ኪዳነ ምሕረት ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

  Рет қаралды 4,810

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

Күн бұрын

Пікірлер: 79
@Venus-VF
@Venus-VF 15 сағат бұрын
መም ኣስመላሽ ቃለሂወት,ንካልእ ቅዱሳን እካ አናተካኣሎምሲ ንወላዲት ኣምላክ በቲ ወዳዝሃባ ከመይ ዘይከኣላ።እዞም ንክብራ ዘቃልሉ ፓስተራት ከማን ክነውየኩም ይብሉ ኣለዉ፡ቅድስተቅዱሳን ደኣ ንኣምላክ ዝጾረት፡ዝወለደት፡ዘዕበየትሲ እንታይሞ ግዚኡ ኣኪሉ ደኣ ግዲ ኮይኑ እንበር ክብሪ ናምላክ ዝወለደት እናጉደልካ ክብርካ ምውሳክሲ እንድዒ ኣምላክ ብእይኑ ምህረቱ ይጠምተና እንበር ክብሪ ወላዲት ኣምላክ ምጉዳል ክብሪ ማህደር እግዚኣብሄር ምጉዳል ሙካኑከ ንፈልጦዶ ሎቱ ስብሐት ማህደር ኣምላክ ካያ
@DawitMebrahtu-j6u
@DawitMebrahtu-j6u Сағат бұрын
ንልብና ዘናውጽ ሜድያ ክመጽእ እንከሎ ከምዚ ገይርካ ልብና ንክተህድእ …………ዲ. ኣስሜ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብጥበብ ይሓልኻ ፈጣሪ፡ ድንግል ማርያም ከኣ ብምልጃኣ ተጽልልካ።
@sikosilo7487
@sikosilo7487 16 сағат бұрын
Aman aman aman kale Hiwet yesmeana abona
@aedeaedonayywahseyy8386
@aedeaedonayywahseyy8386 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጣዕማን ፍቅራን ምሕረት ፍቁር ወዳን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰለ ዝምሃረና እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝኽበረን ዝተመስገነን ይኹን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሓውና ድያቆን ኣሽመላሽ ቃለ ሂወት የስምዕልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመኖም ይባርኽልና እግዚአብሔር ኣምልኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን::
@Hidritesfatsion
@Hidritesfatsion 40 минут бұрын
Amen Amen Amen kale hiwat yesmean abona
@aetwgde
@aetwgde 16 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዕልና 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@JhonDrar
@JhonDrar Сағат бұрын
Amien amien amien nezukulu semina ablbna knehdro xelotkum yhagzena memhrna netom zdekemna ktetababuna amlak xegu yebzahalkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 2 сағат бұрын
ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንን ኣሜንንንንንንን ቃለ ሂወት የስማልናጸጉኡ ይብዛሃልኩም❤❤❤❤ቅድስት ኣደይ ዝምካሓላ ዝምካሓላ
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 14 сағат бұрын
አመን አመን አመን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዕዝዝ ኣቢሩ ጸግኡ የብዝሓልኩም መምህርና ❤❤❤❤❤
@GraciousGod-t7t
@GraciousGod-t7t Сағат бұрын
እግዚኣብሔር ምህረቱን ጸጋኡን የብዛሃልኩም ዲኣኮን፥ ቐጺለ እየሱስ ክርስቶስ ስለ ኩሉ ፍጥረት ዝባሃል ዋጋ ከፊሉ ምድሓን ንኩሉ ኣምጺኡ እምበር ንሓደ ሰብ ኳ ብትዕቢት ኣየሳጎገን። እንታይ ዳ ብፍቅሪ ኩሉ ብወዲ ኣምላክ ዝኣምን ዘበለ ምድሓን ክረክብ እዩ ዝበለ። ሃዋርያት ካኣ ኩሎም ብዛዕባ ክርስቶስ ንኩሉ ብፍቅሪ ምድሓን ሰቢኮም ሓቀኛ ክርስትና የሕሊፎም። ኣዴና ቅድስተ ማርያም ካኣ ኣደ ጎይታና ምእዝዝቲ ኣደ ከም ቃልካ ይኩነለይ ዝበለት ኣምላክ ዘክበራ ኣደ ኩልና አያ። የሱስ ክርስቶስ ካብ ዓለም ምፍጣር ኣትሒዙ ዝነበረ ግን ንምድሓና ክብል ካብ ኣዴና ቅድስተ ማርያም ዝተወልደ። ሕጂ ስለምንታይ እዩ ነዚ ሰብ ምድሓን ብየሱስ ጥራሕ ምኳኑ ዘይስበከሉ፥ ኣብ ምድሓን ኣተኰረት ዘይትገብሩ ዋላ ምድሓን ናይ ህዝቢ ዘገድሰኩም ኣይኮነን ። ሃዋርያት መምሃራና ዶ ኣይኮኑን፥ እንታይ ኢሎም ዲዮም ሚሂሮም ኩሉ ብዛዕባ ውዕለት መስቀል ብዛዕባ ምድሓን ብእየሱስ ሙኳኑ ሚሂሮም፥ ንስኩም መምሃራን ኢና ትብሉ ከም ናይ ኣዋርያት ኣብ ምድሓን ኣተኩርኩም ሓቀኛ ቃል ኣምላክ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ማሃሩ።ሕጂ ካኣ ኣብ መገዲ ሓቂ እንተ ትህልዉ ኔርኩም ስለ ኩኡ ሰብ ዳኣ እምበር ሰለ ሓንቲ ህይማኖት ጥራይ ኣይምሓሰብኩምን ኔርኩም ። ንሰብ ሓቀኛ ወንጌል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ስበክሉ። ወይለኩም ጽባሕ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ዝሕባእ የለን ናይ ዚ ኩሉ ህዝቢ ተሓተቲ ኢኩም። ንሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ንገርዎ ንሕና ዝበልናካ ጥራይ ኣሚንካ ኪድ ኣይትበሉ። ነቲ ቃል ሓቂ መርምርዎ እዩ ዝብል ቃል ኣምላክይ። ተባረኩ ኣምላክ ሓቀኛ ወንጌል ኣፍኩም ይምላኣዮ ኣሜን። ዮሃንስ 3:16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ወንጌል ዮሃንስ 14 6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። ግብሪ ሃዋርያት 4 12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። 1ይቲ ጢሞቴዎስ 2 5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ። ወንጌል ዮሃንስ 10 1፤ እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ዚሐኵር፡ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን ከም ዝዀነ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። 7፤ ሽዑ የሱስ ከም ብሓድሽ በሎም፥ እቲ ደገ ኣባጊዕ ኣነ ከም ዝዀንኩ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ራእይ ዮሃንስ 22 8፤ ነዚ ነገር እዚ ዝሰማዕክዎን ዝርኤኽዎን ኣነ ዮሃንስ እየ። ምስ ሰማዕኩን ምስ ርኤኩን ከኣ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋር እቲ ነዚ ነገር እዚ ዘርኣየኒ መልኣኽ ክሰግድ ፍግም በልኩ። 9፤ ንሱ ኸኣ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ኣነስ ከማኻን ከምቶም ኣሕዋትካ ነብያትን፡ ከምቶም ንቓላት እዚ መጽሓፍ እዚ ዚሕልዉን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ።
@rimaalem3139
@rimaalem3139 Сағат бұрын
Kbri NAmlak ykyn fekar lewah Egzabiher zelena NAmlakna nemesgeno kemaki hawi zhabena kea nemesgno kale hiwet yesmealna bereket nay Eme brhan kea msana ykun ❤❤❤
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Сағат бұрын
ክቡር መምህርና ሊቀ መኣምራን ድያቆን ኣስመላሽ ኣምላኽና በረክኸቱ የብዝሓልካ በረከት ቅድስተ ቅዱሳን ይኽፈለና! 21.01.17/01.10.24
@mirafokbatsion904
@mirafokbatsion904 3 сағат бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ድያቆና ሓውና ኣማላድነት ኣድና ድንግል ማርያም ምሳና ይኩን
@NazretTekle-j7d
@NazretTekle-j7d 2 сағат бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna diakon hawuna xegeu yebzahalka❤❤❤❤❤❤
@habensisay3769
@habensisay3769 15 сағат бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna memhrna egziabiher edmen tinan yhabka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamhabtay8534
@selamhabtay8534 18 минут бұрын
Amen amen amen kale hiwet ysmalna memhrnan hawnan
@HaileabYirgalem
@HaileabYirgalem 14 сағат бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet tesmealna kubur hawunan mmhrnann❤❤❤❤❤❤❤❤
@MussieZeweldi-x1g
@MussieZeweldi-x1g 14 сағат бұрын
Amen Amen memhrna qale hiwet yesmealna shimna abta zeythalf mengstu yxhafelna zsemanayo ab lbna yehdro❤❤❤
@Erilove-1962
@Erilove-1962 15 сағат бұрын
Tmesgen mealti mariam mealti twelide woletemsriam kea shimey❤
@Mikihib
@Mikihib 14 сағат бұрын
Nay bhaqi qal hiwet yesmealna ❤️🙏❤️❤️🙏🙏
@teamekiros1156
@teamekiros1156 Сағат бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abon
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 4 сағат бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዐልና መም
@ErdiSultsan
@ErdiSultsan 3 сағат бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana
@adhanomestifanos
@adhanomestifanos 7 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏
@SamiGoytom-z4q
@SamiGoytom-z4q 9 сағат бұрын
Amen amen amen kalhiwet yesmalna❤❤❤❤
@berektigiorgis9959
@berektigiorgis9959 7 сағат бұрын
Aenm aenm aenm
@letebrhanariaya4293
@letebrhanariaya4293 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen qali hiweti yesimeana
@Bini24601
@Bini24601 5 сағат бұрын
Amen amen amen qail hwet yesmailna
@bsratghebremariam4243
@bsratghebremariam4243 8 сағат бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmealna
@zementeklu3958
@zementeklu3958 6 сағат бұрын
Amen amen amen 🙏 ❤️🙏👍❤️🙏
@miniasghid6386
@miniasghid6386 14 сағат бұрын
እሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏💕💕❤❤
@Sami-c4w8w
@Sami-c4w8w 3 сағат бұрын
Amen amen amen❤❤❤🎉🎉🎉
@Ezgihareya
@Ezgihareya 15 сағат бұрын
Amen Amen Amen ❤ qale hiwet yesmalna.
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 12 сағат бұрын
amen amen amen zmara malakt yasmana.
@BiniBini-z9t
@BiniBini-z9t 2 сағат бұрын
Amen amen amen❤❤❤❤
@BeinYohannes
@BeinYohannes 9 сағат бұрын
ኣብ ምድንጋር ዝነብር ትኹላ
@eljosigtm539
@eljosigtm539 6 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን
@rusomkahsayembaye1643
@rusomkahsayembaye1643 16 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን
@natsinetteklay6987
@natsinetteklay6987 3 сағат бұрын
Amen amen amen
@LidyaKeflay
@LidyaKeflay 16 сағат бұрын
Amen Amen Amen
@edenwoldegaber-moges8943
@edenwoldegaber-moges8943 17 сағат бұрын
Amen Amen Amen
@EsayasHabte-e4g
@EsayasHabte-e4g Сағат бұрын
Qale hiwet yesmalin
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 6 сағат бұрын
Amen
@temesgengoyta4278
@temesgengoyta4278 15 сағат бұрын
Amen🙏amen
@tekleabmelake3453
@tekleabmelake3453 6 сағат бұрын
Amen qale hiwet ysemealna
@efremgebrekrstostesfamicha6956
@efremgebrekrstostesfamicha6956 11 сағат бұрын
Asey❤❤
@berekhetgaim7956
@berekhetgaim7956 12 сағат бұрын
qale hiwet yesmealna ❤❤❤❤
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 13 сағат бұрын
Amen qalehiwet yesmalna
@TekilaGhirmay
@TekilaGhirmay 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SamreSsss
@SamreSsss 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FreweiniMebrahtom
@FreweiniMebrahtom 15 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@fitsumhayle4581
@fitsumhayle4581 14 сағат бұрын
❤❤❤
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fevenamanuel3375
@fevenamanuel3375 15 сағат бұрын
❤❤❤.
@temesgengoyta4278
@temesgengoyta4278 15 сағат бұрын
❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp 18 сағат бұрын
ኣነ ኦርቶዶክስ እየ፡ እንተኾነ እዚ ሰብ በሊዑ ጸዲቑ ዝበሃል ታሪኽ ምስ እምነት ኦርቶዶክስ ፍጹም ዝጋጮን ዘይቃዶን እዩ፡ ምኽንያቲ እምነት ኦርቶድዶክስ ሓደ ሰብ ሓጥያተኛ ኔሩ ከይተነስሐ ምስ ዝመውት ክድሕን ኣይክእልን እዩ ዝብል፡ ሰብ ትቀትል ኔርካ ግን ብስም ቅዱሳን ንድኻታት ተብልዕ ኔርካ ግን ንሓጥያትካ ንስሓ ከይኣተኻ ምስትመውት ናይ ዘልኣለም ህይወት ተስፋ የብልካን እዩ ዝብል እምነት ኦርቶዶክስ፡ ነዚ ዛንታ ዓመጸኛታት ነጋውስ ንበደሎም ምኽንያት ክኮነሎም ዘምጽእዎን ብዓመጽ ናብ ቤተክርስትያና ዘእተውዎን ዛንታ እዩ፡ ነዚ ሓቂ እዩ ኢሉ ዝሰብኽ ሰብ ግን፡ ኣብብዚ ግዜ ውን ሰብ ዘቀተለ ሰብ ብስም ቅዱሳን ማይ ኣስትዩ ጥራይ ከይተነስሐ ክጸድቕ ይኽእል እዩ፡ ኣመንዝራ ውን ብስም ቅዱሳን ጥራይ ተብልዕ ተስቲ እንበር ብዘይ ንስሓ እንተሞተት ውን ክትጸድቅ ትኽእል እያ፡ ዝብል ኣዝዩ ስሑት ኣስተምህሮ ንህዝቢ ምምሃር እዩ፡ ንኣብነት ሓንቲ ብስም ቅዱሳን ድኻታት ተብልዕ ኣመንዝራ ከይተናስሐት እንተሞተት ናብ ገነት ትኣቱ ዶ፧ እቶም ነዚ ዛንታ ሓቂ ኢዩ ትብሉ መምህራን ኣሕዋት ነዛ ሕቶይ መልሱለይ።
@DawitMebrahtu-j6u
@DawitMebrahtu-j6u 17 сағат бұрын
መጀመርታ ንእግዚኣብሔር ዝሰኣኖ የለን ዝብል እምነት ክነቀድም ይግባእ።…………ኢየሱስ ክርስቶስ እቶም ኣመናዝርን ተቀበልቲ ቀረጽን ብሓፈሻ ኃጥኣን ዝበሃሉ ዝነበሩ ኣብ መንጎኦም ኣትዩ ክሳብ መኣዲ ዝተቀረበ ምስ ተነስሑ ኣይነበረን። ልክዕ ዩ ብዘይንስሓ ዝኮነልና ምንም ነገር የለን፡ ግና ሓሳብን ተኣምርን እግዚኣብሔር ኣብ ግምት እናኣተና ንኺድ። ደስ ኣብ ዝበለና እንውስኾን ቅጭ ክመጸና ብድፍረት ብናይ ውልቂ ሓሳብና ውዱቅ እንገብሮን ትሕዝቶ ኣብ ተዋህዶ የለን።
@danieldanil6592
@danieldanil6592 17 сағат бұрын
ክትቅበሎን ዘይክትቅበሎን ንዓካ ዝምልከት እካ እንተኮን ናይ ቅ.ኦ ተ ትምህርቲ ኣይቅበልን ኢየ እናበልካስ ኦርቶዶክስ ኢየ ትብል:: ከይገራጨወካ ድኣ ድሌትካን ትምህርቲ ቅ.ቤተክርስትያንን:: ክሓተካ ዶ መጀመርያ ህድእ ኢልካ ነዚ ትምህርቲ ተከታተሎ :: እንደገና ነጋውስ ዘምጽዎ ኢዮም ኢልካ መረጋገጺካ እንታይ ዩ ? ናይዚ በላዒ ሰብ ተባሂሉ ዘሎ ታሪክ ከ ብግቡእ ትፈልጦን ተማሂርካዮን ዲካ ? ልብካ ከፊትካ ተምሃር እሞ ክርድኣካ 'ዩ :: ኣንድ ጥሎ ኣንድ ኣንጠልጥሎ ይብሉ ኣምሓሩ:: ኣብ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከም ድሌትካ ምካን የለን ብሩከይ ::ብጣዕሚ ደፊርካ ኣለካ 'ሞ ኣብሓደ ጽናዕ:: ብሩክ ምሸት ንኩላትና::
@God-db9vp
@God-db9vp 12 сағат бұрын
@@DawitMebrahtu-j6u ክቡር ሓው ንኣምላኽ ኮ ዝሰኣኖ የለን ግን ናቱ ፍቓድ ኣይኮነን ኢየ ዝብል ዘለኹ፡ ጎይታ ኢየሱስ ነቶም ምስኦም ዝበልዕ ዝነበረ ኣመናዝርን ሓጥያተኛታትን እንታይ መልእኽቲ ይህቦም ኔሩ፡ ንምንታይ ከ ምስኦም ይበልዕ ኔሩ፡ እታ ሓንቲ መልእክኽቱ ተነስሑ እያ ትብል ኔራ፡ እንተዘይተነሲሕኩም ከኣ ከም ካብ ንዓኻትኩም ንሰዶምን ገሞራን ዝወረዶም መከራ ክቐልል እዩ ይብሎም ኔሩ፡ ብግልጺ ብዘይንስሓ ዝሞተ ሲኦል ጥራይ ምኳኑ ዕጭኡ ነጊርና፡ እንበር ብስም ቅዱሳን ጥራይ ዘይኮነ ብስመይ ውን ጽኑእ እንተኣስቲኹም ከይተነሳሕኩም ገነት ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኩም ኣይበሎምን፡ እታ ሕቶይ ከኣ መልሳ ሓወይ ኣብዚ ግዜከ ሰብ ቀቲሉ ግን ብስም ቅዱሳን ንድኻታት ኣብሊዑ ከይተናስሐ ዝሞተ ሰብ ናብ ገነት ይኣቱ ዶ፧.
@God-db9vp
@God-db9vp 12 сағат бұрын
@@danieldanil6592 ሓወይ እዚ ታሪኽ ይፈልጦ እየ እዚ ታሪኽ ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን እምነት እንተዝኸውን ኔሩ ዓይነይ ከይሓሰኹ ምተቐበልክዎ ኔረ፡ ግን ናይ ኦርቶዶክስ እምነት ኣይኮነን እየ ዝብል ዘለኩ፡ ክሓተካ እየ መጽሓፍ ቅዱስና ማለት እምነት ቤተክርስትያና ሰብ ብዘይ ንስሓ ገነት ኣይኣቱን እዩ ይብል ኣብዚ ታሪኽ ግን ብዘይ ንስሓ ገነት ኣትዩ፡ እሞ መጽሓፍ ቅዱስ ሰብ እንተዘይተናሲሑ ዋላ ጽቡቅ ይግበር ገነት ኣይኣቱን ምባሉ ተጋግዩ ድዩ፧ ኣይተጋገየን እንተኢልካ እሞ እንሀለ እንዶ እዚ በላዒ ሰብ ብዘይ ንስሓ ገነት ኣትዩ ዝብል ታሪኽ፧.
@DawitMebrahtu-j6u
@DawitMebrahtu-j6u 2 сағат бұрын
@@God-db9vp እሞ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ኮይንና ልዕሊ እቶም መንፈስ ቅዱስ ዝመርሓሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ ዝነበሩ ቀዲሞም ነዚ መጽሓፍ ዘጽንሑልና ኣበው ንጥበብ መርሚርና ረኺብናያ ኢና ሞ እዚ መጽሓፍ ኣየድልን ዩ ክንብል ንኽእል ዶ፧
@fikirfikir138
@fikirfikir138 6 сағат бұрын
27) ኢሰያስ 60፣10-14 ብዛዕባ መን ይዛረብ፤ ብኹራይ ወቒዐኪ ዝብል ኣሎ ሞ ግለጹለይ፣? 28) ኣብ ቤት ክርስትያን ብቋንቋ ምጽላይ, ምንባይ, ናይ ፈውሲ ጸሎት ከመይ ትቅበሎ፤? 29) ንምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ ኢሉ ዘይስበኸልና፤? ኣይፍቀድን ድዩ? 1ጢሞቴዎስ 4:13, ማቴዎስ 19:4, ግብሪ ሃዋ 8:30 (ከም ዝፍቀድ ይገልጽ) 30) ስርዓት ኣምልኾ ናይ ኣምላኽ ብኸመይ ይፍጸም እንታይ ዘጠቃልል ኢዩ፤?ካብ ናይ ካልኦት ቅዱሳን ዝግበር ጸሎት ብኸመይ ይፍለ፤? ኣብ ቤት ክርስትያን ዘሎ ስግዳን፣ ጸሎት ዕጣን፤መስዋእቲ፣መዝሙር ኩሉ ሓደ ዩ፥ እሞ ደኣ ኣነ ቀናእ ኣምላኽ የ ክብረይ ንኻልእ ኣይትሃብ ዝበለና "ኸ፣ 31) ኣዴና ማርያም እዘን ነፍሳት ካብ ገሃነም ዝኣትዋ ኣነ ይትረፍ ሓንሳብ ግዜ ወላ 7ተ ግዜ ይሙት ኢላ ሞይታ፤ (ነገረ ማርያም 663-665)።ናይ ተበጃውነት ዕዮ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ኣይፈጸሞን ድዩ፤? 32) ኦርቶዶክስ, ካቶሊክ,ሙስሊም ብመቁጸርያ ንጽሊ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ግለጹለይ ምጽላይ ብመቁጸርያ፤?ብመቁጸርያ ጌርካ ስጋኻ እንዳ ተሃረምካ ሰይጣን ንምውጻእ ከ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዶ? 33) (ሉቃስ 18)ናይቲ ዘይጸውም ዘይሰግድ ዝነበረ ተጋዊ ጸዲቁ፣ ከምኡ ውን እቲ ኣብ የማን ዝተሰቅለ ሽፍታ ብዘይ ግብሪ ብእምነት ጥራይ ብጸጋ ጸዲቁ፤ ግለጹለይ፤? 34) ጳጉሜን ዕለት 3 ዝሞተ ሰብ ድዪ ወላ ብ ወዲ ኣምላኽ ምእማን ዩ መንግስተ ሰማይ ዘእቱ? 35) ኣብ መጽሓፍ (ሰይፈ ስላሴ ናይ ሓሙስ ገጽ 366) ሰለስተ ጎይቶት ኣለዉ ይብል ሞ ግለጹለይ፤? 36) ኣብ ድርሳነ ጽዮን ማርያም ቡን ንሰይጣን መስዋእቲ ከም ዝኾነ፣ ብመሓመድ ሽሙ ሰብኣይ ገመል ሰበይቱ ዝነበረት ከም ዝተጀመረ ይገልጽ ሞ፤ ግለጹልና? 37) መስቀል ድዩ ተበጅዩናን ኣድሒኑንናን ወይሲ እየሱስ ክርስቶስ? እሞ ድኣ ስለምንታይ መስቀል መድሓኒና፣ ቤዛና ዝብሃል? ኣብ በዓል መስቀል እታ ዳሜራ መስቀል ናብ ምዕራብ ተዓሪባ ነገራትካ ይዓርብ ሕማቅ ይገጥመካ እዚ ከ ብ ዓይኒ መጽሓፍ ቅዱስ ምጥንቊል ዶ ኣይኮነን፤?ነቦና ኣብርሃም ጢጡ ክጎዪ ጠሪጡ ከ ይብሃል ድዩ፤? 38) ካብ ሓጺን ዝተሰርሐ መስቀል ተኣሲርካ ሰይጣን ይሃድም፤ሓጺን የህድሞ ዩ ዝብሃል ከ፤?ሰይጣን ዘርሕቅ ስም ኢየሱስ ዶ ኣይኮነን? 39) ስእሊ ስላሴ 3ተ ሽማግለታት ጌርካ ምስኣል መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዶ?፣ክሕደት ኢዩ ኢሎም ዝሰብኩ ኣለዉ ንኣብነት፤ ካሳሁን፤ ንስኹም ግለጹልና? 40) ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሃዋርያት ዕዮኦም ወዲኦም ብሰማእትነት ምስ ሞቱ፤ ደጊሞም ተመሊሶም ተንሲኦም ዝብል ኣንቢበ ኣይፈልጥን፤ ከመይ ግን ኣብ ግዜና ብዙሕ ግዜ ካብ ሞት ተንሲኦም ዝብሃል፤?ኣብነት ቅዱስ ጊዮርጊስ,, ከምኡ ዉን ርእሲ የውሃንስ መጥምቅ 15 ዓመት ሰቢኻ ዝብሃል፤ 41) ኣብ ገድላት ዘሎ ቃል፤ ኣዳም ክፍጠር እንከሎ እግዚኣቢሄር ኣብን ወልድን ተቃዊሞም ኔሮም፣ ኣዳም ምስ ስሓተ ክኣ በል ነሀለ ሲሑትልካ ናዓ ኬድካ ኣድሕኖ ሕጂ,,,, እንታዩ እዚ ከ፤? 42) ሰይጣን ብስም ኢየሱስ ኢሎም ዘይወጸሎም ብስም ማርያም ብስም ሚካኤል ምስ ተባህለ ወጽየ ይብል፤ ስም ኢየሱስ ንፈውሲ ኣኻሊ ስለ ዘይኮነ ድዩ፤? 43) ንንበልዖ ዝባርኽን ዝምስገንን እግዚኣቢሄር ኣቦ ዶ ኣይኮነን ንምንታይ ደኣ ናይ ኣቡነ ኣቢብ ኢልኩም 3ተ ኩላሶ ብልዑ ክትባረኹ ዝብሃል፣ ንምንታይ ከ ኣቡነ ኣቢብ ስቅለት ጎይታ ዘኪሮም ነብሰ ቅትለት ፈጺሞም ኣብ ሴፍ ተሸኺሎም ፤ ቅድስቱ ማርያም ከኣ ተሓጉሳትሎም፤ ጎይታ ዝሞተልና ንኸይንመውት ዶ ኣይኮነን፤?700 በትሪ ገይሮም ነብሶም ቀጥቂጦማ፤ መጽሓፍ ቅዱስ "ድሌት"ስጋኹም ቅተሉ እምበር ስጋኹም ቅተሉ ይብል ድዩ፤?እዚ ኸ ንጎይታ የሐጉሶ ድዩ፣? 44) እስትንፋስ ክርስቶስ ዝተባህለ ጻድቅ ከኣ ካብ ሲኦል የውጻካ ብእኡ ግን ክትኣምን ኣለካ፤ ቅድስቲ ኣርሴማ ውን ከምኡ ካብ ሲኦል ተዉጽእ፤ ካብ ሲኦል ከ ምድሓን ኣሎ ድዩ፤?ሓንሳብ ንሓዋሩን ብኢየሱስ ክርስቶስ ኣይተፈጸመን ድዩ ወይሲ ንሱ በይኑ ኣኻሊ ስለ ዘይኮነዩ፤? 45) ኣብ ገዳም ኣቡነ ኣቤል ዘላ መድሃጽ እምኒ ጌሮም ተድሂጾምኻ ካብ ሕማምካ ትፍወስ ይብሃል፤ ስም ኢየሱስ ከ መዓስ ክንጥቀመሉ ኢና ድኣ፤? 46) ቤት ክርስትያን ከም ናይ ሃዋርያት ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ኣደባባይ ምስባኽ ከመይ ትሪኦ፤?ቅዱስ ጳውሎስ ከ ስለምንታይ መናፍቅ ይብሃል ኔሩ? 47) ኣብ ድርሳናትን ገድላትን ዘይመንፈሳዊ ጽሑፋት ኣለው ዶ?እወ ተኾይኑ መልሲ ብወገንክም ከም መራሒ ቤተ-ክርስትያን እንታይ ጌርኩም፤? ቀዳማይ መወከሲና ከ መጽሓፍ ቅዱስ ዶ መጽሓፍ ኣዋልድ፤? 48) (2ይ እዝራ፤7 ካብ ገጽ26 ) እቲ ወደይ ዝኾነ መሲሕን ኩሎም ፍጥረት ሰብን "ክሞቱ"እዮም ሽዑ ዓለም ናብ ቀደማ ስቅታ ክትምለስ እያ ይብል። እየሱስ ክርስቶስ ሓንሳብ ንሓዋሩን ኣይሞተን ድዩ፤?ናብ ዓለም ዝመጽእ ንመርዓቱ ክወስድን፤ ብኽብሪ ክፈርድን ዶ ኣይኮነን፤?2ይ ግዜ ክመውት ዩ፤ግለጹለይ፥ 49) (ኩፋሌ፤6 ካብ 9) መልኣኽቲ ኣምላኽ ጸጹቡቃት ኣዋልድ ካብ ደቂ ኣዳም ሓርዮም ተመርዓው ይብል፤ መልኣኽቲ ኸ ይምርዓዉ ድዮም?ረቀቅቲ ነፍሳት ዶ ኣይኮነኑን? (ማቴዎስ 22:30፤ )ኣብ ትንሳኤስ ከም መላእኽቲ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ እዮም እምበር፡ ኣየእትዉን ኣየተኣታትዉን። 50) (3ይ መቃብያን 1፣15) ሰይጣን ንኣዳም ኣይሰግድን ስለ ዝበለ ተደርብዩ ይብል? ግለጹለይ? ከም ኣምላኽ ኽኸውን ስለ ዝተመነየ ዶ ኣይኮነን ተደርብዩ ? 51) ኣብ መጽሓፍ (ቄለመንጦስ 2፣ 15-16) ሄዋን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ን ኣዳም ካብዛ ኦም ገነት ከይትበልዕ ኢሉ ዝኣዘዞ ኣይሰምዐትን ኔራ ይብል፤ ግለጹለይ? መጽሓፍ ቅዱስ ግን (ዘፍጥረት 3:2፤ )እታ ሰበይቲ ነቲ ተመን በለቶ፥ ኣብ ገነት ካብ ዘሎ ፍረ ኦም ንበልዕ ኢና።3:3፤ ብዛዕባ ፍረ እታ ኣብ ማእከል ገነት ዘላ ኦም ግና ኣምላኽ፥ ከይትሞቱስ፡ ካብኣ ኣይትብልዑ ኣይትተንክይዋውን፡ በለ። 52) ስርዓት ቅዳሴ ኩሉ ስብከትን ከም ካልኦት ዓለማት ንምንታይ ብቋንቋና ዘይከውን፣ ግእዝ ዘይመልኽ መእመን ብቋንቋ ትግርና ዘይከውን፣? ቤት ክርስትያን ዳግም ክትውለድ ፣ ብክርስቶስ ክትሕደስ።
@henokghebremikael2486
@henokghebremikael2486 5 сағат бұрын
እዚ ሕቶካ ብጣዕሚ ተሓዋዊሱ ኣሎ። ስለዚ Updat ጌርካ ቁጽርታት ግበረሉ። ነኣብነት ቁጽሪ (1) ኢልካ ትጽሕፍ ኣብ ሓጹር ተእትዋ ብድሕሪኡ ሕቶካ ትጽሕፍ። እዚ ሕቶካ ነዓካ ብቀሊሉ ይርደኣካ ኢዩ ባዕልካ ስለ ዝጸሓፍካዮ ንካልእ ሰብ ግን ብጣዝዕሚ ኣሸጋሪ ኢዩ እቲ ሕቶ ኣበይ ጀሚሩ ኣበይ ይውድእ ኣይርደኣካን ኢዩ
@fikirfikir138
@fikirfikir138 4 сағат бұрын
@@henokghebremikael2486 ok thank you
@Venus-VF
@Venus-VF 4 сағат бұрын
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ፡ኣምላክነት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣጋንንቲ ያምኑዶ ኣያምኑን (ግብሪ ናይቲ ብየማናይ ዝስቀልን ብጸጋምይ ዝስቀልን ኣብ መዋለ ስደት ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስከ ከመይ ድዩ ነይሩ)
@fikirfikir138
@fikirfikir138 3 сағат бұрын
@@Venus-VF ኤፌሶን 2:8-9፤ ሓደ እኳ ኸይምካሕሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ ብእምነት ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡ እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።
@Venus-VF
@Venus-VF 3 сағат бұрын
@@fikirfikir138 ሃውይ ናይ ምንታይ ትምክሒትዩ ብቀደሙ ውን ሰይጣን ብትምክሕቲ ብትዕቢትዩ ዝወደቀ።ክንድምንታይ ሕቶ ሓቲትካ ሓንቲ ሕቶ እንተሓተትኩካ እንታይ ጸገም ኣለዎ
@tiebeabraham
@tiebeabraham 17 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ራህዋ ንምርካብ ተስፋ ገበርኩ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:17:48
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 20 М.
ዓቢ ብሥራት ድንግል ማርያም ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
52:05
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 12 М.
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,8 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 42 МЛН
ገድሊ ቅዱሳን 12 ሓዋርያት 1ይ ክፋል ብመርጌታ መሓሪ
36:50
#new eritrean orthodox #mezmur ኣደ ድካታት 2024 #duet
5:33
ዜማ ያሬድ Zema yared
Рет қаралды 6 М.
ጾመ ነቢያት || መጋቤ ሐዲስ ሚኪኤለ ገ/ክርስቶስ Megabe Hadis Michael G/krstos
25:54
“ ከዕልለኪ ንዒ" Eritrean orthodox tewahdo mezmur
5:33
MengediKidsna
Рет қаралды 10 М.
ብመንፈስ ጀሚርካ ብሥጋ ምውዳእ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:06:01
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 17 М.