ካብ ቀንዲ ኣጀንዳ ፕሪቶሪያ ዝወፀ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ

  Рет қаралды 29,808

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 136
@berhanugashu4290
@berhanugashu4290 14 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ብጣዒሚ ጏበዝ ጅግና ኢኻ በርትዒ I’m so proud of you brother keep it up
@berhanugashu4290
@berhanugashu4290 14 күн бұрын
ብስራት በርትዒ ጅግና
@ThegayAbrha
@ThegayAbrha 14 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ እና ትግራይ ፕረስ ብሓቂ ትቃለሱ አለኩም ❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
Thank you Tigrai press for the great view.
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 14 күн бұрын
Grazie.
@muluwelday4144
@muluwelday4144 14 күн бұрын
ትክክል ተጋላይ ብርሃነ ብጣዒሚ ኃበዝ ጅግና እኻ❤❤❤❤❤❤
@mikaelhadgu1830
@mikaelhadgu1830 14 күн бұрын
🖐🖐🖐Thank you Tigray perss 🤗🤗🤗
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 በርትኦ
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ 14 күн бұрын
ብርሃነ✅💙💙💙
@haregugebremedhin8880
@haregugebremedhin8880 14 күн бұрын
Bre jgina❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊባኖስ መጋቢ ኣእላፋት ዝኾነ ርህሩህ መስተውዓሊ ሓውና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን : ሰላምን ዕቤትን ንምነየሉ:: ክንዲሽሕ እዩ!!! ይንበረልና!!!
@SolomonKebede-v3u
@SolomonKebede-v3u 13 күн бұрын
ብሬ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክንዕወት ኢና ።
@mebratuabadi7957
@mebratuabadi7957 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ ናብ ሳትላይት ምውፅኡ
@Mengesha-y7m
@Mengesha-y7m 14 күн бұрын
የቀንየልና ፅቡቅ ሓሳብ እዪ
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 14 күн бұрын
Bre you you are data based, resonable & confident enough im am prou of you Tigray press midia keep it up ❤❤❤❤❤
@dawittesfay-h2z
@dawittesfay-h2z 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮገራም እዩ ቀፅልሉ
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 14 күн бұрын
Well come Bre & Bisirat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DanielAssefa-b7e
@DanielAssefa-b7e 13 күн бұрын
ሰላም ብርሃነ ሓውና
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 13 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AddisAlemFisseha
@AddisAlemFisseha 14 күн бұрын
ተጋዳላይ ብሪሃነ ጂግና ወዲ ህዝቢ ባዓል ተስፉ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 күн бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ብምኽንያት ዝሙጉት ጅግና ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን ሓቅን ዝመስመሩ በሊሕ ትግራዋይ እዩ
@mengisteabgeremariam4747
@mengisteabgeremariam4747 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ata4737
@ata4737 14 күн бұрын
Welcome Tegadalay Lifatey ❤
@menemoyfelto1510
@menemoyfelto1510 14 күн бұрын
btaemi tsibuk bsrat and lifatey ajekum
@solomonalem3834
@solomonalem3834 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c 13 күн бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ዝተፈለየ ተንታኒ ትግራይ ኢዩ
@teferibitow3353
@teferibitow3353 13 күн бұрын
ምሉዕ አስተምህሮ ንዝሀብካና ንኽቡር ጅግና ብሬን ንሓውና ብስራት አመስግን።
@SeadaAbdurahman-s8o
@SeadaAbdurahman-s8o 14 күн бұрын
Bravo
@ThegayAbrha
@ThegayAbrha 14 күн бұрын
ንክልቲእም አጥፍእዎም ነዞም ጆኖሳይዶራት ተጋዳላይ ብርሃተ ቀፅለሉ ጅግና ቸቃላሳይ ❤❤❤❤
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 14 күн бұрын
@geberkidanaraya3084
@geberkidanaraya3084 14 күн бұрын
ተ ጋ ብርሀኔ ሰላም ሰላም ብመጀመርያ እድመነረ ጥእና ይምንየልካ ከምእዉን ንብስራት ተ ጋ ብርሃነ ብጣሚ በሊህ ጀግና እዩ ካብቶም ላእለዎት ሰበ ስልጣን ጊዚዊ ምምህዳር ብሉፅ ሰብእዩ ንህዝብ ትግራይ ጠጠዉ ዝበለ እዩ ነቶም ጀጋኑ ስዉአት ጠጠዉ ዝበለ ጀጏና እዩ ኩሉ ጊዜ እየ ዝከታተልኩም ካብ ካናዳ ብርሀነ ንትግራይ ህዝቢጠጠዉ ኢልካ አጀካ ህጅዉ ከም ቀደምካ ጠጠዉ በል
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob 13 күн бұрын
ብቁእ ኢካ❤
@GebregzabiherBezabihGebeya-q2s
@GebregzabiherBezabihGebeya-q2s 14 күн бұрын
ንዝተማልአ ሓበሬታኹም የመስግን!
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
ናይ ጊዜ ጉዳይ እምሰር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዘርኢ ምፅናት /ጆኖሳይድ ኣሜሪካ ምሉእ ኣፍልጦ ኣለዎ እዩ ምውፅኡ ኣይተርፍን ቃልስና ኣበርቲዕና እንተጀሚርና ኣብ ሓፂር እዋን ውፂኢት ክንረክብ ንኽእል ኢና::
@AlmazGebrekidan-c7t
@AlmazGebrekidan-c7t 14 күн бұрын
Brhen agena bsa
@SeadaAbdurahman-s8o
@SeadaAbdurahman-s8o 14 күн бұрын
Wow tv ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዜና 👍👍👍
@Say-2424
@Say-2424 14 күн бұрын
ብስራት !ብርሃነ ዝጀመሮ ኣርእስቲ ከይወደአ ናብ ካሊእ ኣርእስቲ ኣይትኺድ !!ብስሩ ኣይተቋርፆ!
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 11 күн бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእካ ተ/ጋ ብርሃነ
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 14 күн бұрын
ብስራት. ድስ. ዝብል ዑላማ. ብርሃነ ኣልብስብ ዝብቅልአ ትግራውይ. ውልኡድ. ትግርኣይ ይሆና. ይህንኣ. ኤንቃዑ. ኣብዜ. ኣብጽሓኩም 🙏🙏🙏
@baherunegash6934
@baherunegash6934 6 күн бұрын
The movement needs clarity and leadership!
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 14 күн бұрын
ብርሀነ ትንተና አብ ፍልጠት ዝምስረት ተባእ አርሂቁ ዝርአየ ካብቶም ትግራይን ተጋሩን ናይ መከራ ጊዘ ካብ ውእል ፕሪቶሪያ ግልፂ አቋም ሂዙ ተሪሩ ዝወፀ ሀውና ምስገና ይግበኦ;;
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 13 күн бұрын
bsrat good job
@abebakebede1270
@abebakebede1270 14 күн бұрын
ብሥራት ን ተጋዳላይ ብርሃነን ተባአት ደቂ ትግራይ ክብረት የሃበልና በርትኡ!!!
@NajaJsjsj
@NajaJsjsj 12 күн бұрын
ክልትአኩም ጅጋኑ ተጋሩ እኩም በርትኡ ተስፋ ትግራይ እኩም
@KahsayTsegay-x5j
@KahsayTsegay-x5j 14 күн бұрын
ታጋዳላይ ሙሴ ኣብ ዓዲ ዳዕሮ ተታሒዙ ኣብ ሽረ እዮ ተኣሲሩ ነይሩ ካብ ሽረ እዮ ብኦፕረሽን ወፂኡ ብስራት
@teweldegerezgiher9295
@teweldegerezgiher9295 11 күн бұрын
💙💙💙✅
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
ብልፅግና/ብልግና ንሓውና ተጋዳላይ ሙሉ ባልቻ ዝተኣሰረሉ ካብ ትግራይ ብምውላዱ ብናይ ኦሮሞ ብልፅግና ሕግን ስርዓትን ዘይፈልጡ ውዕል ፕሮቶሪያ እንዳጠሓሱ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ዕጥቁ ክፈትሕ ድቃስ ሲኢኖም ኣብዝርከቡሉ እዋን ሰላም ኮይኑ እዩ ኢሉ ቂም ዘይፈልጥ ትግራዋይ ናብ ማእኸል ዓዲ እንትኸዱ ምእሳር ገበን እዩ::
@TigestLemlem
@TigestLemlem 14 күн бұрын
Great General of Tigray Yohannes Medid gave the last word on behalf of that brave people of Tigray.
@wediofla3230
@wediofla3230 14 күн бұрын
As long as Abiy is around, Tigray will not get Western Tigay back. Pretoria "agreement" is just delaying tactic. Even worse is the dirty games Getachew and Tsedkan are playing on the issue. For those two, returning the IDPs is like sending humans back to the moon, even though it is a one day affair.
@berhanabay7338
@berhanabay7338 14 күн бұрын
In ፡ the ፡ first ፡ place ፡ say ‘All the places of West Tigray’ then the people all who Displaced”.
@אסגדוםצגייה
@אסגדוםצגייה 14 күн бұрын
ተ/ይ ብርሃነ ዞባምዕ ራብፍሉይ ደጋፊህወ ሓትገርካ ምዝራብጌ. እዩ:: ምኽንያቱ ደጋፊህወሓትሙ. ሉእህዝቢ ትግራይእዩ መማረፂፓ. ርቲክሳብ ዝረክብ::😊
@hageretigray-m5c
@hageretigray-m5c 13 күн бұрын
ገታቸ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 13 күн бұрын
ዝኸበርካ መሰረትን ተሓባበርቲ #TigraiPressን ፈለማ እንኳዕ ናብ ሳትላይት ንምስቃል በቓዕኹም እሰይ ደስ ኢልና ኣሎ የቐንየልና ምዑታት ጀጋኑ!! ቀጺለ ርኢቶ ኣለኒ ...... 1ይ ኣነ ዋና ተኸታታሊኹም ኢየ ብኣጋጣሚ ንሚድያኹም ሓገዝ ኣይግበር እምበር ብመንፈስ ምሳኹም ኢየ። 2ይ እቲ ትገብርዎ ዘለኹም ቓልሲ ንእሽቶይ ኣይኮነን ብጣዕሚ ዓብይ ኢዩ!! ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝብኹሞ ኣብ ገገዝኡ ዝሰምዕ ትግራይ ቲቪን ድወትን ኢዩ ንሰን ድማ ናብ ናይ ማእኸል ሃገር ሚድያ ኢየን ተቐይረን እቲ መደባተን ውን ቓንጫ መርዓት ኢየን ዝጫወታ ዘለዋ። 3ይ ንስኹም ናብ ሳትላይት እንተወጺእኹም ግን ኹሉ ሕብረተሰብና እኹል ሓበሬታ ስለዝረክብ ካብ ድንግርግር ክወፅእ ኢዩ። 4ይ ሕድሪ ሕድሪ ዝብለኩም ግን እቲ ቕድሚ ሳትላይት ምውጻእኹም/ኣብ ዩቱም ዘመሓላለፍክምዎ ናይ ምዑት ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ/ልፍዓተይ ሓበሬታን ትምህርትን ደጊምኩም ኣብ ሳትላይት ቲቪ ክተሕልፍዎ ኣለኩምን ይግባእን!! ምኽንያቱ ንህዝብና ብጣዕሚ ኣድላይን ጠቓምን ስለዝኾነ። የቐንየልና ጀጋኑና ኹሉሻዕ ምሳኹም ኢና!! ነመስግን ❤
@YehansuTesfamariam
@YehansuTesfamariam 11 күн бұрын
❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
ናብ ትምህርት ቤት ዝኸይድ ተማሃራይ ክርስትያን ይኹን መስሊም ናይ ትምህርት ቤት ዩኒፎርም ተኸዲኖም ይማሃሩ እምበር ሕጃ ወይድማ ነፀላ ይኹን ኩታ ተኸዲና/ተኸዲኑ ኣይኣቱን! ስርዓት ብልፅግና ፖሎቲካ ስለዘይፈልጥ ዝወደቐ ሽርሒ ሕጃብ ብዝብል ሃተውቀጠው ጀሚሮም ንጅግና ህዝቢ ትግራይ ብሃይማኖት ንምክፍፋል ከንቱ ድኻም ይደኽሙ ኣለው::
@MehariAbera-k3x
@MehariAbera-k3x 14 күн бұрын
Tikikil !!!
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 күн бұрын
ትግራይ ፕረስ ሚድያ እቲ አብ ኬንያ ናይሮቢ ዝታዓፈነ ትግራዋይ ወገና ዝኾነ ሳምሶን እውን ዳሃዩ አብ ምርካብ ድምፂ ኩኑዎ?
@YehansuTesfamariam
@YehansuTesfamariam 11 күн бұрын
ትክክል ኣነ ትሓውና እሱ ኩሉ ሻዓ ኣብ ልበይን ህልናይን ኣሎ ድቃስ ኣየምፀአለይ ዘሎ ኣበይ ኮን ይህሉ ሓወይ ማዓረይ😢
@ShushayHafte-j6j
@ShushayHafte-j6j 14 күн бұрын
በርትዑ ንስመር ንውፈር ንድሕነት ህዝብና ከዳዓት ከደምቲ እዪም ብሬ ብስራት ኣብ ጎንኹም ኢና
@EqubayEqubay
@EqubayEqubay 14 күн бұрын
Bre bre
@tesfayohannesretta5604
@tesfayohannesretta5604 14 күн бұрын
BisratxBirhane=B2(B square) or Bisraat+Birhane= Infinite
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 14 күн бұрын
ሰላም ዲኩም ሕዚ እቲ ናይ እንቢታዝተጀመረ ይመስል ሞ ብብቅዓት ተመሪሑ እቲ ንደልዮ ውፅኢት ዓወት ክርከብ ጎናዊ ፀገማት ከይፍጠር እንታይ ይገበር? ቢሄራዊ ናይ እንቢታ መሪሕ ውዳበ የድሊ እዩ::
@berhanabay7338
@berhanabay7338 14 күн бұрын
In ፡ the ፡ first ፡ place ፡ say ‘All the places of West Tigray’ then the people all who Displaced”with Gard holding arm for the safety!
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 11 күн бұрын
jigna tegadalay
@kibromweldu
@kibromweldu 13 күн бұрын
ክልተ መሃይማን (ብስራት + ብርሃነ = 0)😎😎
@YehansuTesfamariam
@YehansuTesfamariam 11 күн бұрын
በለው ኣየ መንጋታት ጉጅለ ክሕደት ትምህርትኩም ሪኢናዮ እኮ ብዓይንና ኣቱም ድሑራትን መድሐርሐርትን
@GetanehKassa-pr5dd
@GetanehKassa-pr5dd 14 күн бұрын
ድሕሪ ማይ ናብበዓቲ
@AliAhmedfentaw
@AliAhmedfentaw 13 күн бұрын
Medyatat yemsrtu mestmsru Nebandata Tegdflome Nemtay
@אסגדוםצגייה
@אסגדוםצגייה 14 күн бұрын
አይፍቀድ እትብል ቃልጌጋእዩ:: ምኽንያቱ ጨርቂን ዝኾነሰብ ሽግርአይ ኸውንን::
@FasilYohannes-l8b
@FasilYohannes-l8b 14 күн бұрын
,TDF.ታይ ይ ጽበይ አሎ በልግና ቶታል ዋር ደጊሙ ብባንዳታት ከይጀመረ ህዝቢ ትግራይ ጥንቃቀ ይግበር ዳግም ጀኖሳይድ ከይጀመሩ ።
@awashmichael9745
@awashmichael9745 14 күн бұрын
I want be a member of it. How I do it?
@gmichaelgmeskel6687
@gmichaelgmeskel6687 13 күн бұрын
ትግራይ ፕረስ ሚድያ ምስ ተጋዳላይ ብርሃነ ብምዃን ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ አዝዩ ዝነአድ እዩ። ጉጅለ ጥልመት ክቅበር እዩ።
@AmanuelAndeberhan
@AmanuelAndeberhan 14 күн бұрын
ኣትዮ ክንደኖኻ ትሕሲ? አረ ብያዛኹም ዘይኾነ እናውጋዕኹም ለዚ ህዝብና ምሲ ጎረይቤትና ህዝቢ ኤርትራ ለይውዳእ ህውኸት ኣይተእትውዎ በይዛኹም
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 14 күн бұрын
ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ፣ በየነ ምክሩ ዝሓዝዎም ኻሓድቲ እና ብሄራዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንጆኖሳይደር አሕሊፎም ዝሃቡ እዬም ። ተጋሩ ካብ ኸባብን ጥቅምን ወፂኢና ጠጠው ኢልና ሓድነት ሒዝና አብ ጎኒ ዓድናን ህዝብናን ብዘይ አፈላላይ ጠጠው ኢልና ንሕሰብ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 14 күн бұрын
ሙሴ ካብ ኣክሱም ዘይኮነ ካብ ሽረ እሱር ቤት ኣውጺኦምዎ ወዲ ሓወበይ
@حنان-ي5و
@حنان-ي5و 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘
@WeldeGabrielFayesa
@WeldeGabrielFayesa 14 күн бұрын
Ahatin ahawatin Baedawian haimanotawyan tigray tedakhima ala elom tariknan hizbinan ketfiu zishabashebu eyom zimeslu. Ab hiji zelo nayalem kiliwlaw win teqamiom kigebruwa yikhelu eyom. Hadinetna nestim. Hiliq yitref!!!
@Giorgis-w4x
@Giorgis-w4x 12 күн бұрын
Lekat general nay sheramut tilihhs zineberika kabaka minm forth Ayrikebin Eyu !!!
@wediofla3230
@wediofla3230 14 күн бұрын
Berhe, Alula Solomon is a Hookah house political "analyst".😃😃 Even Tedros Assefaw ( Teneshu Erimyas) is playing dirty politics on the people of Tigray on a daily basis. 😄😄
@SolomonKebede-v3u
@SolomonKebede-v3u 13 күн бұрын
1977 ዓ/ም እትቃለሰሉ ህዝቢ ስለዝጠመየ ቃልሲ ንኸይቋረፅ ህዝቢ ነድሕን ዝብል 1ይ ፅኑዕ መትካል ውድብ'ዩ ። እምበር ቃልሲ ነቋርፅ ኣይተብሃለን የግዳስ ህዝቢ ብምድሓን ፖለቲካዊ ንፅረት ብምስትኽኻል ተዓዊቱ'ዩ ።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 14 күн бұрын
ንኡሽተይ ሓዉ ንስየ ኣብርሃ ኣሰፋ ኣብርሃ እዩ::
@mebrahtomgebremariam4271
@mebrahtomgebremariam4271 14 күн бұрын
ጀብሃ 40ሺሕ እዮም ንሱዳን አትዮም።
@giziawiselamwdiadiwa5288
@giziawiselamwdiadiwa5288 14 күн бұрын
AYTIWKLENAY ( BANDA ) ( DAYNASORR ) WEDI RAYAAAAA )
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ 14 күн бұрын
ሕብረተሰብ ግእዝ ትግርኛ ተጋሩ ንመንነትና ሓቢርና ንሓሉ ከም ኣይሁዳውያ ኢስራአላውያ ንኹን ናይ ዓድና ኣስላም ይገርመኒ ኢዩ ናይባዕሎም ሳሆ ዝበሃል መንነት እንከለዎም ዓረብ ይብሉ ሳሆ በይኑ ዓረብ በይኑ ክንሱ ዓረብ ይብሉ ይሓዋውስዎ ከም ሰብ ኣክንዲ ዝሓስቡ ብእምነት እዮም ዝሓስቡ ብኣዕራብ ይብከሉ ኣለዉ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 14 күн бұрын
ዋ ብርሃነ ናይ ህውሃት ምጥንኻር እዩ እኮ እቲ ነገራት ናብ ውነ ዝምለስ ዘሎ አብዙይማ አትጋገ ህውሃት እላምኡ ህዝብን አድን ሓራ ምውፃእ እዩ. ህውሃት ውዳብኡ ስለዘጠናኸረ እኮ እቲ ነገራት ይእሪ አሎ።
@baherunegash6934
@baherunegash6934 6 күн бұрын
ይአክል ልመን? መን ኢዩ ላብመረበቶም ከይምለሱ ግዝ አታአኢ ሓድነት ትግራይ ከይምለስ ሓኒቁ ሒዙ ለሎ፧ ተማዛበልቲ ይአክል ምባሎም ትክክል ኢዩ።መከራን ከርተትን ይ አክለና ላብመረበትና ምለሱና ምባሎም መበቶምን ኩሉ ትግረዋይ ክድግፎ ይግባእ። ነገር ግን ናይፕሪቶሪኣ ውዕሊ አብግብሪ ከይውዕል፣ ተማዛበልቲ ላብመረበቶም ከይምለሱ፣ ግዝ አታዊ ሓድነትን ስላምን ከይነግስ ልገብር ለሎ ሓይሊ፣ አነ ለይመርሓ ትግራይ ትጥፋእ ኢሉ ልንቃሳቀስ( ብደብረፅዮን ወዲ ወረደን ልምራሕ) ጉጅለ ኢዩ ይአክል ክበሃል ለለዎ። ጭጝራፍስያ ወቂዓ ተኢዊ ካምልበሃል ትግራይ ናይምድርዳር ዓቅሚ ከይነብራ መንግስትን ስላም ከይነብራ ገርካ መድሕን ኮንካ ልምር አይ ናይ ህዝቢ ድምፂ ልምጭዋይ ልከድዎ ለለዉ ከይዲ ህዝቢ ክርደኦ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ ልጠልቦ ናይ ሰርዓት ለውጢ ኢዩ። ናይፕሪቶሪኣ ስምምዒነት ልጠልቦ ናይ ስርዓት ለውጢ ኢዩ። ናይ ስርዓት ለውጢ ዒንቅፋት ናይሕወሓት መሪሕነት( ማለሊትን ውሑዳት ጅነራላትን ) ኢዮም። ናይ ሕወሓት መሪሕነት ናይ ፕሪቶሪኣ ስምምዒነት አብግብሪ ከውዕል አይክእልን ዓቅምን ድልየትን አይብሉን። ህዝበይ አይትደናገር ይአክል ክበሃል ለለዎ ብማለሊት ልምራሕ ባዕዳዊ ፖሎቲካ ልተሓንገጠ ብዱን ኢዩ። ሓቋፊ ዓቅሚ ለለዎ ጊዝያዊ መንግስቲ ይጣየሽ።
@اللاال-ص8ه
@اللاال-ص8ه 13 күн бұрын
ማአተብ መለለይ ክሪሲትና እዩ ሕጃብ ናይ ደቅንሲቶ መለለይ ኢሲልምና እዩ
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 14 күн бұрын
ውሽጥካ ዘይፈለጥና ፣ ብመላሓስካ እናሸወድካና ፀኒሕካ ሕጂ ብሰላም ውርደልና አነን ከማይ ዝበልኩም መነአሰያት ንቁሑ ። ጀነራልፃርቃንን ጌታቸውን በየነ ብኩሩን ኮራኩርኩምን ረብሓ ህዝቢ ሸይጥኩም ፣ ብወለድናን አሓትናን ዝተመስረተ ውድብ ህዋሕት ንምፍራስ ቀትርን ለይትን ላሕ ትብሉ አለኩም ንጥቅሙኩም ኢልኩም
@abrehetgebrehiwot8907
@abrehetgebrehiwot8907 14 күн бұрын
Ane zemesleni, abti sememea manem mister keyewestea zebel neruda eyu,kulom afinom zehazuwo. Ezi dema nihezbi godiuwo.
@GebreziabherWoldeGabriel
@GebreziabherWoldeGabriel 14 күн бұрын
ሙሴካሽረእዩዝወፀ
@TeklayA
@TeklayA 13 күн бұрын
እቲ አጀንዳኹም ፅቡቅዩ እዘን አዴታት ትግራይ ንኽልቲኦም ጉጅለ ምውቃስን ነድንቀን ሰማእታትና ንምንታይ ተረሲዖም ምባለን ብወገነይ ነበረታታዓየን ንቶም ብግልፂ ባንዳታት ምውቃስ ንቅፅለሉ እቲ ናይ ምዕራብ ትግራይ ወኪል ኮይኑ ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ ስቢክ ማሕበር እየ በሀሊ ሕጅውን ብፍሉይ ምክትታል የድልዮም እዩ 80% ባንዳታት እዮም ሰዳን ዘለው ወገናትና ክአትው ድምፅ አይኮኑን ታደስ ንምንታይ ዘየውፀኦ ዝበልኩሞ ባዕሉ እዩ ኢዱ አእትዩ ብተደጋጋሚ ዝእክቦም ዝነበረ እዩ ምስተነቅሐሉ እዩ ዘምልጥ ዘሎ
@berhanabay7338
@berhanabay7338 13 күн бұрын
አቱም ፡ ደቂ ና ፡ ትግራዎት ፡ ተረዳድኡ ፡ ድህሪ ፡ት/ፐ ፡ ካአ ፡ ናይ ፡ ሰታንሊን ፡ ምዲያ ፡ ናብ ፡ ሳታላይት ፡ ቶሎ ፡ ተሎ!ብሰራት ፡ ካአ ፡ ብርሃነ ፡ አተን ፡ መሰተ ፡ ገዛውቲ ፡ ናብ ፡ ሻዪ ፡ ገዛክልወጣ ፡ ግበሩ!
@berhanabay7338
@berhanabay7338 14 күн бұрын
ቅድሚ ፡ ህዚ ፡ ገደብ ፡ ግበሩሉ ፡ ኢልና ፡ ብተለይ ፡ ብራ ፡ ብዙህ ፡ ያቱአሎ ፡ ሰሚእና ፡ ተከላለሉ ፡ ኢልና ፡ ነይርና ፡ ህዚ ፡ ተን ፡ መከና ፡ አይተህልፉን!
@JAMALAHMAD-fr6te
@JAMALAHMAD-fr6te 14 күн бұрын
ፍትሒ ንምስልም ትግራይ ነጋሸ መስጊድ ባዕሉም ወያነ ሃሪመሞ አፍሪስሞ ግና ንሻዕብያ ኢሉሞም ግና ተጋሩ አብ ምስልምና ዘሎዎም ፆልኢ ኤርትራ ባጤራ ምስ ተሐተመ ስእሊ አስላም ሰለ ዘለውዏ አብትግራይ አይአቱን እዩ ተባሂሉ ስጋብ ክንደይ ፆልኢ ምስልምና ተመሊሶም ውን ጥባሕ ጥባሕ እዮም ፀላእትና ይብሉ ስለዚ ስጋብክንደይ ፆልኦ እለዎም አብ ምስሊም ሕብረተሰብ
@fregosho4042
@fregosho4042 14 күн бұрын
😢😢😢😢😢
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 14 күн бұрын
ርእሲ ኣድጊ ኩሉ ትዝበልካዮ ናትካዩ ነጋሽ መን ከምዝወቀዖ ዓለም ከይተረፈት ትፈልጥ ኢያ እቶም ጥባሕ ዘለዎም ዝበልካዮም ድማ ከማኻ ርእሲ ኣድጊ ስለዝኾኑውን ብዙሕ ሰብ ወዲኦም ዋላ ንስኻ ካብኦም ትኸውን መንፈሉጥካ ቆማል ዳማትካ ኣቲኻ ኣይትሓምዙቅ ትግራይ ንተጋሩ ጥራይ ኢያ ኣብዘይእትወካ ጦብሎቅ ኣይትበል ሃመማ
@NatureinChange
@NatureinChange 14 күн бұрын
ኸም ብርሃነ ዓይኑ ብጨው ሓጺቡ ዝሕሱ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን። ሕፈር ዘይብል መሕፈሪ። ናይእማን ሰብ ዘይብሉ ሰብ
@YehansuTesfamariam
@YehansuTesfamariam 11 күн бұрын
መንጋታት ዑሙት ሎሚ ዳኣ ነቂሑልኩም እኮ ኩሉ ህዝቢግምት ባርያ ኦፒድዮ ጥራሕ ነይሱ ቀርዩ እዩ ሳላ ባዓል ብርሃነ ጅግና
@mikiYoni-j9l
@mikiYoni-j9l 14 күн бұрын
ድምፅ ወያነ ደደቦች ክሓልፍ እዩ ትዕዝብቲ
@berhanabay7338
@berhanabay7338 13 күн бұрын
አቱም ፡ ደቂ ና ፡ ትግራዎት ፡ ተረዳድኡ ፡ ድህሪ ፡ት/ፐ ፡ ካአ ፡ ናይ ፡ ሰታንሊን ፡ ምዲያ ፡ ናብ ፡ ሳታላይት ፡ ቶሎ ፡ ተሎ!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 14 күн бұрын
አሉላስ ትማሊ ንአብይ ተቃዊሙ ዝቃለስ ዝነበረ ሰብ እዩ ሎሚ ነኒጌታቸውን ፃርቃንን ክድግፍክ ከሎ ነአብይ ይድግፍ አሎ ምኻኑስ ይርዶኦ ይኾን ?
@berhanabay7338
@berhanabay7338 14 күн бұрын
ብሰራት ፡ምሰ ፡ ብርሀን ፡ ገ/ገርግሰ ፡ አህዋትና ፡ ቅድሚ ፡ ህዚ ፡ ታሪክ ፡ እዩ ፡ ከይትሰርሁዎከምኢሉ ፡ ይንበር ፡ እ ፡ዚ ፡ ናይትገራይ ፡ ጧርነት ብድሮን ፡ ን ፡ አረብ ፡ ድብደባ ፡ እዪ ፡ ይቀመጥ ፡ እለ ፡ ነይረ ፡ do ፡ not ፡ tatch ፡ pls ፡ they ፡ are ፡ our ፡ Enmy ፡ nowdonotreceive ፡ them ፡ in ፡ agoodposition ፡ let ፡ them ፡ know ፡ you ፡ do ፡ not ፡ know ፡ howI ፡ fill ፡ withese ፡ Arabs!
@JAMALAHMAD-fr6te
@JAMALAHMAD-fr6te 14 күн бұрын
አነ ዝገርመኒ ይካታተለካ ኔረ ግና ሐሶት ከይተርፈካስ ወያኒስ ንጀብሃ ንሱዳን ታሪኽ ሕተት ሐሶት ጃህራ እንታይ ጌሩካ ባዕልኻ ትፈልጦ
@berhanabay7338
@berhanabay7338 14 күн бұрын
Our Kings of King have to say this because he is the only King that is Yohannes of Tigray that grandees the Arabs and others from le them to rule Ethiopia with his General Alula Aba Nega kept the linearity of Ethiopia and show All black people toto fight for thier libatstio in the World and on his Country gave privilgjldge to his all state Cronus them to belongs in their State starting Minilik the Second Others like Gojam he crawond them all the Stat of etiopia and cam of Kings of King the only King Yohannes the Haile Sellassie is A King But he is not like Yohannes for he did not Cround any other person he is not Crownecall him king of kings all any other so you can not 🎉🎉king of kings just he is king In addithionfor the it was not called it was part of Tigray/ygrrhnt and when zmimilk sold this part of Tigray the z Italian gave the name🎉Minilik solf Yohannes bring and called Asmera
@timketutesfazgi1096
@timketutesfazgi1096 14 күн бұрын
ኣንቱም ሕሱራት ዕጥቅኩምን ስረኩምን ፈቲሕኩም ሲ ነታ ሐሶት ግን ዉርሻኹም ጌርኩማ ትቅጽልዋ ኣለኹም ።ናይ ኤርትራ ህዝብን ሰራዊትን ብሞራልን ስነስርዓትን ዝምእዘዝ ክቡር ባህሊ ኣለዎ ብሐሶት ዘይናቱ ኣይትሃብዎ። ኣብ ነብሶም ዝሸኑ ረስሐት ምኻንኩም ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጠኩም ሐሰውቲ።😮
@TheBerihu
@TheBerihu 14 күн бұрын
ባርያ
@AwAw-hk6vf
@AwAw-hk6vf 14 күн бұрын
ውጻእ ኣብ ዘይ ዳስካ ይትላሀ ብደዐን ታህዲድን ሓሶትን ናትካ እዩ ናይ ሃገርካ ግበር ንሕና ጸርፊ ኣይባህልናን ኣይንጸርፈካን
@selamselam8094
@selamselam8094 14 күн бұрын
ቆማል ሐሳዊ ደቆም ንበረካ ስለዝወጽኡ ሻዕብያ ነቶም ወለዲ ቀቲልዎም ሐሶት ስርቂ ጥልመት ባህልኩም ስለዝኮነ ንህዝቢ ኤርትራ ከተጸልሙ ክትነብሩ ኢኩም እንዳተደቆስኩም ክአ ክትነብሩ ኢኩም . 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l 14 күн бұрын
ግምቡሕ ሓሽከር ጥልያን ምዃንካ ትፍለጥ።
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 14 күн бұрын
ክላታ ኣድጊ
@selamselam8094
@selamselam8094 13 күн бұрын
@ thank you. እንዃዕ ቁማል አይኮንኩ
@solomonmamo6602
@solomonmamo6602 14 күн бұрын
Teret teret.you all bored
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
ሁጹጽ ጉዳይ//ዑውት ስራሕ ተሰሪሑ25//01//2025
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 311
Когда Трамп договорится с Путиным?
29:35
BBC News - Русская служба
Рет қаралды 80 М.
ቀጥታ ካብ ተምቤን፣መግርፍቲ መናእስያት ቀፂሉ ኣሎ
1:13:23
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН