KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ተመርዕየ የእቴያ ሲንግል'የ ኢላ ኣመዚጊባቶ josias denden
29:15
🛑ዘይተፀበናዮ ዉሳነነነነ ! ሓዱሽ ሚስጢር ይወጽእ ብዛዕባ ቅትለት ማህሌት | ስድራ ቤት ታይ ይብሉ
12:56
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
Этот беспредельщик ПЕРЕШЁЛ ЧЕРТУ и за это был СЕРЬЁЗНО НАКАЗАН #shorts
01:41
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
00:13
ዝፈልጦ ሰብ ኣለዶ josias denden techno
Рет қаралды 10,730
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 4,7 М.
JOSIAS DENDEN TECHNO
Күн бұрын
Пікірлер: 37
@yordanosasefawokubu2435
6 күн бұрын
wayy hawey mhret yewrdelka fetary
@MaekeleMerhawi-pm2rg
11 күн бұрын
Mherat ❤❤❤❤❤❤❤ yewred hawey natey
@wedighebremeskel13
14 күн бұрын
ጆሲ፡ ቤተሰቡ ረኺቡስ እዛ ቪድዮ እዚኣ ንኽትድምሰስ ከማን ሓቲቱ ኣሎ እዚ ወዲ
@JemalMohammed-l1c
11 күн бұрын
Xebuk endu ezi gebrkayo gein geza belika hjie demsesa pliz keltef
@JemalMohammed-l1c
11 күн бұрын
Eza vido demsisa eba familly rekibu eyu
@neemaaman2321
12 күн бұрын
Sdreu rekibu iu 👍
@እግዝኣብሄር
10 күн бұрын
ሰላም ደንደን ሓወይ ተሌፎንካ እባ ስደደለይ
@tamrat7
14 күн бұрын
ሰላም ጆሲ ስድርኡ ረኺቡስ እቲ ሸር ዝገበሮ ሰብ እቲ ቪድዮ ክድምሰስ ሓቲቱ ኔሩ ምኽንያቱ ስድርኡ ዓበይቲ ስለ ዝኾኑ ከም ዝሓመመ ስለ ዘይፈልጡ ኢሎም የሕዋቱ
@senaitabay5152
13 күн бұрын
Kunetate eti seb keyfeleteka abzi sher aynehemek mebales 😮
@saratsegay6095
13 күн бұрын
Sedru Rekibu entezkwen kamzie Eilu kalay gezie Aymtreyen
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
ጆሲያስ ሓወይ እዚ ሰብ ስድሩኡ ከይፈልጡ ኢሎም ደምስሶ ዝብሉ ዘለው ከይትሰምዖም እሞ እዚ ወዲ ገና ኣብ ደገ ተደርብዩ እንተ ኣሎ። ህዝቢ ሓጊዙዎ ንዓዱ ተመሊሱ ስድርኡ ርእዩ እንዳ ሰዓል ይእለ ክሓዊ ከማን ተኽእሎ ይህሉ። ንበይኑ ኣብ ስደት ኣብ ጎደና ተደርብዩ። እቶም ዝወለድዎ ከይፈልጡስ ኣብ ስቓይ ክነብር ሕፍረት ዘይብሎም ደናቑር ኣብ ዓለም ዘጋጥመና ኣይንፈልጥን መማዓልትና ኣለና ስለዚ ነንሕድሕድና ስለንደላለ እንተተኸባበርና እዩ ጽቡቕ።
@YoditTeklya
13 күн бұрын
Josi 😊😊😊😊
@adeytube6750
11 күн бұрын
ደቂስካለኻ 😜ሰቡ ረኺቡስ እታ ቪድዬ ደምስስዋ ኢሎምዬም‼️
@sabelazereu6775
13 күн бұрын
Please betesebu rekibu eu.vidio demsiswo wn elom alewu.
@Natnael-u6i
14 күн бұрын
Awxaya
@wedirimey-m3e
14 күн бұрын
❤❤❤
@JemalMohammed-l1c
11 күн бұрын
Ata comnt aytenbeben dika
@WadeIdrisWadeIdris
13 күн бұрын
Offfffff 😭😭😭😭
@freweynikidane4943
13 күн бұрын
Plz ✋🛑🛑🛑
@Natnael-u6i
14 күн бұрын
Awxayo zqeneye tarik eyu sdrau rekibomo eyom nezi Video awxlna yblu alewu qdmi semun ab solomedia qeribu eyu wedi mehremchra eyu awxaya
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
እንታይ ሕብእዎ ሕብእዎ ትመስል እዛ ጉዳይ ብጥዕናኹም ዲኹም ንዓዱ ይመለስ እንዳሰዓል ይእለ። ስድሩኡ ከይፈልጡስ ንሱ ከኣ ክድርበ ሕስብ እሞ ነብል ሰብኣዊ ርህራሄ ይሃልወና እዚ ሰብ ሰብ ዝረኽቦ እዩ ረኺቡ ስለዚ ስድሩኡ ይርኢ ዓዱ ምስራኣየ ሂወት እንተዘረኤስ ኣምላኽ ኩሉ ዝርኢ ይርእየኩም ኣሎ ስቓይ ሰብ ክንድብስ ንጽዓር ናይ ሕልና ቅሳነት ንረክብ።
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
13 күн бұрын
@@yordanosmehari3470Bihaki Azi Hzbi kab Amlak zeytehaneas kab Seb😮
@SaidMohamed-tk6bn
14 күн бұрын
ጆሲ ሐወይ ሰድራኡ ረኺቡ ኢዩ
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
እሞ ሽግሩ ተፈቲሑሉ ዶ? ኣብ ጎደና እሞ ኣብ ስደት ስድሩኡ ክርኢ ንዓዱ ክምለስ ኣለዎ። እንዳ ሰዓል ይእለ ሕክምና ይረክብ ሂወት ዘሪኡ ናብ ንቡር ክምለስ ተኽእሎ ይገፍሕ። ኣይኮነን ሓባእቲ ቁስልና ኣይንኹን ሰብ ከጋጥሞ ዝኽእል ኣጋጣሚ ገጢሙዎ እዚ ሓወይ።
@TewodrosGhebrezghiabiher
11 күн бұрын
እዚ ወዲ ተዋሳኣይ ኢዩ መስለኒ ይዝክሮ ኢየ እናተዋስአ
@JemalMohammed-l1c
11 күн бұрын
Demseso eba bejeka
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
ክሳዕ ዘይፈረሙሉ ንዓዱ ክኸይድ ሽር ንበላ።
@firstoflove6828
13 күн бұрын
ጆሲ ሓወይ ስድርኡ ረኪብ እዩ ስድራኡ ከም ዝሓመመ ስለ ዘይፈለጡ እዛ ዘምጻኻያ ክትድምሰድ ይሓቱ ኣለዉ ኣይፈለጥካን ግዲ ኮንካ እምበር ደምስሰሎም
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
ንምንታይ ዘይፈልጡ ጹቡቕ ናይ ውላድካ ጥራይ ድዩ ዘገድሰካ ንውላድካ ሕማቕ ረኺቡስ ተስፋ ትህቦ እንተ ርእዩዎምስ ክሓዊ ከማን ይኽእል ይኾውን ስለዚ ንዝወለድካዮ ሰብ ብሂወት ከለኻ ሕማቑ ትጸውር ትሕብሕቦ ኣለኹልካ ትብሎ ዓለም ተስፋ እዩ ሂወት ክዘርእ ኣብ ስደት ንበይኑ ጸልሚታቶ ናብታ ዘወለደቶ ወላዲት ኮሙኡ ዓዱ እንተ ተመሊሱ ግን ሂወት ይዘርእ።
@firstoflove6828
13 күн бұрын
@yordanosmehari3470 እዚ ትብልዮ ዘለኺ ሓቂ እንድዩ ዮርዲ ሓፍትና ግን ጥዕና ዘይብሎም ብዕድመ ድማ ስለ ዝደፉ ካብ ሰብ እንተ ሰምዕዎ ስምባት ከይኣትዎም ባዕልና ቀስ ኢልና ክንነግሮም ስለ ዝበሎ ኣሕዋቱ እዮም። እምበር ንሰብ ኣብ ሰደት ናይ ስድራ ቤት ኣጆኻ ተስፋ ግበር ኣይትሕመቅ በርትዕ ምባል እዩ ስንቃ ነይሩ ፡ መቸም ንወለዲ ካብ ሓልዮት ዝተበገአሰ እዪ ወለዲ ድኣ ነብሶም ከማን ነጊርዎም ይኸውን እዩ ኣብ ዓለም ሕማቅ ክገጥመካ ዘይምነ እንተለው ኣቦኻን ኣዴካን እዮም
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
13 күн бұрын
@@firstoflove6828Kemey Elom eyom mo abeyti antekoinom ab KZbin kiatwu.ab Eritrea Mo kea zeyhseb.Wey atom Ahwatu zeyhgzwo Kikonu Alewo m Mo ahfirwom
@sabasabina5346
12 күн бұрын
እንታይ ጭብጢ ኣለካ ስድርኡ ከም ዝረኸበ።እንተ ረኸቦም ውን ንዓዲ መምለሲ ገንዘብ ንሶም ድዮም ክከፍሉሉ ስለዚ ገንዘብ ይዋጽኣሉ መእተዊ ዓዲ ክኾኖ ኢዩ ዝብል ዘሎ
@diafialt5798
14 күн бұрын
Terekibom si video delete belwo elom ko family natu so delete it pls
@yordanosmehari3470
13 күн бұрын
ሓባኢ ቁስሉስ ሓባኢ ፎውሱ እሞ እንተ ተራኺቡ ደኣ ዘይወስዱዎ ንዓዱ እንዳ ማርያም ኣብቲ ናይ ኣእምሮ ሕሙማት ኣብ ኤርትራ ምስተራእየ ስድሩኡ ምስ ራኣየ ሂወት ምስዘረኤ እንታይ እዩ ጸገም?
@adeytube6750
11 күн бұрын
@@yordanosmehari3470ንዓኺ ኢና እንዳማርያም ንወስደኪ። ምስ ስድርኡ ተራኺቡዩ ኣይትሰምዕንዲኺ😂😂😂😂
@yordanosmehari3470
11 күн бұрын
@adeytube6750 ቪድዮ ዶ ኣለካ ኣቡኡን ኣዲኡን ከምዝተራኸበ ወይስ ሕማሙ ዘይምቕባል እዩ። ዓለም ዘዋሪት እያ ስለዘይወረደካ ቀሊል ይመስል እቲ ሓቂ ግን ዝምካሕ በዚ ወላ ሓደ ሰብ ክህሉ ኣይግባእን ከመይ ጌርካ ናብ ንቡር ትመልሶ ምሕሳብ ግን ልቦና እዩ እሞ ንቃለሶ። እንተ እቲ ህልኽ ዘረባኻ ንዓይ ኣይጎድኣንን ነዓኻ። ኣነ ርህራሄ ሰብኣዊ ክብሪ እዩ ዝማጎተሉ ዘለኹ።
29:15
ተመርዕየ የእቴያ ሲንግል'የ ኢላ ኣመዚጊባቶ josias denden
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 49 М.
12:56
🛑ዘይተፀበናዮ ዉሳነነነነ ! ሓዱሽ ሚስጢር ይወጽእ ብዛዕባ ቅትለት ማህሌት | ስድራ ቤት ታይ ይብሉ
Maggy Show
Рет қаралды 18 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 16 МЛН
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 14 МЛН
01:41
Этот беспредельщик ПЕРЕШЁЛ ЧЕРТУ и за это был СЕРЬЁЗНО НАКАЗАН #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 13 МЛН
00:13
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
家庭搞笑日记
Рет қаралды 10 МЛН
15:35
Nov 30-2024 ብሩህ መግለጺ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጲያ🇪🇷🇪🇹❗️ቃለመጠይቅ ክቡር ፕረሲደንት ኢሰይያስ #interview @EriTVEritreaOfficial
ሰብ ንኹን ሚድያ (seb nkun media)
Рет қаралды 44 М.
10:01
ተጠንቀቕሎም ፓስፖርትኹም ርእዮም ኢዮም ኪዱ ዝብልኹም ዘለዉ
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 62 М.
6:55
Senait Weldegebriel, 1973 - 2024
Yonatan Hiruy
Рет қаралды 3,6 М.
20:21
* ብዘመን ደርፊ ንዘመን ዘገረመ ወዲ 13 ዓመት ሰገን #ትግራይ #zemen #tigrignamusicnguseabadi #tigray_idol
Tigray idol ትግራይ ኣይዶል
Рет қаралды 21 М.
12:30
ምዕሻግ ኣብ ሞንጎ ክልተ መካይን | JD techno
JOSIAS DENDEN TECHNO
Рет қаралды 18 М.
11:45
ስድራይ ገዲፈ ፕሮስስ ጌረ ዘምጻእኩዎ ሰብኣየይ ምስ ዝኣምና ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ #እንታይ_ትመኽሩኒ
Mahustar
Рет қаралды 34 М.
11:55
Breaking ምስ 400 ደቂ ኣንስትዮ ዝፈጸመሉ ሜላ ተቓሊዑ ናብ ኢትዮጵያ ውን 4 ግዜ ገይሹ ነይሩ፣ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ november 8 2024
KB EXTRA
Рет қаралды 53 М.
20:38
🔴ብናይ ባዕለይ ደርፊ ሰርፕራይዝ ገይረዮም
Wina entertainment
Рет қаралды 89 М.
15:28
ጽፉፍ መግለጺ ኣብ ጉዳይ ኢትዮ ኤርትራ ቃለ መሕተት ክቡር ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ 2024
NAL ERI
Рет қаралды 33 М.
20:26
''....መን ኣሎ ካብ ኣርቲስት ዓድና ተዝሓተኪ ከይተማታእኪ ሐራይ ትብልዮ..??''....ን ራሄል(ራኪ) ኣብ መደብ ካባኹም-ናባኹም!!
SHEWIT TV 📺
Рет қаралды 20 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 16 МЛН