መቐለ÷02 ዻጉሜን 2016 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)-ውድብ ህወሓት መድረኻት ከየካይድ ይእገድ ኣለኹ ኢሉ ፡፡

  Рет қаралды 7,881

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

#Tigrai_tv | #ቴሌቪዥን_ትግራይ
------------
Subscribe: / tigraitv
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
KZbin: / tigraitv
TikTok: / tigrai_television
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 70
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Ай бұрын
ኩሉ ፁቡቅ አለኻ ግን ዝጋገ በዚሑ
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
ደንቆሮ መራሕት ሕዉሓት ግዜኹሙ ኣኻላ መስለን ጠፋሔፋሕ ኣብዛሕኹሙ
@feresmay4597
@feresmay4597 Ай бұрын
ኣጆኹም ህዝቢ ክፈልጥ ግበሩ
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
ይአኽለኩም!
@compliance5265
@compliance5265 Ай бұрын
የፕሪቶርያ ስምምነት በአፋጣኝ ልፈፀም አይችልም ነበር ምክንያቱም የሶስትዪሹ ጥምረት ማለትም የአኢሳያስ፣ የአብይ እና አማራ ሀይሎች እንዲፈረካከስ ጊዜ ብቸኛው መሳርያ ስለነበር ነው። ጊዜ ሳይሰጠው በአፋጣኝ ስምምነቱን ለመፈፀም የሚደረግ ጥረት የሶስትዮሹን ጥምረት ከመፈረካከስ ይልቅ እንዲጠነክር ያደርገው ነበር። ጊዚያዊ መንግስትን መደገፍ ብቻ ነው ሚያዋጣው!!!
@semeretadesse3676
@semeretadesse3676 Ай бұрын
ኣጆኹም ኤማ ሓቂ ምሳኹም እያ ግን ድማ ኣብዚ እዋን እዚ ሓቂ በይና ዋላ ሓንቲ ኣይትገብርን እኳ ዳኣስ ሓያል ፃዕሪ ይሓተኩም ህዝብኹም ክተእምኑን ኣብ ጎንኹም ክተስልፉን ስለ ምንታይሲ ህዝበኝነት ብጣዕሚ ሓደገ ስለ ዝኾነ
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
ገና ለሊ ኣማኒኤል እንዳ ሞጎጎ ትውዕልሉ ቀሪቡ እዩ
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
Can you please hide yourself or face the court for a million of Tigraway's deaths? USELESS
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
ኩቡሩ ኣይተ ኣማኑኤል ፅቡቅ መግለፂ ቀፅሉሉ በርትዕ እዛ ናይ ፃድቃን ግን ብቀሊል ዝርኤ ኣይኮነን ግልፂ ይኹን:-ፃድቃን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ"እቲ ግጥም ወረቐት ውዕል ፕሪቶርያ ይቀደድ ምስ ዝበሉና እዩ"ኢሉና ኣሎ።ሕዚ ብሕጊ ተኸሲሱ ዝበሎ ኣካል የቕርብ ወይ መዛብዒ ፖለቲካ ትግራይን ብሃዋኺ ሰላምን ይጠየቕ
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 Ай бұрын
we stand with tplf
@GoitomGmariem
@GoitomGmariem Ай бұрын
ሕጊ ተማሒሩ ሕጊ ዝጥሕስ ሰባት በዚሖም
@muzedebesay1345
@muzedebesay1345 Ай бұрын
Siltan wursi aykonene bro yaklkum wuderdu that’s no more Debertsion we Tigray people lost 1 million people with tplf shame on you Man
@abduselamsalih-b4k
@abduselamsalih-b4k Ай бұрын
ለያቡ ኢኹም ሎሚ ዝኣምነኩም ሰብ የለን
@tdfjunta
@tdfjunta Ай бұрын
✊ 💛❤️ ከጎናችሁ ነን ከአዲስ አበባ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
ስላም ተ/ጋ አማኒኤል ምስ ኩሎም መሳርህትካ አብ ሒወትኩም ጥእና አብ ስራህኩም አሳልጦ ክህልወኩም ናይ ኩሉ ትግራዋይ ፀሎት እዩ በሉዎም ጥራህ❤❤❤❤❤❤
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Dedeb
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
@@aronyonas7563 ብዓሌቶም ዘፍ ክብሉባ ውል ትግራይ ይምነ
@niguseabraha5949
@niguseabraha5949 Ай бұрын
ሓቅኻ ናይ በይንኻ ትምኒት እዪ ኣንቱም ዓለታውያን ፡
@alemberihu5297
@alemberihu5297 Ай бұрын
ታሓዊስካ ምፃእ
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
@@aronyonas7563 ተጎ+ም
@lathishlathish9804
@lathishlathish9804 Ай бұрын
@KbGg-mg9go
@KbGg-mg9go Ай бұрын
TIGRAY🥰🥰🥰TDF🥰🥰🥰🥰TPLF🥰🥰🥰d/r dbrtsion🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@alemberihu5297
@alemberihu5297 Ай бұрын
ጉባእየኹምን ባዕልቱኹም ውረዱ አይንወርድን እንተኢልኩ ካዓ ብሓይሊ ትወርዱ ሕዋሓት ካብ ርእስና
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
Why is Debretstion TPLF chairman? Why is he even in politics? His PhD is same at that of Abiy for a fact. Useless! Incoherent!
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
Our struggle is not the struggle of a day weeks a month or year's it is the struggle of life ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ keeping going ❤
@DawitSelemon-b4x
@DawitSelemon-b4x Ай бұрын
ኣነ ዘሕዝነኒ እንታይ እዩ ህዚቢ ዘይተቀበሎ ብሓይሊ ስልጣን ክሕዝ ዝብል እዋእ ናቦኻ ናይእኖኻ ኣይኾነን ኩሉኻ መራሒ ፅባሕ እውን ኣንቲ ምረሐና ኢሉ ዘኣመነካ ህዝቢ ንቡስሩ ግን ካብዝነበረ መራሒ ወፃኢ ዘሎ በሊሕቲ ሙሁራን ከምዝመርሑኑ ንማንም ርዱእ እዩ እንተ ኸዚ ግና በጃኹም ህዝቢ ተትግ ደብስዎ ሓግዝዎ ሓብርዎ
@Hadush-h5x
@Hadush-h5x Ай бұрын
ናይ መን ሕጊ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
አማኒኤል አብ ትግራና ሽሊኮም ዝአተው ፊክ አምሀራን ትግርኛ ዝፍትኑ ካብ ኤርትራ አትዬም ደገፍቶም ንኮራኩር ሻእብያን ጦብያን የጉርኡ አለው አብ መሬትና ክህስበሉ አለዎ አብ ማእከልና አትዬም ንቀፅስሊ ከደምቲ ኮይኖም ክአትው ከዚ ህዚ ገጢሙና ዘሎ ብተኩላታት ንክንርበሽ እዩ ኩርኩር ብፅብፅ ፃድቃን ታሴራ ክንእድል ዝበሎ ተሀዊሶም ክነብሩ እዩ እቲ ተንኮል ዝገርም ህልሚ ስለዚ ቀደም ሽሊኮም ዝአተው ራያ አላማጣ ኮሮም አልውሀምላሽ ንፈልጦም አለው ፀሪግና ክንጉህፎም አለና ትግራይና ናይ ትግርኛ ተዛረብቲ ሀገር እያ ሚስኪንኪን ዝባሀል የለን ካብ ትእግስትናን ሚስክንነትናን ተጎዲእና ኢና ስለዚ ብህራነ ፓለቲካ ጌም እዩ ዝፈርሆ እንተሎ ናብ ገደል የፅድፍድካ እዩ ንፓለቲካ ተሪር ሱጉምቲ ክትወስደሉ ከለካ እዩ ስላም በርትኡ ከም ቀደምና አብ ጎንኩም አለና ግዜ አይትውስዱ ተጋሩ ህቶ ፃዊኢት ዘይብሉ ዝፀንሀና ካብ ወለድና ድልዋት ኢና ንወይዘሮ ሓገረ ሽኮር ትግራይና 4:23
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Ай бұрын
እዚ ዓብዪ ጸገም ናይ ሕወሓት ፖሎቲካ ዓለምን ፖሎቲካ ኢትዮጵያን ትግራይን ብጉቡእ ዘይምርዳእ እዩ።ቀንዲ ናይ ኢስትራተጂ መርሕነት ድማ ሁሉው ፖሎቲካ ዘይምርዳእ ዘምጸኦ እዩ።ሕጂ ዘላ ሕወሓት ምስታ ቅድሚ ኩናት ዝነበረት ሕወሓት ብፍጽም ኣይራከባን።ቅድሚ ኩናት ዝነበረት ሕወሓት ዋላ ታንክን ባንክን ኣይንበራ።ናይ ውዳቤ ኣባላታን ህዝቢ ትግራይ ኔሩዋ እዩ።ድሕሪ ኩናት ግን እዚ 80% ሲኢናቶ እያ ኣባላታ ብቃሕ ዝበሎም መንገዲ ክከዱ ጀሚሮም እቶም ተወዲቦም ከም እንቃቆሖ ዝከናከንዋ ዝነበሩ ኣባላታ ሕጂ ፋሕ ኢሎም እዮም።እቲ ኣብ ሕወሓት ሙሉእ ምትምማን ዝነበሮ ህዝቢ ትግራይ ድማ ኣብ ሕወሓት ተስፋ ቆሪጹ ንካልኦት ሓይልታት ክጥምት ተገዲዱ እዩ ።ስለዚ ሕወሓት መጀመርታ ክትገብሮ ዘለዋ ኣባላታ ኣኪቡ ይቅሬታ ሓቲታ ሓዱሽ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ተከቲላ ክሪኣ ጸሊእዋ ዘሎ ህዝቢ ምስ ትክሕስ እቲ ህዝቢ መሊሱ እምነቱ ከሐድስ እዩ
@aeron2708
@aeron2708 Ай бұрын
ዃሓሎ መስለን መንቆሮ ዶ በሉ እቲ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ ይመስል ግን ዕድል ኾይኑ ንሕዋሓት ዝትክእ ውድብ ካበይ ይምፃእ ኹሎም ውድብ ሕወሓት ክትጠፍአሎም እምበር ሕወሓት ንክስዕር ዝቃለስ ውዳበ አይረአናን ስለ ዚህ ሕዝብና ብዘይ መራሒ ውድብ ንምትራፍ ዝግበር ፃዕሪ ብት ወረጃ ሕዝቢ ተነቒሕሎ አሎ
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
@@eritreanentertmenthabesha7387 ጌጋ ቐደሙውን ጥር ትብል ህዝባውነትን ተቐባልነትን አይነበራን ብዓሌትሓደ ንሓሙተ እይ ተዶቒስና ኔርና
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
ምሩኽ ሕወሓት ዶ መድሕንናዪ መጥፊኢናምበር
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x Ай бұрын
እቶም ዝበስበሱን ዝዘአጉን መራህቲ ኢና በሃልቲ እኮ ሕወሓት አይውኩሉን ።
@Hadush-h5x
@Hadush-h5x Ай бұрын
እና ክመክረካ ስራሕ ምቅያር ይሕሸኩም ኣይኮነልኩምን ክንሙክር እንተኢልኩም ድማ ሞክሩ 10% ድጋፍ እይትስእኑን
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ማዕበላዊ ደገፍ ህዝቢ እንዳረኣኹም ውን ስክፍ ኣይትብሉን ዲኹም ? ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝብና ለውጢ ይደሊ እየ ይብለኩም ኣሎ፡ ካብ ምቕባል ወጻኢ ካልእ መማረጺ የብልኩምን። ግዚያዊ መንግስቲ ስርሑ ይስራሕ ሕደግዎ፡ መሬትና ነጻ ተዘይ ኣውጺኡ፡ ትግራይ ተዘይ ኣኽቢሩ፡ ከምቲ ትብልዎ ዘለኹም ኣብ ክንዲ ሓደ ጌሩ ብፍቕሪ ምምራሕ ህዝብና ብኸባቢ በገል እንተኸፋፊሉ ህዝብና ባዕሉ የወግዶ። ንስኹም ኢኹም ኣሳሲርኩም ሒዝኩሞ እንበር ክንደይ መማረጺ ኣለዎ። ስርሑ ብዝግባእ ዘይሰርሐ መራሒ ይኹን ውድብ ብህዝቢ ተወጊዱ ካልእ ስልጣን ይሕዝ። ተወዲኣ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
አማኒኤል ዳአ ሰራቂ እንዲካ እንታይ ትገብር ናብ ወንበረ ሸጊርካ አይይ ደብረ ፅንተት ንጌች አትሕትካ ንአማኒኤል ሰራቂ አልዕልካ ዘይከውን ነገር እዩ እዚ መንግስቲ ሕጋዊ እዩ ንስክም ከ ማዓዝ እክም ሕጋዊ ኮይንግክም መን መሪፅክም አይንደለክምን ዓያሹ 30 ኝኝኝኝኝኝ ሰረቅቲ ጨው ዘይትሓፍሩ 😂😂😂😂😂
@CalebAbera-b1o
@CalebAbera-b1o Ай бұрын
ውረዱ ይእኽለኩም ስልጣንኩም ን TDF አረክቡ ። ጌታቸው ይኹን ደብረጽዬን አይንደልየኩምን ልይቡ።።።።።።
@LOGA-zo1ni
@LOGA-zo1ni Ай бұрын
Wesaditkum
@DawitSelemon-b4x
@DawitSelemon-b4x Ай бұрын
4:23 4:23
@HamelmalKahsay
@HamelmalKahsay Ай бұрын
አንቱም መርህቲ ህዝቢ ትግራይ በጃካትኩም ንህዝቢ ህሰቡ ደምኩም ሲ አይፍላህ ኤህ ደአ
@alemeynski4192
@alemeynski4192 Ай бұрын
B eshelat mxwat yakil zezteweledu ጭላቅዕ endatfaekum kindey sdrabit axelmitkum kab giegakum zey tmharu felaleyti hji ke entay nmen ketfueu delikum
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Ай бұрын
ክቆራረፅ ፀኒሁ ሚድያ ዞም ባንዳታት ተኩላ ይተናክፍዎ አለው ይመስለኒ ዝገርም ድምፂ ወያነና ብመስዋእቲ ጀጋኑ ትግራይ ዝመፀ መፃወቲ ተካሉ ኮይኑ ነዊህ አይኮነንን ግንባሮም ክፈርሱ ቦሮም ቦጣእ አይንፈቅድን አብ ሽኮር ትግራይና
@rezaabraha5804
@rezaabraha5804 Ай бұрын
💪💪💪👍👍👍🥰🥰
@woldemirach5669
@woldemirach5669 Ай бұрын
Please don’t bring us scary faces we tired of for 30 years. We are fade up.
@yemanetse4602
@yemanetse4602 Ай бұрын
አፍካ አክብ ኦሮማይ
@erimetera4208
@erimetera4208 Ай бұрын
Atum komalat agametat Teguarat Tegaru kab nay Meles Zenawe democracy dictatorship president isayas yehishekum
@TesfayTizazu
@TesfayTizazu Ай бұрын
ሙማትስ ሞይትኩምዋ መዓዝ እዩ ቀብርኹም
@FeqarNetserab-ks8nz
@FeqarNetserab-ks8nz Ай бұрын
ዘይወርዱ ካብ ስልጣን ህዝቢ አንተ ዘይተቀቢልዎም አዚኦም ከምዛ ናይ ቀዛፊ አያ ኣበስቶ ተምጽኦም
@middle8420
@middle8420 Ай бұрын
ደግሞ አንተ ማነህ?ለስልጣን ብላችሁ ጌታቸው ረዳን መስሪያ አሳጣችሁት!!ምድረ ሆዳም የሞንጆሪኖ አምላኪዎች በጣም ጠግባችኃል!!
@AbboWennbber
@AbboWennbber Ай бұрын
መጀመሪያ ሕጋዊ ኣይኮነነ ብዛእባ ዝተባሓለ ጉባኤ ምስ ዋና ኣዛዚኹም ፌደራል መንግስቲ ወድዑ ካብዑ ከምዝለመድኩሞ ተፅሙሙና!
@HamelmalKahsay
@HamelmalKahsay Ай бұрын
ንወዲ ሰብ ስራህ ዩ ዛድሊ ነይሩ
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 Ай бұрын
ይአኽለኩም
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f Ай бұрын
በስቢስኩም ሸቲትኩም። አረ ንስኻትኩም ከምኮንኩምስ ስብሰባ ምእጋድ ጥራሕ ዘይኮነስ ካብ ዝተኻረዩሉ ገዛ ኣውፂእኹም መባረርክምዎም። ህወሓት ድዩ ስልጡን ኣካይዳ ዝፈልጥ? ምድረ ካድረ ብመንግስቲ ደመወዝ ዝኽፈሎ፣ ናይ መንግስቲ ስራሕ ክሰርሕ እምበር፣ ናይ ውድብ ኣኼባ ክእከብ ኣይኮነን። ናይ ውድብ ኣኼባ፣ ቀዳመሰንበትን ምሸትን ክኾን ይኽእል። መንግስቲ ከይፈቐደልካ ኣኼባን ሰለማዊ ሰልፊ ምግባር ብፓሊስ ከምዘደብድብ ባዕልኹም ኢኹም ክትነግሩናን ክትገብርዎን ፀኒሕኹም። ንመንግስቲ ዘይቲእዘዙ እንተዄንኩም፣ ሸፋቱ ኢኹም ማለት እዩ።
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
50+ 1ኮ አፍሪስኹሞ
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w Ай бұрын
leaders of tigray ,instead of singing, the same songs to the federal government of Ethiopia led by Abby Ahmed, why don’t you just work with Abi Ahmed because he control electric electric power, he control your banking system,Aby Ahmed is not a spirit, you can work with him to save peaple of tigray from another round of destruction.Aby Ahmed he is not invisible force, he is a physical being,leaders of tigray, It is smart idea to work with the current federal government and save desperate tigray . ❤❤
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 Ай бұрын
Gech has a capacity to be a joker and public show and Tsadkan is repeating what he did during Meles hinfishfish and they are becoming dictators .Tigray needs calm,wise and machured leaders instead of jokers .
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
It is about time the government has some teeth. Now TPLF has started to get a taste of what it has done for 50 years.
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 Ай бұрын
Rkusat
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
እሞ ውድብ ልዕሊ መንግስት ኾይኑሎ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Ай бұрын
😂😂😂ናይ ደብረ ፅንተት
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Ай бұрын
ልቕበል ይህን ሕረሩ
@AshendaTigray-m5u
@AshendaTigray-m5u Ай бұрын
አይትፍርሑ ንፃድቃንን ጌታቸው ረዳ ዝብልዎን አወግድዎም። አብዝሐዚ እዋን ምስ ፀላእቲ ህዝብ ልዓጥር ትግራዋይ ደመከልብ ምግባር እዩ።አይትፍርሑ ካላስ
@temesgenabera6923
@temesgenabera6923 Ай бұрын
Can you please hide yourself or face the court for a million of Tigraway's deaths? USELESS
@BobHabeshawi
@BobHabeshawi Ай бұрын
ገና ለሊ ኣማኒኤል እንዳ ሞጎጎ ትውዕልሉ ቀሪቡ እዩ
@ZemenZemen-t5e
@ZemenZemen-t5e Ай бұрын
ደንቆሮ መራሕት ሕዉሓት ግዜኹሙ ኣኻላ መስለን ጠፋሔፋሕ ኣብዛሕኹሙ
@DawitSelemon-b4x
@DawitSelemon-b4x Ай бұрын
4:23 4:23
@s.a.3711
@s.a.3711 Ай бұрын
Can you please hide yourself or face the court for a million of Tigraway's deaths? USELESS
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 125 МЛН
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,5 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 46 МЛН
GERE EMUN PART 192 | ገሬ እሙን ክፋል 192
39:28
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 284 М.
ዮአዳን (ክፍል 41)
31:00
ለዛ
Рет қаралды 57 М.
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 125 МЛН