ጽልዋ ናይ ዓለማዊ ምሕዝነት ኣብ መንፈሳዊ ሕይወት ብኸመይ ንስዕሮ ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

  Рет қаралды 49,325

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

Күн бұрын

Пікірлер: 274
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ንስካስ ትምህረና ኣለካ ካብ ውሽትካ ብቱሕት ቃል ኣይ ኮነን ኦርተዶኩስ ብሓቂ ካልእ ሃይማኖት ትስሕብ ሓንቲ ማዓልቲ ሓንቲ ትፈልተኒ ብስራሕ ገዛይመጻ ናትካ ስብከት ምስ ሰመዐት በጃኪ ስደድለይ ኢላትኒ ማለተይ ኣማሃህራካ ካብ መግቢ ንላዕሊ ትምህርትካ። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒🥰
@hagosgebreselassie7122
@hagosgebreselassie7122 3 жыл бұрын
ንሕና ክንረብ መታን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🙏መምህርና Qal hiwet kea yesmealna Amen 🙏
@tsigereda2299
@tsigereda2299 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሃዋርያ ናይ ግዝየና ኢካ ድያቆን ኣሽመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ንዓና ክኣ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ኣምላክ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና♥
@azebzekarias6753
@azebzekarias6753 3 жыл бұрын
amen amen amen
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዳ.ን ኣስመላሽ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻካ ጸግኡን ጥበቡን ክኣ የብዝሓልካ 🙏ንዓና ንድኩማት ክኣ ልቦናና ይክፈተልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ድያቆን ኣስመላሽ። ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ እስከ በል።ነዓና ክጥዕመን ዘበነ ኣገልጉሎትካ ይባርኽ።ነዓና ዝኸውን ዘበን ይምጸኣና። ኣብ ልብና ድማ የሕድሮ።
@raheltsegay7991
@raheltsegay7991 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna kbur memhrna Hawnan . bhaqi n LBI zmela tmhrti u mo fetari btsegau ydegfelna AMENNN
@የማርያምልጅ-ጀ7ጨ
@የማርያምልጅ-ጀ7ጨ 3 жыл бұрын
ሰላም ንኣካ ዲያቆን ኣስመላሽ ቃል ሂወት የስማኣልና ሓውና እንካዕ ብሰላም መጻካኣና ኣብ ጾሎትካ ዘክረና ሓውና
@Tekle319
@Tekle319 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና ዳቆነይ እግዚአብሄር ናይ ኣጎልግለት ዘበንካ ይካርክ 💒🙏❤️ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ትንበር!!
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ እዝጊኣብሄር።
@temesgen2182
@temesgen2182 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መ/ር ዲ፡ ኣሽመላሽ ኣምላክ ጸጋ የብዝሕ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትሓግዘና።
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ኣሽመላሽ ንቁ መምህር ኣምላኽ ቅዱሳን ኣብዚሑ ይባርኻ።
@fevenmusazgi5952
@fevenmusazgi5952 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ድያቆን ኣስመላሽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ናዓና ክሕሸና ንሕና ካኣ ሰመዕቲ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይደግፈና አሜን ።
@AbrishVio
@AbrishVio 2 ай бұрын
ኤሜን ኤሜን ኤሜን ቃል ህይወት የሰምዓልና ኣግዚኣብሔር ናይ ኣግልገሎት ዘመን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኩም ይባርክልካ❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያምሆይኣማልድሽ
@ማርያምሆይኣማልድሽ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ድንግል ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን ።
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓውና ድያቆን ኣሽመላሽ ኣብ ልብና ይሕድሮ ተግበርቲ ቃላት ይግበረልና እመብርሃን ወላዲት ኣምላክ ብኣማላድነታ ትደግፈና
@ንግዜ
@ንግዜ Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ መቸም ደቂ ስባት ምኳና ኣይትሪፊን እንድዩ ብፊላይ ኣነ ኣብ ተስፋ ዝቆርጽኩሉ ናትካ ትምህርቲ እየ ዝስምዕ ብስንክ ብዝሑ ሓጢያተይ ኣምላኽ ይቅሬ ዝብለለይ ኣይመስለንን እዩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓና ዲ/ቆን ሓውና ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልካ
@samreygirmay1935
@samreygirmay1935 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna Tewahdo Haymanot Nzelalem Tnber 🙏🙏🙏💒💒💒
@issaqeberhanemeda8292
@issaqeberhanemeda8292 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ዲያቆን ኣ/ኣስመላሽ ሓወይ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓድልኻ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይንዋሐልና⛪💝
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 3 жыл бұрын
ኣሜን፡ኣሜን ኣሜን፡ቃለሂወት የስመዓል እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዳግማዊ ሃዋርያ
@hintsawelday2438
@hintsawelday2438 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ድያቆን ኣስመላሽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ናዓና ክሕሸና ንሕና ካኣ ሰመዕቲ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ኣምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይደግፈና።
@zenawimebrahtu4165
@zenawimebrahtu4165 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር ዲያቆን ሃውና ቅዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርኽ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሰማዕናዮ አብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ እግዚአብሔር አምላክ አሜን
@nighistihaile6329
@nighistihaile6329 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና ብሐቂ ሃዋርያ ናይ ግዝየና እዝግአቢሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ንሕናከአ ከማካ ቅዱስ ሐቀኛ መምህር ክህልወና አሜን
@reltron9761
@reltron9761 3 жыл бұрын
ቃሊሂወት የስማልና አግዚኣቢሀር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Aeziyu tum tmhrti qal hiwet yesmelna amen amen amen 🙏 buruk diyaqon hawna xega bereketu yebzhalka fetari 🙏🙏
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
@ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ጸጉአ የብዛሓልኩም ዲይቆን ሓዉና
@fenaitweldeab5949
@fenaitweldeab5949 3 жыл бұрын
Amen amen amen qele hiwet yesmaluna duykon hawna xega yebzhalikum fetri
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ዲ/ን ኣስመላሽ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን አሜን አሜን
@almazfsha6660
@almazfsha6660 Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️ bhakiy kal hewit yesmalna Egzabhr Xegiu yebzhalkum Kibur mimhrna ❤️🙏
@filimonweldu980
@filimonweldu980 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ንዓና ድማ ተማሃርናዮ ኣብ ጽላት ልቦናና ይጽሓፈልና ኣሜን
@mihrethabtom6732
@mihrethabtom6732 3 жыл бұрын
ዘበን ኣጎልጉሎትካ ይባረክdeacon ሓወና ቃለ ሂወት የስመኣልና
@mareammehari4314
@mareammehari4314 3 жыл бұрын
Qale hiwet yasemalena Edmen tenane yehka nana ka Lebi lediya zekfete Amelak nelbena yekfetelena 🤲🤲🤲❤❤❤🙏🙏🙏
@abrahamzeweldi5446
@abrahamzeweldi5446 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሥምዓልና ሓውናን መምህርናና ድ፡ አሥመላሽ ብጣዓሚ ንልብካ ዘረሥርሥ ትምህርቲ ፡ አብልብና ዓሢሉ ሂወት ንረክበሉ ሠናይ ፍቃድ ናይ አምላክና ኢየሡሥ ክርሥቶሥ ይኩነልና ናኩም ጥዕናንን ሰላምን ይዓድልኩም ወላዲተ አምላክ ጽላላ ተብረሉም፡
@mebrahtuberhe2342
@mebrahtuberhe2342 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ኣሽመላሽ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤
@elk5824
@elk5824 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን ዴቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዛሓልካ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ... ኣሜን ኣሜን ኣሜን !! ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ
@teamehaile7097
@teamehaile7097 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ስለቲ ዘልኣለማዊ ሂወት እትምግበና ዘለካ እግዝኣብሄር እታይ ይሰኣኖ ኩሉ ዝህብ ንርቲ ዝለመኖ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና፡መም ድያቆን ኣስመላሽ እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባርኽ፡፡ንዓና ከኣ ካብ ዝተፈላለዩ ፈተናታት ኣድሒኑ ፍጻሜና የጸብቆ።
@mhrettekle4590
@mhrettekle4590 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesimialina mergeta mehari
@eyobdesale4830
@eyobdesale4830 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna xegiu yebzhalkum fetariiii dyakon hawnan memhrnan
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna memhrna dyacon ashmelash Egziabher amlak xega ab leli xega yadlka
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 2 жыл бұрын
ኣሜን (4) ቃለ ሕይወት የስመዓልና ብሓቂ ንስካ ሊቅ ኢኻ ጸጋ የብዝሕ
@SaronFitsum-n6r
@SaronFitsum-n6r 9 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መ/ር ዲ፡ኣሽመላሽ ሓውና
@misgnaabrham7386
@misgnaabrham7386 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ።
@arayapater5531
@arayapater5531 3 жыл бұрын
Amen Kale hiwet yesmalna egziabhier nay agelgulot zemenka ybarkelka diakon hawna. Amaladneta nay Adena kidste kdusan dngl maryam ayfeleyena bereketomn teradaenet nay kudusan ayfeleyena Amen.
@Zemenmisgna-m6k
@Zemenmisgna-m6k 9 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና❤ ኣደይ ማርያም ❤ጽላላ ተምብረልካ
@ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ
@ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብል ትምህርቲ።
@galkeshifkadu4784
@galkeshifkadu4784 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna hawna dkon amlak xegu yebzhalkum und 🍇🤲🌼♥️😍
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 3 жыл бұрын
Amen amen bhanqewta kixbeyika xenihe diakon hawna. Our Rabbi diakon asmelash
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 3 жыл бұрын
Bejaka diakon hawna kaliati kfal ab gebrela azia areasti
@dawitanday9023
@dawitanday9023 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲ/አሽመላሽ ዕድመ ማትሱላ ይሃብኩም መድሃኒአለም አቦና ፡ጽኦሎት እመ አምላክ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ትሃሉ አሜን።
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነኣኩም ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi 26 күн бұрын
Amen amen amen aseyyyyy kale hiwet ysmalna dekon hawey ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@luwamyohanes6627
@luwamyohanes6627 3 жыл бұрын
Amlak edmen tenan yihabkum nay bhaqi abzi zelenayo zemen kemzi sbket eu zdlyena 💒💒💒⛪⛪⛪
@biniamtesfay8967
@biniamtesfay8967 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaana 🙏🙏🙏❤❤❤❤ memhreyyy
@የክርስቶስባርያ-ጀ5አ
@የክርስቶስባርያ-ጀ5አ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና ኽብር ድያቆን ሓወይ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ ክርስትያን ዘብል ግብሪ ንክህልወና (ኒ) ዉለተ ሰንበት እናበልኹም ብፀሎትኹም ሓስብኒ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ኣሜን
@mhretabgebrezgabhier889
@mhretabgebrezgabhier889 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና።
@optionscell2630
@optionscell2630 2 жыл бұрын
ብ ሓቃቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ክብር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
@ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ 3 жыл бұрын
አሜን፫ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሃልኩም አሜን።።።
@ferawinnie4996
@ferawinnie4996 8 ай бұрын
አሜን ዳቀን ሓዉና ቃሂወቱየስመዓና
@luwamyohanes6627
@luwamyohanes6627 3 жыл бұрын
Amen (3)abona kale hiwet yesmalna) (himaq erknet nxbuk lmad yetfo )ab lbna yenbro fetari kulu alem 🙏 🙏 🙏 💒💒💒❤❤❤💘💘💘
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ብሓቂ ጥዑም ቃል አምላክ እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባረል ዝመኃረናን ዝገሰፀናን እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኸይ ተባረክ በርትዑልና ደአ ካብዚ ፈተና ኸአ እግዚአብሔር የውጽአና
@sabafissehaye4400
@sabafissehaye4400 3 жыл бұрын
Kale hewet yexmalna deykon hawena egzabher xegau yebzhalka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@okubayweldemichael8152
@okubayweldemichael8152 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጋኣ የብዝሓልካ ከማካ ይብዝሑ ።
@edengebreweld1431
@edengebreweld1431 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር , ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና.
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይሓልወልና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኣምላኽ ኣምላኽ ኣብ ልብና ይሕድሮ ዲ
@dawithabtemariam6677
@dawithabtemariam6677 3 жыл бұрын
አሜን ቃለሂወት የስማልና ዕደመ ምስትዕና ይሃብካ አዝጋቢሀር ካብዘለናዮ ዓዘቅቲ ሃቲኣት ኣዉጺኡ ናብ ንስሓ የብቃዓና !!!!!
@aman-vb1vc
@aman-vb1vc 3 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmaelna Amlak Nay agolglot zemenka ybark
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🔑🔐🙏⛪✝️
@abagobyeabagobye7883
@abagobyeabagobye7883 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ እንታችን ድንግል ማርያም ወትሩ ኣብ ዙርያኹን ትኹን
@ኤሪሓዊጸጋ
@ኤሪሓዊጸጋ 3 жыл бұрын
መምህረይ ድያቆን ጸጉኡ የብዛሃልኩም
@kubromtadesse6359
@kubromtadesse6359 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ድያቆናን መምህርናን ብሓቂ ኣይትታለሉ ሕማቅ ዕርክነት ንጽቡቅ ልማድ የጥፍኦ እዩ ።1ይ ቆረንጦስ፦15:33 ኣብ መጽሐፍ ምሳሌ ዉን ምስ ጠቢባን ዚመላለስ ጠቢብ ይኸዉን፡ምስ ዓያሹ ዚመላለስ ግና ሕሱም ይኸዉን ከም ዝበሎ ሰለሙን ወዲ ዳዊት ምዕራፍ 13:20፦ዘሎ ከምኡ ዉን ኣብ ኤፎሶን 5:15-16፦እምብኣርሲ ቅንያቱ ኽፋእ እዩ እሞ፡ጊዜ ዓዲግኩም፡ከም ለባማት እምበር፡ከም ዓያሹ ዘይኮነ ኸመይ ብጥንቃቀ ኸም እትመላለሱ፡ተመልከቱ።ከም ዝበለና ሃዋርያ ጳውሎስ ኦ እግዚአብሔር ኣቦይ መስተውዓሊ ልቢ ዓድለና።
@melath7661
@melath7661 3 жыл бұрын
Amen qela hiwet yesmaln abe lebnan yehdru
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Жыл бұрын
ንክርስቶስ ክንጥምት ሓይል ይዓድለና ንከይንፅሎ ብፍቃዱ ይሓልወና
@ኣስረቁዱሳንኣቦታትናኣስረ
@ኣስረቁዱሳንኣቦታትናኣስረ 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmeana egzeabhr amlaki edmen teanan yehbeka deykon asmelashe hwuna
@ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ
@ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ድያቆን ሓውና ጰጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር መምህረይ ፀግኡየብዘሐካም እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏
@Sara_de319
@Sara_de319 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማቅና ሓውና መርጌታ ኣሽመላሽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ይቐድስ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና
@ርፍታልበይእኪድንግለይ
@ርፍታልበይእኪድንግለይ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃልህወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኩም ክብር መምህርናይ
@yordihaftikusun9805
@yordihaftikusun9805 3 жыл бұрын
Dyakon hawey amlak xegueu yebzehalka Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
@yodithagos1206
@yodithagos1206 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna Diyaqon Hawuna Nay zebenka Agolguleka Ybark Edmen Tienan Yhabka Eti Lul Fetari
@tesfaldetmesfun8558
@tesfaldetmesfun8558 3 жыл бұрын
Amen amen amen Kale hiwet yesmaalna diyacon hawna andi tewhado
@optionscell2630
@optionscell2630 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐልና ክብር መምህርና ኣነሲ ፆሎት ክጅምር ተለኹ ድቃስ እዩ ዝመፀኒ ክብር መምህርና ወለተሃና እና በልኩ ኣብ ፆሎትኹም ዘክርኒ
@dyakontekle1607
@dyakontekle1607 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር መርጊታ ኣሽመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣገግሎትካ ኣምላክ ይባርከልካ ምስለ ጻድቅ ትጸድቅ ምስ ጠዋይ ድማ ጠዋይ ትከውን ኣምላክ ካብ ተጸለውቲ የድሕነና
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 3 жыл бұрын
Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum like diqonat asmelash hawna
@sedatbarkawi
@sedatbarkawi 3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kale Hewat yesemalena deikone Asmelash hawena 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ
@ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ 3 жыл бұрын
ብሓቃ ቂለህወት የሥመዐልና ዳይቆነይ.ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረና ልቢ ለድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና አምላከ ቁዱሳን
@ناصرمباركي-و8ت
@ناصرمباركي-و8ت 7 күн бұрын
Amen Amen amen qalehiwet yesmeana Cuburabona ❤❤❤❤❤❤
@rahelgebrewahid269
@rahelgebrewahid269 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስማዓልና
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር አምላካ ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርክ ንዓና ውን ዝተማሃርናዮ አብ ልብና የሕድሮ ፈጣሪ አሜን
@selam-G3LT
@selam-G3LT 3 жыл бұрын
ኣሜን👏✞💝 ኣሜን 👏❖💜ኣሜን👏✟💚 ቃል ህወት የስምዓል እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዓኩም ኣይክልኣና
@rafael-nl4sw
@rafael-nl4sw Жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ከማካ ንኣምላክና ከነገልግል የብቃና ብሓቂ ቀንኣ ።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስምኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቖን ሓዉናን መምህርናን 💒💒💒
@Haru-pd8ll
@Haru-pd8ll 3 жыл бұрын
mergieta/ deacon asmelash egziabhier amlak neza kdsiti axcnafawit b/krstyana kbl kab kufue yhalwelna xega egziabhier menfeskudus yebzhalka. Amen amen amen kale hiwet yesmealna
@merhawwit
@merhawwit 6 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna Egzaebiher Edmen Tienan xguau Bereketun Yebzahalkum dyakon hawuna yeqnyelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasbereket7629
@yonasbereket7629 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘበንኻ ይባረኽ
@abebaestifanos8843
@abebaestifanos8843 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@michaeletesfai4300
@michaeletesfai4300 3 жыл бұрын
Qale hiwet deacon hawey❤
"ኢየሩሳሌመይ እንተ ረሲዐክስ" ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
45:32
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 15 М.
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 108 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 33 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 17 МЛН
ሓዳርን ፈተናታቱን 2ይ ክፋል ብ ዲ/ን አስመላሽ ገ/ሕይወት
47:27
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 87 М.
Sbket D/Asmelash G/hiwet JUNE 2015("ንኣምላኽ ብኸመይ ንፍለጦ" N AMLAK BKEMEY NFLETO)
1:20:33
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 134 М.
"ኣብዚ ቦታ ዝጸልየን ዝተማህለለ 55 ትውልዲ ክመምህረልካ እየ"
25:27
ነዚ ዘመን ፍለጥዎ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:25:50
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 43 М.
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 108 МЛН