብኮፋ ንስኻ ክትዕንድር ኣይብኢዳ ኣይብእግራ፡ ለኪምካያ ከይኣክልሲ፡ ሰባት ሰቢኽካ ተደናግር ኣለኻ፡ መቓብርካ ኣይትኹዓትን እያ።
@shalomolehe9945
@shalomolehe9945 6 жыл бұрын
ኣይተዳናግር
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
E402 Navigating the Bible: Judges
59:08
Saddleback Church
Рет қаралды 13 М.
Armenia's evolving military capabilities
56:41
CIVILNET
Рет қаралды 15 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН