እቲ ትደልዮ ኣለሊኻ ወስን፡ ካብ መጽሓፍ መትከላት ዓወት

  Рет қаралды 10,495

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 22
@ብንይምግርማይ
@ብንይምግርማይ 5 ай бұрын
ቀፅሎ❤❤
@LuelKflemariyam
@LuelKflemariyam 5 ай бұрын
Thank❤
@bereketyibrah290
@bereketyibrah290 11 ай бұрын
ይበል ቀፅለሉ መምህር
@sesenloveyou
@sesenloveyou 9 ай бұрын
Thank you so much 🙏🙏🙏
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe Ай бұрын
Great motivational video and great reading ability. Memhir Mokie : please continue your great work. It is very sad Eritrean young people wasting at TikTok and on face book watching useless video. Your video and teaching is in high level❤. God Bless you with all your family….
@tesfit2518
@tesfit2518 11 ай бұрын
ካብዝ ግርምካ መምህር እዝን ዝጠቅሳየን ዱሁል ኣድግ ፍዛዝ መን እልካ ኤህ ተመንቆስ ኣታ ሩጉም ውላድ እዳበሉን ወለደይ ዓብየ መዓረንደይ ተሃሰ
@cashmoneymoney-s5r
@cashmoneymoney-s5r 8 ай бұрын
🩵🩵🩵🙏🐬🐬🐬 እንዳ ኣመስገና ኢና ቀጽሉሉ 🙏🙏🙏❤
@BeharanShewit
@BeharanShewit 11 ай бұрын
Thank yuo
@nezz2025
@nezz2025 10 ай бұрын
ሞካተይ😍😍💯
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ 11 ай бұрын
❤የቀንየልና መምህር❤ ❤ናይ ቅድሚ 20ዓመት ዝነበረ ሕልመይ ግንካኣ ብሰንኪ ዓበይቲ ዝሳኣንክዎ❤ ❤ኣውቲስታ ክማሃር ደልየ ማኣስ ዘጥረናያ መኪና ክትዝውረሉ❤ጽርበት ዕንጸይቲ ክላ መዋእልና ብምሳር ኢና ጸሪብና ተደለካ ንሀለካ ምሳር ግና ነወድኢ ገረብ እዩ❤ገለ ካብቲ ዝተከልከልክዎ ድልየታተይ እዩ❤ ❤ደጊመ የቀንየልና መምህር ሞኮነን❤❤
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 8 ай бұрын
Good Job
@wedirosagt9167
@wedirosagt9167 11 ай бұрын
great ❤
@Meaza882
@Meaza882 11 ай бұрын
የቀንየልና መምህር ኣብ ዓረብ ሃገር ዘለና መፅሓፍ ስለዘይንረክብ ከምዚ ክተካፉሉና ከለኩሙ ደስታና ወሰን የብሉን ክብሪ ይሃበልና👏❤ ግን 552views Commonet 1😮
@meharifsaha4630
@meharifsaha4630 11 ай бұрын
ግድን እምበር ህዝብና ኣበይ ኣብ ከመይ ልቡን እዝኑን ኣቃልቦ ሂቡ ከም ዝሰምዕ ዝሳሓት ኣይኮነን፣እዛ ቻነል ካብተን ቡልይጻት ዝበለጸት መግቢ ኣእምሮ ተስፋ፥ሓይሊ፥ራኢ፥ፍቅራዊ ህይወት ዘጣመረት'ያ። ንክትማሃር ከተንብብ መስ መጻሓፍቲ ድማ ተላልተኻ፣ማሰ፥ መልቀስ፥ወየ ዝሓቆፎት ኣብ ባህልታት ትግሪና ዓቡይ ክብሪ ዓቒባ'ላ።ኣዝየ ድማ ይፈትዋ...
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ 11 ай бұрын
❤ኣይትገረሚ እዚ ገዛ ኩቡር እዩ፡ንኩቡር ገዛ ክኣ እቶም ኩቡራት ጥራይ እዮም ዝኣትውዎ❤ምክንያቱ ኣብዚ ገዛ ወረ፡ሒመት የለን ቁምነገር ግን ብከፈር❤
@merhawimera2780
@merhawimera2780 10 ай бұрын
ሞኬ ኩሉ ኣብ ዪቱብ ዘሎ ቪድዮ'ታትካ ብስነ ስርዓት የ ዝከታተሎ። ብዘይ መጠን ድማ ኣዘናትዋኻ መሲጥኒ። በርትዕ ቀጽሎ ሞኬ።
@Mantuy189
@Mantuy189 11 ай бұрын
እዋይ ኣነ ኽሳብ ወዲ 16ኣመት ትምህርቲ ኣይጀመርኩን ኣሓ የጋሲ ኔረ፤ሕልመይ ሃዲምኒ ኣብ ፋብሪካ ይሰርሕ ኣለኩ።
@robelokubay6346
@robelokubay6346 9 ай бұрын
ሕጂ ዉን ተርክበሉ ኢካ ተንስእ ብሉጽ ኢካ።😊
@tesfommelake5561
@tesfommelake5561 11 ай бұрын
Selam memhr eza mexhaf be tigrna abey knrekba nkel
@MosaicBahli
@MosaicBahli 11 ай бұрын
Www.semayat.com
@KbrabAbraham
@KbrabAbraham 11 ай бұрын
Azkulu zbelkaye Hakka Aka mkniyatum Sane nweledey kbl Aye docket kkewn Aye Aleyom mkniya Sane kalAye kkewn zdeli ykeniyelna memhr
@BereketAlemayehu-gv6eh
@BereketAlemayehu-gv6eh 4 ай бұрын
❤ ምግቢ አእምሮ እዩ እቲ ተቅርብዎ ሓሳባት አነ ሓደ ካብዚ ተጠቃሚ ኮይነ አለኹ።ክሳብ ፈጣሪ ዝበሎ ድማ ምሳኹም ይቅፅል አለኹ።
ሶቅራጦስ፡  እቲ ንሓቂ ዝሓለፈ ፈላስፋ !
20:52
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
እንታይ ከም ንጽበ
26:21
Growth ቤት ትምህርቲ ዕቤት
Рет қаралды 5 М.
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН