ሰበር 🚨 መራሒ ትግራይ ካብ ቅንፀላ ኣምሊጡ/ህወሓት መልሲ ሂቡ/ፃውዒት ጀነራል ታደሰ ወረደ /መብርሂ ሰራዊት ኢትዮጵያ !

  Рет қаралды 5,043

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

Пікірлер: 50
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 сағат бұрын
ጃን መዲዲ ቢታእተናገሪካያ ጺናእ ጀጋኑ ትግራይ
@ZenawiTadis
@ZenawiTadis 37 минут бұрын
Tebeda hasawi
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 34 минут бұрын
🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡
@AlemAtsbiha
@AlemAtsbiha 2 сағат бұрын
ዋና ንክብሪ ህዝቢ ትግራይ ዘይምጥን ዜናኻ እዩ።
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Сағат бұрын
Koro midya Helena bese
@AshebrWeldegebreal
@AshebrWeldegebreal 2 сағат бұрын
ትኽክል እንተኾይኑ ሕመቅ ኣብ ርእሲ ይደራረብ ኣሎ።
@BerheGbremskelDebessu
@BerheGbremskelDebessu Сағат бұрын
ፋሕ ኢላ ዓዲ
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 2 сағат бұрын
ብዝዓባ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ንምዕንቃፍ ዝብል ዜናኹምሲ መግለጺ ደመቀ ዘውዱ ርኢኹም ዶኳ ኣይተማዓራርዩን ድራማ ምዃኑኮ ይነግረኩም ኣሎ ምዕሩይ ሓበሬታ ግዳ ዘትህቡ ኩነታትኩም ብጣዕሚ ዝገርም'ዩ ። ምስትውዓልን ንሓቅን ርትዕን ስርሑ !
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Сағат бұрын
ኣየ ሕወሓት ብቅንጸላ ስልጣናን ህላዌኣን ከተረጋግጽ ትፍትን እንተደኣ ኣሊያ ተግባራታ ተመሊሱ ናብ መቓብራ ከፋንዋ ኢዩ።
@MustafaMustafanur
@MustafaMustafanur Сағат бұрын
Monjorino tegagya nebsa resia
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 22 минут бұрын
ሕሶት አነ አብ ምፍልላይ ዝነብር በዓል ሱቅ እየ ወላሓቲ ጥይት አይተተኮሰን እዝንና ውን ድምፅ አዮሰማዕናን።
@sancho12345
@sancho12345 Сағат бұрын
ብስሩ እባ እዛ ናይ ስልጣን ፅምአኛ ሰበይቲ ኸመይገይሩ እዩ ስልጣን ፀሚዕዋ ዘሎ ግን ድህሪ ኸዚ አይትረኽቦን ይርድአኺ በልዋ
@AbduletifA-tu7di
@AbduletifA-tu7di Сағат бұрын
እዚ ድራማ ናይ ጉጅለ ዓድዋ እዩ 44.
@saron-si5ym
@saron-si5ym Сағат бұрын
Xebelkum aylekeyna tegaru gexkum tekewel
@tsebelaygese6133
@tsebelaygese6133 2 сағат бұрын
The leaders are not talking about the people of Tigray who are displaced and in bad situation. People of Tigray need to eat food now, they don’t have time to waste.
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 38 минут бұрын
What is TDF DOING? If the TDF GENERAL SAID, he, appreciated the help of Tigrai in defeating the war, it is time to help the people of displaced to Welkite, Humora, Danish and other regions.
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Сағат бұрын
እዞም ብደም ህዝብ ትግራይ ዝሰኸሩ ሸይጠናዊ ተግባሮም ትግራይ ከይርህዋን ተፈናቐልቲ ናብ በቶኦም ከይምለሱ አጠንኪሮም ይሰርሑ ከምዘለዉ ኩሉ ፈሊጥዎ'ዩ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Сағат бұрын
እዛ ሚድያ እዚኣ ናይ ግምት ሚድያ እያ ለካ።ድራማ ግምት ትቕፅል ኣላ
@abrahamdesta2211
@abrahamdesta2211 43 минут бұрын
ህሳዊ መን ዲዩ ዝሰርቅ ዘሎ ባእልኻን ኣዝማድኻን ዶ ኣይኮነን😊😊😊😊
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 2 сағат бұрын
ትሞቲ እምበር ድሕር ሕዚ እዛ ስልጣን አይትረኽብያን ። ምስተ መነኽያ ምስ ጉጅለኺ ክትጠፍኡ እኹም
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher 5 минут бұрын
ደመቀ ዘውዱ እንታይ ከምዝበለ ስምዓዮ አይትሓሱ
@alemfivetube
@alemfivetube Сағат бұрын
እታ እትዛወር ዘላ ፎቶ ብዛዕባ ቅንፀላ ከንቲባ ኣኽሱም ሓሶት እያ: ሓሶት ደው ይበል ንተጋሩ ኣይጠቅምን
@BoazAtaklti
@BoazAtaklti 13 минут бұрын
Ezom merzamat nab hegi yekrebu .
@TesfayeGebrekiros
@TesfayeGebrekiros 44 минут бұрын
አነ ከምዝመስለኒ ትግራይ ትሕመስ ዘላ ብክለተ ህወሐት ጥራሕ አይመስለንን በመሐበራዊ ምድያ ወን ከም ገቢ ምንጪ ትቆፅርዎ አለኹም ይመስለኒ አሎ ምኽንያቱ ጥፍአተኛ እገለ እዩ ክትብሉ አይስማዕን በጃኹም ሕሰብሉ
@kemal4775
@kemal4775 Сағат бұрын
TH ወገንተኛ ሚድያ እዩ። ኣካል ኣብ ትግራይ ዝካረር ዘሎ ምጉጅጃልን ዘስዕቦ ምጥፍፋእን'ምበር ከም TDF ኣብ ሉኣላዊነትን ድሕነትን ማእኸል ዝገበረ ገለልተኛ ሚድያ ኣይኮነን።
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 38 минут бұрын
TDF ክብተን እዩ ዘለዎ ። ወለዲ ደቆም ክሰሕቡ ኣለውም ።
@wewe5688
@wewe5688 2 сағат бұрын
ሓሰውቲ ኢኹም ድልየትኩም ህዝቢ ነንሕድሑዱ ክቀታተል ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 28 минут бұрын
ካብዚኦም ንላዕሊ ፓለቲከኛታት ህወሓት ንኒ መንጀሪኖን , ጌታቸው, ደብረፅዮን , ጀነራላትን እዮም ኣምላኽ ካብዚኦም ይገላግለና ።
@godbless-u8k
@godbless-u8k Сағат бұрын
አይትቀደድ እሺ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኢልካ ተንብብ ጉዳም ኢኻ
@AlulaEngda-rc2rn
@AlulaEngda-rc2rn Сағат бұрын
ኣብት ጉባኤ ዘይተሳተፈ ሰብ ኣባል ማእኸላይ ኮምቴ ኢልኩም ኣይትፀውዑ ። ጉባኤ ዘካየደ እዩ እት ትኽክለኛ ህወሓት።
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 31 минут бұрын
በጃኻ ዋላ ሚኢቲ ግዜ ጉባኤ ግበረዋ ሰላምና ሃቡና ካብ ትግራይ ክሳዕ ንወፅእ ። ካብኡ ተደሊኹም ትዋግኡ ተደልኹም ጉባኤ ትገብሩ , ዘይሓልፈሉ ዓዲ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 Сағат бұрын
ድራማ ጻድቃን ግዚኡ ዝሓለፎ ኢዩ። ጻድቃን ብዝደረሶ ድራማ ህዝቢ ኣይደናገርን ስዕረቱ ተቀቢሉ ምስ ኣቢይ ክሰርሕ ናብ ኣዲስ ይኺድ ምስ ገታቸው ሎቅማጻት። እዛ ቻነል ቻነል ብልጽግና ሓሶታ ከጽልኣካ ምዓት ሓቂ ዘይሞልቃ እፍፍፍፍፍ 😂😂😂😂
@GenetfshaTedla
@GenetfshaTedla Сағат бұрын
ኢሳያስ ኣፎርቂ ምምራሕ ይሕሸኩም ሰለሙን ካብ ዝመርሕ ሞኽንያቱምድቓላ ኢሳያስ እዩ ዝመርሕ ዘሎ።ኣብ ግዜ ክባን ዕፅዋን ተወሳኺ መንእሰይ ኣብ ግንባር ኢንፎርሞሽን እንዳሃበ ዘወደአ ምዃኑ ኣብ ግንባሩ ተነጊርዎ።ንሞንታይ እዮም ኣብ ግምት ኩሉ ዘማልኡ ተሰባሲቦሞ ትግራይ ዳግም ክትዓኑ ዝጓየዩ ዘለው?
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader 45 минут бұрын
ንሱኹም ትገዱ ብሕሶትኩም ህዝቢ ታዳናግሩ ዘለኹም ናይ ግምት ቅጥረኛ ኢኹም ሓሰወቲ
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ Сағат бұрын
መንጀሪኖ ትባሃል ኤርትራዊት ካብ ትግራይ እንተይአባሪርናያ ስላም የለን
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Сағат бұрын
ሸያኒ ወዲ ቖቦ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Сағат бұрын
ሸያኒ ወዲ ቖቦ
@selamtesfayhaileselassie2855
@selamtesfayhaileselassie2855 Сағат бұрын
👎👎👎👎👎👎👎
GERE EMUN PART 204 | ገሬ እሙን ክፋል 204
44:23
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 71 М.
Who's spending her birthday with Harley Quinn on halloween?#Harley Quinn #joker
01:00
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 26 МЛН
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
00:44
Crafty Buddy
Рет қаралды 41 МЛН
ሞንጆሪኖ ምሰ TDF እንታይ በለት?
1:37:07
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 11 М.