ኣኼባ ህወሓት ረጊፁ ዝወፀ ኣመራራሓ የለን፣ ወረርቲ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ዓቕሊ ፅበት ንህወሓት ከጥፍኡ ዝተላዕሉ ሓይልታት 7/19/2024

  Рет қаралды 9,855

Tigrai Online

2 ай бұрын

ኣኼባ ህወሓት ረጊፁ ዝወፀ ኣመራራሓ የለን፣ ወረርቲ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ዓቕሊ ፅበት ንህወሓት ከጥፍኡ ዝተላዕሉ ሓይልታት 7/19/2024
www.gofundme.com/f/donate-to-help-tigrai-online-media
Please join and become a member kzbin.info/door/cKXJ63nWrGCrkT5IyOVmFAjoin
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionline.com
tigraionline
tigraionline
www.linkedin.com/in/tigraionline
www.pinterest.com/tigraionline/

Пікірлер: 37
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I like Amanuel. May the Lord God bless him, and keep him safe wherever you go, in Jesus precious name l pray
@freybare5825
@freybare5825 2 ай бұрын
I will stand up with TPLF❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Me too
@michaelnegussie458
@michaelnegussie458 2 ай бұрын
YES ! YES ! VIVA TPLF !!!! VIVA !!!! TIGRAI TIS'IR A MILLION, BILLION... TIMES OVER !!!!
@GhgGhgg-z8o
@GhgGhgg-z8o 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና በርትዑ ምእንቲ ምሽክን ህዝቢ ትግራይ❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
ጀግናና አያና እግዚአብሄር ምሳካ ይኩን (Dr)🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛💛
@abrshswag2449
@abrshswag2449 2 ай бұрын
ሰላም ይብዛለህ ።እቲ ባንዴራ ምናልባት ዉጭ ተሰቅሎ ሊሆን ይችላል በዋናነት ሰላሙ ቢበዛ ቢባል አይሻልም ? ጥቃቅን እየለቀምን ችግር አናብዛ በዋናነት ሰላም ይሁን ጌታ ጣልቃ ይግባ በቃ ይበለን
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
Selam TOL ❤💛❤💛
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
ህዉሀት I think ህዝቢ ትግራይ ኢዩ!!!
@alenegirmay6116
@alenegirmay6116 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍❤❤❤
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
ደብሪ ፅዮን እታ ጊዘ ጦርነት ሀንሳእ ናብ ጦር መዳ ሀነሪሳእ ናብ ቢሮ ኽትንገላታ እ ትዝ ይብሰነይ ብutib እየ ዝፈልጠካ may God be with you brother!
@semirberhe7592
@semirberhe7592 2 ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
Tigray is so many years over thousnd years may br is Domcrat people and I am very sory the World didnot understand us
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እሽነቶም እዩ እንበር ናይ ህውሃት መድኻም ናይ ኩሉ ትግራዋይ ምድኻም እዩ. ነገር ግን እሱብነት ካፍቲ ዘሓመቀ ሕማቅ ስለ ዝኾነ ንህውሃት ክጠፍእ ዝደልዩ ከዳእተኛታት ህዝቦ ትግራይ ክፈልጦምን ክቃለሶምን አለዎ አብ ውሽጥኻ ዘሎ ፀላኢ እንድሕር ተፈሊጡ እቲ ናይደገ በሓባር ትቃለሶ ጉልበትውን ይኽልወካ መቸስ ከሓልፍ እዩ ህውሃት ዝጠፍእ አይኮነን።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
TOL:- "ሠብ ክንክየና ኣይደልን።" ዝበልካዮ፣ ቅኑዕ ድሌት'ዩ።
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
ልክእ ኢካ ኩሏቶም ዲያሱቦራ እዉን !
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 2 ай бұрын
💊💊💊yes yes 👍
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 2 ай бұрын
💊💊💊⛱⛱⛱yes yes yes
@byyh6988
@byyh6988 2 ай бұрын
ቱዘይቡቅዕ እኮእዩ ጀጋኑ ላፀለመ ልውዕል ዘሎ
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 2 ай бұрын
Tigrai online I wonder what is their duty to the government in charge now about the prisoners?
@zenab-p8l
@zenab-p8l 2 ай бұрын
Aklitsbet nihwaht ketfua zbl hasa b kndeynay lke eyu.nay siltan heref dea ember.
@Garagirmay
@Garagirmay 2 ай бұрын
ኣየካ ክንኣቱ እና
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 ай бұрын
ናትኻ ኹሉ ሓቂ እዩ እቶም ንሕዋሓት ዝፀልኡ ናይ ወይ ናይ ደርጊ ባንዳ ዝነብሩ እዮም ወይ ልኾነ ሽግር ዝነበርም እዮም ልምሳሌ ከምፀእልኻ ኣብ ዝኾነ ገጠር ተጋድልቲ ዝዓርፉሉ ገዛ ነይሩ እታ ባዓልቲ ገዛ ኣብ ምግቢ መድሓኒት ገይራ ቡዙሓት ተጋድልቲ ቃቲላ ናታ ሓዋ ድማ ናይ ደርጊ ወታደር መሪሑ ተጋድልቲ ኣብ ዛዓረፉሉ መሪሑ ኣምፂኡ ሕዚ ታይ ማለተይ እየ ናይዚኦም ብሙሉኡ ናይ ሕዋሓት ተቓወምቲ እዮም ኣብ ካልእ እዉን ከምኡ ይህሊ እና ከምዙይ እዩ
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
እጥቂ አጢቆም ምእታው እምበር ተገይሩ ዘይነበረ አይትግበሩ እንተከነ እቶም መሖለዊመሐዝ ያድሊዮም ነይሩ። ዝኮነ ኮይኑ ትጥቂ ዝፈተ ሀ ፈ ትግራዋይ ሰሚአ አይፈልጥን ብወለዲፍታህ ነዉሪ !!!
@okellobusha1351
@okellobusha1351 2 ай бұрын
እዚ ናይ ፋሺስት መረሕቲ ህወሓት ቃል መቀባበሊ 2 + 2 = 4 እንትኸውን ንሱ ግና "2 + 2 = 3" ከምኡውን "ንፀሊም ፃዕዳ፡ ንዕረ ማዓር" እዩ ይብል ኣሎ ንዝህቢ ትግራይን ውሉድ ትግራይን ብዘይ ምንም ሕፍረትን ርህራሄን ብምንዓቕን ዜሮ ብምቑጻርን። ፍጹም ሕሶትን ፈጠራን ብዝተመልኦ ናይ ስታሊንን ማፍያን ሕሶትን መጸለምታን መንገዲ ተኸቲሉ በሎኽሎኽ ኢሉ። “ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ብውክልና ዝሃበኩም እዩ። ንምንታይ እዩ ጸገም ክፍጠር እንተሎ ናባና ዘይትመጹ ወዘተኢሉና ” እንዳበለ ነበረያ ነበረ ልበ ወለድ ናይ ተስፋ ዝቆረጹ ፋሺስታት ፕሮፓጋንዳ በቲኑ እንሄ ኣማኑኤል ኣሰፋ 50 ዓመት ሙሉእ ብሕሶት ግዚኡ ዝሕለፈ ካድሬ። ኣብ ኣጋ ውድቀቶምን ሞቶምን በዓል ሂትለር ብቓል መቐበሊ ናይ ሕሶትን መጸለምታን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ኣቦ ጆሴፍ ጎብልስ ኣቢሎም ቀቢጸ ተስፋ ሕሶት ይዘርኡ ነይሮም። ከምዚ ሕዚ በዓል ደብረጽየን/ደብረሞትን ፈትለ/ጉዲትን ንተላኣኺም ሓሳዊን ከሓዲን ኣማኑኤል ኣሰፋ ሊኾም ዝዘርእዎ ዘለው መዕነዊ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ፋሺስታዊ ፕሮፓጋንዳ። ህዝቢ ትግራይ “ዘይበሎን ኢሉ”፥ ዘይፈልጦ ውድብ ኩለይ “ናተይ ውድብ እዩ” ኢሉ ምዝራቡ ናይ ሕሶት ጫፍን መወዳእታን ስለዝኾነ ንህዝቢ ትግራይ MISREPRESENT and MISCHARACTERIZE ብምግባሩ ጽባሕ ኣብዘይተርፍ ፍርዲ ብ HIGH TREASON ክሕተተሉ እዩ። ንህዝቢ ትግራይን ውሉዱን እኮ ምንም ዘይፈልጥ ንሕና ንውንኖን ንፈጥሮን ነጥፍኦን እዩ ብማለት ምንም ከይናሕሰየ ኣዋሪዱን ጸሪፉን እዩ እዚ ናይ ናይ ናዚ ፕሮፓጋንዲስት። ነብሱ ይምሓር ናይ ጂግና ኣርቲስት ሓጎስ ገ/ህይወት “ኢዶእ” ፍለጣ ዘይትተርፈልኩም እያ ጽባሕ። 1,000,000 ህዝቢ ኣጥፊእኹም ተዓወቲ መሲልኩም ብሰላም ክትነብሩ “ውድብና ነድሕን” ኢልኩም 1,100 ዋዓጋት ንፍሲ መጥፋእቲ ካድሬ ህወሓት ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝብል ጉልባብ ሂብኩም ብናይ ህዝቢ ገንዘብ ናይ ድኹማን ናይ ደማውያን መጥፋእቲ ኣኼባ ክትገብሩ ቀኒኹም ህጹጽ ህዝባዊ ጉዳያት ገዲፍኩም። ህዝቢ ማለት ንሕና ኢና እኮ ኢልኩም ብግልጺ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሉኣላዊነትን ክብርን ግሂስኩምን ደምሲስኩምን። ካብዙይ ዝዓበየን ዝገደድን HIGH TREASON ኣብ ዓለም እንታይ ኣሎ። “ኢዶእ”!!!!
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Lomi kunat bimedia eyu nimintay keltifom melsi zeyhibu. Hiwehat bisenki habereta ey polika tigray zebelashiwu anta ezom senat ayejarun diom. Sikibal ewe kem mibal eyu zikotsro hizbi.
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 2 ай бұрын
እዚኦም ድኣሞ ምዓስዮም ንህዝቢ ከድሕኑ ንህዝቢ ብዓሎም ንህዝቦም ዝቀትሉን ዝሃርዱን ንሓላፍነቶም ድኣንበር ንህዝቢ ትግራይ ዘይሓሊ ውዱብ ወያነ ንረብሕኡ ተዘይ ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ዝሓልን ዝሓስብን ከምዘይ ኮነ ኩሉ ትግራዋይ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ህዝቢኮ እንዳ ፈርሐ እንበር ደቁ ኣጥፊኡ ናብዘይ ወጾ ድቅድቅ ጸልማት ድኽነት የእትይዎ እዩኮ ንህዝቢ ንምጭቓን ዓመት ምሉእ ኣብጉባኤባ ግምገማባ እናበሉ መናውሒ ስልጣኖም ጥራይ እዮም ዝሰርሑ ዘለው
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب 2 ай бұрын
ደቢረጺጺ ስሪቅ ባአካ እንዲዩ ተጀሞሩ ስሪቅ
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب 2 ай бұрын
መልሐስካ እንተአሪነቢካ ደአ ጂባኻ ከመይ ገራ ኪትመልእ ሀበሪገር ከይ በላዒ ተሐዲሪ ደንቆሮ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ጌጋ ኣፀሓሕፋ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ትርጉም ዘይብሉ ፅሑፍ።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
"ደንቆሮ" ትብል ቃል ጥራይ ብትኽክል ፅሒፍካያ/ክያ። ኣቦ/ኣደ ፀርፊ ኢኻ/ኢኺ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 ай бұрын
👍👍👍❤️❤️❤️
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 19 МЛН
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56