ሰበር-ሰናይ ዜና ጀጋኑ TDF/መረፃ ክንካይድ ኢና:ጀ/ል ፃድቃን/መልአኽቲ ዓጃቢ ፕረዝደንት ጌታቸው/ፈተነ ቅንፀላ ቀዳማይ ሚኒስተር ቢቢ/

  Рет қаралды 17,527

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

Пікірлер: 64
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ናማንካ ኣታ ጅግናእድመን ጥዕናን ይሃብካ
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 Күн бұрын
ፃድቃን፣ አርፈህ፣ ተቀመጥ ፣ከትግራይ ፣ማንም ፣አይበልጥ ።
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Күн бұрын
ጅግና ኢኻ ሓውና አጆኻ በርትዕ .ነዞም ሕማቃት አይትገደሰሉ .
@DanielZewdu-g7e
@DanielZewdu-g7e 13 сағат бұрын
ድምፅካ ናይ ዜና መንበቢ እዩ። ቀፅለሉደ
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 23 сағат бұрын
Getachew must do his job, not words. The displaced in Sudan and other regions of Tigrai to their homes in Welikte. This is a time or chance to settle the displaced people .
@mekonnenweldegebrielgebrem5131
@mekonnenweldegebrielgebrem5131 Күн бұрын
ጎበዝ!
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Күн бұрын
ጀኔራል ፃድቃን ጅግና አያና
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 23 сағат бұрын
ጀግና ጀነራል ፃድቃን ❤ኒበረለና ❤
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader Күн бұрын
ለሚሰ እቲ ዜና እዉን እዩ ተወዲኢኩም እናፅላእኹምና መፂኢኹም ሃጠው ቀጠዉ ኮይኑ
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr Күн бұрын
ብርሃነ ነታ ሓቀኛ ምስክርነትካ ኩልና ከባኻ ንማሃር ይግበረና ቐኑዕ ትግራዋይ።
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 17 сағат бұрын
ሀጠው ቀጠው ይባሀል
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 22 сағат бұрын
እቲ ኣርእስተ ዘና ካልእ እቲ ተውርዩዎ ድማ ካልእ
@samson4774
@samson4774 12 сағат бұрын
Yegermka eyu
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 19 сағат бұрын
በእውነት ለትግራይ ህዝብ ከቆመ እና የሚያዝን የዋህ ከሆነ: ለምን መሪታችንን አሳልፎ ሰጠ ? ህዝብ ሳይመለስ ሪፈረንደም ማለት ምን ማለት ነው ? አትደባብቁ እውነት ነፃ ያወጣል :
@Biniamgebrehiwot
@Biniamgebrehiwot Күн бұрын
ካሓዱ
@ኩሉወዮ-ሐ8ቸ
@ኩሉወዮ-ሐ8ቸ Күн бұрын
ስለ ስርዓት ህዝቢ ትግራይ ምቋምካ ፅቡቅ።ግን ህዝቢ ትግራይ ስርዓት ኣይረክብሎን።ኣብ ፀገም ኣብ ጥምየት እዩ ዘሎ።ብሰንኪ ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ከዓ መንእሰይና ናብ ስደት እዩ ዝግዕዝ ዘሎ።ስለዚ መንእሰይ ተሰዲዱ ማለት ዘስዕቦ ሳዕቤን ንሙሁራት ክገድፎ
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Күн бұрын
❤❤
@teddyabadi
@teddyabadi Күн бұрын
ኣናእሽቲ ሰያጥን እናጉረዑ ጫው ጫው ይብልለው ።
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 17 сағат бұрын
እዋ እሞ እቶምተደርብዮም አብ ፍቀዶ ቁርን አሳሐይታን ህጻውንቲ ብጥምየትን ብቁርን ዝመቱን ዝሐሙን ዘለው ስድራ ትግራይ ዶ አይኮኑን ንዖኦም ደአ ዘይሐዝኖሎም ካብዘለውዎ መከራ ዘየውጽኦም ነየኖት ደቂ ትግራይ እዩ ዝሐዝኖሎም ሕምቀቱ ተትብለና መሐሽ😢😢
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 17 сағат бұрын
ጀነራላት ትግራይ ጀጋኑ ክኾኑ ዝገበሮም ንብሔራዊ ኽብሩን ማንነቱን ካብ ዝተሓተቶ ንላዕሊ ዝውፈ ህዝቢ ትግራይ እዩ።ህዝቢ ትግራይ እንትዳኸሙን እንትብተኑን ስረ እናእጠቐ ክንስእር ኢና እናበለ አዴታትን አቦታትን እድመ ከይአገቶም ንዕሸላት ደቆም አብ ድፋዕ አትዪም ወነ ስለዝውርሱ እዩ። ህዝቢ ትግራይ እንኳንዶ ካብ አብራኹ ዝወፁ ደቁ ንእኡ አሚኖም አብ ጎኑ ዝተሰለፉ ፈተውቱ ጀግንነት ዘውርስ እዩ። ስለዚ አቕሚን ብልሕን ጀነራላት ትግራይ ተወፋይነትን ጀግንነትን ህዝቢ ትግራይ እዩ። መንግስቱ ሀይለማርያም ሀደ እዋን " አንድ ሀየሎምና ሦስት የትግሬ ክፍለጦር ቢኖረኝ ይህን ግሳንግስ ሆዳም ጀነራል ሁላ አራግፈው ነበር" ኢሎ ንጀነራላት ደርጊ ዝድህሎም ዝነበረ። ጀነራላት ትግራይ ኽብሪ ይግቦም' ዶ እወ ይግብኦም ግን ኽብሮም ትሕቲ ኽብርን ማንነትን ህዝቢ ትግራይ እዩ። ንአብነት እቲ ኹሉ ትግራዋይ ዝፈትዎ ሀርበኛ ጀነራል ሓየሎም አርአያ ናይ ኦነግ ሰራዊት መራሒ ተትኾን እውት ጀነራል ምኾነ'ዶ? ባጫ ናይ TDF መራሒ ተትኾን ምተምበጭበጨ'ዶ ወይስ ስሙይ ጅግና ምኾነ? ታሪኽ ከም ዝነግረና ሀደ ጀነራል ጅግና ዝገብሮ ዝተምሀረሉ war college ከይኾነስ ናይ ዝመርሖም ሠራዊቱ ጀግንነትን አብኡ ዘለዎም እምነትን ተወፋይነትን እዩ።
@TesfayHaregot-n4x
@TesfayHaregot-n4x 6 сағат бұрын
ወሽካት መዓኮር ትሕሉዉ ሎሚስ ዓጃቢ ትምፅኡ ዋእ
@AbrahaGirmay-o5i
@AbrahaGirmay-o5i Күн бұрын
ጀነራል ፃድቃን ክኾን አለዎ
@TeamrMirutsi
@TeamrMirutsi Күн бұрын
ኣታ ዝሓለፈ ፀበባን ጭንቅን ኢዶ ሕሰቡን ኣፍካ ሰናይ ተትናገረሉ እምበይ ከምዚ ልበለ ከፋፋሊ ነውራም ፅዋ ትርፊ የብሉን
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 17 сағат бұрын
ከይሐፈረ ንጌታቸው ሐላዊ ምኻነይ ሐበን ይስመዓኒ ማለት ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ይዓብሰሉ
@wedihager5194
@wedihager5194 5 сағат бұрын
😂😂😅😂😂😂😂 ዓጃቢ
@BerhanemeskelTesema-m2h
@BerhanemeskelTesema-m2h Күн бұрын
Zadkanene Ghetacew Redane agaferti Abye embere tehaleketi hezebi Tigrai aikonune. Wuhewuhe zebelu akelabate arate kilo eyome
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 Күн бұрын
አየ ፖለቲካ ዝገርም ዩ መንከ ለፍልፍ በለካ ንጌታቸው ትሕሉ አለኻ በር ንህዝቢ ትግራይ ኣይሓለኻን
@BerhanemeskelTesema-m2h
@BerhanemeskelTesema-m2h Күн бұрын
Nehalekaka mekere begiaka ezui ketesiebe deka telaika kemezi zebele azewezwe zkone agenda enahazekume aitekerebu
@YohanesKifle-j3q
@YohanesKifle-j3q Күн бұрын
Tsadkan from hero to zero you and Getachew have hidden agenda. There is no way to go ata Banda hasawi. Victory to Tigray TDF. Thanks
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ፈሽኻል ርእሲ ሓምሓም ጥራሕ ኢዩ ክምዚ ዝብል
@paulosfanta
@paulosfanta 14 сағат бұрын
Hate ketene seb ,welidu Ajabi kemizi koinu silly zitefenkele hizibi itnagerun mehiferti Amilak yitea,zebikum.
@YikunoGebretinsae
@YikunoGebretinsae Күн бұрын
ፃድቃን ዝበሃል ኣረጊት ዘሪጋ ተዛሪቡ ኢልኩም እንዶ ከም ቁምነገር ኣይተቅርቡ
@Ruta4475
@Ruta4475 Күн бұрын
ረሳሕ ካድረ ደብረፄን
@YikunoGebretinsae
@YikunoGebretinsae 16 сағат бұрын
@@Ruta4475 ኣታ ቆርፋድ መሃይም
@TeferMekonen
@TeferMekonen Күн бұрын
ሰካራም ምኳኑ ኸ ኪትነግረና ዶ ትክእል ኣይቲሓሱ ብዛዕባ ሓለዋኻ ድኣ ግበር እምበር ገንዘብ የብሉን ኣይቲበል ጌታቸዉ ዘድሕኖ ፉጡር የለን
@solomongebre4774
@solomongebre4774 Күн бұрын
ናይ እኒ አደመ ጉጅለ ፀገምኩም ልዕሊ ንህና ትግራዋይ የለን ምባልኩም እዩ ፡፡
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Күн бұрын
አጃቢ ጌታቸው ስቅ በል ሀሳዊ በል ተባህልካ አሻሓት ይከፍለካ አቶም ህዎቶም ዝገበሩ ግን ረስዕዎም አሎ ኮታስ የዋርዶም አሎ ጆነሳይደራት ዝፈትሐ ሃፅነመፅን ዝሽጠ ጥይት ዝሽቱ ባጀት ዘባክኑ ትምት ሀቢሩ ዝሃሸሽ ከይህተቱ ዘመለጠ ገበነኛ ጌታቸው የዋህ አዩያ ሀሳዊ አካ
@TeferMekonen
@TeferMekonen Күн бұрын
ኣቶ ፃድቃን 45 ዓመት ዝደቀስካሉ ዉድብ ኣብሎሚ በፅሕካ ከምዙይ ንግበር ከምዙይ ንግበር ኣይቲበል ከምቶም ካለኦት ብፆትካ ሱቅ እልካ ስረቅ
@MustafaMustafanur
@MustafaMustafanur Күн бұрын
Tefermekonen aytigage
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ዝሓሸ ለውጢ ዘይሓስብ ደደብ ጥራሕ ኢዩ ከስተኻኽል ምፍታኑ የመስግኖ ደኣ እንበር ኣየንቅፎን ብሉፅ ብቅዓት ዝወነነ ጀነራል ፃድቃን ጅግና ወዲ ትግራይ ኢዩ
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ን ትግራይ ክብሪ ዘይብልካ ኣንደበት ዝሓረምካ ሰብ ሻዕብያ ትመስል ዲማ ኢኻ ኣብ ዘይምልከተካ ጠብሎቕ ናይ ሃገትካ ሕሰብ
@TeklayM
@TeklayM Күн бұрын
ስለ ርህርህና ጌተቸዉ ዘለዕልካዮ ኣይፈተኹዎን ምኽንያቱ ርህርህ ,ንሰብ ዝነብር እንተዝኾን ናይ 5 ወርሒ መሃያ ኣይምበልዐን
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Күн бұрын
Teklay አየናይ ናይ 5 ወርሒ ደሞዝ ዋእ ሓሳዊ እባ ሕማቅ
@Yah4918
@Yah4918 Күн бұрын
እዚ ዓጃቢ እዙይ ይፈልጦ እየ ሎሚ ግን ትግርኛ ብደንቢ ለሚዱ ዕድመ ንበረኻ ዓድና😢
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 Күн бұрын
ይልቀቐልካ ሎ ያ
@mayk1847
@mayk1847 Күн бұрын
ፈራሕ ጌታቸው ኣይኮነን ጅግና ጀጋኑናማ ምስ ህዝቦም ይቃለሱ ኣለው ንፈልጦም ኢና ብግዝያዊ ጥቅሚ ዓጅብ አነ ተዝኾን ከም ኣይገብርን
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Күн бұрын
ጠራጢ ንስኻማ በይን ኣዞኻ ትዕጅብ
@saron-si5ym
@saron-si5ym Күн бұрын
ay tegaru senay zena ne tegadeleti Tigray do belka
@halay4067
@halay4067 Күн бұрын
ሞላጫ ወያናይ መሲሉ ባህጊ ብልጽግና መፈጸሚ ይዕጅብ ኣለኹ በል!!!!!
@solomongebre4774
@solomongebre4774 Күн бұрын
አብ ትግራይ ለውጢ ግድን እዩ ፡፡ ብኔትወርክን ቤተሰብን አይንምራህን ን30 ዓመታት ሕዝቢ ደሙ ሰቲኽምዎ ኢኹም ፡፡
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 11 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 87 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 3 МЛН
Annual Lecture Series - Colin Klein 10/11/2024
1:41:17
Center for Philosophy of Science
Рет қаралды 1,8 М.
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 11 МЛН