Рет қаралды 450,455
Faduma Media _ ፋዱማ
ወነኻ ካብ ዝንቕንቑ ደርፍታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንሎሚ “ሕንጊዱ“ ብከያኒ ኢያሱ ገብረ እግዝኣብሄር ወይ ከዓ ኢያሱ ኣገው ተኣንገዱታ ፡፡ ብመነጸር ደርፊ “ሕንጊዱ“ ቅያ ተጋድሎ፣ መስተክር ጽንዓትን ዓወታትን ህዝቢ ትግራይን ተጋደልቲ ህወሓትን ኣብ ተዘክሮና፡፡