ካብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሸሊኹ ዝወፀ/ ጌታቸው ኣብ ኤርፖርት "ህፁፅ ኣኼባ"/ብሄራዊ ሓደጋ ዝተብሃሉ ሓይልታት/ኢሳያስ ናብ ኒውዮርክ!

  Рет қаралды 9,468

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Күн бұрын

#tigrayhorizon #tigraynews #tigrignanews #ሑመራ#ጀነራል #ወዲ ወረደ #ወልቃይት #ፀገዴ #መቐለ #ትግራይ #ethiopia #eritrea #sudan #rsf #ጌታቸው ረዳ #ola #endf #fano #አብይአህመድ #ደብረፅዮን #israel #iran #usa #uk #middleeast #libanon #hizbullah #gaza #marine #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 38
@rona7755
@rona7755 14 сағат бұрын
ሆራይዘን ግን ናይዚኦም፡ሓሸውየ ህውተታ ዜና ተብዝሑ ኣለኹም ህዝብና ዘለዎ ፀገምን ኩናታትን ዘይተቃልሑ?
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 12 сағат бұрын
እዞም ሓሰውቲ ግምት ብሽም ህወሓት አፍልጦ ህወሓት ክወስዱ እዩ እዚ ኩሉ ጉያ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 14 сағат бұрын
Abyi telalek midy
@MeresaGhiwot-cc5to
@MeresaGhiwot-cc5to 13 сағат бұрын
መለኺ ሓሳዊ ምድያ
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 14 сағат бұрын
I'm sure none of this two groups are with the people of Tigray. Sorry to say I heat this groups, and all they're leir.
@user-qw8ee1bu7h
@user-qw8ee1bu7h 12 сағат бұрын
Please don't fabricate misinformation.
@MedhanieHabte-h9u
@MedhanieHabte-h9u 10 сағат бұрын
Eritrea 🇪🇷 kitblu kitnebru ukum kondafat
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 13 сағат бұрын
እናንተ የገንዘብ ተከፋዩች ናቹ ነጋ የምትባለው😅
@HsenSraj
@HsenSraj 14 сағат бұрын
Kedemu wana ketema tigray mekelle ayegebain neru
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 13 сағат бұрын
እቱም 400ገበነኛታትከ መን እዩ ዚጠይቆም ንሲኪ ወረኛ ሚዲያ😮😮😮😮😮😮
@asebawi
@asebawi 10 сағат бұрын
Come on !!!! Don’t use the word “jigna” !!!! The word “jigna” never ever existed in Tigray. Who a shameful individual would dare to let out the word “jigna” from its mouth. You guys knelt down big time!!! Losers ain’t no “jeganu”!!! Shaebia is JIGNA!!!!!
@RedaeWayu
@RedaeWayu 8 сағат бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ነጋ አሰፋ አቃልዖም
@Assefa-jb4fq
@Assefa-jb4fq 13 сағат бұрын
Himedlikum haswety laba
@belaysol4422
@belaysol4422 9 сағат бұрын
ኣንቱም ኩፋኣት ሰረቅቲ ተጋሩ ባንዳታት ድቃላ ገፅኩም ትርሓቅ መስሀቅቲ ዓለም
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 13 сағат бұрын
ሓሳዊ ሓቂ ተለኩም ድኣ ኣብጉባኤ ኣቲኹም ተኸራኺርኩም ዘይትስዕርዎም ለያቡ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 12 сағат бұрын
ሓሳዊት ደንቆሮ ረዳኢ ሓለፎም ህወሓት አይኮነን አብዘይትፈልጥዎ አትሃትፉ ወረኛ አደብ ግበሩ ለኻት ንኸብድኪ አይትስርሒ ።
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 11 сағат бұрын
ኣንቲ ጓልዛ ሓሳዊት !! ጨናዊት ስርዓት ግብሪ ሚድያ ኢኺ ሕዝኪ ዘለኺ በካዕ
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 14 сағат бұрын
Hasawit no shame
@kemal4775
@kemal4775 5 сағат бұрын
ነጋ ኣሰፋ ፈሪሱዎ! ንወገን ደ/ፅዮን ክወቅዕ ክብል ሰራዊትና ምምካት እናኸኣለ እኒ ጌታቸው ንመኸተና ዘይምጥን ፕሪቶሪያ ተፈራሪሞም ንዝብል ወቐሳ ኣራጉዱዎ።
@MedhanieHabte-h9u
@MedhanieHabte-h9u 10 сағат бұрын
Hasawi foe
@mekonengebrmikaiyl3203
@mekonengebrmikaiyl3203 4 сағат бұрын
አንቲ ሓሳዊት አብጹላለትኪ አለና ከይትቐስኒ
@focus.15
@focus.15 13 сағат бұрын
እዞም ንኸብዶም ዝሓድሩ ዕሱባት ናይ አብይ አብ ጎድኒ ጌታቸውን ጻድቃንን ዘለው #ክሕስው ባይ ግድን እዩ :::
@birhannegn
@birhannegn 13 сағат бұрын
ሳልሣይ ወያነ ናትኩም ገደደ! ስኒት ኢና ንደሊ በፖለቲካ ክእለት ምቅላስ እዩ ዘድልየና። ከምዞም ናይ ማእከል አዲ ፖለቲከኛታት ናይ ፅልኢ ፈትሊ አየድልየናን። ብሱልን ሥልጡንን ሓዱሽ መሪህነት ንትግራይ ኣደይ!!!!
@tesfa20052
@tesfa20052 4 сағат бұрын
ድሕሪ 27 ዓመት ካብ ኣዲስ ኣበባ ለለ ሐዚ ናብ ሽረ ጥራሕ ለለ ደደቢት ከይኣትው ዳኣ?
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 10 сағат бұрын
ኧረ ተጋሩ አብ ሓደጋን ነበሩ እንኮነሉ ንቶም ደመኛታትና ድኩዒ ኮይና ንንሕድሕድና ተባሊዕና ብባዕልትና ተናቁትና ህልዉንነትናን ብሄራዊ መንነትናን ኽብርናን ዘዋርድን ጨሪስና ነበሩ ናብ እንኮነሉ ብፀላእትና እተፃወደ መፃወዲያ ንአቱ አለና ብዞም ንኸብዶም ሓደርትን ከዳዓት ጠላማትን ኢህዝባዊያንን ህዝበኛታትን ብሓራግፅ ከብልዑና ይጓየዩ አለዉ እሞ ኸይተውሓጥና ሓቢርናን ሰሚርናን መኪትና ህላዌና ንሓሉ ??😭😭😭😭
@hailetekie9205
@hailetekie9205 13 сағат бұрын
ሳኦት ሐቆምዮም ዝሰምዖም ተግራዋይ ተሊዩስ እምበር ህዝቢ ትግራይን ብሄራዊ ጠቅሙን ግዝአታዊ መሬቱን ንጎኒ ደብሪዮም እዞም ናብ 2 ዝተፈጨሉ ጠላማትን ከሐድትን ካብ ኢግድዓ ህዝብና ክውገዱ ይግባእ ንስልጣኖምን ጠቅሞምን ክብሉ ትግራይ ናብ ሐደጋ ፀልማትን ጥፍአትን የኢትዋ አለዉ
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 12 сағат бұрын
ህወሓት ናብ ክልተ ምምቃሉ ንኽንደይ ተጋሩ እህ እናበለ እናሃለወ ብደ/ፅዮን ዝምራሕ ጉጅለ ቤ/ፅሕፈቱ ናብ ሽረ ይወስድ ኣሎ ዝብል ሓቂ እንተኾይኑ ትግራይ ኣብ ብዙሕ ቦታታት ንምምቃል ተዳልዩ ከምዘሎ ቑልጭ ኣቢሉ ዘርኢ'ዩ። ሳወት ሃገርነት ትግራይ ዘአንፍት ንድፊ እንተፋልጥ ብዓል 50 ዓመት ዕድመ'የ ኢሉ ዝቆናፀብ ህወሓት ትግራይ ንምብታን ህርዲግ እንትብል "ብድሕረይ ዳንዴር አይትብቀል" ካብ ዝብል እንስሳዊ ኣተሓሳስባ ምውራድ ዝኸፍአ ኣበይ ይርከብ ኣብ ህወሓት እንተዘይኾይኑ። አረ ቓንዛ ሞትና!
@rona7755
@rona7755 14 сағат бұрын
እቲ ነጋ ኣሰፋ ዝዛረበን ዘሎ ግን ቂም ሓዚሊ ዝመፀ እዩ ዝመስል። እቲ ሓታታይ እውን ከምኡ።
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 14 сағат бұрын
ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ፡ ኣብ ሽረ ቤት ጽሕፈት ምኽፋት ህወሓት 2ተ ነገራት ኢየን። 1 ምስ ሻዕብያ ኮንካ ገታቸው ኮነ ኣብዪ ምእላይ። 2 ምስ ሻዕብያ ናይ ሓባር መንግስቲ ምትካል ፡ ዝብላ ኢየን። ደብረጼን ግን ካብ ስልጣን ክወርድ ኣይትሕሰብ ህዝቢ ትግራይ፡ ካብ ኢሰያስ ዝገደደ መላኺ ኢዩ፡ ምስ ወዲ ኢሰያስ ከጣምሮም ኢዩ ኣቶ ኢሰያስ።
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 13 сағат бұрын
ማዓዝ ከ ከውን መራሕቲ ህወሓትን ግምትን ሰላም ገይሮም ንህዝቢ ትግራይ ዝመርሑ ።
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 14 сағат бұрын
እንኳንስ ሸረ ደደቢት ትመለስ ዝኽተሎም የለን አኺሉ እዩ ።
@Guey-o4h
@Guey-o4h 11 сағат бұрын
ንሲኻ እኻ ጋሻ እምበር ነሳቶም እማ ንግሲ ናዘማሃሩ እዬም
@asterteare
@asterteare 12 сағат бұрын
🎉እዛ ትብላ ዘለካ ፅብቅቲ
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 12 сағат бұрын
ገፅኪ ትርሓቅ ቃባዕ ሓሳዊት።
@MekonenDaniel
@MekonenDaniel 14 сағат бұрын
ታትክክለኛ ሀወሓት ታቀዲማ ጉዋኤ ዝገበረት እያ ።ድሕሪ ሕዚ ብሽም ህወሓት ጉባኤ ትገብር ከማኪ ተጋሕቲና ዝቀረየት ሓሳዊት እያ
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 14 сағат бұрын
ሓሳዊ ፀዋሪ ሻንጣ ታዴካ አኢቱይካ እዩ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 11 сағат бұрын
@@سايمانيلمانጎይቲይ ኢሳያስ ርስተይ ተወሪሰይ ከመይ ይኹን?
@sancho12345
@sancho12345 9 сағат бұрын
ብስሩውኑ እኮ ብማስረጃ ከምዝረገፅ ዘሎ እኮ ጉጅለ አደመ ህወሐት ማለት ናይ ግሉ ንብረት እዩ ገይርዎ ነይሩ ኸ
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 17 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 12 МЛН
ሰላም ናጻ መድረኽ ንሎሚ ደስ ዝበለኩም ሕቶን መልስን ፍሉይ መደብ።
WARDIYA HAGERU MEDIA ዋርድያ ሃገሩ መድያ
Рет қаралды 107
መጠቃለሊ መደረ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ
39:59
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 5 М.
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 17 МЛН