ጠንቅታት ጭንቀት መንእሰያት ኣብ ስደትን፣ መፍትሒኡን

  Рет қаралды 4,567

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер: 41
@michaelbeyene8716
@michaelbeyene8716 Жыл бұрын
Akile, u got the right points. I'm so proud of ur lessons. ኩለን ዝገለጽካየን ነጥብታት ጭንቀትን ጸቅጥን ምዕራባዊ ዓለም ሓቂ'የን። ብፍላይ ግን ቁ. 4 ን 5 ን. ወሰንቲ የን። ጽምዋ'ሲ በሊዑና ጥራይ ዘይኮነ ሓይኹና'ምበር። ካብቶም ቀንዲ መፍትሒታት ድማ ምርኻብን ምዝርራብን ብኣካል'ዩ። መሳጢ'ዩ ትምህርትኻ ቀጽሎ !
@marthatuccu4907
@marthatuccu4907 Жыл бұрын
ኣሜን! ሓው ኣክሊሉ ብሩክ! እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ከም ወትሩ ሃናጺ ሓሳባት ኣብ ልብና የሕድሮ ።
@ሰመረ-ቸ4መ
@ሰመረ-ቸ4መ Жыл бұрын
ሰላም መምህር ኣኽሊሉ ክቡርን በሊሕን ለባምን ሰብ። ከማኻ እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ክህበና ንፈጣሪ ይልምን። ቀጺለ ከም መአረምታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቆልዑ ዘቕረብካዮ ዝተጋነነ ሓበሬታ ኢዩ ዝወሃበካ ዘሎ ይመስለኒ። ኣነ ኣብ ጀርመን ኢየ ዝቕመጥ። ኣብዚ ኤውረጳ ቆልዓ ስለ ዝበኸየ ካብ ስድራ ዝሕደገሉ መኽንያት ብፍጹም የለን። ብኽያ ተፈጥራዊ ስለ ዝኾነ ብዘየ ኣገድስ ናይ መን ዜጋ ይበክይ ኢዩ። እተን ምኽንያት ቆልዓ ብመንግስቲ ከመንጥላኻ ዝኽእላ፦ 1. እቲ ቆልዓ ወትሩ ድዩ ብዘይ ምቁራጽ ዝበኪ፧ 2. ጠንኪ መዓልታዊ መብከይኡ ምኽንያት እንታይ 'ዩ፧ 3. እቲ ቆልዓ ኣካላዊ ጉድኣት ይወርዶ ድዩ፧ 4. ትምህርቱ ብግቡእ ይካታተል ድዩ፧ ንኣብነት ፦ ኣብ ሰዓቱ ንትምህርቲ የኽይድ'ዶ፧ ኣብ ግዜ ፍዳሴ ንገዝኡ ዝወስድ ሰብ ኣለዋ 'ዶ፧ ዕዮ ገዝኡ ብግቡእ ይሰርሕ 'ዶ፧ ኣብ ትምህርቲ ብድኻም ምኽንያት ብዙሕ ግዜ ናይ ምድቃስን ድኻምን የርኢ ድዩ፧ ኣብ ትምህርቲ ንጡፍ ድዩ፧ .ወ.ዘ.ተ.. 5. ጽረየት ቆልዓ ዝተሓለወ ድዩ፧ 6. ኣብ 'ዚ ዓዲ ምስ መሰየ ኣብ ግቡእ ግዚኡ ክድቅስ ግድን ኢዩ፧ ወለዲ ክካታተልዋ ግድነት ኢዩ። .ወ.ዘ.ተ... ብዙሕ ኢዩ እቲ ምኽንያት። ቆልዓ ምቕጻዕ ኣብ ኤውሮጳ ፍቑድ ኢዩ። ወልሓደ ሕጊ ይኹን ውልቀ ሰብ ክጫረተካ ኣይክእልን ኢዩ። ግን ኣቀጻጽዕ ኢዩ ዝፈላለ። ከም እቲ ዝዓበናዮ ኣቀጻጽዓ ብጎነጻዊ ኣካለ ማህሰይቲ ዘውርድ ይኹን ኣይኹን ጌጋ ኢዩ። ሜላታት ኣቃጽዓ ቆልዑ ነዚ ዝስዕብ ኢዩ፦ 1. ተለቩጅን ምርኣይ ምኽልካል። 2. ሞባይል ንዝተወሰነ ግዜ ወይ ዝተወሰነ ሰዓት ምኽልካል። ኣገዳሲ እንተ ኮይኑ ውን ንኽሉ ግዜ ምኽልካል። 3. ካብ ምስ መሰትኡ ይኹን መደባት ጸወታታ ብመልክዕ መቕጻዕቲ ምኽልካል። 4. ዝፈትዋም ነገራት ንዝሓጸረ ግዜ ይኹን ንዝነውሐ ግዜ ምእጋድ። 5. ኣብ መደቀሲ ገዛ ብዘይ ዝኾነ መሳርያ መጻወቲ ምዕሻግ። .ወ.ዘ.ተ... ስለ 'ዚ ብዙሕ መምኽንየታ ኣሎ ክትቀጽዓሉ ትኽእል። ብኸመይ ቆልዓ ትዕቢ ብዝሑ ኣፍልጦ እንተ ዘየለ ውን ኣብ ይቱብ ይኹን መጽሓፍቲ ብምንባብ ክትመሃሮ ይክኣል ኢዩ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ቆልዓኻ መንግስቲ ክወስዶ ግቡእ ኣይኮነን። ብናተይ ኣጠማምታ። ካብ ንቖልዓ ክምንጥለካ ሓጸርቲ ወይ ነዋሕቲ ኮርሳት ትምህርቲ እንዳ ሃብ ክምህረካ ይግብኦ። ገለ ገለ ሕብረተሰብና ውን ኣብ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣዝዩ ኣልታዊ ዝኾነ ከይዲ ኢዩ ዝኽተል። ንስ ውን ጌግኡ ክእርምን ሓላፍነት ቆልዑ ክወስድን ግዴትኡ ኢዩ። መምህር ኣኽሊሉ ክቡር ሓወይ እዚ ነቐፌታ ኣይኮነን ኣብ 'ዚ ዘሎ ከይዲ ንምሕባር ኢዩ። የቐኔለይ ንስለ 'ቲ ኣወንታዊ ኣረዳድኣኻ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael Жыл бұрын
ንስለ ዝሃብካኒ ዝርዝር ሓበሬታ ብልቢ የመስግን። ኣዝየ የድናቐካን የመስግነካን። ክብረት ይሃበለይ
@RobielAlay-gj6ed
@RobielAlay-gj6ed Жыл бұрын
ኩቡር ሓው ኣክሊሉ ንዓና ንምዕባይ እትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ፈጣሪ ዕጽፊ ዓጸፌታ ገይሩ ይተከኣልካ ❤! ሕቶ ግን ኣለኒ ምኽሪ ክትህበኒ ሕቶይ ክቕጽል ኣብላኽ ይመስገን ኣሳላኻን ከምዚ ከመኻን ጉዱሳት ኣሕዋትና ኣብ ሂወት ዘለና መረዳእታ ካብ ዓሚ ሎሚ ኣዚዩ ተማሕሹ እዩ ሓንቲ ዘለትኒ ሽግር ሕማቕ ማለት ዘይሰብኣዉነት ፍጻሜ ከጋጥም እንከሎ ብ ስሚዕት (Emotion) እንዳተዛረብኩ ነዚ ባህሪ ከኣ ኣይድግፎን'የ እሞ ከመይ ከማሕይሾ ይኽእል፧ ካብ ንእሽቶ ሓውኻ ሮቤል ካብ ሊብያ
@yonassemerab6596
@yonassemerab6596 Жыл бұрын
ኣዝየ አመስግነኸ ስለቲ ዝሃብኻና መኽሪ፡ኽብሪ ውን ይግባኣኻ'ዩ። ስለዚ ከምዚ ጌርኹም ንህዝብና ክተባራትዕ ይላቦ!
@berhanetecle1786
@berhanetecle1786 Жыл бұрын
I love this one. absolutely right! many thanks! keep going and well done! Have a great time to you and your family.
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 Жыл бұрын
Amen! I feel like familiar with this chunel.
@berihu0543
@berihu0543 Жыл бұрын
Btaemi tsebuq miedo u bflay nezi ab sdet adeda chinqetn mahberawi bdohotatn kefiwo zelo weldo qetselelu kbleka gn kemzom beti zelewom fletet tsebuq nhbretese kestemhru tsenihom ab mengo nay poletika tsegei zhzu mo teazebti sinom zterfu keytkewn bezi hzkayo zelka nay bissnes astemhro ykun maeda qetseleu thankyou
@sewitmelles6255
@sewitmelles6255 Жыл бұрын
I am proud of you You are our role model . Keep going .
@abrahamtesfay8154
@abrahamtesfay8154 Жыл бұрын
Thank you akile❤❤❤
@amankehase1902
@amankehase1902 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ከም ተሞኩሮይ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ስደት ዘለኩ መጠን እቶም መሰረታውያን ጸገምን መፈቲሒታቶምን እዚኦም እዮም ጸገማትና ዝብእሱ ዘሎው ካኣ ካብዞም መፈቲሒታት ዝጠቀስካዮም ናይ ሩሑቅ ኣንደልሂጽና ምህላውና እዩ እሞ ልቢ ኢልና ሰሚዕና ንቃራረብ ንላዘብ ክንገብር ንክእል ኢና ዓቅምታት መሊኡ ኣለና።❤❤❤❤
@muss5435
@muss5435 Жыл бұрын
Thank you Akile hawna
@berhehagos864
@berhehagos864 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ምቕሉል ንህዝቡ ንምምሃር ጽምኣት ዘለማ ሰብ ኢኻ ኣኪለ ሓወይ የቐንየለይ
@tesfahayli7161
@tesfahayli7161 Жыл бұрын
thanks so much i proud you that is true bro
@fitsumtewelde894
@fitsumtewelde894 Жыл бұрын
Nice good my bro👍👍🙏
@wedieray
@wedieray Жыл бұрын
የቀንየልና ሓው ኣኽልሉ❤❤❤❤
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ኩቡር ሓዉ መጀመርታ ስለዝሃብካና ሃናጺ ሓሳባት ከመስግነካ ይፈቱ . መፍቲሒ እዚኩሉ ግን መጀመርታ ብሙሉእ ልብኻ ናብ እግዝኣብሄር ምቅራብ ሓሳባትካን ድለታትካን ብጾሎት መልክዕ ምዝራብ ኢዩ ስለዚ ኣደዳጭቀት ንኸዉን ዘለና ሙሉእ ቡሙሉ ካብ ኣምላኽ ሪሒቅና ስለዘለና ኢዩ የሕዋተይ ካባይ ጀሚርካ ስለዚ ንማዓራረ ናብ ፈጣሪና ንመለስ
@ahfefish2851
@ahfefish2851 Жыл бұрын
You're right ❤❤❤
@geryehabtom5398
@geryehabtom5398 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤tahnks bro
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 11 ай бұрын
Bteami tedenq seb eka!
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 Жыл бұрын
Well come member akile
@harerta20088
@harerta20088 Жыл бұрын
ኣኪለ ብሉጽ ሰብ፡ በዓል ምሉእ ሓቦን ተወፋይነት። ከማኻ ይብዝሑ።
@luwammicheal1509
@luwammicheal1509 Жыл бұрын
💯 💯 💯
@Asmera-pardiz
@Asmera-pardiz Жыл бұрын
Ane btami endye zketatelka. Gen bzaba business tray kemny kedemka tetmhrena xebuk ybel
@ermiaswkifle8598
@ermiaswkifle8598 Жыл бұрын
I am proud of you❤
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra Жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷❤❤
@teklehaimnot-zg5mg
@teklehaimnot-zg5mg Жыл бұрын
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y Жыл бұрын
ቡሱል መንሰይ nufue ❤❤❤
@ZOROMFSHAYEKIDANE
@ZOROMFSHAYEKIDANE 7 ай бұрын
Smart bro
@AsAs-w7e6b
@AsAs-w7e6b 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@senaithabtemcheal5419
@senaithabtemcheal5419 Жыл бұрын
Aklilu please don't beg like ,share,subscribe etc. U deserve it. Don't tell your performance. ur performance already told us by itself. Don't express ur performance ✨️ let ur performance tell by itself. Anyway Thank you as usual
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael Жыл бұрын
Advice well taken. Thank-you
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 Жыл бұрын
ምጥርናፍ ዝዓበየት ፍታሕ ግን ከኣ ቦኺራ ዘላ'ያ ኣብ ድያስፖራ , ፍልልያት ፖለቲካን ካልእን ክድሕር ዝግብኦ ነቕድሞ ኣሎና።
@teamemossur7752
@teamemossur7752 Жыл бұрын
Sidet ,Si Gelixika Zey Wudea Budho Alowo .Ab Kebabika ZELOWU Sebet weseni tra Alowom?
@tkm4160
@tkm4160 9 ай бұрын
❤❤❤❤ nic
@SamiHabte-w7v
@SamiHabte-w7v Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Жыл бұрын
መፍትሒኡ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ስልጣን ምውራድ ተዘይኮይኑ ካልእ መፍትሒ የብሉን :: እቲ ቀንዲ ኣብ መንሰያት ኤሪትራውያን ዝረአ ዘሎ ጭንቀት መበገሲኡ ካብ ናፍቖት ወለድን ዝፈትዉዎም ቀረባ ኣዝማዶምን የዕሩኽቶምን ከምኡ ውን ካብቲ ዘለውዎ መናባብሮ ዝመንጨወ ኢዩ :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ስልጣን ምስ ዝእለ ኩሎም ምስ ፈተውቶም ክራኸቡ ስለ ዝኽእሉ ብቐሊሉ ካብቲ ኣእምሮኦም ዘለዎ ጭንቀት ናብ ንቡር ክምለስ ይኽእል ኢዩ :: ካልእ መፍትሒ ዘለዎ ኣይመስልን ::
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk Betami eka hemaki seb beziab mentay tezarbe alo neshu Isayas kulu Isayas Europa Isayas nay aleme king du
@yonikifle5101
@yonikifle5101 Жыл бұрын
So far from home so close to danger.
@yonikifle5101
@yonikifle5101 Жыл бұрын
ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ምፍትሒ ጭንቀት እዩ ብርግጽ።ግን ኤርትራውያን ምስ ተኣከብና ኢና ንበኣስ ዘለና።ንኣብነት ኣብ ፖለቲካ ምስ ተኣከብና ንበኣስ፡ኣብ መርዓ ጥምቀት ምስ ተኣከብና ንበኣስ።ወላ ኣብ ስራሕ ክትኣቱ ኤርትራውያን ኣለው ድዮም ኣብዚ ስራሕ ኢልካ ኢኻ ትሓትት እንድሕሪ ኣለው ኮይኖም ትገድፋ ነታ ስራሕ።ገለ ሰባት ምስ ሰበይቶም ተባኢሶም ንዓርኮም ወይ ንኻልእ ከማኽሩ ኣይደልዩን ምኽንያቱ ዘፈላሊ እምበር ዚዓርቅ ውሒዱ።ኣነ ዝብል ኣብዚ ግዜ እዚ ንሕና ነቲ ክብርታት ናይ ወለድና ብሓቂ ወርስናዮ ኣለና ዲና፡ካልእ ማሕበራዊ ውራያትና ከም ጥምቀት፡መሪዓ፡ንግደት ኣብ ደገ ንገብሮ ኣንጻር ቁጠባና ኮይኑ ልዕሊ ዓቅሙ ኮይኑ ዝገብር ሰብ ውዽድር በዚሑ።ብፍላይ ኣብ ደቂ ኣንስትዪ ፍሉይ እዩ።ንኣብነት ኣነ ኣብ እስራኤል እየ ዝነብር ነብሲ ወከፍ ጋል ኣንስተይቲ ኣብዚ ዓዲ ዘላ ብውሕዱ 7000$ ሂባ ወርቂ ዘይገበረት የላን።እዚ ኹሉ ትገብሮ ድማ ምስ ሰብ ምስ ትሓወስኩ ኣነ ጥራይ ወርቂ ዘይብለይ ተሪፈ ካብ ዝብል ነገር እዩ።
ሕጉስ ሰብ ክኸውን እንታይ ክገብር ኣለኒ
16:40
ኤርትራውያን ከነወግደን ዘለና 5 ነገራት
17:16
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 21 МЛН
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 13 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 16 МЛН
NAECA ZuraHagerka Sept2024 - ዙራ ንሃገርካ፡ መስከረም 2024
1:06:15
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47