ፖለትካዊ ሕፅቦ ጀ/ፃድቃን ንግምት ይውክል ዶ? ጀ/ፍስሃ ንምንታይ የፀልምዎ ኣለው፣ ጅግና ተጋዳላይ ኣማረ ተሻለ ዓሪፉ፣ ሽመት ኢጋድ ንኣብዪ፣ 9/20/2024

  Рет қаралды 15,864

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 129
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ Ай бұрын
ፃድቃን መድሓርሓሪ እዩ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ናይ ጀነራል ፃድቃን ቃለመሕትት ኩሉ ሰሚዔየዮ ፣እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር ግን እቲ ኣብትግራይ ዘሎን ዝነበረን ሓያል ፖለቲካውን ማሕበራውን ቀውስታት ዋና ምንጩ ፃድቃን ሙኻኑ 100% ኣሚነለኹ *ብዛዕባ ዝካውንስል ዝበሎ ኸዓ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሓደገኛ እዮ ን ፕሬዝዳንት ዘየውርድን ዘይቆፃፀርን ቤት ምኽሪ ካውንስል ተኾይኑ እኮ ጌቴቸው ከምድላዩ ዘሽከርክሮም ሎሌ ማለት እዮም።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ Ай бұрын
ናይ ፃድቃን ቃለ መሓተት ዓዲ ምስ አፍረስ ን ሓዝ ንፁህን ፀፍ ጪሊጥ ኢሉ ክመፅእ እንተሎ የሓዝን ፃድቃን መጀመሪያ ንባዓሉ ከብ ድህረትን ቂሚን ዘይወፀ ሰብ ክምዝይ ዒሉ ክዛረብ እንተሎ የሓዝን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ንዓርሰ ምሕደራ ዝኹላ መስዋእቲ ኸፊልናስ ፣እኒ ፃድቃን ን ትግራይ ዘመሓድራ መን ከምዝኾነ ኢትዮጵያውያን ንኽመርፁልና ጎቲቶም የእትየሞም ዋይ ድንቁርና
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ Ай бұрын
ፃድቃን ናይ ቂሚን ድህረትን አባ እዩ።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
ፃድቃን ኢሊቲስት አዩ ኣተሓሳስቡኡ፣ ህዝቢ ይንዕቕ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
መፅነትይ ኣብ ተጋሩ ብዝተፈላለይ ምክንያት ይፅነት ኣሎ፡
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
I am sorry to hear the death of Tgadaly Amar. May the Lord God give comfort to the family.
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ንጅግና ሓውና ተጋደላይ ብሰላም ዕረፍ
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
Tesdkan is a terrible player who is he to decide for Tigray
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Ай бұрын
Selam tigrài online hawuna tehogusenika ❤❤❤❤
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 Ай бұрын
ጻዶቃን መጭበርሰሪ ሰብ እዩ እቲ ዝተውሃቦ ስራሕ ገዲፉ ህወሓት ክነፍርሶ እዩ እቲ መልእኽቲ እዩ ዘሕልፍ ዘሎ ሔሳዊ
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Ай бұрын
Thank you for your service ♥️🙋🏽‍♀️💛🫶🏾
@tigraionline
@tigraionline Ай бұрын
Thank you
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ንባዓሉ ኩሉ ዝቓልስ ንባዓሉ እዩ ብቐዳማይ፡ ካልእ ኣማራፅይ ተዝርክብ ካልእ ኣማራፅይ ምንገዲይ ምውስድ፡ ካልእ ኣማራፅይ ኣይነብርን፡
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኣያና! ተጋዳላይ ኣማረ ዓለም ዘደነቀ መስተክራዊ ጅግንነት ዝትቃለስኩሞ ቃልሲ ዝሓለፍኩሞ ፀገም ከይተመካሕኩም ከም ተራ ሰብ ኮንኩም ፅንዓትኩም ንወለዶ እሕልፍኩም ዕላዊ ዝኾነ የቀንየልና ፕሮግራም ከይተዳልወልኩም ትሓልፉ ዘለኹም ከም ሓዊ የቃፅለኒ :: ኣብዛሓ ህዝቢ ትግራይ እውን ክምዝሓዝን ኣይጣራጠርን:: 😢😢😢❤🙏
@gengeb5610
@gengeb5610 Ай бұрын
Thanks 🙏🏿 ❤
@GoitomBelete
@GoitomBelete Ай бұрын
False
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
ንስድራ ቤቱ ፅንዓት ይሃቦም ንኽቡር ተጋዳላይ ኣማረ ውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
@reshanghbremariam4292
@reshanghbremariam4292 Ай бұрын
R.ì.p 😭😭😭💔💔💔
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
ሰራዊት ትግራይ ንመዘና ዘይብሉ ቃልሶምን ተጋድሎን ክብርን ምስጋናን ይግብኦም
@EeWe-v4b
@EeWe-v4b Ай бұрын
ዋላ ክድፈር ኣለዎ
@Fre_werqi
@Fre_werqi Ай бұрын
Rest In Peace , Hero Wedi Tigrai!
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ናይ ግብፅይ ምግዛኣትይ ሃገታት እየን ዝፍጠራ ዘለዎ፡ ግብፅ ትገዝኣ ኢትዮፓ ትሃልው ግብፅይ ትግዝኣ ትግራይ ግን ኣይኮዊንን፡
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
What is this old man talking about,the country has already a multi party system, what else is he talking about?
@تاتاتت
@تاتاتت Ай бұрын
👍👍👍
@tigray447
@tigray447 Ай бұрын
Rest in peace 🙏 here
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
እዝይ ቆሻሻ ሰብ ባህላው ደነራል ፃድቃን ከብ ስልጣኑ ክባርር አለዎ ቅመኛ ሕማቅ ሰብ እዩ ንህዝብ ትግራይ ክብቀል ዘሓሰብ ዘሎ መራሕይ እዩ ሸነፍ😭😭😭
@ametezienredda1446
@ametezienredda1446 Ай бұрын
Yes yes yes
@ilankasay8
@ilankasay8 Ай бұрын
R.I.P 😭😭💔💔
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@MebeeWelday
@MebeeWelday Ай бұрын
❤❤❤❤💛💛💛
@yonastamrat5417
@yonastamrat5417 Ай бұрын
መልስ ስኢኑ ኢዩ ሒዝብና
@Tigray_moms
@Tigray_moms Ай бұрын
RIP our hero.
@tadesetafere9213
@tadesetafere9213 Ай бұрын
ጀነራል ሕቶ አለኒ መሬት ትግራይ አብጸላኢ እናሐለወ አብመቀለ ተቀሚጥካ ለውጢ እናበልካ ዐላማኻ ግሊጺ ግበር ሕዝቢ ትግራይ ምትላል አይካን።
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ናብ ስራህ ክኣቱ የብሎን፡ ህዝብይ ትግራይ ዶው ከብሎ ኣሎ፡ እዞም ድባት እዝኦም ሃሳቦም ክቕይሩ ኣለዎም፡
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 Ай бұрын
Thank you my brother❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ንምታይ ከምዝፍርስ ምን ከምዝፍርሶ ዝይፍልጥ መራህ? እንታይ ማልት እዩ እዋ ዝቓውሞ እዩ ዝፍርሶ ምን ዲዩ ኣቓዊምዎ? ምን ዲዩ ዘማሃዳዲር ትግራይ ነይሩ? እሞ ውፃኛታት የማህዲሪዎ ነይሮም ማልት እዩ፡ እንታይ ዲኣ ይግብሩ ነይሮም ህዝብይ ትግራይ ንውክል እሎም? ቤተምክሮም ምን ከምዝፍርሶ ኣይፍልጡን? ኣብምን እዩ ህዝብይ ትግራይ ህይውቶ ኣትህዙ ነይሩ?
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ኣምሃሩ ምን እዩ ዝኅፎም ናብ ዓዶም እዙይ ኩለይ መፅነትይ ፍፅሞም ኣብ ትግራይ ኣትዮም ይስርሁ ይነብሩ ኣለው፡ ብተለይ ኣብ ዩንቭርስትይ ትግራይ ንፉፁም ዝይፍቐድ እዩ፡ ምፅነትይ ክፍፅም ዝደገፉ፡ ብሱሩ ገበን እዩ ክፊቐደሎም፡
@SeidiAdem
@SeidiAdem Ай бұрын
አሰተውዕል ኦዲተ ድማ ብዓርሱ እቲ ካውስል ይምርምር አንታይ ማለተዩ ገልተኛ ወገነ አይኮዝምርምር
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ሽር ዲዮም ነቕሆም ካብ ካልእ ትግራዋይ ውይ ብዲህርይ ሽር ናይ ባዓሉ ስልጣን ዝደለይ ስብ ኣሎ እዩ፡
@consultingengineersplc827
@consultingengineersplc827 Ай бұрын
ጻድቃን ነዚ ኩሉ ይኮርዓሉ ኢየ ዝበሎ ቃልሲ ናይ ውልቁ ድልየት ንምርዋይ ብባዶ የባዝሖ አሎ። ዘይረብሕ ሓሳብ!!!
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
እሞ ሃገር እንተኮይኖም እዮም ካብ ባንክይ ዓልም ዝልቕሁ፡ ካብ ዩኤን ናይ ዓልም ሃጋዝይ ማህበር ኣይኮነን፡ ዩኤን ናይ ዓልም ህብርተስብ ትሃጋዝይ እዩም ዝህግዙ፡ ናይ ሃድ ህብርተስብ ፖልትካ ፀገም ኣትዮም ናይ መሪህነት ትእዛዝ ኣይኮኑን ዝእዝዙ፡ ልቓህ ዝህባ ናይ ዓልም ባንክይ እየን ውይ ሃፍታማት ሃገራት ኣልቕህን ገንዝብን ክምለስለን፡
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
Yes
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 Ай бұрын
Kofotigrawayeka
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Ай бұрын
What has a diaspora got to do with local politics?
@iamfree347
@iamfree347 Ай бұрын
ጆናሳይደር ጀኔራላትን ናይፖለቲካ ሐለፍትን ናብ ቤት ፍርዲ ናብ ቃልቲ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ህብይ ኣብ ትግራይ ክለዓል ኣሎ፡ ኣምሃሩ ካብ ኢንቭርስትይ ትግራይ ክባርሉ ኣለዎም፡ ህዝብይ ባዓሉ ከባሪሮም ኣሎ ዓዱ እዩ ምፅነትይ ተፍፅምሎም እዩ፡ ንኢትዮፕያዎያን ከባሪሪዎም ኣለዎም ህዝብይ ትግራይ፡ ምፅነትይ ዝፍፀምሎም እዮም ኣብ ትግራይ ምፅዮም ስርሆም ቤተስቦም ዝዒንግሉ ዘለው፡
@tadesetafere9213
@tadesetafere9213 Ай бұрын
አካል ፈደራል በይናይ ማሰረጃ ምክር ቤት የለን ፈደረሽን የለን ጀነራል ብዙሕ ትግረዋይ ይዕዘበካ አሎ።
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
Who is a master mind of this game? Who is the player? Figure it out yourself.
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ደቖም ኣብ ኣምሪካን ኢሮፓን ስለዘልዎ ይፋሪርህዎም ዶ ይኮኑ፡ ከምይ ገይርካ ኮምዝይ ዝበለ በዳልይ ህዝብይ ትግራይ ዓላማ ትውክል፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
እቱይ ስራውት ገባር ዝተቓልስ፡ ብህውቱ ንትግራይ ዝድህነ፡ ልውጥይ ዝየደልይ ገባር ክእ ኣሎ ዲዩ፡ ለውጥይ ምቾት እዩ ምን ክምችዖ ዝይደልይ ገባር ትግራዋይ የለን፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ኣብዙይ ኮምዝይ ኩነታት ተጋሩ እምበር ምፅነትይ ኢትዮፕያዊያን ክህልው የብሎምን፡
@AmahaAmaha-ld6zx
@AmahaAmaha-ld6zx Ай бұрын
Yes......
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ካብ ምዓዝ እያከ ግብፅይ ናይ እጋድ ኮይና ግብፅ ምብራቕ ኣፊሪቓ ኣይኮነትን፡
@missyriddick493
@missyriddick493 Ай бұрын
Yes!
@haileslasiebrhane3362
@haileslasiebrhane3362 Ай бұрын
ወዲ 75 ዓመት አየጥመልካን ደቂደቅካ አዐውት ብጣአሚ ዘህዝን
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n Ай бұрын
Jegna Tagadalay Amare RIP 💓💛🙏🙏
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
ህዝቢ ናይምምራፅ መሰሉ መን ዚዖም። ብግምት ዝተዳለወ ንጉሥ (ፕረዚዳንት) ገባሪ ሓዳጊ!! ምስ ኣጀብቱ (ካውንስል)። እቲ ካውንስል ድማ ትሕቲ ፕረዚዳንት ዘሎ ምሓውር ድማ ክሾሙን ከፍርሱን ዝኽዕሉ ብውልቆም መሪፆምን ኣዳልዮምን ንህዝቢ ትግራይ ክምስርትሉ ድዩ ድልየቶም ???
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
Priorities Priorities
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl Ай бұрын
ዝኣክለን ጥሒነንሲ ባዕለማርያም እዩ ይብላ :: እዩ ነገሩ ናይ ረዳኢ ሓለፎም ነገር ::
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
አዬ ሽልማት ያይጥ ምስክሯ ድንቢጥ!!!
@AsimbaGelalta
@AsimbaGelalta Ай бұрын
ባዳታት መሰረት ህዝቢ የብሎምን መሰረቶም ሐሶት ምጭብርባር ፀለመ እዩ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ቂምበቀል ናይ ፃድቃን አብ ሰብዓ ዓመቱ ክንድዙይ ዘአክል ቂም እንድሕር ቋፀረ ጓል ሳለሳ ዓመት ሰምሃል መለስከ እንታይ ትሓስብ ትኸውን?? ምኽንያቱ ፃድቃን ብመለሰ ተደፈኤ ነይረ በሃላይ ስለዝኾነ እየ ዝሓሳብ አልዒለዮ
@hannesgebreh5692
@hannesgebreh5692 Ай бұрын
እዝኦም ግምት ዝባሀሉ ብግምት ከይሸጡና ከለዉ ቀልጢፋና ነወግዶም!
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
105 ውህዶም ንካንሱል ከጣይሹ፡ ካብ ኩሉ ውዲባት ክኮኑ ኣለዎ፡ ካብ ኩሉ ዞቦ ውርዳን ዝውክሉ ክህሉ ኣለዎም፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ኣድዋ ውርዳ ዲዩ? እሞ ምዓር ከም ውትዳ እገላን ሃህይለን፡ ኣውርጃ እንታይ ማልት ዲኣዩ፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
እዙይ ርድዋን ዝባሃል ምፅናትይ ናይ ኣክሱም ኢንቭርስትይ ተሽይሙ ዝባሃል፡ ህዝብይ ኣክሱም ተምሃሩ ኣክሱም ክተባሪሪዎ ኣለኩም፡ ህቡራት ምንግስታት ንምታይ ኣብርና ዝውርር ስለዘለና፡
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 Ай бұрын
TOl ንምንታይ ብዛዕባ ጀ/ል ጻድቃን ዘቅረብክዎ አጥፊእካዮ ? ጌጋ አለዎ እንተሊካ እወን ብሓሳብ ኢኻ ክተእምን ዘለካ አምበር ምስራዝ ካባኻ ዝጽበዮ አይኮነን ። ቅድም ኢሎም ዘንበብዎ ተኸታተልትኻ እዮም ከምተሰረዘ ነጊሮምኒ ዘለዉ።
@tsehaineshhagos2389
@tsehaineshhagos2389 Ай бұрын
Negative
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b Ай бұрын
TPLF's doctrine is developmental state, okay 👍 what is the doctrine of the "reformers" just tell us
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 Ай бұрын
ጌታቸው ምስ UMD አብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ውጺኢታዊ ዝኾነ ስራሕ ሰለዘይሰራሕኻ ካብ ሥልጣንካ ንኽትወርድ ሓሳብ አለካዶ ? ንዝብል ሕቶ ገዲፉ እቶም አብ መኸተ ተፈጠሩ መናእሰይ መራሕቲ ሠራዊት ንምንታይ አዘዝቲ ዞባታትን ወረዳታትን ዘይኾኑ ዝብል እዩ መሊሱ ። ካብ እዚ እንርድኦ እቲ ዝተሓተቶ ካሊእ ዝመለሶ ካሊእ ምኻኑ እዩ ። እቲ ኻሊእነ ዝገርምን ካዓ እቲ ካብ ተግባር ዝተማሃረ ሠራዊት ክዳኸም ዘሎ ድልየት እዩ ። ቀደሙ እውን ዶ/ር ደብረጽዮን እቲ ሠራዊት ክፈርስ ከምዘይተዘራረብሉ ገሊጹ ነየሩ እዩ ። ናይ ሠራዊት ዕጥቂ ምፍታሕ ዝፍጸም ጸላእቲ ካብ ግዝአት ትግራይ ምስ ወጹ ጥራሕ አይኮነን ሠላም ትግራይ አብ ዘትአማምን ደረጃ ምብጽሑ እውን ምስተረጋገጸ እዩ እያ እቲ ስምምዕነት ትብል ። እዚአ " ዘተአማምን ሠለም ምሰተረጋገ ጸ " እትብል ግን ክትግለጽ ከም እውን ክትጋዋሕ አይትድለን ዘላ ። ህዝቢ እዚአ ናይ መን ድልየት ምኻና ክፈልጥ አለዎ ። እዚ ሠራዊት አብ ኹናት አይኮን ዘሎ ኾይኑ ግን ቁጽሪ ሓደ አገዳሲ አጀንዳ ዝግበር ዘሎ ግን ግዝአትን ተፈናቀልትን ምምላስ ዘይኮነስ ሠራዊት ምፍራስ እዩ ዝመስል ዘሎ።እቶም ፈረንጂ እውን እዚአ ክትቃላጠፍ ዝደልዪ ዘለዉ ናይ መን ድልየት አንፈት ገይሮም እዮም ዝብል ህዝቢ በዝግባእ ክፈልጥ አለዎ። ብዝብተን ገንዘብ መንእስይ ክምብርከኸ ምግባር ናይ መን ድልየት እዩ ? ብገንዘብ ዝግዛእ ፖለቲካ ንህዝቢ ይጠቅም ዶ ? ወንጀልሰ ዶ አይኮን እዩ ? አብ ዝሰልጠኑ ሃገራት እኮ ስቅ ኢልካ ዘይሕለፍ ወንጀል እዩ። ጸጥታ ትግራይ ግን እዚ ጉዳይ አጻሪዩ ስጉምቲ ዝወስድ አይመስልን።
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
Why is he ignoring our land to restore our land . Why is he not focusing our people who stranded in everywhere and making them to return home and settle them . Our borders are not secure and safe. Our infrastructure needs stability. People have no 🥯 to eat . Clean water 💦 to drink. He is displaced. He is doing is the opposite of what we should expect him to do. Get right man ! Be positive and open minded, open heart ❤️. Otherwise, we don’t want you to see you mess up our lives. Don’t play a game. We are not stupid.
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
What a democracy two people decided for over 8 million people worse than Tplf
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ንክንዲምን እዩ ሞይቱ፡ ንኡሽተይ እዩ፡ ንናይ ኣፍታማት ዓዲይ ደልየት ትግራዋይ ክሞውት የብሎምን፡ ክንቐህሎም ኣሎ ደንደንትይ ምል ኣክታት፡
@DrarrMekonen
@DrarrMekonen Ай бұрын
ጀነራል ፃድቃን ኣፈላላይና ዉዕል ፕርቶርያ ቀስእንዳበልና ነተግብር ዝብልን የለን ዉዕል ፕርቶርያ ቀዲድና ንደብርዮ ኣብ ዝብልን እዩኢሉ ፃዕዳ ሓሶት ዝሓሰወሕሱር ሰብ እዩ።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
negative
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
N
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 Ай бұрын
Tigrai is Not Not Under Ethiopia fideration ,we do Not have to be working with Genocide inside Tigrai ,sham on Him !
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
I am laughing when you say this as a shock. Hilarious. That is exactly I was saying that they work together as one for one purpose and plan. Abiy Ahmed is famous for bad , but America looks at him as a hero. Because he did as planned and their job and desire is accomplished successfully by abiy Ahmed. He is safe and sound. Nobody is thatching him. Because!!
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ Ай бұрын
ናይ አፍሪካ መራሓቲ ማለት ናይ በረካ ዖኡድግ ማለት እዩ አፍሪካ ማለት ናይ ሰረቅትን ጓሓሉን እክብካብ ድርባያትን ሰብስብ እዩ።
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z Ай бұрын
Tsadkan is talking about ideology
@yeshimesgina9321
@yeshimesgina9321 Ай бұрын
Dmtsi yelen
@frewoinigore1782
@frewoinigore1782 Ай бұрын
Tigrai is still under going Genocide still ,our lands are under Genocide ,our people is still No good ,No med , No home ,in Sudan ,people are dying ,sham on him !
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ተቓውሞ ዝርእየ የለን፡ ተከታትልካ ኣብቱይ ናይ እጋድቭ ብሮ ስላማውይ ስልፍይ ክግበር ኣለዎ፡ ምፅነትይ ገበነኛ እዩ ክትብሉ ኣልለኩም፡ ናይ ተጋሩ ምሁራን ስንፍት እዩ፡ ኣብ ናይ ኣፍርቓ ህብርት ብሱሩ ይሳተፉ ዲዮም ህዝብይ ትግራይ ውክሎም፡ ተጋሩ ምሁራን ስንፎም እዮም፡ ንህዝብይ ትግራይ ተውክሎም ኣብ ኣብ ህብርተ ኣፍርቃ የለውን፡ ንካልእ ዝግበኦ ሽልማት ናይ ህልክ እዮም ዝሽይም ዘሎ፡ ተጋሩ ስላማዊይ ስልፍይ ክገብሩ ኣለው ንዙይ ስልጣን ከይውሃቦ፡ ምሁራን ተጋሩ ብደብዳባ ክቓውሙ ኣለዎም፡ ንስካ እውን ምዲያካ ተውክልካ እዙይ መራህይ እዚይ ብምፅነትይ ዝየከስስ እዩ፡ ከምይ ገይርኩም ንዙይ ስልጣን ትሽይምዎ፡ እቶም ጉጂለ ምፅነትይ ከፃርዩ ዝተመርፁ ብምሃብር ዓልም ጀርመንን ፍርንሳን እየን ዶው ንቱይ ጉጂለ ልፍርስ ዝገበራ፡ ጀርምን ኣብ ዓዳ ናይ ግልይ ስብ ግፎዒ ንዓመታት እንዳተካየድ ፊትህይ ዝይብላ ሃገር ብዝርእነት ዝውስን ህግይ እዩ ዘለዎ፡ ብህግይ መጠን ከም ሃገር ንባዓላ ትክስስ እየ፡ ፊትሃውይ ህግይ እንተሃልዩ፡ ህግይ ተጠቕምካ ምውንጃል ብህግይ ገብነት ምፍፃም፡
@تاتاتت
@تاتاتت 29 күн бұрын
ሓሰዊ👎👎
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ምሁራን ትግራይ እዮም እጃሞም ዝይገብሩ ዘለው፡ ገባር ትግራዋይ ህይዎቶ ዝይስስዒላ ንመሬት ትግራይ ተቓልሱ ሞይቱ ተማህሮም ተባህሎም ስልጣን ክዋሃቦም እዮም ዝደልዩ፡ ንስልጣን ንባዓሎም ንቤተስቦም እምበር ንካልእ ዝይሃስቡ እዩም፡ ዝሃንከሱ ስራውት ክሳብ ህዝይ ዝይትሃከሙ ኣለዎ ጥይት ስብ ውሽጥይ ዝገኦም ኣፅሞም ኣትዩ ዝፃቕዮም ዘልው ስራውት ገንዝብ ኣካክቦም ስብኖያ ሃካይም ስዲዶም ክህክምዎም ዝቓልስ የለን፡ ብተለይ ኣብምዲያ እቱይ እዙይ በለ እትይ እንታይ በለ እንዳበሉ እዩ ዝውዒሉ፡ ንምንታይ እዞም ስራውት ዝይህከሙ፡ ኩለና 30€ ኣዋፅእና ካብ ስቓዮም ንዲህኖም፡ ብዞም ጀጋኑ ንከደላ ይህዋትና ዝነብሩላ ተመዛበልትይ ንክምለሱ ዝገበሩ ገጃነ ስኣን ህክምና ክሳቐዩ የብሎም፡ ትግራዋይ ኣብ ኢርትራዊያንን ኢትዮፕያዊያንን ፉልያት ዝብሎም ጀጋንኦም ቑሱላት ሃክሞም ይዲህንዎም እምበር ኣይቐትልዎምን፡ ኢርትራዊያን ቑሱላት ስራውቶም ዝቐትልዎም ታሪክ እዩ ዘለዎም ኢትዮፕያዊያን እውን፡ ትግራዋይ ጀጋንኡ ንመሬት ትግራይ ብህይውቶም ውይ ብኣካሎም ዋጋ ዝክፍሉ ይህከሙም እምበር ኣይቕተሉን፡ ክህከሙ ኣለዎም ደመውዞም ክይተቖራርፅ ውርሃዊይ ክዋሃቦም ኣሎ፡
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
That is why I say to all , please fellow those people. They never sleep for you . They are created many things . They never leave you alone. This is a red flag. Read as much as possible, find a solution by coordinating with others. This is the beginning canning plot for us .
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
ዋላ ሓቂ እንተኾነ ገበን ኣይተዛረበን ጸጽታ ሱሩሑ ኢዩ ሰላም ዘይደልዩ ኢዮም እንዳ ቦቆስ ተስፈኦም ጸልሚታ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ምስ ኢትዮፓ ዝውሃህድ ቤትምክርይ ክምስርይ የብሎን ኣብ ትግራይ፡ ንህዝብይ ትግራይ ዝገልግል ጥራይ ክኮውን ኣሎዎ፡ ምስ ምፅንትይ ህዝብይ ትግራይ ዘዋሃህድ ቤትምክርይ ዝይኮውን ዝገርም እዩ፡ ደቖም ከምዝይ ቐተልሎም ናይ ዓልይት ምፅነት ከምዝይተፈፀመሎም ርስዖሞ ናብ ስልጣን እንካዓ መፃና እዩ ኮይኑ ዘሎ። ምን ናይ ኢትዮፓ ምንግስትይ ? መሬት ትግራይ ውሪሮ ህዙ ዘሎ ? ምፅነትይ ህዝብይ ዝብፅሁ ብጆነሳይድ ኣብ ዓልም ህግይ ተከስሶም ዝነበሩ እዋይ ናይ ሃሳብ ዝገም ዲዩ ዋይ ትግራዋይ ኮንካ ከምይ ኮምዝይ ትሃስብ፡ ዋይ ጉድ፡
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
ትኽክል! ❤
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
He sold his soul, and he is going to drug us into his way . Where is our human rights? Why is it dismissed by him. Tigray is not his . We have to participate and involve in. We are stack holders too. What the heck!
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 Ай бұрын
አብቲ ግዚየዊ መንግሰቲ ሓምሳ ክድመር ሓደ ናይ ሕወሓት ድምጺ እዩ አቲ ውድብ ከም ውድብ ቀሪብሉ ተመያይጥሉ ዘይአመነሉ ሪፎርም ይኹን ካሊእ ጉዳይ ክፍጸም ዶ ይኽእል ? እዚ ሓሊፍካ ክትፍጽም ምፍታን ግን ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነስ ካብኡ ንላዕሊ እዩ።እቲ ሪፎርም ናይ ትግራይ ምሕደራ ኮይኑ እናሃለወ ብፌደራል ክጽናዕ ምርጫኻ ምግባር ናይ ኩሎም እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ዝመስረቱ መዳርግቲ አካላት ድልየትን ወሳኔን ድዩ ? ኩሎም መዳርግቲ አካላት ምስአመኑሉን ምስ ወሰኑን ዶ አይኮነን ናይ ህዝቢ መድረኸ ክጽዋዕ ዝነበሮ ? እቲ ህዝቢ ድልየቱ ነጊሩና ዝባሃል ዘሎ ካብቲ አብ ቀረባ እዋነ አብ ተወሰነ ከባቢታት ዝተገበረ መድረኽ እዩ ነገር ግን ብዝዕባ ሪፎርም ጽንዓት ካብ ብሚድያ ዝግለጽ እኮ ነዊሕ ገይሩ እዩ ። ከመይ ኢሉ እዩ እዚ ምኽንያት ኮይኑ ዝቀርብ ዘሎ ? ከም አሠራርሓ ናይ ህዝቢ ድልየት ከመይን ፣ ማዓዝን እዩ ዝፍለጥ ፣ ከመይ ከ እዩ ብመረዳእታ ዝእከብ ? ብሱሩከ ሐዚ ናይ ህዝቢ ቀዳምነት ክዋሃቦ ዝግባእ ሽግር እዚ ድዩ ? ግዝአታትን ተፈናቀልትን ከይምለሱ እቲ ሽግር ናይ ዞባን ወረዳን ምሕደራ ድዩ ኸ ? እዚ ሕቶ እዚ አቶም መዳርግቲ አካላት ብዝርዝር መልሲ ክህውሉ ይግባእ ። እቲ ጽንዓት መን ይግበሮ ዝብል ዝወሰናዮ አነን ዝቀርቡኒን ኮይና እዩ ማለት ከም አሠራርሓ እንታይ ማለት እዩ ? ኩሉ ነገር ህዝቢ ክፈልጥ አለዎ ። ነዚ ኹሉ ምኽንያት እቲ ብጽንዓቱ ፣ ብተወፋይነቱ ፣ ብጥበቡን ንነዊሕ ጊዜ ዝፍለጥ ካድረ ማለት ህዝቢ አብ ምጥርናፍ ፣ አብ ምወዳብ ፣ አብ ምትዕርራይ ፣ ከም እውን ህዝቢ ንተልእኾ ክዓስል አብ ምግባር እቲ ዝዓበየ ግደ ዝጻወት ዝነበረ ካድረ ከም ቀደሙ ምስ ህዝቢ ተቀራሪቡ ተረዳዲኡ ክሰርሕ ስለዘይግበር ዘሎ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ካብአዚ ምርደእ ዝካአል አብቲ ሰፊሕ ህዝብን ምሁራትን ዓብዪ ድቃስ ከምዘሎ እዩ።
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Ай бұрын
This rootout is simply nonsense and meaningless. It neither has substantiated meaning nor does it have a sense of a democratic process .
@eyob-h1r
@eyob-h1r Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ዘረባ ኢዩ እንተኮነኸ ኢልካ ዘረባ የለን መጀመሪያ አረጋግጽ ሰብ አይተጋጊ ሪግፀኛ ኩን በጃኻ
@kokebtarekegn1232
@kokebtarekegn1232 Ай бұрын
worrisome! According to Gen Tsadkan, a good portion of The interim Gov’s time was spent on changing the Governing influence of TPLF. The objective of CoHA abandoned while a good portion of Tigray is suffering/under occupation
@iamfree347
@iamfree347 Ай бұрын
አንታ ለቁማፅ ካብ ተመዛበልቲስ ቀደም ውድብና ንድሕን ኢሉ መወዳእታ ዘየብሉ አኼባ ዘካይድ ደሎ መን ድዩ
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
Who represents him this fella? I don’t vote him . Who gave him power? Why is he telling us what to do? Ridiculous. He suppress our voice . Our voice is down. He treats us belittle, this is wrong . I just had enough. I have no ears to listen to him this nonsense.
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 Ай бұрын
ናይ ቻይና ኮሚኒስት ፖርቲ እኮ እናተስተኻኸለ ፣ እናተመዓራረየን እናዘመነን እምበር እናፈረሰ እኮ አይኮን አበዚ ሐዚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ክበጽሕ ኪእሉ ዘሎ። ናይ ሕወሓት ዕድመ እኮ ካብ ናይ ቻይና ኮሚኒስት ፓርቲ ዝናአሰ እዩ ። ካብ እቲ ናይ ጥርናፈን ውደባን ዓብዪ ልምዲ ዘለዎ አፍሪስካ ሓዱሽ ካብ እትምስርት አቲ ነባር ዘለዎ ጉድለትን ሸግርን ፈቲሕኻ ምጥንኻር ብኹሉ መመዘኒታት ተመራጻይ እዩ። እቲ ሐዚ ዘሎ ሽግር እውን ክተማርጽ ጊዜ ዝህብ አይኮን። አይኮነን ዶ ተበታቲንካ ሐደ ኮይንካ እውን ከቢድ እዩ። ፕሮፖጋንዳ ፣ ፖለቲካ ከም እውን መሪሕነት ጥበብ እዩ እምበር አካደሚ ፍልጠት አይኮን ። አካዳሚ ፍልጠት ተዝኸወን ነይሩ እኒ ኤሜሪካ ፣ቻይና ፣ ራሻ ፣ እንግሊዝ ፣ ፈረንሳይ ፣ጀፓን ወዘተ ብ ፕሮፌሰራት ምተመርሓ ነይረን ። ሰለዝኾነ እቲ አብ መኸተን ከም እወን አብቲ ናይ 17 ዐመት ብረታዊ ቃሌሲ ዝተራአየ ናይ ካድሬታት ጽንዓት ፣ ውፊይነት፣ ታአምራዊ ሥሪሕታት ፣ ንአብነት ህዝቢ አብ ምውዳብ ፣ አበ ምጥርናፍን ንተልእኾ አብ ምዕሳልን ዘርአይዎ ጥበብ ብዝኾነ መለክዒ ፍሉይ ሃፍቲ ትግራይ ምኻኑ ብጽኑዕ ምርዳእ ይግባእ ። ሐዚ እውን ነንባዕሉ ዝራጋሕ ዘሎ እዚ ታአምራዊ ስራሕ ዝሰርሐ ካድረ አይኮን ። ምኽንያቱ እታ ጥበብ ምስኡ ስለዘላ እዩ ። ኮይኑ ግን እቲ ሽግር ናብኡ ከይተረፈ ይወርድ አሎ ። እቲ ዝገርም ግን ነቶም መራሕቲ ናብ ስልጣን ዘምጾኦም እሱ ምኻኑ እናተፈለጠ ሐዚ ግና ብሕገ ደምቢ ውድብ ካብ ሥልጣን አብ ምውራድ ይኹን ካሊእ ስጉምቲ አብ ምውሳድ ተራ አይህልወካን እዩ ዝባሃል ዘሎ ። እዚ ስሩዕ ናይ ውድብ አሠራርሓ ምጥሃስ ጥራሐ ዘይኮነሰ ፍትሒ ምስአን እውን እዩ ። እቲ ካድረ ሐሪኑ ናብ ካሊእ መማረጺ ክአቱ አይኽእልን ኢልካ ናይ ንዕቀት አካይዳ ምኻድ ሓደጋ ከምጽእ ይኽእል እዩ። እቲ አካይዳ ናብ ናይ ጉልበት ፖለቲካ እንተተቀይሩ መሊስካ ንምስትኽኻል ከቢድ እዩ ። ናይ ዘረባን ናይ ተግባርን መራሕቲ ምፍላይ የድሊ ። ዝሕሱ መራሒ እንተሃሊዩ እውን ህዝቢ ዓገብ ክብሎ ይግባእ። ከፍ ንግፍ ዝኾነ ሰብ እወን ክፍለን ክእረምን ክግበር አለዎ ። እቲ መልሓስ ዝአክል ዝተቆረጸሉ ሚስጥር ናይ ምሕላው ጽንዓት ናብ ቦትኡ ክምለስ ህዝቢ ክጽዕር አለዎ። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ህዝቢ ናይ ውልቀ መላኺነት ጅማሮታት ብትሪ ክቃለሰን ይግባእ።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
He is a dictator who thinks he knows better for what is good for Tigray why doesn’t he talk about the urgent needs of Tigray
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 Ай бұрын
ንዓኻ ሓዊስካ ሓቅኻ ኢኻ ብኣፍሪቃዉያን ክትሓፍር ሓሳድ ትግራዋይ ንስኻኸ መን ኢኻ ንነፍስኻ ትፈልጣዶ ? ወያናዉያን ከ ካብ ዓለም ሓሳዳት ፥ ድሑራት ፥ ሓሰውቲ ፣ ብሰይጠናዊ ቅንኢ ዝተበዓጥኩም ፣ ናይ ሞዕራባዉያን ከደምቲ፥ ብነፍሰ ምትሓት ዝተሳቐኹም ፣ መሕፈርቲ ከም ከም ምዃንኩም ፣ ከ ትፈልጥ ዶ ? ።
@Tigray_moms
@Tigray_moms Ай бұрын
Mr Jebha (Ama), we know your problem. Your objective is cutting the bond between the two Tigrigna people. Santa-libu, go home.
Wait for it 😂
00:19
ILYA BORZOV
Рет қаралды 11 МЛН
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 43 МЛН
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
BeatboxJCOP
Рет қаралды 60 МЛН
እዋናዊ፡ኣብቲ ዓብዪ መድረኽ "ዋዕላ ትግራይ"  ዝተሳተፉ እንታይ በሉ?  9/11/2024
44:48
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 10 М.