ፍስሃ ሃፍትፅዮን (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓት ኣብ ውዕሊ ፕሪቶርያን ውሽጣዊ ኩነታት ህወሓትን ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መብርሂ

  Рет қаралды 3,618

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 25
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ስታሊን ንሕዝቢ ዝተዋፀአ ገንዘብ ምውሳዱ አዘራራቢ ኮይኑ።
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Ай бұрын
❤❤❤❤
@gideyweldehiwot6179
@gideyweldehiwot6179 Ай бұрын
❤❤❤
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 Ай бұрын
love
@samitekle-q7f
@samitekle-q7f Ай бұрын
ዕረ ላጣዓመና ኢናያ ግዜያዊ መንግስቲ መስሪትና እታ ሓቂ ኣውፂእዋ
@SamuelTesfa-g6i
@SamuelTesfa-g6i Ай бұрын
እንታይ ድኣ ‘ምጥያሽ ግዝያዊ ምምሕዳር ንዓይስ ወለላ መዓር እዩ ዘስምዕ’ እዚ ኮመንትኸሰ
@paulos1957
@paulos1957 Ай бұрын
new leader ❤❤❤
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam Ай бұрын
ብሓቂ ሞሕር ኢኻ ደስ ብሓሊ መግለፂ
@alemtesfay-g3t
@alemtesfay-g3t Ай бұрын
TPLEF changed his tone today
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam Ай бұрын
ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ብዘይ ጥርጥር አብይ እዩ😢😢
@ArayaBerihun
@ArayaBerihun Ай бұрын
ስሩሑ እዩ ብጦርነት እንተዘይተሳኺዒሉ በብገፆም እናጭበርበሮም አነ ብተለይ ብተደጋጋሚ ከብጌጎኦም ዘይማሀሩ የሕዝነኒ ደ/ር ዛአክል ደብረፅዮን አብዪ ከምዚ በለኒ ሕጋዊ ሰውነት ናይሀወሐት ክመለሰልኩም እዩ በለኒ አብ1ሰሙን ውሽጢ ኢሉ ተጠሊዑ አብሚድያ ባዕሉ ተሸዊዱ ንህዝብና ክሽውድ ዘይፈንቀሎ እምኒ የለን 2ቱኦም ነኻል ስለዝደለዩ እዮም አቢዩ ከምዚሐዙ ዝተራመስ ዘሎ ፖለቲካ ከተራምስ ነጥቢ ለመጣል ነው:: ደብረፅዮን እታ 14 ጉባኤ ንምጭብርባር ንጌቼ ንምውርዋር ንሱ ናብኮረቻ ወንበር መሪሕ ናይትግራይ ንምኻን ሴራ እዩ ታሐሲቡ ሙሉእብሙሉእ ፈሺሉ::
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Ай бұрын
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኮነ ኢሉ መከላከያ መዲቡ ዘረፍቲ ወረርቲ ጨፍጨፍቲ ንኸይወፁ ዝሕሉ ዘሎ ኢዩ። መከላከያ እንተዘይህሉ ምዕራብ ትግራይ ሓደ ወራሪን ቀታልን አብ እዚ ስለስተ ዓመት ብመኪና ተፃዒኖም ዝአተው ሓንቲ ለይቲ አይማሓደሩን
@Tigraynamedia
@Tigraynamedia Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትወኩም መራሕቲ ሕዋሓት ሓንቲ ነገር ክነግረኩም፡ ጽን ኢልኩም ስምዑኒ፡፡ አብዚ ዘለኹሉ ዓዲ እንታይ ዝብሃል አባሃሃላ አለ ይመስለኩም፡፡ ጠምዩካ ከሎስ ናብ ግሮሰሪ ወይም ድማ ምግብታት ዝሽየጠሉ ቦታ አይትኺድ ይብሃል፡፡ ምኽንያቱ ዝጠመዮ ሰብ ንጥዕንኡ ጽቡቅ ዝኾነን ዘይኮነን ምግቢ አይፈልን፡፡ ሱቅ ኢሉ ዝረኾ ነገር እዩ ዝገዝእ፡፡ ልከዕ ከምኡ አቢይ አህመድን ጌታቸውን ዝጥቀሙሉ ዘለዎ ናይ ህዝባዊነት አካይዳ ንዙይ ይመስል፡፡ አቢይ አሕመድ ናብ ስልጣን ከመጽእ ከሎ ብዙሕ መንግሥታዊ ግዕዝይና ከምዝነበረን ህዝቢ ተንጸርጺሩ ከምዝነበረን ትፈልጡ ኢኹም፡፡ ህዝብ ፍትሒ ክጠሚ ከሎ ወይ ድማ ናብራ ክጽግሞ ከሎ ፖለቲካዊ መሕን ህገ መንግሥታዊ አካይዳን ይርስዕ ወይም ድማ ኮነ ኢሉ የፍርስ፡፡ ከም ጌታቸውን አቢይ አሕመድን ዝበሉ ብሓሳብ ተወዳዲሮም ህዝቢ አእሚኖም በለጽቲ መራሕቲ ከይኖም ብቲ ዝተዘርገሐ ህገ መንግሥታዊ ስርዓት ናብ ስልጣን ከመጽኡ ከምዘይኽእሉ ዝፈልጡ ብባዕሎም ዘይተአማመኑ ሰባት ነቲ ጥምየት ህዝቢ ተጠቂሞም እዮም ናብ ስልጣን ዝመጽኡ፡፡ አቢይን ጌታቸውን ነቲ ጸገም ህዝቢ ትግራይ ክፈትሑ ዘይኮነስ እቲ ህዝቢ አንጸርጺሩ ንቲ ደቁ ብደሞም ዘምጽኡሉ ሕገ መንግሥታዊ ስርዐት ንኽርስዕን እሽሽ ንኽብልን ብእኡ አቢሉ እቲ ጸገም ብሕዋሓት ምኽንያት ከምዝኾነ ንኽሓስብ ህዝቢ ብምትላል ነቲ ብቃልሲ ዘይሰዓርዎ ህዝቢ ባሪያ ክገብሩ እዮም ዝሰእርሑ ዘለዎ፡፡ ብዙይ ድማ ንሳቶም ብዙሕ እናቀደሙኹም እዮም፡፡ ከምቲ ቅድሚ ሽድሽተ ዓመት ንስኻትኩም ሕገ መንግሥታዊ ሥርዓት ይከበር እናበሉም አቢይ ቀዲሙኩም ህዝቢ ትግራይ ዝወደአ ሕዚውን ክቀድመኩም አብ ጫፍ አሎኹም፡ ካብ ዝሓለፈ ጌጋኹም ተማሂርኩም አግሬሲብ ክትኮኑን ጥቅሚ ህዝቢ ትግራይ ሸይጦም ንሳቶም ዘይደለይዎ ውድብ ህዝቢ ሕዋሓት አፍሪሶም ነቲ ሓለቆኦም ኢሳይያስ ሕጽቦ ሕዋሓት ዝበሎ እናፈጸሙ ዘለዎ ጽድቃንን ጌታቸውን ሰዓብቶምን ብክሕደት ዓዲ ክኽሰሱን አብ ቀይዲ ክውዕሉን አለዎም፡፡ ብስምምዕ ፕሪቶሪያ መሠረት ካብ ሕዋሓት ዝኾነ ሰብ ክመርሕ አለዎ፡፡ ንስኻትኩም ሕጊ ዝባዝንኪ እናበልኩም ምስቶም ሕጊ ዘይደልዩን ዘይፈልጡን አቢይን ጌታቸውን ክትሰርሑ አይትኽእሉን፡፡ ጽድቃንን ጌታቸውን ካብ ዝተውሃቦም ስልጣን ወጺኦም ህገ መንግሥቲ ትግራይ እናፍረሱ እዮም ዘለዉ፡፡እዙይ ገበን እዩ፡፡ ናይ ባዕሎም ሐሳብ እንተሃልይዎም ከምፖለቲካ ፓርቲ ተመዝጊቦም ናብ መረጻ ክቀርቡ ይኽእሉ እንበር ናይ ሕዋሓት ውክልኖኦም ምስተወደአ ነሓንቲ ሰዓትውን አብ ስልጣን ክጸንሑ የብሎምን፡፡ ደፋራትን እቲ ግልጺ ዝኾነ ነገር ብዝግባእ ንህዝብኹም ተረድኡን ክትኮኑ አለኩም፡፡ እዚ በዓል ጌታቸው አብ ስምምዕ ፒሪቶሪያ ዝገበርዎ ክሕደት ዓዲ ክሳብ ሕጂ ሓቢእኽምዎ ክትጸንሑ አይነበረኩምን፡፡ አብ ውሽቲ ክልተ ወርሒ እዚ ስርዓት ዘይብሉ ባርዕ ሓዊ እንድሕር ዘየጥፊእኹምዎ ትግራይ ትነድድ አላ፡፡ ቃልሲ ደቂ ህዝቢ ትግራይውን ይጠፍእ አሎ፡፡ ወዲ ሓውስያ ሓሙኽሽቲ ከምዝብሉ አይትኹኑ፡፡ ብግልጺ እዚ ጥሕሰት ሕጊ ዝፍጽሙ ዘለው ጻድቃንን ጌታቸውን ብቤት ፍርዲ ትእዛዝ ስልጣኖም ክለቁን ብሕጊ ክሕተቱን አለዎም፡፡
@ArayaBerihun
@ArayaBerihun Ай бұрын
ሐዚ እታፀገም መፍረሲት ክፍተት ፈጢራ ዘላ ሕጋዊሰውነት ናይ ህወሐት አብምምላስን ዘይምምላስን አብአ አትኪርካ አይራአኻያን ንፁሑፍካ ቁቡሉን ዘይቁቡሉን ንምንቃፍ አዝዩ ዝተሐላለኸ እዩ:: አብአእያ ሰነፎም እታሕጋዊ እንተትምለስ ነይረ ብጣዕሚ ናትካ አስተያየት ብቀሊሉ ይምለስ ነይሩ እንደብረፅዮን አብዚአ ተሐናኒቆም ገቲሮም ክስዕሩ ይግባእ ነይሩ አይካአሉን ተሸኒፎም ከምትዝበልካዮ እቲኻሊእ ወገን ክፍተት ረኺቡ ተፈንጪሑ 4ነጥቢዋሐጣ::
@ZemenZemen-t5e
@ZemenZemen-t5e Ай бұрын
ጉጀለ ራዕድ ህዉሓት ዉዕል ፑሩቶርያ ንክይፈፀም ብግልፅ ዕንቕፋት ዝኾነ ወድብ
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w Ай бұрын
አብይ አሕመድ ዘይጭበጥ፣ረቂቅ፣መንፈስ፣ድዩ ? ዝረአ፣ብአይኒ፣፣አካል-ለበስ፣ፍጡር፣እዩ፣ገፅ፣ንገፅ፣እነዳተራረኻ፣ከትዛተ፣ትክእል፣ኢኻ፣ሕገ-መንግስቲ ይከበር እንዳበልካ ውእሊ ፕሪቶርያ እንዳበልካ፣ሰቃይ ሕዝቢ ትግራይ ካብተናውሕ፣ሞስቲ ስርአት አብይ ፣አሕመድ ፣ተመሳሲልካ ፣ስቃይ ትግራይ ፣ሞቅናስ ፣ይሐይሽ። ጌታቸው አነ ደኒነ ሕዝቢ ትግራይ ከይደነነ ፣ሕውየት፣ትግራይ፣ክድሐስስ፣እየ፣ኸብል፣ሰሚኤ፣ናይ፣ለባማት፣ዘረባ፣እዩ፣አነ፣ከሞ፣መራሒ፣ንፈደራል ፣ደኒነ፣ትግራይ፣ከየድነንኩ፣እንጀራ፣ትግራይ፣ከሞፅእ፣እዬ፣ዘለዝበለ፣ነፈደራል፣ሸይጡና፣ዘብል፣አይኮንን። ❤❤
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w Ай бұрын
ለሚንካ ተመሳሲልካ ደኒንካ ትሕቲካ ስጋእ መጨረስታ ፈቲንካ እንድህር አብይካ ዘሎ አማራፂ ኪናት እዪ፣ኮይኑ ግና ጌታቸው ለሚኑ ደኒኑ ንፈደራል ንሕውየት ትግራይ ከሞፅእእ ጊዜ ነሐቦ ፣ንፈደራል አሕሊፉ ሒቡና እነዳበልና ንሐሞዮ ጌታቸው አብዝ ሐዚ እዋን እንጀሩኡ ዝሐዘ ፈደራል መንግስቲ ሞድናን ጥራሕ እዪ፣አማራፂ፣ እነድሕር ደኒኑ ፣ለሚኑ ጌታቸው ሞቅናኧ አብይዎ እቲ ሞትፍናን የርክበሉ እዩ።
@BasitA-s6q
@BasitA-s6q Ай бұрын
የፕሪቶሪያ ስምምነት አፈፃፀም ከትግራይ አንፃር የሚመለከተው በዋናነት ከስምምነቱ የተወለደው ጊዚያዊ አስተዳደሩ ብቻ ነው በዚህ ውስጥ የህወኃት አመራሮች እንደ ግለሰብ ይካተታሉ እንጂ እንደ ድርጅት ድርሻም ሆነ መብትም የለውም። ህወኃት በፕሪቶሪያው ስምምነት ላይ የፈረመው ፊርማ ያከናነበው የጥፋቱን ባለቤትነትን እንጂ ያጎናፀፈው መብት የለም። ከዚህ በመነሳት ህወኃት የፕሪቶሪያውን ውል የሚያፈርስበት ስልጣን ስለሌለው አይጠየቅም ጊዚያዊ አስተዳደሩ አለያም ፌደራል መንግስቱ ብቻ ናቸው ተጠያቂ የሚሆኑት። ከዚህ ውጭ የምትፈፅመው ነገር በወንጀል የሚያስጠይቃት ጉዳይ ነው። የትግራይ ሉዓላዊነት ምናምን አትበይ ህወኃትዋ አያምርብሽም በትግራይ ብሎም በኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ላይ ጢባጢቤ ተጫውተሽ ስታበቂ አታድርቂን።የትግራይ ህዝብ መከተ የሚያስፈልገው ራሱን ከህወኃት ለማዳን ነው። ሌላ ማንም ጠላት ለብቻው የለውም።
@SamuelTesfa-g6i
@SamuelTesfa-g6i Ай бұрын
እስቲ ያልበላህ ቦታ ላይ አትከክ ማን የፕሪቶርያ ስምምነት ተርጓሚ አድርጎህ ነው? ደግሞስ የአንድ ስምምነት ፈራሚ እንዴት ተሁኖ ነው ድርሻ የማይኖረው ጃል??
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ውዕል ፕልተርያ ከይትግበር ዕንቅፋት ከምዝትስርሕለኹም ህዝቢ ይፈልጥ እዩ ክተእምን አይትሞክር
@amanuelkifle582
@amanuelkifle582 Ай бұрын
ለክባጥ ሓስውይ
@aron5023
@aron5023 Ай бұрын
ንስካ ከ መን ይብሉካ ሓንጫል
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ስታሊን ንሕዝቢ ዝተዋፀአ ገንዘብ ምውሳዱ አዘራራቢ ኮይኑ።
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ስታሊን ንሕዝቢ ዝተዋፀአ ገንዘብ ምውሳዱ አዘራራቢ ኮይኑ
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 Ай бұрын
hasot getachew be nay tigray kershi yeseker alo
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 93 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39