ልኡኻት ትግራይ ንኣዲስ ኣበባ ከይዶም እንታይ ንፅበ? 12/4/2024

  Рет қаралды 15,850

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

Пікірлер: 45
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 5 күн бұрын
Thank you for your service 💛🙋🏽‍♀️♥️♥️♥️♥️
@MebeeWelday
@MebeeWelday 5 күн бұрын
Hey❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 күн бұрын
ሐፍትናዝበለታ አነ እውን ናይ ባሐቂ ገልጻታ ክብረት ይሐብኪ 🎉❤🎉
@almazadamu9175
@almazadamu9175 6 күн бұрын
Thank you 🙏🏾 TOL for your voice for voiceless keep up your great job 👏 ❤❤❤❤
@semirberhe7592
@semirberhe7592 5 күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@sabatadesse2597
@sabatadesse2597 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 5 күн бұрын
❤❤
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 6 күн бұрын
1- ኣቱም 2 ህወሓት ትብሉ ዘለኹም እቶም ኣንጻር ትግራይ ትጓዙ ዘለኹ ናይ ተላኣኣኽነት ዕላማኹም ንምስላጥ ኢኹም ፥ ኣቱም፡ብዘይ ፍላጥ 2 ህወሓት ትብሉ ዘልኹም ክኣ ትጋገዩ ኣለኹም ። ሓቀኛ መልሱ ግን ጉጅለ ግምት ንህውሓት ከዲዖም ንህዝቢ ትግራይን መሮአታን ክህግሩ ዝወፈሩ እዩ ክባሃል ዘለዎ ። ሓቂ መዓር'ምበር ዕረ ኣይኮነትን ። ወይለኹም ሰብ ጸሊም ታሪኽ ንዘልኣለም ።ዓወት ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ እምኒ ዓረ ህዝቢ ትግራይ!!!
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 күн бұрын
The King of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The King TIGGER TIGREYANS❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter our king Generals Contrails Long live State TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብቅልፅምና ❤❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 күн бұрын
ናይ ቁርዲድ ጻድቃን እዮም እቶም ሐቀኛ አይኮኑን እቶም ቅመኛታት እዮም
@sabahaile7926
@sabahaile7926 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 6 күн бұрын
ዶ/ር ደብረጽዮን ዘይተቐበሎ ምኽንያት ድኣ ርዱእ እንድዩ ። ንቕጽ ድርቕ ዝበለ ሓቀኛ ሃገራዊ ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ንውልቂ ረብሓ ክብል ክልኣኽ ስለ ዝይክእል እዩ ።
@meshnet9106
@meshnet9106 5 күн бұрын
Tdf is for the people of Tigrai’s values. As we see people widely recognized tplf. Getachew and his group are traitors.tdf must act.
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 5 күн бұрын
ባዓል ንስካ ግን ካብ ኣዲስ ኣበባ ፍትሒ ልመናን መምርሒ ቕበላ ካብ ምካድ ኣብ ዓድኩም ምስ ህዝብኩም ተራዳዲኡም ወስኑ እልኩም ዘይትመክሩ መገልገሊ ሓደ ጉጅለ ካብ ትኮኑ
@samsamsun367
@samsamsun367 5 күн бұрын
ጌታቸው ፌዴራል እዩ ዝሾመኒ ተደሊኩም ኪድ ህተቱ እናበለ እናበለ ሽመት እናሀበ እናውረደ ህዝቢ ዘይመረጦ ከምድላዩ ናሾመ ስርአት አልባ ይገብራ አሎ ምስለኔ ጌታቸው ምስመን ኢካ ትዘራረብ ናተፃረፈ ዝውእል አድጊ ባሪያ
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤👍👍👌👌
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o 5 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓውና አቲ እትብሎ ዘለኻ ሓሳብ ትኽክል እዩ ሞ ጌታቸውን እንፅርቃንን መርገም ምስክን ህዝቢ ላዕለዋይ እግዛብሄር ይብፀሕሎም እዞም ኮራኹር ኣብይይ ፈጣሪ ኣምላኽ ኣይዞኻ ኣታ ጅግና ሓውና ትግራይ ኦላይድ❤❤🎉🎉
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 5 күн бұрын
አዝኦም. ስባት. ንኣውሓት. ጥራሕ. ኣይኮናኣን. ኻጥፉኡ, ዝድኣልዩ. ንምለተኣ. ትግራይ. ካጥፉኡ. ኤዮም. ዝኣዳልዩ. ክምዜ. ንርይኦ. ዝልንአ. ኣቤ. ሕሳብኡ. ቅይሩ. ኣሎ. ይማስልና. ንትግራይ. ጽብቅ. ክካውን. ይከል ይካውን 🙏
@letebrhanghebremariam6213
@letebrhanghebremariam6213 5 күн бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤🥰🥰❤
@AbboWennbber
@AbboWennbber 5 күн бұрын
ዕዚ ጠቅላይ ሚኒስር ካንሰር ዒሉ ዝገለፆ ፖርቲ ቅድም ክብል ነቲ ጠቅላይ ሚንስተር ካብ ዝምረፅ ጀሚሩ ብምፉከራ ምስራሕ ከሊዖሞ ድሕሪዑ ድማ ነቲ ግምት ካብ ዝምረፅ ጀሚሩ ምስራሕ ከሊዕኩሞ ፍከራ ዓመልኩም ዕዩ ዕንተስ ሕዝቢ ብዘይያዳግም ለውጢ ደልዩ ዕዩ ንስሑም ሕዝቢ ትብልዎ ነዚ ፀቢብ ጉጅለ ዕዩ!
@fkreayele3056
@fkreayele3056 5 күн бұрын
ዳኛ ቀዳማይ ፀላኢ(አብይ) እቶም ዝኸዱ ሰለስተ ጉሩፕ እቲ ሐደ ብጌታቸው ዝምራሕ እቲ ካልአይ ብፅፃድቃን ዝምራሕ እዩ እዚኦም ልኡኻት ትግራይ ዘይኮኑ ብፅልእን ስልጣንን ገንዘብን ዝዓበዱ ዕሱባት እዩም:እቲ አዝዩ ሕማቅ ዝገብሮ ነዞም ሕማቃት ክምክት (ከበርዕ)ዝክእል መሪሕነት ዘይምህላዉ እዩ ካብዚ ድንዙዝ:ሰነፍ :ፓለቲካ ቀርኒ አፍሪቃ( ሽጣራ) ዘይርድኦ መሪሕነት ሕወሐት ተስፋ ዝፅበ ዘሎ ሕዝቢ የሕዝንዩ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 5 күн бұрын
ፈጣሪ ጥራሕ ዝበሎ ንጽበ
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 5 күн бұрын
ናይ ዝሐለፍ ሐልፍ ይኽፈ ይጸብቕ ግን ኣብዘሕጂ ንእለም ቅያ ዘበለ ስ ሕጅከ ካሐድም ንትግራይ ዘይተጽበናዮ እንታይ ንብል 🎉❤🎉
@GebruHailu-c8i
@GebruHailu-c8i 5 күн бұрын
Are you Health or you are like TPLF never down Getachew from the president of Tigray because Tigray is not for the Oldfashin leaders.
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 5 күн бұрын
እቲ መወዳእታ ዝፃሓፈ ሰብ ኣግፊሕኻ ሕሰብ በለለይ ትግራይ ኮነት ኢትዮጵያ ኣይፈልጣን ማለት እዩ ። ስለ ዘይሰረሐ ኣይኮነን ኩሎም ፀላእቲ ብፍላይ ጳጳሳት ኣምሓራ ሙሁራት ፖለቲካታት ኣምሓራ ካብሽሙ ፅላት ኣለዎም ስለዝፈርሕዎን ጥራሕ እዩ ።
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 5 күн бұрын
መን ከም ኤርትራዊ እዩ : ህግደፍ እዩ :
@aronyonas7563
@aronyonas7563 5 күн бұрын
ኩሉ ተንኮል ፅግእተኛ ቻ በሎ አረጊት ሽጣራ ናይ ኢሳያስ አፈወርቂ አብ አባይ ትግራይ ቦታ የብሉን ግንባሩ ይፈርስ ፅግእተኛ ፊክ አምሀራይ አድጊ መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና ዘይተርፍ እዩ 😂
@mulugetakenfe3869
@mulugetakenfe3869 5 күн бұрын
Caputulation...
@Neverforget2020
@Neverforget2020 5 күн бұрын
Shameful
@KibromBeyene-mv1ph
@KibromBeyene-mv1ph 6 күн бұрын
3 ኣካላት ከይደም ኣለው።
@FantayeTesfaye-y3z
@FantayeTesfaye-y3z 6 күн бұрын
ኣቢ ስልጣኑ ተጠቂሙ ቢተዉ ገይርዎ
@AberaGhiwet
@AberaGhiwet 5 күн бұрын
ሕማቕያ ናትካስ እንተፀዋዕኻዮ ኣቤት ይብለካ።(ካብ ህወሓት ዝሐሸ ውዳበ ስለዘይርኢ ዘለኹ)
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 5 күн бұрын
H
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 5 күн бұрын
Tigray. ............online............MEDIA..............TG............MEDIA...........CITEY..........COUNTRY
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 19 МЛН
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН
Интересно, какой он был в молодости
01:00
БЕЗУМНЫЙ СПОРТ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ጭብልን ያስወለቀው የአብይ ሽምግልና
48:18
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 26 М.
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 19 МЛН