ኣብዪ ኣሕመድ እንታይ እዩ ክብል ደልዩ ብጥንቃቐ ክረአ ዘለዎ ዘረባ፣ ሰራዊት ትግራይ ነቲ ዝተጣየሽ ምስልየነ ካውንስል ከመይ ይሪእዎ? 2/3/2025

  Рет қаралды 4,257

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 22
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 Минут бұрын
ምርይኣቱ. ውኣሰዱ. ምርይቱ. ብጋኖኦት. ጽውዑኡ, ርብዑኤ. ትግርኣይ. ትትሕዞኡ, ስላም. ግብርኡ. ኣላጋጭ. ኤዩ 🙏
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 23 минут бұрын
This is a declaration of war by dictator Aby Ahmed.
@kbromberihu9707
@kbromberihu9707 52 минут бұрын
ጅና ቀፅለሉ ሐሳብካ ደስ ኢሉኒ።
@gengeb5610
@gengeb5610 37 минут бұрын
Thanks brother for being voice for the voiceless❤🙏🏿
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 55 минут бұрын
Yes yes yes❤🎉💊💊💊👌💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
@ninaabay2140
@ninaabay2140 23 минут бұрын
Thank you TOL
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 Сағат бұрын
Selaem selm selm👌💊💊💊💊💪💪💊👌👌👌👍👍👍🙏🙏🙏
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 23 минут бұрын
ግአኖት. ትኣርካ. ንዓኻ. ሕዝብኤ. ትግርይ. ግኣኖት. ጽላትካ. ትኣርካ, ግርኦም. ክñኡድካ. ክቅትሉኻ, ክብዑልም, ክሕሓኩካ, ስልኣ. ዝድኣልዩ. ኤዮም. አዝኤ. ስብ. አዝኤ. ስይጣን. ኤዩ 🙏🙏
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 27 минут бұрын
ኣብይ መሓመድ ዝብሎ ዘሎ ከምታ ጌታቸዉን ፃድቃን ዝብልዋ ዘሎዉ እያ.ሰላም ዝፀልእ የለን ዝብለና ዘሎ መሬትኩም ኣይትሕተቱ ,ንጌታቸዉ ረደ ተቀበልዎ ናተይ ሓሽከር እዩ ኣለበለዝያ ጦርነት ክጅምር እዩ ዝብል ዘሎ.ናይ ፕርቶርያ ዉዕል ኣፍሪሰዩ እየ እዩ ዝብል ዘሎ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tadesetafere9213
@tadesetafere9213 53 минут бұрын
ሕዝበይ ልሙፅ እዩ እልካ ተመን ብእድካ አይታሐዝን እም ሐየ አስተውዕል።
@FantayeTesfaye-y3z
@FantayeTesfaye-y3z 24 минут бұрын
ደሮ ሲያታልልዋት በመጫኛ ጣልዋት ከከከከከከ
@baroktigraway9375
@baroktigraway9375 46 минут бұрын
መሽረፈት መርዚ እዩ ወዲ ለማኒ እቲ ኣፈላላይ መን ዩ ፈልፋሊኡ እዋይ ትግራይ ዓደይ እንታይ ዩ ተደፊእኪ
@adiamgebre7805
@adiamgebre7805 30 минут бұрын
ዮሴፍ ገ/ሂወት ዓቢይ ጀነራትና ከተነአሶም አይግበአካን አነ እቲ ንስኻ ትገብሮ ኩሉ ይከታተሎ አየ የኽብረካ ነይረ ሕጂ ግን ቁሩብ ክብርኻ አብ ዘቀንሰካ ባታ ረኺበካስ አይተሓጎስኩን
@esayasbemnet6808
@esayasbemnet6808 3 минут бұрын
ነዚ ሕሱር ሰብ፡ ዮሴፍ ዝበሃል ኣብ ናይ ተጋሩ ከይዱ ንኣይ ኤርትራ። ጀጋኑና ከዋርድ ይዉዕል ኔሩ፡ ሕጂ ከኣናባኹም ሰጊሩ።
@adiamgebre7805
@adiamgebre7805 48 минут бұрын
ነዚ አብይ ንትግራይ ፅሂፍዎ ዘሎ እሞ ውዕል ፕርቶሪያ እኮ ብሕገ መንግስቲ መሰረት እዩ ሰላም ንኽኸውን ተሰማሚዒና እሞ ተግብሮ ብዘይምትግባርካ ዶ አይኮነን እዛኩሉ ፀገም ኢልኩም ብዛይ ወዓል ሕደር መልሲ ብፅሑፍ ሃብዎ ግታቸው አነ ንትግራይ እየ ዝቃለስ በሃሊ እንተኾይንካ ሒጂ መልሲ ሃብ
@sinatekle7846
@sinatekle7846 10 минут бұрын
ተጋሩ አብ ኢትዮጲያ ከይትወሐጡ ወይ ከምዛ ዘለኹማ እንዳተመሳሰልኩም ከይትነብሩ ተቃሊስኩም ንደርጊ ሲዒርኩም ዘምጻእኩሞ ዓወት ላግጺ ኮይኑ ከይነብር ምስ ሻዕቢያ ሐቢርኩም ምስራሕ ምርጫ ዘይኮነ ግዴታ አለኩም ።ካብ ህልኽን ተንኮልን እንተወጺእኩም ህዝቢ ኤርትራ አብ ህዝቢ ትግራይ ዝጭክን ልቢ የብሉን።ኤርትራ ብዘይካ ሐቂ ካልእ ዝስዕራ ዝኽእል ሐይሊ ከምዘየለ አብ ባይታ ተራእዩ እዩ ፈኸራን ጃህራን ሖሶትን ተንኮልን ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር ፍጹም ዕምሪ የብሉን።
@teklebrhanteklu9152
@teklebrhanteklu9152 50 минут бұрын
ናይ ዮሴፍ ትንተና ናይ ባዕሉ ዕላማ ንምስካ ደገ ንበርጌድ ንሓመዱ ባይታ እዩ ዘመቻቹ ዘሎ
@FantayeTesfaye-y3z
@FantayeTesfaye-y3z 15 минут бұрын
መኪና ብዘይ ሞተር ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ኢሉ ተዛሪቡ ነይሩ Fake News
@rurururu4775
@rurururu4775 52 минут бұрын
Yosef zeyedlyo hateftef elu
@michaelfreedom8354
@michaelfreedom8354 Сағат бұрын
ተጠንቀቅ ኣንታ ዓፍፍ፡ ቀይሕ መስመር እዩ, ዮሰፍ ገ/ሂወት ኣይትፈልጦን ኢኻ ማለት ዩ!! ካብ ኤሪትራ ትግራይ ዝፈቱ ፓሮፈሰር ፓሎቲካ ተንታኒ እዩ። ኣቢ ለሚንዎ እዩ ከስርሕ ኣብዩ ንስኻ ነፋጥ ብሕማቅ ኣይተልዕሎን ኢኻ….
@samsamsun367
@samsamsun367 Сағат бұрын
ሪኢናዬም 😂😂😂ደሀይ መንሰይ ዩሴፍ ቴዲ ፕሬስ ብልፅግና ሱካር ሊሂሶም እዬም😂😂😂
@baroktigraway9375
@baroktigraway9375 31 минут бұрын
ኣጎንቢሕካ ወይም ኣጎንቢሑ ይደክርኪ ንዓካ ይምልከት ንሕና ሰለብርጌድ ንሓመዱ ወላ ሻዕብያ ጉዳይና ኣይኮነን ፎሽኳል
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
Еп278 | Теодосий Теодосиев: Как да хакнем системата?
3:30:24
Свръхчовекът с Георги Ненов
Рет қаралды 180 М.
🛑 || አጥብቀህ ልብህን ጠብቅ | እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024 #viral
1:51:18
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 1 МЛН
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН