ዕጣን ግባእ ጓል ራያ ተሰርንቀ ነይረ😂

  Рет қаралды 21,674

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Gamar Media(ጋማር ሚድያ)

Күн бұрын

Пікірлер: 342
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 4 ай бұрын
እሰይ ባህሊ ራያ ደስ ክብል በርትዒ ጓል ራያዋ ናታባብዐያ ሸገ ስራሕ ይኡ 👍👌💚💚💚🌷🌷
@WejeratAdey
@WejeratAdey 4 ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@RHfsr
@RHfsr 4 ай бұрын
ራያማ ተዝት የኔናፍቆት 😢😢❤❤❤❤ውድድድድ ቆጀጀ🌹🌹🌹💘💖💖💖💖💖💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰
@gualEnderta
@gualEnderta 4 ай бұрын
ኣብ 70 እንደታር ኣብ ደገ ኣይግበርን ለለ ምሽት ኢና ንኣቲ ኣብ ፅሓይ ኣይግበርን ብዝኮነ ጓል ራያዋ ዓሳዲ ኩለን ቀፅልሉ ❤❤❤❤
@kalu546
@kalu546 4 ай бұрын
@@gualEnderta እማንኺ ቀትሪ አይግባእይ አጋግዘ ከፍቲ ምስ አተያ እዩ ልግያእ
@MMm-dy4yt
@MMm-dy4yt 4 ай бұрын
ኣብ ራያ ለ ሃሙኡ ይኡ ድከመራ ክመችየን ዉለን ተኸነ ዳኣም ምዕጣኑ ለ ዉሸጥ ዓድ ይኡ ድኾን ካዉኡለ ምሸት ይኡ ድግባእ🥰
@KibraTuemay
@KibraTuemay 4 ай бұрын
እማ ደገ ኣይግበሪይ ልግዜኡ እዩ ኮ ትብል ኣላ​@@MMm-dy4yt
@landaraya2095
@landaraya2095 4 ай бұрын
አብ ራያናለ ምሸትይ ንጉሆይ ይኡ ድግባእ ድምርእት ብለንይኡሐዝ አብደገ ገብረንኦ
@gdfx3728
@gdfx3728 4 ай бұрын
አነሰ ዘን ደቂ ራያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን አሰንን ፀጉረንንንን ዋውውውው😁❤️❤️❤️❤️
@GalTigray-r2w
@GalTigray-r2w 4 ай бұрын
አሕናዉን ንፎትየክ ሸገ ዋ❤❤❤
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ቐ3ጰ
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ቐ3ጰ 4 ай бұрын
እሕናለ ፈትይ የአና ናብለክ ❤❤❤❤
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 4 ай бұрын
መርዓት ምስልኺ ኣይ ኣነይ ዓድና ፋቅዕና 😢❤❤❤
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 4 ай бұрын
ኣደዋይ ጡሽ ኣትያ ማይ ኣቀብልኒ መጥፊኢ ትብለኒ ዓይነይ ዓሚተ የቀብላ ነይረ ትኹ 😂ናፍቆት ግን
@SaraM-pw7te
@SaraM-pw7te 4 ай бұрын
አይይይ እኔም ወይ ናፍቆት❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
የቐንየልና ጓል ራያ ❤ ደስ ይብል ኣቤት ትኪ ኣነ ግን ኣመንጉየዮ ይወጽእ ኣለኹ😂😂 ቃኒአ ሞይተ ሐዝስ የፎትን ኔረ ግን 😂 ደቂ መዳመይ ካብ ስደት ምስተመለስና እዚ ብመስሓን ቃሲልን ዝተቐደለ ሰዉነትና ከምዚኣ ጌርና ምሕር❤😊 እሺ ዶ ኣእጋርና ደም ቋጺሩ መድሓኒቱ እዚ ከይኮነ ኣይቐርን 😎😍
@fidleytube
@fidleytube 4 ай бұрын
መዲየ ሃመይ ርእኽዮ 😅ቁፍቁፍእዩ እምበይ ጓል ራያ ንበይና እዚ ኩሉ❤❤😅ሰምዕኺ ዶ ልስባአይ ለ አብ ደረትኻ እዩ ለጥ ድብል ያ😂
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
@@fidleytube ህም ይገርመኪ ዩ😁😁😁 ልክዕ ከም መደንዘዝ እዩ ብለንኣቶ 😂 ኣይፈትዎን ኣነ ግን ካብ ስደት ምስተመለስና የድልየና ዩ መድሓኒት ዩ ብሓቂ ተተዓዘብክዎስ ኣብራኽና ደም ቋፂሩ ደቂ መዳም ማ የድልየና ዩ 🙄
@fidleytube
@fidleytube 4 ай бұрын
@@medhin8187 እወ ናይ ግደን እዩ አብየት ክፅብ እኮ አነማ ብጣዕሚ እየ ድፎትይ አቤት ወዝ መልክዕ ከፀብቅ እኮ 🤣🤣በሊ ላአተኹ ከይመስልኪ ገና ካአቱ እኙ
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
@@fidleytube ኣይ ፈሊጥክስ😁😁😁 ግድን ማ የድልየና ዩ 😍 ዘወርወር ክንብል ኢና ናብ ራያ ገፃት ኣኞኺ😍
@fidleytube
@fidleytube 4 ай бұрын
@@medhin8187 አነ አው እኘ እኮ 🤣
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 4 ай бұрын
ኣቤት ኣዴታት ራያ ከመይ ጌረን ከም ዝኸናከናኻ አማ ረኣይወን 🤔😍😍😍😍❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Awet355
@Awet355 4 ай бұрын
@@shashugebremedhen9740 ደምርኒ ዛምበተይ ♥️👏
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 4 ай бұрын
ኣደዋና ገተይቶም እወ ዕዲመ ጥዕና ይሃዊኺ 🥰 መሰሉ ኣርእያ የኔ እዝዊቲ ደቅ ዓደይ ኣየ ሰደት 😢❤❤❤❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 4 ай бұрын
ጓል ራያ መደባትኪ ለበለ ኩሉ እዩ ደስ ላበለኒ ልካታተሎ ወለላይ የዒሰሰ ታይ ነይርዋ ኣብ ጥቃኪ መነበርኩ ሀዚ ቁኑኡ ለ ጠስሙ ለ ዓሳድዋ💚💚💚💚
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 4 ай бұрын
እዛ ቀያሕ ጓልስ ደስ ምባላ ፅሪቲ እምበር ጓል ራያ♥️🥰🥰🥰
@MUChotMUChot
@MUChotMUChot 4 ай бұрын
ጓል ራያ እኮ ፀጉሪኪ ኩለን ቆናኖ ጥዕመነኦ ንግስቲ ትግራይና👑💟💚👌
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 4 ай бұрын
ጓል ራያ ምቅርቲ ኣነስ ከምዙይ ስራሕ ክኽፍት እየ ዝደሊ ጓል ኣንስተይቲ ነብሳ ኽትድብሪ የብላን መፃእና ካብ ስደት ❤❤❤
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 4 ай бұрын
ጓል ራያዋይ ጥዕምቲ ድሕዞት መኽበርት ባህላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርተይ❤❤❤
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኪ ጋል ራያዊ ሸኮር❤❤❤❤
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 4 ай бұрын
ጓል ራያ ብሰላም እግዚአብሔር ንዓደይ የብቅዐኒ እና ጭሽ ክተእትውኒ ኢኩ
@SaraSara-du4nl
@SaraSara-du4nl 4 ай бұрын
ኣስይይይይ ደስ ኩብል ጥዒማትትት ድሖዞት ጋር ማኛ እመወድሽ❤❤❤❤❤
@selam8149
@selam8149 4 ай бұрын
እሰይ ደስክብል ባህልናይ መንነትናይ ድምዕባይ ላዕልን ታሕቲን ትብለኽ ጋል ራያዋይ ብ ጣዕም ዓብይኒ ክብር እንሀን ቐፅልሉ በርቲዕ ኹልና ነተባብዐያ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@HabasiKarim-b3c
@HabasiKarim-b3c 4 ай бұрын
አየ ዓዱና ማዓሮ ናፍቅናዮይዶ ጓል ራያ ጥዕምት ድሕዞት ቃፅሉሉ አሰይ ወለዱናለ ዕዱመይ ጥዕናን ያሃበልና❤❤❤❤
@ትምኒት-ኘ6ኀ
@ትምኒት-ኘ6ኀ 4 ай бұрын
ትቅርብዮ ምድብ ድስ ክብል ዓዲና ናንፍቅና እምብይ 😢😢😢😢😢
@Awet355
@Awet355 4 ай бұрын
ጋል ራያዋይ ንሕናዉን ደሰሰሰ ኢሉና ሰደትና ኣሕፂሩ ናዓኪ የማሰለና ኣነዉን ቅዱሰ ቅንኢ ቀኒአ ፀላኢ ዓይንክን ይደፈን ዓሳድታተይ ♥️♥️♥️♥️😂ኣደዋኒ ለጋሰ ♥️♥️♥️♥️
@HariHailu-yt2ky
@HariHailu-yt2ky 4 ай бұрын
WOW❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DdfEef-r8w
@DdfEef-r8w 4 ай бұрын
ዋው ደሰ ምዋሉ ጋል ራያዋ ሞኮን ዓዲና❤❤❤🎉🎉🎉
@Liliraya-t4w
@Liliraya-t4w 2 ай бұрын
ድታዓደልኺን ማርያምን አርትዋ ናፍቀሽ ነበር ማዓረይ አነለ ካስደት መልስ ድዝዉ ያብቀዐና ❤❤❤ ጥዕሟት ጨና ደቅ ራያ ራይሟ 💚💚🙏🙏
@azmerameharimehari4703
@azmerameharimehari4703 4 ай бұрын
ምጥረ ሓረ ያ ስሓቅ ሞይተ ጓል ራያዋ መቅሰንት 🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 4 ай бұрын
ጎራያ ዓሳ ቃፅልሉ ዓድናኳ ናፍቅና ሃሪፋያ እወ መስሉ ኣሪእያ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብለይ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@የMታናሽHቾ
@የMታናሽHቾ 4 ай бұрын
ድሓዝክዮ ቃጮ ኮይኡ ጋል ራያ ኮይንኪ ደይትፈልጢ 😂😂 ካውለ ዕጣን ኣብ ጋዳ ይኡ ድግባእ ዋይ ብፅሓዩ😂😂😂
@abrhetkebedeabrhet639
@abrhetkebedeabrhet639 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤😂😂 አነ ጎል ራያ ይኤ ግን አዬፎትይ😂😂😊
@SooquSabya-wy4by
@SooquSabya-wy4by 4 ай бұрын
ኣሰይይይይ ጓል ራያዋይ ጥዕምቲ ድሕዛት መክበርት ባህላ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ እግዚአብሔር ኣምላክ የኔ ቆንጆ🌹🌹💐💕💕
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 4 ай бұрын
ተዓዲልኪ ኣነስ ጠስሚ ናፊቀ ስደት ረሳሕ😢😢😢
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 4 ай бұрын
አወ ይዓክይ ስደት ደ ትስደት ሰበይትይ ቸለ ልየ😢
@artflow216
@artflow216 4 ай бұрын
ኣሰይይይይ ደሰሰ ክብል ባህል ዓድና ጋል ራያ ሸገ ኹሉ ዳጥዕመላ ግን ቦታኡ ደሰሰ ክብል 💘💘💕💕🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹💞💞💞💞💖💞💖💞💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💞💖💞💖💞💖
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 4 ай бұрын
ጓል ራያዋ ዓሳዲ ኣነስ ክፈትወኪ😘😍😍😍 ኩሉም መደባትኪ ብጣዕሚ እዮም ደስስስስ ዝብሉኒ ቀጽሉሉ ዓሳዱዋ ❤❤❤❤😍😍😍😍
@Rayuma-b1j
@Rayuma-b1j 4 ай бұрын
Rayuma ❤❤❤
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 4 ай бұрын
አረ ይደገምም❤😂
@ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ
@ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ 4 ай бұрын
ጓል ራያዋ የኔ ወለላ ዓሳድ ናራያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@JrddHgfc
@JrddHgfc 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿
@A13forja
@A13forja 4 ай бұрын
ኣስይይይ❤❤❤❤❤
@HappyFlyingSaucer-nw8mj
@HappyFlyingSaucer-nw8mj 4 ай бұрын
አይይይይ ኒፊቅትይ😢😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@taspikonjo2742
@taspikonjo2742 4 ай бұрын
ኣብ ወጅራትና ኣብ ደገ ኣይግበርይ ምሽትእዩ ድግባ ኣብዉሽጥ ዓድ ይኡ ድግባኣ❤❤
@SmirhNd
@SmirhNd 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉የኔማር
@SaraM-pw7te
@SaraM-pw7te 4 ай бұрын
ስድት ሕስም❤❤❤❤
@Lemlem339
@Lemlem339 4 ай бұрын
ራያ ዓደይ ማዓረ ወለላ❤❤❤😊😊
@BirBirr-bd3xz
@BirBirr-bd3xz 4 ай бұрын
ጓል ራያ ሹኮር ንኣይ እዉን ክትኣግብእኒ ኢኪ ❤❤❤❤❤
@Genet76
@Genet76 4 ай бұрын
ጎቶይቶም እወ😍❤ዓድናዋየ
@feedcswe290
@feedcswe290 4 ай бұрын
ኣሰይኣደይማኣረይ ❤❤❤
@Aminah-zd2ww
@Aminah-zd2ww 4 ай бұрын
ጋለራያዋይቢጣዓሚኮይኡዳጠዒመሊኺ❤❤❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 4 ай бұрын
ጋል ራያኣ ሽኮር ኩሉ ተቅርብዮኦ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤
@jucf4669
@jucf4669 4 ай бұрын
ዋይ ዕጣን ቃሕ ውልን ጋል ራያ ግን ታዓድልኽ ካድዋቀስል ዳዕጣን ብሰላም ይመልሰና ሰደት ድንአናለ😢😢
@RtRt-t7n
@RtRt-t7n 4 ай бұрын
ዋዉ ❤❤❤❤❤❤
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 4 ай бұрын
አሰይ ተዓዲልኪ አነስ ከፈቲ ማዓቲ ምስ አነበተይ አየ ልነብር ነይረ ጓል ናሃለኩ❤❤❤
@Koppa-v5h
@Koppa-v5h 4 ай бұрын
ኣይይ ዓድና ዶ ኩመነይ ማሪያምን አረ ስደት ስልችይና😢❤❤❤❤❤
@مينيمبنب-ه6ر
@مينيمبنب-ه6ر 4 ай бұрын
ኣላ ራይዋ ኣይተ ፍቅዕንይዶ😢😢😢😢😢😢😢😢
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 4 ай бұрын
አሰይይይይይይይ❤❤❤❤ ዋይ ህረፋን😂
@ሳራሞላ-ሰ1ጰ
@ሳራሞላ-ሰ1ጰ 4 ай бұрын
ዋውውውው ደሰ ብሃሊት ❤❤❤
@ጓልራያሞኾን
@ጓልራያሞኾን 4 ай бұрын
መኽቦሮ ባህለን ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@احمدعلي-ظ6ح9ط
@احمدعلي-ظ6ح9ط 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ራያዓደይ🎉🎉🎉
@MihiraHailu
@MihiraHailu 4 ай бұрын
ኣስይ ተዓዲልኪ ❤❤❤❤
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 4 ай бұрын
ጓል ራያ ብጣዕሚ ዘድንቀላ ነገር ተሎ ብባህላ ሕብንቲ ብምኳና እዩ ንዘይንፈልጦ ክፈልጥዎ ኣለዎም ትብል ተላ ከይ ኩርዓት ከምዝስመዐኒ ይመቸኪ ጓልራያዋ
@AbeyAse
@AbeyAse 4 ай бұрын
ዋይ ፀላእየኸ ይት ዓጠን ግንሲ ተነደደኸ ማአዝየን ክጋደፍ😢😂
@SaSa-x8t9z
@SaSa-x8t9z 4 ай бұрын
ታዓድሊኺ ጋል ራያዋ❤❤❤
@amalesoubhieh2250
@amalesoubhieh2250 4 ай бұрын
👌❤❤❤ጀግና ደኸነት ጓል
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 4 ай бұрын
Tusushi ybhal Des zbil bahlewi Xbuki llela bahlwi raya
@BooahJolpe
@BooahJolpe 4 ай бұрын
ኣሰይይይይ ጋል ራያ ሽከር ታዓዲልኪ❤❤❤
@SaraM-pw7te
@SaraM-pw7te 4 ай бұрын
አይይይ ትዝታ😢😢
@nfffdt931
@nfffdt931 4 ай бұрын
ጋል ራያ ተዓዲልኪ ዕጣን ብጣዕሚ እየ ዝፎቲ ❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 4 ай бұрын
አሰይ ጹቡቃተይ ❤️❤️
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf 4 ай бұрын
በይዛኽን ድኣነ ኣዶወኤይ ማዓር 🥺😘 ኣዶ ብርሃን ገፃ😔🥰🥰🥰
@SszFF-r9k
@SszFF-r9k 4 ай бұрын
ጓል ራያዋ❤❤❤
@HhdHhhd-p7x
@HhdHhhd-p7x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ጋ ል ራያ
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዓደይ እንካዕ ኣርእኪኒ ጋል ራያዋ ሽኮር
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 4 ай бұрын
መሰሉ ፅሪቲ ጓል ራያ ደስ ምባላ♥️🥰🥰🥰
@smumd
@smumd 4 ай бұрын
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ታደሙ ከታይትግብረአላ😅😅😅😅😅😅😅
@Polak-u4t
@Polak-u4t 4 ай бұрын
ራያዋይ❤❤❤❤❤❤
@freedomismypriority.
@freedomismypriority. 4 ай бұрын
ዕጣን ምስ ዝኣተወት ሰበይቲ ስብኣይ ተደቂሱ ኣብ ደረትኻ ደሪቁ እዩ ልሓደር። ካሕሳይ በር ዝደረፎ ሓቁ እንድዩ።
@ababatasfay3036
@ababatasfay3036 4 ай бұрын
ባህልና ሸገ❤
@galdestatsuruy
@galdestatsuruy 4 ай бұрын
ኣደዋይ ደስ ምባለን ❤❤❤
@Asqal-qk5pm
@Asqal-qk5pm 4 ай бұрын
ድንግል ግን ዕጣን ትገብእ ዶ ዓሳዱዋ🙈😀😀
@MaremYueikbb
@MaremYueikbb 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SAa-d9n
@SAa-d9n 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mulumahari7401
@mulumahari7401 4 ай бұрын
🥰🥰😍😍😘❤️❤️
@AaGg-y1r
@AaGg-y1r 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯🙏
@Polak-u4t
@Polak-u4t 4 ай бұрын
አይአነይይይይይይ❤❤❤
@Abc6483-m6x
@Abc6483-m6x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤💐
@BedulaBedula
@BedulaBedula 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏☺
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 4 ай бұрын
ኣሰይይይ ባህልና ጥዑም❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 ай бұрын
ቅዲመኺ ዲኣነ ኣዶዋወለላ❤😘ብደይ ኣዶ ዓለም ኣይመሊእን።😢
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 4 ай бұрын
ጓል ራያ ኩሉ ዝዓደላ ❤❤❤ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤
@AbeyAse
@AbeyAse 4 ай бұрын
ይምሓሮ ምጥረያ😂😂😂
@1-pj6jh
@1-pj6jh 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nicenice6438
@nicenice6438 4 ай бұрын
ፅብቅ ባህሊ
@Shook160
@Shook160 4 ай бұрын
ሽኮርና ኤረ ይሞችክ🎉🎉🎉❤❤❤❤
@fresemere2534
@fresemere2534 4 ай бұрын
ደሰ ባሀሊት
@jejrjjrjfjf2376
@jejrjjrjfjf2376 4 ай бұрын
❤😘😘😘😘
@ድንግለይዋሕሲልበይ
@ድንግለይዋሕሲልበይ 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AgG-w3n
@AgG-w3n 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉
@zxzx6334
@zxzx6334 4 ай бұрын
አታ ታይ ማዓቱ እዩ ክቀትልዋ እዮም አነ ማ ታይ ድየ ዝገብር ኔረ እፍ ይብለላ ናብታ ሞባይለይ😢😂😂😂❤❤
@مينيمبنب-ه6ر
@مينيمبنب-ه6ر 4 ай бұрын
🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@SmeraAlsslme
@SmeraAlsslme 4 ай бұрын
❤❤❤😊😊❤
@dbedhr6218
@dbedhr6218 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@UhUu-e9p
@UhUu-e9p 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሜስ ንዘይፈልጦ የጥርጦ አብ ቀረፃ እዋን ሰኽረ😱#tiktok #duet
20:47
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Celine Dept
Рет қаралды 113 МЛН
"ክልተ ፆታ ንዘለዋ ጓሉ ንምድሓን . . . !"
34:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 54 М.
ሕማም ድሓር ቓዶማይ ክፋል /Himam dehar epsoide 1
35:44
ቦኽታ ጥበብ / BOKHTA TIBEB
Рет қаралды 32 М.
ዕላል ምስ 1.8M ስዓብቲ ዘለውዋ Tiktoker ሊዱ!
28:44
Motivation with Heaven
Рет қаралды 71 М.
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49