እቶም ዘጽልሙኒ ዘለዉ ኣብ እዋን ኩናት ፅንተት ምስ PP ዝነበሩ እዮም|AWRAMBA TIMES

  Рет қаралды 58,379

Awramba Times ®

Awramba Times ®

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@WediMemher
@WediMemher 18 күн бұрын
ሻዕቢያ ፀላእቲና ኣይኮኑን። መቓልስትና መዋልድና እዮም። ኢትዮጵያ ብነፈርቲ እንትጭፍጭፉና ዝበፅሑልና ሻዕቢያ ጥራይ እዮም። ሻዕቢያ ኮ እዮም መጀመርያ ዕጥቂ ዝሃቡና። ሻዕቢያ እዮም ድምፂ ወያነ ዝፈጠሩልና። ሻዕቢያ እዮም ናመጀመርያ ታንከኛ ናመጀመርያ ነርስ ዘሰልጡኑልና። ስልጣን ምስ ሓዝና ሽዋ ምስ ኣተና ግን ንኢትዮጵያውያን ክነሐጎስ ኣምሓራይ ኣሎ ኦሮሞ ኣሎ ጋምቤላ ኣሎ እናበልና ወሪርናዮም። ንብረቶም ዘሪፍና ሰጊጉናዮም። ከምቲ ኢትዮጵያ ንትግራዋይ ዝገበረቶ ጌርናዮም። ኣምሓሩን ኦሮሞን ሕነ ኤርትራውያን ፈድዮምሎምም። ንትግራዋይ ብምቕታል ብምሕራድ ንብረትና ብምዝራፍ ሰጊጎምና። ሕነ ኤርትራውያን ኢትዮጵያ ፈዲያትሎም። እቲ ንኤርትራውያን ዝገበርናዮ ገበን ኢትዮጵያውያን ኣባና ፈፂሞምልና።
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 18 күн бұрын
ዓጀውጀው፤ ትግራዋይዩ ብእዝንኻ ጎቲቱ ሃገር ዘረከበካ።
@yohanesskahsay4838
@yohanesskahsay4838 17 күн бұрын
ኣብ ጓል መንገዲ ሃሎዉሎዉ ኣይትበሉ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዕርቂ እንተደሊኹም ዉዕል ኣልጀርስ ተቐቢልኩም ኣብ ግብሪ ኣርእዩና ።
@Unity-mk8kd
@Unity-mk8kd 16 күн бұрын
ታሪኽ ነቶም አያታትካ ሕተቶም መን ነመን ወጢጡ ከምዘእተዎ​@@berheteklehaimanot9489
@MerkebTewelde-p9x
@MerkebTewelde-p9x 16 күн бұрын
Tebarek
@AsmeraEritrea-qi8kg
@AsmeraEritrea-qi8kg 15 күн бұрын
ተባዕን ሓቀናን አካ ሓወይ ግን ኩሉ ትግራዋይ ከምዚ ናትካ ሃሳብ ከሕድር ኣለዋ ርጊጸና አየ ከኣ ብሓባር ክነዕቢ አና ኩቡር ሓው መም ኣብርሃ ክትስዕብዎ ኣለኩም
@herculeseri9141
@herculeseri9141 18 күн бұрын
1)ንምንታይ ኣብ 1996 ሃይለስላሰን ደርግን ዘይደፈሩዎ ሰፊሕ መሬት ኤርትራ ዘካተተ ካርታ ዓባይ ትግራይ ተሰሪሑ? ስለምንታይ? 2) ገብሩ ኣስራት ከም ዘነጸሮ ሓዲጎሙና ክምዕብሉ ሲንጋፖር ክኾኑ ኢዮም ዝሓስቡ ስለዚ ከይምብዕሉ ኲናት ክንገብር ሓቲትና ዶ ኣይበለን? 3) ከምቲ ንስኻ ዳዊት ንመምህር ሙሉ ወርቅ ዝሓተትካዮ እንታይ ኢሉ ኸ መሊሱ? ህዝቢ ኤርትራ ጸሪሩ ክውዳእ ዶ ኣይኮነን ኔሩ እቲ ዕላማ? 4) ሚሳይላት ናብ ስቪላዊ ህዝቢ ምስዳድ ግብረ መልሲ ኣይግበኦን ዶ ? 5) ን20 ዓመት ካብ ዝተፈርደ መሬት ኣይወጽእን ኢልካ ንህዝብን ሃገርን ጅሆ ምሓዝ ከ መንግስቲ ኤርትራ ግብረመልሲ ክህብ ኣይግብኦን ዶ? 6) ድሕሪ መረጻ ሓዲኣላ ብዛላምበሳ እንዳተባህለ መንግስቲ ኤርትራ ኢዱ ኣጣሚሩ ክጽበ ዶ ኔሩዎ? 7) ሓይሊ ስለዘይብልና ምስ ኣመሪካ ኮይና ሻዕቢያ ፖሊስኡ ክቅይር ክንገብር ኢና ዝበሎ መለስ ኣብ ዘይጉዳይካ ምእታው ዶ ኣይኮነን? 8) መቃብር ስውኣት ኤርትራ ምፍሓር ንህዝቢ ኤርትራ ሓጎስ ዝህቦ ዶ ይመስለኩም ሽለል ከ ይብሎ ዶ? 9) ኣብ ዶብ መዓስከራት ከፊትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ን 20 ዓመት ብጥሜትን ሽግርን ዘጽነትኩሞ ህዝቢ ኤርትራ ሸለል ዝብሎ ዶ ይመስለኩም? 10) ኤርትራውነት ሕቁኡ ክስበር ኣለዎ እንዳበልኩም ትጉስጉስዎ ፡ንኸይስበር ከ እንታይ ክገብር ኣለዎ ትብሉ? 11) ንምንታይ ከ ውዕል ኣልጀርስ ክፍጸም ዘይትደልዩ? ብ ጂፒኤስ (virtual demarcation) ተወዲኡ ኣሎ ኣብ ሞባይልናስ ኣሎ ሞባይል ዘይብሉ ህዝቢ ኸ? ክልእን መአአዳእታ ዘይብሉ ሕቶታት ምሓተትና ግን ንግዜ ንገድፎ። ብዛዕባ ወራር ኤርትራ ጀሚራ ዘይኮነስ ተመጣጣኒ ግብረ መልሲ ኣይሃበትን ኢዩ ዝብል።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@onelove-w1l
@onelove-w1l 18 күн бұрын
ቆራጡ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ጽቡቅ ኣጋልጻን ሓቅን እበር ናይ ዛ ለዝቢያን ቁሸት መወዳእታ የብሉን ናብ ልቦም ይምለሶም ኢዩ ዝባሃል
@amannguse
@amannguse 17 күн бұрын
Nayziom hasot tonkoln ayrdeaomn zelo
@sabagebru6850
@sabagebru6850 17 күн бұрын
​@@onelove-w1lለዝብያን እማ ያንተ ወንድም እና እህቶች ናችው አውሮፓ እና አሜሪካ ለዝቢያኖች
@futsumamare9074
@futsumamare9074 17 күн бұрын
ም\ም ተኽሉ ነዘን ናይ'ዚ ሓውና ኣቀዲሙ ኣቀሚጥወን ዘሎን ካልአ ናይ ማዕቀብ ምውራድ ብወያነ ጽረ- ኤርትራ ዝተሃንደሰ ከምዝኾነን ካለአ ብዛዕባ ሰንዓ ፎርም ብወያነ ዝተጠጀኤ ናይ ኢትዮፕያ,፡የመን፡ሱዳን፡ጁቡቲ፡ ሶማልን ኣብዚ ፎርም ሃድነት ጸረ- ኤርትራ ብምፍጣር ናይ ዲፕሎማስያዊን ፖለቲካውን ዕጽዋ ብምአታው ኣብ ሊዕሌና ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከቢድ በደል ተፈጺሙ'ዩ.።ጽቡቅ ናይ ሰላም ተበግሶ ኣለካ ግን ነቶም ዝዕንቁፉኻ ተጋሩ ከምዚ ንብለካ ዘለና በ ወያነ ዝተፈጸመ ከምዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣይፈልጦን አዩ ንስኻውን ኣይትዛረበሉን ኢኻ ፡ስለዚ አቲ ጸገም ናይ 30 ዓመት ኤርትራ ዘጋጠማ ብሰንኪ ወያነ ንሕንረተሰብኪም ኣፍልትዎ ባሃላይ'የ፡ አዚ ምባል ነዪ ትደልዮ ሰላም የቀላጥፎ'ዩ ይብል።ክብረት ይሃበልና 1:49:29
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 17 күн бұрын
እዚኦም ርእሲ የብሎምን፡ ጉሓፋት እዮም።
@w_s2250
@w_s2250 16 күн бұрын
"ን27 ዓመት ዘራያት ኣምጺካ(ኣመሪካን ምዕራባውያንን) ንኤርትራ (ገንሸል ጌርካ ) ብእገዳን ብኩናት ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽነተት ትግራይ። ሕጂ ዓይኻ ብጨው ሓጺብካ ንጹህ ከም ማይ ንግሆ ክትመስል ምፍታንን ኩሉ ሓጥያት ናብ ኤርትራ ምድርባይ ኣሽካዕላል ኢዩ።"
@senaitzemicael6369
@senaitzemicael6369 14 күн бұрын
Yeresuwo eyom mesleni
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 14 күн бұрын
ዝገርም እዩ ታሪካ ሓቢእካ ነኤርትራ ከም ገበነኛ ምግባር። ባድመ ወራር ኤርትራ ጀሚሮማ ክብል ኮሎስ የሕዝን።
@essayasyemane1101
@essayasyemane1101 13 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@essayasyemane1101
@essayasyemane1101 12 күн бұрын
ነዚ ኹሉ ግን ግፍዒ ዝወረዶ 27 ዐመት መስቃ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ካብ ፈጣሪ ኢዩ
@mussiehagos6438
@mussiehagos6438 12 күн бұрын
Abrha may hwisu . Dawit kebede qexalu eyu.
@Hager-s2p
@Hager-s2p 17 күн бұрын
ናይ መምህር ኣብራሃም ኣተሓሳስባ ንዞባና ካብ ጽልኢ ኣውጺኡ ናብ ሰላምን፡ዘላቂ ምዕባለን ከእቱ ዝኽእል ኢዩ። 🇪🇷
@teclezghighebreamlakhaile4614
@teclezghighebreamlakhaile4614 17 күн бұрын
👉💯% Correct 🙏
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 17 күн бұрын
ጸርዮም ዘይጸርዩ ሽንፍላ እዮም ኩሎም ሓደ። ትግርኛ ይሓጽረካ ድዩ?
@tsehayetesfatsion5382
@tsehayetesfatsion5382 15 күн бұрын
ብልክዕ። ኣዝዩ መጻኢ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከመዓራሪ ዝኽእል ሓሳብን ድልየትን ከም ዘለዎ ካብቲ ብተደጋጋሚ ዝዛረቦን ብዝያዳ ድማ ኣብ ሓቅታትን ሕግን ከምኡ ውን ድሕረ ባይታዊ መጽናዕትታት ዘተኮረ ከም ዘለዎ ክትርዳእ ትኽእል። 10 ከምዚ የድልይዋ ኣለዉ ክልል ትግራይ ሰላም ክትረክብ ብዓቢኡ ድማ ዓንቀጽ 39 ምናልባት ምፈተነት።
@neverforget7472
@neverforget7472 12 күн бұрын
How ? shut up
@neverforget7472
@neverforget7472 12 күн бұрын
ኹሉም ኻብ ሐንቲ ፋብሪኻ እዮም ተሰሪሖም ደቂ ኤረይ።
@tadessekifle8808
@tadessekifle8808 17 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ቅድሚ ሕጂ ዝተዛረቦ ሰሚዔዮ ሓደ ሓደ ሓቅታት ይዛረብ ነይሩ፡ እዚ መምህር ዕድልን ባይታን እንተረኺቡ ምሉእ ብምሉእ ሓቅታት ክዛረብ ኢዩ ኢለ ይጽበዮ ነይረ። እንተኾነ ግን ኣብ ናይ ሎሚ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተኣሳሰር ጉዳያት ዝተዛረቦ ዘረባ ፍጽም ካብ ሓቂ ዝረሓቂ ፡ ጥቓ ሓቂ ውን ዘይቐርቡ ዘረባ ኢዩ ተዛሪቡ። 1. ካብ ምስረታ ህወሓት ክሳዕ ምእታው ኣዲስ ኣበባን ኣስመራ (ናጽነት ኤርትራን) ኣብ ክልቲኡ ውድባት ህወሓትን ህዝባዊ ግምባርን በብእዋኑ ኣብ ዝነበረ ናይ ስነ ሓሳብ ፍልልይ፡ ዝነበረ ናይ ምትሕግጋዝ መስርሕ፡ ዝነበረ ምሕርፋፍ ዝምድናታትን ኣሕጽር ኣቢልካ ሓሊፍካዮ፡፡ ነቲ ምትሕግጋዝ ይኹን ነቲ ምሕርፋፍ ዝምድና፡ መዐቀኒታት (magnitudes) ክትረኽበሉ ስለዘይትኽእል ይኸብደካ ኢዩ፡ ልዕሊ እቲ ዝገለጽካዮ ክትገልጾ የጸግመካ ኢዩ እኹል ኢዩ። 2. ኣብ ጉዳይ ውዕል ኣልጀርስን ኣተገባብርኡን ግን ቃል ዓለም ዘይብላ ሓቂ ክትዛረብ ነይሩካ፡፡ መራሕቲ ወያነ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ገንዘባውን ዲፕሎማስያውን ሓገዝ ተጠቒሞም ከይትግበር ሓንጊዶም። እዚ ጉዳይ እዚ ብዘይምትግባሩ ከኣ ጠንቂ ፋሕፋሕ፡ ጠንቂ ምጥፋእ፡ ጠንቂ ድኽነት ኤርትራውያን ኮይኑ፡ መራሕቲ ወያነ ከኣ ንሳ ኢያ ነይራ ዕላመኦም። ስለዚ ድሕሪ ፍርዲ፡ ምትግባር ውዕል ኣልጀርስ ኢዩ ክመጽእ ነይሩዎ፡ ነዚኣ ከኣ ምሉእ ብምሉእ ናይ ወያነ መራሕቲ ኢዮም ኮነ ኢሎም ከይትግበር ዓንቂፎማ። ነቲ ውዑል ኣተጊቢረሞ ነይሮም እንተዝነብሩ ኣብዚ ዝሓለፈ 21 ዓመት (ድሕሪ ምሃብ ፍርዲ ናይ ውዑል ኣልጀርስ ማለተይ ኢየ)፡ ኣብ ኤርትራን ኣብ ትግራይን ተራእዪ ዘሎ ዕንወትን ጥፍኣትን ኣይምረኣናዮን ነይርና። መምህር ኣብርሃ ነዚኣ ኮነ ኢልካ ጎሲኻያ ሓሊፍካ ሓቂ ክትዛረብ ኣይደለኻን፡ እዃ ደኣ ንመንግስቲ ኤርትራ ከም ወራሪ፡ ከም ዓማጺ ገይርካ ኢኻ ገሊጽካዮ ሓሊፍካ። እቲ ፍርዲ ናይ ኣልጀርስ ግን መንግስቲ ኤርትራ ወራሪ ዘይኮነ ዝብል መንግስቲ ኤርትራ ዘይተመጣጠነ ሓይሊ ተጠቒሙ ኢዩ ዝብል። 3. ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ኣብ ዝነበረ ኲናት ትግራይ መንግስቲ ኤርትራ እንተኾነ ክሕግዝ ነይሩዎ እንተዘይሓገዘ ከኣ ገለልተኛ ክኸውን ነይሩዎ ኢልካ። እንተኾነ መራሕቲ ወያነ ኣብ መቐለ ኮይኖም ንዂናት ዝተዃትኽ ዝገብርዎ ዘነበሩ ተግባራት፡ ውዑል ኣልጀርስ ከይትግበር ዝዕንቅፉዎ ዝነበሩ ዕንቅፋት ንዓኻ ውን ይጠፍኣካ ኣይብልን ኢየ። ይተካእ ይለቀብ ከኣ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ኢንተርቪው ከምዝበሎ መራሕቲ ወያነ ምሉእ ብምሉእ ናይ ኲናት ምድላው ወዲኦም ኣብ ኤርትራ ክውቃዕ ዝተደለየ 70 ናይ ታርጌት ቦታታት ተታሒዞም ሚሳይላት ኣብ በረኻታት ትግራይ ተተኺሎም ድሉዋት ኢዮም ነይሮም ኢሉ፡ ኣብ ከምዚ ኩነታት መንግስቲ ኤርትራ እቲ ዕንወት ናብ ገዝኡ ክሳዕ ዝመጾ ኮፍ ኢሉ ክጽበ ነይሩዎ ዲኻ ትብለና ዘለኻ፡ ፍትሒ እንተደሊኻ ሓቂ ክትዛረብ ኣለካ። ሓደው ከኣ ፕረዚደንት ኢሳያስ ዝተዛረቦ ሓሶት ኢዩ ትግራይ ንኤርትራ ከተጥቅዕ መደብ ኣይነበራን በለና እሞ ጭብጢ ብጭብጢ እንዳምጻእና ክንማጎተካ። ብሓፈሻ ቅድሚ መራራሕቲ ወያነ ካብ ኣዱስ ኣበባ ጠቕሊሎም ናብ መቐለ ምውራዶም፡ ዝነበሮም ዲፕሎማስያውን ገንዘባውን ሓገዛት ናይ ማሕበረሰብ ዓለም ልዕልና ተጠቒሞም ንኤርትራ ክጎድእ ዝኽእል ነገራት ካብ ምግባር ድሕር ዘይብሉ ኢዮም ነይሮም። መንግስቲ ኤርትራ ዓቕሚ ስለዘይነበሮ ነቲ ብመራሕቲ ወያነ ዝግበረሉ ዝነበረ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኢዩ ተጸሚዱ ነይሩ። ንልዕሊ 20 ዓመት ናይ ኣጥቃዓይን ተኸላኻላይን መስርሕ ኢዩ ዝካይድ ነይሩ። ናይ ክልተ ተጠቓቓዕቲ ኣካይዳ ኣይኮነን ነይሩ። ኣጥቃዓይን ተጠቃዓይ(ተኸላኻላይን) እንተነይርካ ግዜ ምስ ረኸበ ሕነ ንምፍዳይ ተጠቃዓይ ኣጥቃዓይ ክቕየር፡ ኣጥቃዓይ ከኣ ተጠቃዓይ ክቕየር ናይ ግድን ይኸውን። ስለዚ ነቲ ኣይትሓዙኒ ኢሉ መጥቃዕቲ ዝፍኑን ነቲ ተዋጢሩ ንዝፍጸሞ መጥቃዕቲ ክከላኸል ዝፍትን ዝነበረን ብማዕረ ንኹሉ ተደብዳዲልና ኢልካ ሸፋፊንካ ክትሓልፎ ፈቲንካ ዘይሓቅነትካ ኣግሂካ።
@tittms2199
@tittms2199 15 күн бұрын
Libi tigray tiwyiway.....2te melhas
@MebrahtuKesete
@MebrahtuKesete 15 күн бұрын
ናይ በሓቂ መልሲ ሂብካዮ ትግራዋይ ትግራዋይ ምካን ከይተርፎ ፡ነዚ ዝተዛረቦ 90 ዝተወለድና ከማን ኣይንደግሞን ኢና ውጹእ ሓሶት ካልእ ይትረፍ እዛ ናይ መወዳእታ ናይ በዓል ደብረጽዮን ዝገብርዋ ዝነበሩ ከማን ሸፊንዋ ሓሊፉ ኩሉስ ናብ ሻዕብያ?
@suelg1160
@suelg1160 14 күн бұрын
ጽቡቅ መልሲ ዝሓወይ!! ሙሉእ ብሙሉእ ምሳካ ይሰማማዕ እየ።ኣብታ ተጠቃቃዕቲ ዘይኮነስ ኣጥቃዕን ተኻላኻልን ኢና ኔርና ዝበልካያ ከም መመላእታ ክኮነካ። እዚ ኣብ ጾሮና መጥቃዕቲ ዝከፈትዎ ውን ኣብነት ኣሎ። ዋጋ ከፊልና ተከላኪልና ዝተቆጻጸርናዮ መጥቃዕቲ። ካልኣይ ከኣ ናብ ደቀምሓረን ቢሻን ዝወሰድዎ መጥቃዕቲ ውን ካልእ ኣብነት እዩ። ስለዚ ከምቲ ዝበልካዮ ንሕና ንከላከል ጥራይ ኢና ኔርና።ኣጥቂዕና ኣይንፈልጥን ኢና።
@tadessekifle8808
@tadessekifle8808 14 күн бұрын
@@suelg1160 ጽቡቕ ኣለኻ፡ ካብ ድሕሪ ምውጻእ ዓቃቢ ሰላም ከባቢ 2004 ዓም ንደሓር ክሳዕ 2016 ዓም ኣብ ወርሒ ግንቦትን ሰነን (24 ግንቦትን፡ 20 ሰነን ንምርባሽ) ዓመት ዓመት ብቐጻሊ ናይ ዂናት ምትኹታኹን ፈተነን የካይዱ ነይሮም፡፡ ኣብ 2016 ዓም ናይ መወዳእታን ዝተረረትን ፈተነ ኣካይዶም። ኣብ 2015 ዓም ናብ ቢሻን፡ ማይ ዕዳጋን ሚሳይል ተዂሶም። ኩሉ ስረሖም ብኽፋእ ዝተላዕጠጠ ኢዩ። ጀኖሳይድ ኢሎም ዘጽሙና ዘለዉ ሻዕቢያ ምሉእ ትግራይ እንድዩ ተቖጻጺሩዎ ነይሩ ጀኖሳይድ ክገብር እንተዝደሊ ነቶም ኣብተን ከተማታት ዝነበሩ ህዝቢ ከየጽንቶም ደኣ መን ከልኪሉዎ ኢዩ። ናይ ትግራይ ነገር ኩሉ ሃለውለው ኢዩ።
@fitsumtesgay1827
@fitsumtesgay1827 13 күн бұрын
ፈቲዩ አይኮነን ምቅጥቃጥ በዚህዎ እዚ ባንዳ ዳዊት ከበደ ቀስ እንዳበለ ናብቲ ዝደልይዎ ከእትውዎ ስለዝደለዩ እዩ ዘምጸኦ ብመም. አብረሀ አይትፍረዱ ሕማቕ አይትዛረቡ ሓደ መዓልቲ ግን ከም ቀደሙ ሓቂ ሂዙ ከምዝመጽእ አይትጠራጠሩ ምክንያቱም እቲ ሓቂ ቅድም ዝብሎ ዝነበረ እዩ ናይ ሎሚ ቃለ መሕተት ዳርጋ ሽምግለና እዩ ዋላ ሓቂ ይኹን ምስ ጸላእትና አይትኹን እዩ
@merhawijohannes744
@merhawijohannes744 17 күн бұрын
ናይ ዳዊት ሩኡይ ጽልኢ ኣብልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውያኒ ንጹር እንድይ። ናይ መምህር ኣብራሃ ግን ኣብ ቡዝሕ ነገራት ዘይንጹር ወይ ክትገልጾ ዘይትደሊ ጉዳያት ኣለዉ ልዕሊ 80 000 ሺሕ ህዝቢ ንብረቱ ዘሪፍኩም ብዘስካሕክሕ ጭካነ ኣባሪርኩም ን25 ዓመታት ሕጊ ረጊጽኩም ኣብ መረትና ኮፍ ኢልኩም ከይኣክል መንእሰይ ተዘቒቑ ክወጽእን እገዳ ኩሉዓይነት ጌርኩም እንታይሞ ዘይገበርኩም ንኣሽቱ ነገራት ጠቒስካ ዝዓበየ ጉዳያት ገዲፍካ ኣይከውንን እዩ።ስለዚ ብሐቂን ብቅንዕና ተበገሱ
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 15 күн бұрын
I agree,❤this is the problem completely playing inosent it won't work.
@selamawitabraha2409
@selamawitabraha2409 18 күн бұрын
መምህር አብርሃ ብጣዓሚ ለባም ሰብ ኢኻ። እዚ ኩሉ ዓመታት ብጽልኢ ዘሕለፍናዮ ግዜ መደምደሚ ክንገብረሉ አለና። ምእንታናን ምእንቲ ደቅናን! ካብቲ ንስኻ ዘቕረብካዮ መፍትሒ ዝበልጽ የለን።
@teclezghighebreamlakhaile4614
@teclezghighebreamlakhaile4614 17 күн бұрын
💯 Correct 🙏
@neverforget7472
@neverforget7472 12 күн бұрын
Cancer
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 18 күн бұрын
ዳዊት ቴድሮስ ርዩት አሉላ ከበደን ካልኦትን አብ ልዕሊ ኤርትራ ኤርትራዉነትን ዘለኩም ጽልአት አጸቢቕና ንፈልጥ ኢና። ህዝቢ ኤርትራ ካልአይጊዜ ከይዕሾ ንደቓይቕ ትኽስ አይብልን። ብሊሂቃን ተጋሩ ወግሐ ጸብሐ ዝቐርብ ዘረባ ነየናይ ንምረጽ ኢልካ መን ይሕሸና ኢትዮጵያ ዶ ኤርትራ? መንዩ ዝመርጽ መንዩ ዝምረጽ ዝገርም ትምኒት። Think about win win not as choser!!
@amannguse
@amannguse 17 күн бұрын
😂😂😂 ygerm eu nay Tegaru gobogob dekza komalat
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 17 күн бұрын
ወዲ ሓወቦይ ክሕደት መንነት ኣብ መውዳእታ ይወልድ ዓርሰቕትለት። ኣብዚ እዋን ኤርትራውነትን ኢትዮጵያዊነት ዝበሃል ዜግነት ከምዘሎ እዩ እቲ ሓቂ። በቲሓደወገን ከዓ ትግራውነት፡ ኣምሓራውነት፡ ኦሮማውነት፡ ኣፋራውነት ሶማላውነት ዝበሃሉ መንነታት ከምዘለው ኣንዳዕዲዕኻ ትፈልጥ ኢኻ ወዲሓወቦይ። ነዙይከዓ እዩ ዋላ በቶም ዓያሹ መንነቶም ዝኸሓዱ ኣርትራውያን ተጋሩ ዝበሃሉ ኣሕዋቱ ኣብርእሲኡ ሓዊ እንዳተነስነሶ ፡ ብሰብ ጥቕሚ ምብኣስ ተጋሩ(ሰ+ደ) ንዑ ሕዚ ምሳና ኮንኩም ሕነኹ ፍዩ፡ እንተዘየለ ትጠፍኡ እንዳተባህለውን መንነተይማ ባዕለይ ኣየጥፍእን ስለዝበለ እዩ ተከቢቡ ኣብመከራን ፀበባን ወዲቑ ዘሎ እሞ ንኡሽተይ ርእስኻ ኣሕስቦ።
@rufaelb7280
@rufaelb7280 17 күн бұрын
​@@meronmekonen8828ስምዓኒ ዝሓወይ፡ መን ምዃንካ(መንነትካ) ብብሄርካ ጥራይ ኢኻ ትገልጾ፧
@eyobamine3557
@eyobamine3557 15 күн бұрын
ምህር ኣብርሃ ተኽለ ቅድሚ ሕጂ ብፍላይ እዛ እግሪ ባዴላ መድህን እመት ምጥራ ዝህቦም ዝነበረ መልስታት ናብ ሓቂ ዝተጸገዐ ትግራዋይ የምስሎ ኔሩ ሰብውን ምትብባዕ ክገብረሉ ጀሚሩ እንተኾነ ኣብዚ ናይ ሎሚ መሕትቱቱ ምስዚ ጉሒላ ጁንታ ዳዊት ኣይግድን ኣፉራሪሔሞ ግዲ ኮይኖም ፍጹም ተቐይሩ ሓቂ ክሸፋፍን ሰሚዕናዮ ኣለና ብኽብረትካ ብዛዕባ ኤርትራ ኣፍካ ሓዘልና ሽሕ እንተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመኖ ንትግራዋይ ኮይንና ኣሎ.
@hgfana6731
@hgfana6731 18 күн бұрын
መምህር አብርሃ ብሱልን ቅቡልን አተሐሳስባን አተኢላልያ ፅልእን ረብሓ ትግራይ መሰረት ዝገበረ🙏
@smk124
@smk124 18 күн бұрын
መምህር ኣብራሃም፡ ብጣዕሚ ለባም፡ በሊሕ, most of all very professional 💯%
@teclezghighebreamlakhaile4614
@teclezghighebreamlakhaile4614 17 күн бұрын
💯% correct 🙏
@freweinighidey4554
@freweinighidey4554 14 күн бұрын
Very true, God bless him for speaking the truth🙏🙏🙏
@zenzen7104
@zenzen7104 16 күн бұрын
ምሳኹም ወላሐኒቲ ዘራኽቡ የቡልናን ን20 ዓመት ቡሰንኹም ሕዝብና አቡ ሽግሪ ከምዝወደቀ አይረሳዕናዬን
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 14 күн бұрын
@AaFr44
@AaFr44 11 күн бұрын
ሓቂ ተዛሪብካ ወገነይ ክንኣምኖም የብልናን ደፊርና ሓቀኛ ጸላእትና ምዃኖም ክንገልጾም ኣለና።ህግ ኣራት ኪሎ የእትይዎም ጠሊመሞ ካብዚኦም ጽቡቅ ዝርከብ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetbelai2070
@ghenetbelai2070 17 күн бұрын
Thank you እዚኦም ትክ እንተበሉ ከም ማዕጺድ እዩም🇪🇷 ዘሐጉስ አገላልጻካ/ ኪ ወዲ ኤረይ እንበሳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AaFr44
@AaFr44 11 күн бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DejenHadgu
@DejenHadgu 5 күн бұрын
Chid dokoro diqala men u ke eritrawi ke 😁😁😁?
@ማርያምጸመርጻዕዳ
@ማርያምጸመርጻዕዳ Күн бұрын
​@@DejenHadgu ድቃላ መን ድዩ ዊዒጊን።
@DejenHadgu
@DejenHadgu Күн бұрын
@ማርያምጸመርጻዕዳ 😄😄😄😄 ata doqoro diqala dembiay da ana ewe wigin nisika ke .🙊 dembino wedi maluk tifu meninet
@ማርያምጸመርጻዕዳ
@ማርያምጸመርጻዕዳ Күн бұрын
@@DejenHadgu ዊዒጊን።
@astermogos3105
@astermogos3105 18 күн бұрын
Peaceful country in east Africa is Eritrea 🇪🇷 🙏 😌 ✨️ 👌 ❤️ 🇪🇷 🙏 😌 ✨️ 👌 ❤️ 🇪🇷 🙏 😌 ✨️ 👌 ❤️ 🇪🇷 🙏 😌 ✨️ 👌 ❤️ 🇪🇷 🙏 😌 ✨️ 👌 ❤️ 🇪🇷
@onelove-w1l
@onelove-w1l 18 күн бұрын
ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ላ ብዛላበሳ ረሲዕኽሞ መቃብር ሓርበኛ ምፍሓር ረሲዕኽሞ ናይ ደብሪጽ ዘረባ እዘን ምሳይል ክብል ከሎ ኢሰያስ ኢድካ ሃብ ክብል ከሎ 80 ሽሕ ሕብሪ ዓይንኩም ከተማታት ኤርትራ ክዝረፍ ረሲዕክሞ ምስጢር ትግራይ ክፍታሕ እተ ደሊኩም ን ጻድቃን ኣሲርኩም ኣላፋልፍዎ ምስጢር ኣመሪካ ክፍትሓልኩም ኢዩ ትግራይ 10 ዓመት ዘብልዕ ዶላር ክትረክቡ ኢኩም ንስኩም ተቀናዕኩም ከም ማዕጺድ ኣይትኩኑ ሓቂ ፍተው ክንፈትወኩምን ክንተሓጋግዝ ተደሊኩም ክልል ምካንኩም ከኣ ዘክሩ ዘረባና ምስ መንግስቲ ኢዩ ምጥራር ክኣ ነዮ በልዎ ክጥዕመኩም ሕሶት ኣቃርጹ ዕጥቂ ፍትሑ ኩሉ ክምለሰኩም ተደሊኩም ሃቡ ክዋሃበኩም
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 17 күн бұрын
ተደምረናል ዶ አይበልኩምን ብዛዕባ አየነይቲ ኤርትራ ኢያ???ተደምረናል😂😂😂😂😂
@ghenetbelai2070
@ghenetbelai2070 17 күн бұрын
Thanks one love እታ ሐቃ ሂብካዩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@onelove-w1l
@onelove-w1l 17 күн бұрын
@@mizaanberhane4002 ሓሳድ ለዝቢያን ሳሬት ኣጉላዕ ብከመይ ድዩ ዝርዳኩም ሰላም ምስ ኮነ ምፍካር ጀሚርኩም ክልል ምካንኩም ረሲዕኩም እቲ ሓቂ ንሱ ኣይኮነን ስራሕ ኣመሪካን ዶላርን ሃብትን ኢዩ ስለዚ ንህዝቢ ትግራይ ኣይምልከቶን ኢዩ ትፈልጥዎ ዲኩም ዉክልና ኪናት ኢዩ ንስኩም ፈንጺሕና ትብሉ ሓለፍትኩም ድማ ዶላር ይክቡ ፐላሶ ገዛዉቲ ይገዝኡ ኣብ ከምዚኣ ወዲቅኩም ኤድስ ዝኮኑ ክልል ምስ ኣያኩም ኣይትዛረቡ ተሰትሩ ካሕሳና ከይከብደኩም
@genetn366
@genetn366 16 күн бұрын
​@@mizaanberhane4002ንስኻስ ኣብይ ኣብይ እንዶ የብለካ የሎን። ተደምረናል እንተበልና ንወያኔ ንምህራም ኢዩ ኔሩ፡ ሎሚ ወያኔ ኣቤላ?
@misghinaghebre9419
@misghinaghebre9419 18 күн бұрын
ኤርትራውነትና ይዓምብብ፡ ኤርትራውነት ዘይዋሓጠሉ ትግራዋይ እንተሎ ጋሕ ይበል❤።
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 18 күн бұрын
ሃገረ ኤርትራ መንዩ ኣረኪቡካ? ተማሂርካ እንኾይንካ ታሪኽ ኣንብብ
@shndwa148
@shndwa148 18 күн бұрын
​@@berheteklehaimanot9489ቀያሕትን ጸለምትን ደቃ ከፊላ ናጻ ሃገር ኮይና። እዛ ሓቂ እዚ ታኒካ ማይ ቀሪብካ ዋሓጣ። ብድሕሪ እዚ ንሰላም ድለያ እሞ፡ ኩልና ክንሳማማዕ።
@gamy-y3q123
@gamy-y3q123 17 күн бұрын
ሀሳስ
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 16 күн бұрын
​@@berheteklehaimanot9489ትግራዋይ ክልሉ ዘየወሓሰስ ሃገር ክሕበና 😂😂😂😂😂 አቅምኩም ፍለጡ
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 16 күн бұрын
@@misghinaghebre9419 ንነብስኻ ጋሕ ተብላለኻ 😄 ኣንታ ዘይፈልጥ
@Josephsol55
@Josephsol55 18 күн бұрын
ምስ መሉእ ኣኽብሮት መምህር ኣብርሃ ብትግራይ ወገን ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን እየ ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ኣላ ብዛላምበሳ እንዳተደርፈ ገለልተኛ ኾይኑ ኤርትራዊ ክጽበየኩም ምሕሳብ ቅቡል ኣይኮነን። 20 ዓመት ኣይኲናት ኣይ ሰላም መንእሰይ ኤርትራ ጓሕጒሕካ ምውጻእ 90ሽሕ ህዝቢ ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለናን ኢልካ ንብረቶም ገፊፍካ ክትሰጎም ከተብቅዕ ሕጂ ተመሊስኩም ንኤርትራውያን ክትከሱ ኣዝዩ ዝገርም እዩ 😂😂😂
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 14 күн бұрын
ሓቀኛ ትግራዋይ የለን። ትኽ እንተበለ ከም ማዕጺድ!
@wedihager5194
@wedihager5194 18 күн бұрын
መጀመርታ: ኣብ ትግራይ " ጀኖሳይድ " ተኻይዱ ድዩ ? በየናይ መለክዒ? ታሪኻዊ : ዓለም ለኻዊ ሕግጋትን ኖርምን ? 😊 መርትዖ የለን! መምህር ሐደ ጸግዒ ዘለዎ ምስ ወያነ ዝወገነ ሐቅነት ዘይብሉ መጽናዕታዊ ምድላው ኢኻ ጌርካ። ወያነ ኤርትራ ዘካለለ ማንፌስቶ ዓባይ ትግራይ ድሒሩ GTZ ዘሕተሞ መሬት ኤርትራ ዝጠረረ ማፕ ከ ናበይ ከተብሎ😊 ወያነ ትግራይ 100ሺሕ ሲቭል ኤርትራዊ ካብ ኢትዮጵያ "ናይ ዓይንኹም ቀለም..." ተባሂሎም ዝተባረ ሩ ቖልዓ ሰበይቲ ኸ?? ተጋሩ አብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊታ አብ ልዕሊ ኤርትራውያን መናእሰይ ዘውረደቶ ዕንወትከ???? አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተአወጀ እገዳኸ😊 😅ካን ረሲዕክምዎ 😅 እንታሪኻዊ ርክብ ሻዕብያን ማሌሊትን ግን አብዘይትፈልጦ ምቁምጣዕ ከይኮነካ ግደፎ።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 18 күн бұрын
Ayee stupid Hegdef
@sabagebru6850
@sabagebru6850 18 күн бұрын
ሻብያ መቼ ያምናል ምን ያልስራው ነገር አለ የበ ቀል አምላክ እግዚአብሔር ነው እርሱም ይበቀላል ዝም አይልም አሜን 🙏🙏🙏
@sabagebru6850
@sabagebru6850 18 күн бұрын
አሁንም የሻቢያ ደጋፊ ይባርራል ለሀገር ደህንነት ሲባል እናንተ የራሳችሁን ክፋት አትናገሩም ሻብያ እኮ ከ ኢትዮጵያ በፊት ኢትዮጵያውያንን ከ አስብ ሆነ ከ አስመራ ቀድሞ ነው ያባርራቸው ንብርታቸውን ቀምቶ የጥርስ ወርቃቸውን ሳይቀር እናንተ ሁሌም እራሳችሁን ፃድቅ ነው የምታርጉት አሁንም ለሀገር ደህንነት ሲባል የሻቢያ ደጋፊ መባርር ነው ያለ በት አንድም ኢትዮጵያዊ ኤርትራ ውስጥ አይኖርም ስለዚ የሻቢያ ደጋፊ የሆነ ሁሉም ከ ኢትዮጵያ መውጣት ነው ያለባቸው ውጡ ሻቢያ የኢትዮጵያ ጠላቶች ናቸው 👺❌
@Afom-jd2gh
@Afom-jd2gh 18 күн бұрын
ንደንቆሮ መልሲ ምሃብ ግቡእ እዩ ኢለ አይኣምንን እንዘኾነ ግን ንመንበብቲ መብርሂ ምውካስ ዝሓሸ እዩ። ህበይስ'ያ ማዓኮራ ዘይረኣየትስ.... ህግደፍ እግሩ ከይተኸለ ፈጢኑ ብቀዳምነት ዝተግበሮ ተጋሩ ወርቆም እናገፈፈ ካብ ኤርትራ ምብራር ኔሩ። እቲ ኻልእ ዓባይ ትግራይ ናይ ምምስራት ማኒፌስቶ ዝምልከት መብት እዩ። ያው ህግደፍ መብት ረጊፁ ህዝቢ ኤርትራ ከም ውልቀ ንብረቱ ወኒኑ ዝበልዖ ፣ ዝዝረቦ ጥራሕ ዝሓስቦ ውን ዝቆፃፀሮ አብ እሱር ዝርከብ ህዝቢ እዩ። እተኾነ ግን ውልቀ ሰብ ይኹን ጉጅለ ወይ ውዳበ ዝመሰሎ መቃለሲ አታሓሳስባ ሒዙ ክቃለስ መብት እዩ። እንተደልዩ ዓባይ ትግራይ እንተደልዪ ዓባይ ኤርትራ ወይ ዓባይ ኢትዮጵያ እቲ ቁም ነገር ህዝቢ ዘቃልስነ ዝተቀበሎን ክኾን ይግባእ። ከም ህግደፍ ዝመሰለ ጨፍጫፊ መንግስቲ ዝሕለም አይኮነን። ርክብ ሕወሓትን ህግደፍን ዝምልከት ናዓና ንዲሞክራሲያውያን ግልፂ እዩ ነይሩ።ህግደፍ ካብ መፈጠሩ ፀረ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ውዳበ ኔይሩ ንህዝቢ ትግራይ ድማ ክፀንት ዝወሰነሉ በካዕ ታሪኽ ዝተቆርሓ ውዳበ እዩ እቲ ሓቂ እዙይ እዩ። ተጋሩ ንህግደፍ እንፀልኦን ክጠፍእ'ውን ዝነበሮ ብመራሕቲ ሕወሓት ክፀንሕ ዝተገበረ ሓደገኛ ፀረ ህዝቢ እዩ።
@ghenetbelai2070
@ghenetbelai2070 17 күн бұрын
Thank you ኤሪትራዊ/ዊት አንበሴ ግርም መልሲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MohamSalih
@MohamSalih 18 күн бұрын
Mr. Abraha, Allah bless you ! Peace person keep it up You are the winner🏆 any people need peace peace .....
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 18 күн бұрын
" መጸጸት " ኣምሓርኛ " ምጽጻት " ትግሓርኛ " ምጥዓስ " ትግርኛ
@amanuda895
@amanuda895 18 күн бұрын
ዓቅምኹም ነብስኹም ኣይትፈልጡን ኢኹም ,መን ኢዩ ንህዝቢ ትግራይ ካብቲ ተሃንዲዱ ሕኒኡ ክፈዲ ከጽንቶ ዝመጸ ሓይሊ ዝተኸላኸለሉን ደጀን ዝኾኖ ???? እብ ትሕቲ ናይ ህወሓት ሰራዊት ኣየነይተን ከተማ ኢያ ኣብትሕቲ ቁጽጽሮም ኔራ ???? ሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ሕማቅ ክገብር ድሌት እንተዝነብሮ መን ድኣ ሒዝዎ ??? ክሕደት ,ጥልመት , ሓሶት ምሳኹም ስለዝኾነ ዝበልኩም እንተበልኩም ዋጋ ኣይንህብን:: ምሳኹም ክህልወና ዝኽእል ርክብ ብ እዚ ግበሩ እዚ ትገብሩ ኢዩ ::
@girmalemyohannes6636
@girmalemyohannes6636 18 күн бұрын
ን27 ዓመት ዘራያት ኣምጺካ(ኣመሪካን ምዕራባውያንን) ንኤርትራ (ገንሸል ጌርካ ) ብእገዳን ብኩናት ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽነተት ትግራይ። ሕጂ ዓይኻ ብጨው ሓጺብካ ንጹህ ከም ማይ ንግሆ ክትመስል ምፍታንን ኩሉ ሓጥያት ናብ ኤርትራ ምድርባይ ኣሽካዕላል ኢዩ።
@ኣጀፈፈተ1770
@ኣጀፈፈተ1770 18 күн бұрын
ኤርትራ ሐዚ ምንም ከምዘይትውረር ምንም ዋስትና የብላን። ስለዚ ናይ ሐዚ እንትዛረብ ባዕሉ እኹል አጀንዳ ነይሩካ። ሐዚ ዓድኻ አውሕስ።
@loveelroi4453
@loveelroi4453 18 күн бұрын
⁠@@ኣጀፈፈተ1770ኤርትራ እሞ ሻዕቢያ ወይ አይፈለጥካዮን አለኻ ወይ ረሲዕካዮም አለኻ.. ትማሊ ያ ኮ ን ማለሊት ጨፍጪፋ ንብረቶም ዘሚታ ተመሊሳ መጺያ, ኤርትራ ከም ቀደም አላ ኢልካ ትሓስብ ተለኻ ተጋጊኻ...ታ ናይ ሓዊ ኩዕሶ ኮ ደርቢናያ ናባኹም እንተተረዲኢኩም... ኤርትራ ጎብለል ምስ ዓበይቲ ሀገራት ወጺያ ያ, ንስኹም ኮ አይተረደአኩሙን ዩ ዘሎ.. ኤርትራ ተተኪሳ ያ..ዕቤት ኤርትራ ዘርክብ አፍሪቃ አይክሁሉን ዩ ካብ ሎሚ.. ጊዚኡ ጊዜ ኤርትራ ያ.. ጊዜኹም ከአ ዚአ ንርእያ ዘለና ያ.. ጠዓምዋ እምበር.. ዓባይ ትግራይ ቀርያ ያ.. ሕልሚ ደርሆ ኮይና ያ.. ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጥራይ ያ... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabagebru6850
@sabagebru6850 17 күн бұрын
ሻቢያ አይታመንም 🤑👺
@dddwww1948
@dddwww1948 17 күн бұрын
@@ኣጀፈፈተ1770ኣጆኻ፤ ኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ዓመታት ንኤርትራውያን ክተጥፍእ ዜይገበረቶ ነገር የለን። ኤርትራ ግን ኣምላኻ ሒዛ፤ ንኹሎም ጸላእታ ትሕቲ ጉድጓድ የእትያቶም እዩያ። ኣምላኽ ኤርትራ ዋዛ ኬይመስለካ። እግዚኣብሔር ካኣ ሓቀኛ ፈራዳይ እዩ።
@meshageria4652
@meshageria4652 17 күн бұрын
@@ኣጀፈፈተ1770 misfetene aba yirekba. aykonen'do zitegojajelet gesret Ethiopia mexia, woyane afar alo belo Amhara alo belo endabelet zimexetlu kunat kindey seba atfia kemzitehamsheshkin aytresie. Lomi kea kula hizbi Eritrea xelaiu begiltisi felitu iyu. Ninefska hiseb.
@mebrakhiyabu5549
@mebrakhiyabu5549 15 күн бұрын
እሰይ ዝሐወይ ተባረክ ብጣእሚ እየ ዘመስግነካ ለባም ወዲ ለባማት ኢካ ዝብላእ ዘረባ አነ ኢርትራዊት እየ ን ተጋሩ በሐቂ ዘክብሮም መራሕትና ረጉማት እዮም ቀልካ ይሰማእ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk 15 күн бұрын
Algis gwahf medanageri 🐍
@semeregebre2835
@semeregebre2835 18 күн бұрын
መምህር ኣብረሃ ተኽሉ ብሓቂ ኣስተውዒሉ ዝዛረብ ብሽም elite ዘይሽቅጥ ካብ ኣብ ኣውራጃውነት ነፃ ኮይኑ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ብቁኑእ ሓሳብ ዝሙጉት ዘሎ ተስፋ ዘለዎ ትግረዋይ እዩ።
@aneeri6921
@aneeri6921 18 күн бұрын
ጨናዊ ን25 ዓመት ኣይንላዕሊ ኣይንታሕቲ ብሰንኩኩም ምኳኑ ጎሲካ ክትሓልፍ ወስላታ ሕጂ ውን ጽልኢ ኢካ ትዘርእ ዘለካ ናብ ፍርዲ እንድሕር ከይድካ ፋይናል ኤንድ ባይንድንግ ስለምታይ በቲ ብይን ክፍጸም ነይርዎ ንስኩም ግን ከም ማዕጺድ ሓንኪልኩም ሒዝኩም ሕጂ ውን ጽልኢ ኣይትንዛሕ ዩቲበር ወስላታ
@seidedris3325
@seidedris3325 17 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ
@ወዲዑቑቤጊላህዝቡ 15 күн бұрын
ብፍላይ ይንዕቁና እዮም ትብል ናይ ተጋሩ ኣሕዋትና ንውርምና ክትጠፍእ ኣለዋ።
@AaFr44
@AaFr44 11 күн бұрын
የሕዋትና ኣይ ኮኑን ተጋሩ ሓቀኛ ጸላእትና ጥራይ ኢዮም ካብ ዓለም ሙሉእ
@abrehaleKebedom
@abrehaleKebedom 16 күн бұрын
መምህር ኣብራሃ ኣብ ታ ሓቂ ሙማት ምሓሽካ ኣይግድን ኣዚ ኩሉ ብወገን ባረንቱ ጾሮና ኣዲኻላ ዝወረደ ግፍዒ ሰጊርካዮ ድሓር ከኣ ንቀደም ምስ ወያነ ክዕረቕ ኔርዎ ኢልካ ካብ ኣዲስ ላብቶፕ ጥራይ ሒዝና ወጽዮም እኮ ይብለካ ኣሎ ምስ ባዓል ልብቶፕ ትማያየጥ ዲካ 20 ዓመት ቀሊል ጌርካዮ ክባን ዕጽዋን ዝገርም ኣፍደገ ኣዲሳበባ ምስ በጸሐ ክኣ ሻዕብያ መሊስዎ ምኽንያቱ ዉሕስነት ኣተሰሞዖን ናይ ኣቦታትና ማሓቡሮም ቆሪጽኩም ዝሰደድ ኩሞም ተረሲዑ መስለካ
@mullern8179
@mullern8179 18 күн бұрын
ሻዕብያ ንባድመ ብታንኪ ዝአተው ህውሓት ክረዳድኡ ንዝኸዱ 8 ተጋደልቲ ምስ ቀንጸለት እዩ።
@belaynehteshome7462
@belaynehteshome7462 18 күн бұрын
Waaawu Dr. Abreham absolutly intelligent
@teclezghighebreamlakhaile4614
@teclezghighebreamlakhaile4614 17 күн бұрын
👉💯 True 🙏
@SemereZeccarias
@SemereZeccarias 17 күн бұрын
Abrham,s idea is the only way that Eritrea and tigrai live as brothers as good neigbours as twp nations with the same destiny
@GebreselassieTesfazghi
@GebreselassieTesfazghi 18 күн бұрын
ድሕሪ ቃልሲ ምዝዛሙ፣ብኹሉ ሸነኻቱ ዝጠለመ፣ወያነ ኢዩ!!!
@ArsemaAylu
@ArsemaAylu 13 күн бұрын
መምህር ኣብራሃ ብጣዕሚ ጹፉፍ ኣጋላልጻ ቀጽሎ። 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪
@yohannes4558
@yohannes4558 18 күн бұрын
ግፍዕታት ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ 👉ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጉ ጀመሩ። 👉 ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ 👉July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግን ከባቢኡ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። 👉October 17,1997 tplf ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት። 👉may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ ፡ 8 ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። 👉may 13 1998 በባደመ ኣስቢብካ ብኩሉ ዶብ ምእዋጅ ውግእ፡ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ተጌሩ። 👉 መቓብር ስውኣት ኣብ ሻምብቆን ቶኾምብያን ብወያነ ኣይተፋሕረን ዲዩ?፡ ከምኡ እውን ልዕሊ 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ኣፍሪስኩሞ 👉 ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዝነበረ ዱር ፡መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ቀላጥ መሬት ኮይኑ ድማ ተረፈ 👉 ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ራሲኹም ኣየባረርኩሞን ዲኹም? ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? 👉 ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? 👉 ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ?ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ፡ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ ፡Bsha ወርቂ ምጻእ ምስ ጀመረ ብ2015 ብሚሳይል ደብዲብኩሞ ከምኡ ናይ ኣጽዋር መኽዝን ማይ ዕዳጋ? 👉 ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ካብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? 👉 Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያትን ትሕቲ ዕድመ ኣይበከልኩምን ዲኹም ? 👉ን10 ዓመታት ዝቀጸለ ዕጽዋን ክባን፡ ህዝብናን መንግስትን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ኢትዮጵያ ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? 👉ብናትኩም ሓሶት ተንኮልን ቅንእን ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? 👉ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ፡ኤርትራ ንኸይትህሉ ክጸንት ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? 👉ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ-ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ-?ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ወደብ እዩ(ገብሩ ኣስራት ከም ዝበሎ ኤርትራ ሲንጋቡር ከይትኸውን እቲ ውግእ ተኻይዱ)-? ናይ ወደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ፡ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም 👉ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ነቲ 2018 ደመጸ ሰላም ኣይዓንቀፍኩ ዲኹም? 👉 ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብልዮናት ብር ገንዝብ ህዝቢ ኤርትራ ምልዋጥ ኣቢኹም፡ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና። 👉ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ እዳኮኑ ተጋሲሶመን። 👉ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም። 👉ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ 👉 ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ 👉 ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ 👉 ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ 👉ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ። 👉 ኣብ Hegue ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ የግባይ ዘይብሉ ዝተፈርደ ፈርዲ ነጺኩም ፡ን20ዓመታት ባድመን ካልኦት ዓድታትን ተቆጻጺርኩም ፡እቲ ህዝቢ መረበቱ ገዲፉ ኣደዳ ስደትን ምዝንባል ኮይኑ ከየኣኽሎ ኣብ ጾሮና ኮነ ኣብ ካልእ ቦታታት ፡ዓመት- ዓመት ኣብ ምዓልቲ ናጽነት ውግእ እንዳኽፈትኩም ኣጋፍዕኩሞ። 👉ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣብይ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይንኩም ፡ክሳብ ፕረሲደንት ንድብረጼን ውግእ ኣይድልዮኩምን ምባል ምዒድዎ። 👉 ኣብ 2020ኣብ ኣኹሱም ነቶም ንወጻኢ ክኸዱ ኣብ ኣክስም ዝነበሩ 19መንእሰያት፡ከካብ ገዝኦም ኣውጺኦም፡ኣብ ማእከል ሕዝቢ ኣኹሱም ቀቲሎም ን2 ምዓልቲ ሬሳ ተሰጢሑ ከይተቀብረ ብምጽናሕ፡ኑራ ስብኣያ ኣብ ቅድሚ ዓይና ምስኦም ቀቲሎም ከይኣክሎም፡ንኑራ ሓራስ ኣብቲ እዋን 8 ሰባት ተጋሲሶማ 👉 ብሚሲይል ምድብዳብን ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . . ብዙሕ ግፊዒ ተጌሩ። 👉 ካብ 10ኪሎ ወርቂ ምፍሓር ሓደ ኤርትራዊ ሕጅካ ምሻጥ ( human trafficking) ኣርሜን ሳዲስቲ ሰራሕ ፈጺምኩም። ኣወሃሃዲ ብንያም
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 18 күн бұрын
ትአምራት ፖለቲካዊ ትንታናን ጭብጥታትን።
@SKloveEri
@SKloveEri 18 күн бұрын
2 adi mulue hezbi mulue mealti keqetlewom wialom kab negho kesab meshet axnitomom And Ab hanti adi kea netiom asebuten and awedat qetilemom netien awaled anesti deqi 2 amet delewen adetat akibom ab geza kexawetulen wialom hadirom nay mewedeata kekedu kelewu hawi andidomen mes deqi 2 amet deqi 8 werhi nekulom
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 18 күн бұрын
ሕራይ ናትኩም በደላት'ከ ? 🤮
@KheliloOsman
@KheliloOsman 18 күн бұрын
እዚ ሓሶት ናይ ዓጋመ ኢስያስ እዩ።
@warsai9429
@warsai9429 18 күн бұрын
Clearly written articles! Keep it up! TPLF's crimes are so huge 😈
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 14 күн бұрын
ውግአ መልዓሊ አቶም ንዝርርብ ናብ ባደመ ዝኸዱ ብወያኔ ተቀቲሎ አብ ባድመ።
@KeseteKidane-t3s
@KeseteKidane-t3s 18 күн бұрын
Abrha Tekulu the best political analyst for Tigirai and Eritrea we need peace. Please we need both Tplf and Edpf to fix this fragile politics. We need peace we need peace
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 14 күн бұрын
ዝንቡዕ መግለጺ ካብቲ ሓቀኛ ክበሃል ዝቐነየ ሰብ። ምኽንያቱ ዝተወከሶም መጽሓፍቲ ናይ ሓሶት ታሪኽ እዮም።
@Eritrea-xz2pw
@Eritrea-xz2pw 17 күн бұрын
Little thinking about tegaru what you did over the Eritreans 1998 - 2000.so we are not forget
@henokefrem5021
@henokefrem5021 3 күн бұрын
ዳዊት ን መምህር ኣብ ጽልኢ ይእትው እዩ ኢሉ ዝሓሰቦም ሕቶታት ይሓቶ እንታይ እሞ ካብ ምህሮስ ይእምሮ እንዶ ኢሎም መምህር እቲ ብጻዕሩ ዝረኸቦ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኮነ ፈጣሪ ዝዓደሎ ኣእምሮ ውን ብሉጽ እዩ ዓይነቱ እንበር ጅግና ጅግና በዓል ቁምነገር ፍጹም ዘይደናገር ኣደ ወሊዳ ትምከን እንካይ ክኾኑ ገበታ ❤️❤️❤️🤴
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 16 күн бұрын
Thank you for inviting this logical and wise professor to your channel.Professor Abrha keep up your job .A lot of Eritreans🇪🇷we support you because your analysis is very different when it comes to Eritrea hopefully other Tigrains learn something from you.please work hard to bring peace between Eritrean and Tigrain people.God bless you.
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 15 күн бұрын
No More
@soloyoha01
@soloyoha01 14 күн бұрын
መምህር አብርሃ ሓቂ ሸፊንካ ምሕለፍካ ዝሐዝን ኢዪ ዳዊት ግና ደመኛ ፀሊኢ ሕዘቢ ኢካ የወጋ ቢርሣ የተወጋ አይረሳም ። ሽህ እንተኾነ ሕያዋይ አይተዐምኖ ነትግራዎይ ።
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
@CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 13 күн бұрын
ኤኮኖሚ እውን ኣይኮነን። ወያነ ብምዕራባውያን ተላኢኹ ዝገበሮ ምዃኑ መንግስተሰማይ የዋርሶ መለስ ነጊሩና እዩ ።
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 15 күн бұрын
ተጋሩ ከመይ ጌሩ እዮ ህዝቢ ኤርትራ ንተጋሩ ከአምን። መምህር ክተልዕሎ ዘይደለካ አብ ባድመ ንሰላም ክዛራረብ አብታ ዝራከብሉ ቦታ ነ 9 ተጋደልቲ ዝረሸንኩምዋም አታሊልኩም ተካሩ ክንዲ ሰላም ረሺንኩሙዋም ።ተጋሩ በሃቂ ሰላም ትህብ አይኳንኩምን።
@selemunzereamariam6871
@selemunzereamariam6871 12 күн бұрын
Kulu Gizye tgray ab guezo 2karana mengedi ena agatema xenihu bau menxr betwesdo gega wsane kebid waga ktkefl xenihan alan slezi kem Baal memhr Abraha bzgbae ente serihomlu netbe mekeyro tesfa kem zelo yrayeka.
@biniamdawit8647
@biniamdawit8647 18 күн бұрын
ሻዕብያ መጀመርያ ዝተጠልመ ምኳኑ ኩሉ ትግራዋይ ክርድኦ ዘሎዎ ኣተሓሳስባ እዩ፡ ተመሊስካ ክፍተሽ ዘሎዎ ጉዳይ እዩ፡ መምህር ኣብርሃ ግን ከይትጋገ ሻዕብያ ህግደፍ መንግስቲ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ሓደ እዩ።
@kibreabhabtemariam5386
@kibreabhabtemariam5386 9 күн бұрын
መምህር ኣብርሃም ቅንዕና ሕዝካ ስለ ትምድር እግዝኣቢሄር ይደግፍካ። ሰላማዊ ምዃን ንባዕሉ ጸገም እዩ ንግዚኡ።
@medhanierezene9295
@medhanierezene9295 15 күн бұрын
ዳዊት ሎቅማጽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክንደይ ኤርትራውያን ኣእሲርካን ኣከላቢትካን። ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ህዚቢ ኤርትራ ዘሕለፎ መከራ ይኽፍእ ስለዚ ምስ ኤርትራ ሰላም ምግባርኩም ቀዳማይ ረብሓ ንዓኹም እምበር ን ህዝቢ ኤርትራ ኣይንታይዩ እዩ ወላ ካብ ልብኹም ሰላም ተበልኩም ህዝብን ምንግስትን ኤርትራ ኣይኣምነኩምን እዩ። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሓያል ስለ ዝኾነ እዩ ነዚ ኩሉ ብሰንክኹም ዝመጸ ን 20 ዓመት እገዳን( ዕጽዋን ክባን) መንእሰይ ክስደድ ዝገብርኩምን ሰጊሩ ብ ሓይሉ ዝነብር ዘሎ። ኤርትራን ኤርትራውነትን 🇪🇷 ንዘልኣለም ክነብር እዩ።
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 17 күн бұрын
ረስዑና ኣይንደልየኩምን ኢና ፡ ገገዛና ንሓሉ፡ ካባኹም ክሳራ እምበር መኽሰብ የለን፡ ጠላማት ኢኹም።
@shabayt6274
@shabayt6274 17 күн бұрын
ዳዊት ክርዳኣካ ዘለዉ፡ ህወሓት ወይ ህግደፍ እንታይ ይብሉ ዘይኮነ ፡ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን እንታይ ይደሊ ኢዩ። መምህር ኣምላኽ ጥዕና የብዛሓልካ ለባም ሰብ።
@neverforget7472
@neverforget7472 12 күн бұрын
ዝብእስ ሰጋብ ዝድልድል ይሕንክስ እዩ ነገሩ.
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 14 күн бұрын
ሚሳይል ንህዝቢ ኤርትራ ዕንበባ ኮይኑ። ከመይ ድበልዎ ጠንባር ሰብ እዩ?
@gihonconstruction651
@gihonconstruction651 18 күн бұрын
መምህር ኣብ ኣጀማምራ ጠንቂ እቲ ሽግር ብስሩ ተዛቢዑ ኣሎ ፍጺም ኣተጠቅሰን ጠንቂ ወያነ እዩ ግደፉ ኮለል ኣንበል ንቅድሚት ንርኤ ጽብቅ ግን ብእሬትራ ግን ኣተረዳእኩኩምንና ኣለኩም፡
@berakywoldegebriel2168
@berakywoldegebriel2168 11 күн бұрын
ተጋሩን ካልእ ህዝብታት ኢትዮጵያን ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሓቲትኩም ካሕሳ ምስካሓስኩም ድሕሪ ኡ ቀዋሚ ናይ ሰላም ውዕል ምስፈረምኩም ( permanent peace treaty) ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰፍን እዩ።
@loulgebremedhin8834
@loulgebremedhin8834 16 күн бұрын
Abraham you are amazing great man You tell the truth
@zarahagos
@zarahagos 18 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ተጋሩ ክትፍልጥዎ ዘለኩም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈተምኩሞ ጆነዛይድ ናይ 100 ዓመት ታሓተቲ ኢኹም ክነረኩም, ዘይትፈልጥዎ እንተኾንኩም ሓዝ, ጸላም ሰንበት ኣቑርደት ብኣሽሓት ዝቁፀሩ እኣደብርም ልዕሊ 400 በሽሓት ዝቑፀራ ከባቢ አስመራ ሰሜናዊ ቀይሕ ብሃሪ ኽሳብ ሕጂ በርሱ ዘሎ ሕንጽ ኻብ ባረንቱ ምቃብር ስዋኣት ከይሓደኩም ዝፋሕተርኩም ነዚ ዝርስዕ እንታሃልዩ ንንብሱ ጥርይ ይሕተት, ኣብርሃ ግን ቀጽሎ ❤️❤️ንሰላም ዘይደሊ ህዝቢ የለን እንተ ወዲ ከበደ ከዳዕ ግን ብሓደ ኣለና ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ 😂😂
@DerHerrkommtbald-m3k
@DerHerrkommtbald-m3k 18 күн бұрын
ኤርትራዉያን + ትግራዋይ = 1 Family በጃኲም ሰላም ሰላም ሰላም ንኵሉና ትግራዋይን ኤርትራዉያን is our grace
@loveelroi4453
@loveelroi4453 18 күн бұрын
ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን 1 አይኮናን ጎሮባብቲ ኢና, አይትለኩሙና... 1 ፋሚሊ አይኮናን.. ንስኻ እንነኾንካ ሽግር የለን..ንኤርትራዉያን ግን አይትለኩሙና
@sabagebru6850
@sabagebru6850 17 күн бұрын
እመኑኝ ዘርኞች የ እግዚአብሔርን መንግስት አይወርሱም ሁለም የ አዳም ልጅ እኩል ነው እንደ ስው አስቡ ስው ሁኑ
@loveelroi4453
@loveelroi4453 17 күн бұрын
@@sabagebru6850 ብመሬትካን ብሰበይትኻን አይትደራደር ይብል ዩ ባይቡል...
@naliru6096
@naliru6096 17 күн бұрын
ምሽዶ?
@meshageria4652
@meshageria4652 17 күн бұрын
bimintay ina hade family zeblena eske?
@ZeradawitSenayAraia
@ZeradawitSenayAraia 17 күн бұрын
በጆኹም ንዝወዲ እዙይ ፂን ኢልና እንስማዓዮ ካልቢ ንረዳኣዮ he is an icon of peace man .I always appreciate this man ❤❤❤
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 18 күн бұрын
መ/ም ኣብርሃ ዝተዛረብካዮ ኩሉ ህዝቢ ዝማእከሉ ናይ ብሓቂ ለባም ዘረባ ፍጹም ኣብዚ ዘመን ወሳኒ ሓቂ ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣብ ምድሓን ናይ ሓድሕድ ምድግጋፍና ጥቅምና ንኸነውሕስ ዝገብር ደፋርን ቁኑዑን ኢኻ ተዛሪብካ። ኣብዚ ናትካ ዘረባ ኣበር ከውጽእ ዝፍትን ትግራዋይ ይኹን ኤርትራዊ ብደም ህዝቢ ዝሕጎስ ጸላኢ ህዝቢ ዓሻ ልበ ድፉን ኢዩ። ዕላማኻን ቅኑዕ ርዲታዊ ኣስተምህሮኻን ብዛዕባ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ኣስፊሕካ ድኣ ቀጽሎ እንበር በገለ ሕማቃት ኣብ ጥፍኣት እዚ ህዝብታት ዝሰብሑ ግዜን ግምትን ኣይትሃብ። ሕውሓትን ህግደፍን ነዚ ህዝቢ ብጀካ ደም ምቅባእ ፍቅሪ ሰላም ዝህብ መንገዲ ኣይሃብዎን ስለዚ ነዚ ዘፍርስ ናይ ሰላም መርሓ ካባኻ ኢና ንሰምዕ ዘለና የቀንየልና ኢዩ ዝግብኣካ። ግራጭ ነቀፍትካ እንበር ንስኻ ሰቲ ኢኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeronWedikeren
@MeronWedikeren 15 күн бұрын
Lomi shaebiya jgna💪❤❤🇪🇷 Tsbahh Shaebiya jgna💪❤❤🇪🇷
@Bahgi_
@Bahgi_ 18 күн бұрын
Abrha Teklu is a wonderful person. I like his analysis. Thank you both!
@wedihager5194
@wedihager5194 18 күн бұрын
አፋራሪሖሞ እንድዩ ከምዛ ትሰምዖ ለምባእባእ ይብል😂
@dermes05
@dermes05 12 күн бұрын
1998-2000 ባድመ -2018 ዘይርሳዕ ኢዩ 🇪🇷🇪🇷ዝርሳኧ ዶ ኮ ኮይኑ
@naliru6096
@naliru6096 17 күн бұрын
መምህር ክብረት ይሃበልና ካብ ትግራዋይከ ሓቂ ዝዛረብ ኣሎ ድዩ ክሳብ ምባል ኢና በጺሕና ብሓቂ ከኣ ብታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዛእ ገዛእ ቤቶም ኣብ ኣስመራ ብደርጊ ስደራ ሙሉእ ክቕተሉ እንከለዉ መራሕትን ጠቆምትን ተጋሩ ኔሮም ዓድታት ዼርትራ ብደርጊ ክነድድ እንከሎ ስቪል ሓበርቲ ተጋሩ ኔሮም ኣብ ኤርትራ እንዳሓሰዉ ኔርትራውያን ዘእስሩ ዝነበሩ ተጋሩ ኔሮም ስለዚ እዚ ስነልቦና እዚ ንሓዋሩ ካብ ኣእምሮና ኣይሕከኽን እዪ ስለዚ ኢና ተጋሩ ኣምሪርና ንጸልእ ካብ ኣቦታትናን ኣባሓጎታትናን ኣባና በጺሑ ካባናውን ናብ ደቅናን ደቂ ደቅናን እዩ ዝኸይድ እዚ ከይኣክል ሲንጋፖር ከይኮኑ ኲናት ከፊትናሎም ዝበለ ገብሩ ኣስራት ውዕል ኣልጀርስ ከይትግበር ዝገበሩ ተጋሩ !! ኣብ ትግራይ ቴንዳታት ዘርጊሖም ብስምና ዶላራት ካብ UNHCR ዶላር ኮሚሽን መቐበሊ ዝገበሩ ና ተጋሩ ! ምስተሰደድና ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ዓሳ እንዳበሉ ብሞትናን ስደትናን ዘባጭዉ ዝነበሩ ተጋሩ !! ስደትናን መከራናን ብሰንኪ ተጋሩ ክንሱ ዘባጭዉልና ኤርትራ ንክትእገድ ዝኾነ ኣውፋሪ ናብ ኤርትራ ከምዘይኣቱ ናይ ባንኪ መተሓላለፊ ከም swift ዝኣመሰለን ካልኦት ባንክታት ATM ውን ከይንጥቀምን ተመሊሶም ATM ዘይብሎም ዝብሉና ። ናብ ኤርትራ መድሃኒት ውን ከምዘይኣቱ ዝገበሩ ተጋሩ!! ማዕድን ምውጻእ ጀሚሮም ኣለዉ ሞ ከይሓልፈሎም ኢልኩም ናብ ቢሻን ማይ ዕዳጋን ነፋሲትን ሚሳይል ዝሰደድኩሞን ተጋሩ !! ናትኩም ክፍኣት ፍጹም ጸብጺብካ ኣይውዳእን ሰብ ይወጽእ ኣሎ ኢኹም ትብሉና ሰብ ዶ ወጽዩ ይውዳእዩ ዝበለ ትግራዋይ ሙሉወርቅ ዝብሃል ኣብ መዓስከራት ኤርትራውያን በብ ብሄርን ኣውራጃን ተኸፋፊሎም ሓድነቶም ክዘርጉ ሃገራውነት ክንዕቁ እዚ ኣብ ወጻኢ ብኣውራጃ ዝግበር ምቅትታል መበገሲኡ ብናትኩም ኣብ ስደተኛ ካምፕ ዝገበርኩሞ ጎስጓስ ምዃኑ ዘይምዝንጋዕ እዚ ካብቲ ናትኩም ክፍኣት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ። እዚናይ ተጋሩ በደል ኣብ ርእሲ ኤርትራውያን እንከሎ ከም ምርጫ ሽርክና ምስ ኤርትራዶ ይሕሸና ምስ ኢትዮጵያ ክትብሉ ሕፍር ኣይትብሉን ኤርትራውያን ይደልዩናዶ ኢልኩም ዘይምሕሳብኩም ይገርምዩ ንሕና ብፍጹም ኣይንሓስበኩምን ኢና ድሌትናን ሕነናን ብኸፊል ውን ፈጺምና ኢና። እቲ ጀኖሳይድ ኤርትራ ፈጺማ ትብልዎ ነቶም ቪድዮ እንዳቐድሑ ብጥይት ዝደፍኡኹም ዝነበሩ ኣምሓሩ ብጩቕ ኢልኩም ኣይትዛረቡን ኤርትራ ጀኖሳይድ ፈጺሞሙልና ትብልዎ ሓንቲ ስእሊ ወይ ቪድዮ መረጋገጺ ኣይተምጽኡን እዚ ፕሮፖጋንዳ ከምቲ ታንክታትን ሚሳይላትን ኣጽዋራትን መሬት ፍሒርና ወሲድናልኩም ክንስንና ማርካን ፋርኬታ ድስቲ ጀሪካን ቀዳድ ካልሲ ወሲዶምልና ዝብል ፕሮፖጋንዳኹም እቲ ጀኖሳይድ ትብልዎውን ኣካል ናይዚ ሕሱር ፕሮፖጋንዳኹም መቐጸልታ ጌርና ኢና ንሓስቦ። ኣኸለ በቃ !! ብድሕር ሕጂ ምሳኹም ዘራኽብ ኣይክህልወናንዩ ሓሓጹርና ኣለና ምሳኹም ወዲእና ኢና ውጥጥኩም ካብ ሕጂ ንሓያሎ ዓመታት ዝኸይድ ምስ ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ናይ መሬት ክርክር ዕንክሊል ክትብሉ ገዲፍናኩም ኣለና ። ሰናይ ናይ ዕግርግር ግዜ ይኹነልኩም ዘዘበንካኣለዎየ ድያ ዝበለት ደራፊት።
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 17 күн бұрын
ተዓወት 👍👍👍❤
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 15 күн бұрын
ትግራይ ሓንቲ ናይ ሰላም ኣማራጺ ቅድሚ ዕስራ ዓመት ምስ ኤርትራ ነርዋ አዚ ናይ ኣልጀርስ ስምምዓት ንጎኒ ገዲፍካ ዝመጽአ ሰላም የለን፥ትግራይ ባዕላ ደው ክትብል ካብ ጽግዕተኛ ሙኻን ክትወጽእ ኣለዋ።
@TesfayOkubagabr
@TesfayOkubagabr 14 күн бұрын
ናይ መምህር ኣብራሃም ተኹሉ ስለዝኾነ ብዓቅሊ ክሪኦ እየ ። ዓቢ ሰብ /ለባም/ ዩ ርእሱ ዘትሕት ብጣዕሚ የድንቀኻ መምህር
@danielassefa7015
@danielassefa7015 18 күн бұрын
ተወደደም ተጠላም ነገ ጎረቤት ሆነው የሚኖሩት የትግራይ የአማራ እና የኤርትራ ህዝቦች ናቸው በእነዚህ ህዝቦች ግጭት የአለመግባባት ፈንጂ በመቅበር በኢትዮጵያ ማእከላዊ መንግስት በመቆጣጠር ውስጥ አዲስ የገዢ መደብ ሆኖ ያለተቀናቃኝ ለመግዛት አልሞ እየሰራ ያለው የኦሮሞ ሃይል ነው ስለሆነም የእነዚህ ህዝቦች ልሂቃን ከስሜት ከጥላቻ በመውጣት ቆም ብለው በማሰብ እንዴት ወደ ማእከላዊ መንግስት ተመልሰው በመቆጣጠር ጥቅሞቻቸውን ሊያረጋግጡ እንደሚችሉ ማሰብ አለባቸው ከዚህ ውጪ ሆን ተብለው በተቀበሩ የመሬት ፈንጂዎች እየተጋጩ ቢኖሩ የሚጠቅመው ለአዲሱ ገዢ መደብ ነዎ
@sabagebru6850
@sabagebru6850 18 күн бұрын
ትክክክል l00% እስማማለሁ
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 18 күн бұрын
Ane keman kemu eye zibil silezi nihna Eritrawyan nikun wala Tegaru nezi nay Memhir Abraha teketilna kindefalu alna lomi gizye gin selam zibele seb ayfiton gina eti haki nay Abraha selam mibal nezom kilite hizbi selam nihabom
@sabagebru6850
@sabagebru6850 18 күн бұрын
@@berhanamichael5519 l am agree 🙏❤️💛👍
@geneamha7584
@geneamha7584 15 күн бұрын
Wise said!
@metkelsewra2252
@metkelsewra2252 15 күн бұрын
Why are you writing in Amharic! Why not Tigrigna ????
@ahferomteshay6014
@ahferomteshay6014 15 күн бұрын
🇪🇷ህዝብን መንግስቲን ኤርትራ 20 ዐመት ኢገዳ ዘኪር ዳዊት ግን ኩሉ ገድፍና ሰላም ንግብር🇪🇷
@tekleghebrehiwet9846
@tekleghebrehiwet9846 15 күн бұрын
ዝኸበርካ መምህር ኣብርሃ መጀመርያ ንሰላም ዝጠመተ ብልሂ ሓሳብን ትንተናን እትገብሮ ኤድንቀካ፣ ኣብ ናይ ውዕል ኣልጀርስ ዝበልካያ ግን ቀያድን ብዘይ ቅድመ ኩነትን ይተግበር ዝበለ ውዕል ኣልጀርስ ደይኮነን? ንምዃኑኸ ጆኖሳይድ ክወርዶ ዝተማህለለን ዝፈጸመን ህወሓትዶይኮነን? ብቅንዕና ክሳብ መጨረሻ መስዋዕቲ ክትከፍለሉ ድልው እንተኾንካ ክትዕወት ኢኻ፣ ብሓቂ ዝሓስብን ዘመዛዝንን ትግራዋይ እንተሎ፣ ንውዕል ኣልጀርስ ዘይምቅባልኩም ደረቀኛን ሓቂ ዘይብሉን መርገጺ ብምሓዝ ዋጋ ኣኽፊልኩምን ኣኽፍሊናን፣ እንተ ንመንእሰይና ናብ ስደት ምምርሑ ሳዕቤን ናይ መንዩ? ብሓጺሩ ግና ሕጂውን ጽልኢ ዝጉስጉስ ሊሂቃን ተጋሩ ደይኮኑን? ከም መም ኣብርሃን ከምኡ ዝኣመሰሉ ይብዝሑ እብል🙏 ምኽንያቱ ካብ ሕሉፍ ተማሂርካ ንቅድሚት ምጥማት ዝብል ኣምር መሰረታዊ ንቅሓት ከምዘድልዮ ዘይምዝንጋዕ፣ ምስ ተደናገጽቲ ናይ ተጋሩ ዝበልካዮም ዘይኤርትራውያን ኤርትራውያን በሃልቲ እየ ዝብሎ ዝበልካዮ ዓገብ እብል የቀንየለይ!
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 16 күн бұрын
20 አመት ሙሉ ህወሓት ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ንምጥፋእ ዝከኣሎ ጌሩ እዩ:: ስለዚህ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝወሰዶ ስጉምቲ ቅኑዕ እዩ:: ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገበሮ ግፍእታት ይቅረታ ዘይሓተትኩምሲ መንግስቲ ኤርትራ ይቅረታ ክብለኩም ላግፂ ጥራይ እዩ::
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 15 күн бұрын
ሰራዊት ኤርትራ ኣብዚ ናይ ሕጂ ውግእ ክኣቱ ኔርዋ ዶ ንዝብል ሪኢቶኹም። መልሱ ብደምብኢ እምበር። ምኽንያቱ ድሕሪ ውዕል ኣልጀርስ መለስ ዚናዊ" ህግደፍ ኣብዚ ከባቢ ከሎ ሰላም ክህሉ ስለዘይክእል ህግደፍ ክጠፍእ ኣለዎ። በይንና ከነጥፍኦ ስለ ዘይንኽእል ዓለም ክትሕግዘና ኣለዋ። ኣሜሪካ ቅሩን ትሕግዘና ኣላ። ካልኦት እውን ግሕግዛና ኣለወን" ኢሉና። ስለዚ ኸኣ መንእሰይ ኤርትራ ንዕስራ ዓመት ካላሽኑ ከየወረድ ነቲ ከጥፍኦ ዝሓሰ ሓይሊ ከጥፍኣላ ሓንጊጥዋ ጸኒሑ። ኣሜሪካ ትሓግዘና ካልኦት ግሓግዛና ከነጥፍኦ ክትብል ጽኒሕካስ ሕጂ ንምንታይ ግወግኡና ክትብሉ። ንምንታ መለስ ከምኡ ክብል ከሎ ኣይትዛረቡን። ሰራዊት ኤርትራ ንወያነ ንምጥፋ ሞራላዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገራዊ ሓላፍነት እዩ ኔሩ። ስርሑ ኸኣ ብኽምቲ ብዓል ዳዊት ፈራዓ ፈራዕ ትብልዎ ዝነበርኩም ዘይኮነስ ብዝግባእ ምሓውራት ወያነ ካብ መዳፍዕ ክሳብ ጠያይት ዝዓኑ ኣዕንዩ ዝስለብ ሰሊቡ ብውሕሉል ኣገባብ ህዝቢ ትግራይ ከይጎድኤ ንናይ መለስ ወያነ ግን ነበረያ ነበረት ጌሩ ብሰላም ናብ መሬቱ ተመሊሱ። ኣብዚ ሰዓት እዚ ህዝቢ ትግራይ ካብ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሻዕብያ ከሎ ምሳና ይሕሸና ይብል ኣሉ።
@Eritreana1991
@Eritreana1991 15 күн бұрын
👌👌👌
@Issunselam-bt1xk
@Issunselam-bt1xk 15 күн бұрын
ፍጹም ዘይመሓየሹ ተንኮለኛታት
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 18 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ፡ ኣብቶም ቀዳሞት መሕትታት ደሓን መሲልካ እኳ እንተ ነበርካ፡ ገለ ዕማም ተዋሂብካ'ምበር ብቕንዕና ከም ዘይነበረ ጥርጣረታት ኔሩኒ። ኣብዚኣ ከኣ ኣግሂድካዮ። ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ስኒት ክመጽእ እንተ ኰይኑ ኣብ ቅንዕና ዝተመስረተ ንስሓ ክግበር እንተ ዘይኰይኑ ዝከኣል ኣይኰነን። እዚ ህግደፍ እያ፡ ሻዕብያ እያ ዝብል ዕሸላውን ሸንኰለልን ዝዀነ ዘረባ ውሽጣዊ ፖለቲካ ትግራይ ጥራይ እዩ ዝኸውን።
@meshageria4652
@meshageria4652 17 күн бұрын
Ayashu Eritreawiyan kea wala nezi zereba endasemu bravo Abraha yiblu. TPLF mihurat tigrayn ablieli Eritrea zigeberuwo geben fitum medaregti yeblun. Tigray biakma kea aygebereton. Betri amexti hayalan hagerat koyna iya geyrato. Eritrea wala hanti geben aygeberetin, gubue mekxaeti iya hibatom!
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 16 күн бұрын
​@@meshageria4652xebuke aloka ezi zebezehe eriterawi nenegerat teleke elu naye mereay xegem alewu be community dereja workshop yedeleyo eyu atehasasebu kemehayeshe
@berakywoldegebriel2168
@berakywoldegebriel2168 11 күн бұрын
እቲ ጸገም ማንታ ዕላማ ሕዋሐትን እቲ ብሕዋሓት ፕሮፖጋንዳ እተሰመመ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ዘይ መሬትኩም መሬትና ትብሉ ። ዘይ ብሄርኩም ብሄርና ትብሉ። ብሄረ ኩናማን መሬት ኩናማን ( ባድመን ከባቢኡን መሬት ትግራይ ኾይኑ ኣይፈልጥን፥ እንተኾነ ግን ድሕሪ 1980 ዓ ም ጸዓዱ ክሳብ 2018 ሰፊርኩሞ ድሕሪኡ መሬትና ኢልኩም ንመንእሰይ ትግራይ ሰሚምኩሞ። ንምንታይ ? ንህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ መንእሰይ ኤርትራ ከምዝፈልስ ጌርኩም ። ብ UN ንስደተኛ ኤርትራዊ ዝተለገሰ ሓገዝ ሕውሓት በልዓቶ። ሕውሓት ብዓሎቕ ንህዝቢ ዓለም ብሓሶት ኤርትራ ብዘይገበረቶ በደል ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ እገዳን ክባን ኣእትያቶ። ድሕሪኡ ንሰሜን እዚ ደምሲስኩም ን ኢትዮጵያ ምስተቐጻጸርኩም ናብ ኤርትራ ተመሊስኩም ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከተንበርኩኹ ክምዝዓለምክም ብ ኣዋጅን ብሚሳይላይትን ገሊጽኩምልና። ተጋሩ ንምንታይ ብሓቂ ዘይትግዝ ኡ ?
@KeseteKidane-t3s
@KeseteKidane-t3s 18 күн бұрын
Peace is the best on Earth
@ExtraStrong-u8o
@ExtraStrong-u8o 11 күн бұрын
This man has to be the main charactor to solve the Eritrea and Tigray conflicts.
@asmelashfishayesenbetay719
@asmelashfishayesenbetay719 18 күн бұрын
ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክትነበርር ኣይትኽእልን ኢያ። ብዘይ ኣፍሊጦ ሃገረ ኢርትራ እዉን ትግራይ ሃገርር ክትከዉን ኣፍደገ፡መስተንፈስን ምስ ዓለም ክትረክብ ኣይትኽእልን ኢያ።
@WeldayGebremekel
@WeldayGebremekel 16 күн бұрын
ሬጣጥ ዳዕሮ ይንቅንቅ እዩ ነገሩ የኤርትራ ነገር
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 15 күн бұрын
መምህር ኣብርሃም ጥራይ ኢድኩም ኣይነበርኩም እቱ ኩሉ ኣጽዋራት ታንክታትን ሚሳኤላትን ኣበይ ድዩ ነይሩ ኲናት ብህልና እዩ ዝበለ መን ድዩ ኢሮብ ካብ ኤርትራ ትዓቢ ዝብል ዝነበረ ወያነ ዶ ኣይኮኖን ።
@Awget-6
@Awget-6 18 күн бұрын
Well done 🎉memher abraha we need like your ideas as Eritrean.
@nigistybana6849
@nigistybana6849 18 күн бұрын
Emo ayteakan ,Eritrea Genocide ab tgray kemzifexemet Yasmin eko alo tsemio yelekan dka? Tegaru hasadat tiom aytiuyun eyom.
@meshageria4652
@meshageria4652 17 күн бұрын
Ember do yiredeakum iyu zitezarebo? Eritrea gebenegna geyru Hiwhat zigebereto ablieli Eritrawyan ketekaydo nay mibras keydi kemzeyele kemzekrebo ayestebhalkan malet diyu? Mebegesi nay 1998 kunat gega habereta kemzihabe ayeklebkan dika?
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 16 күн бұрын
Eti zereba yeredeaka alodo eritera genocide fexima yebeleka alo
@heri3588
@heri3588 14 күн бұрын
እቲ ሓቅን ሕውነትን ብቕንዕና ነቲ ህዝቢ ንገርዎ'ሞ ድሕሪኡ ባዕሉ ነቶም ኣረግቶት ፎእ ኢሉ ነቲ ጽልኢ ክሰብሮ'ዩ። የቐንየልና መመህር። keep going
@AaFr44
@AaFr44 11 күн бұрын
ሽሕ ግዜ ተኾነ ሕያዋይ ኣይ ትእመን ትግራዋይ ዝብል ኣበሃህላ ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ ሓቂ ኢዩ ለማጽ መልሓስ ተተዛረቡ ሓቂ ኮይኑ ዶ ተሰሚዕካ
@29185
@29185 18 күн бұрын
ab mengo Belgium and Nederland hanti geza ab kilete temekila inte kone gin bselam ynebru alo , final and binding
@kebedezegirges2840
@kebedezegirges2840 13 күн бұрын
Always honest integrity very good attitude thanks professor Abraha keep it up great job .
@MhretGeresus
@MhretGeresus 18 күн бұрын
እዋእ ውያን እካ ተደጋሚ ንኤርትራ ዕንባባ ድዮም ነጽጎምልና ።በዚሑ ጽጋብ ወያኒ
@BirhaneAsayehegneAsfaw
@BirhaneAsayehegneAsfaw 16 күн бұрын
Who doesn't know & wish to focus on the future. But paired wish is required to be effective vision.
@WediMemher
@WediMemher 18 күн бұрын
I hope Dr Abreha Teklu becomes future leader of Tigray. He is visionary leader.
@Africastar
@Africastar 3 күн бұрын
Nio years sanctions , how could you forget tigrians?
@GebreselassieTesfazghi
@GebreselassieTesfazghi 18 күн бұрын
ቅድሚ ኲናት 1997-1998 ብህውሓት ናይ ዶብ ምስፍሕፋሕን፣ጥረራን፣ጌርካ ንኤርትራውያን ካብ ዓዶም ምስጓግን፣ምእሳርን ስለ ዝነበረ፣ሾብዓተ ኤርትራውያን ሞኮንናት ንወያነ ክራዳድኡዎም ንባድማ ድሕሪ ምኻድ፣ወያነ ስለ ዝረሸነቶም'ዩ ናይቲ መጀመርያ ኩናት መልዓሊ ዝገበረ።ነዚ ንምፍታሕ'ውን ብወገን ኤርትራ ሽማገለ ንኣዲስ ኣበባ ሊኢኻ ከተብቅዕ፣ኣዲስ ኣበባ ንኤርይራ ኩናት ኣውጃሉ ምንባራ ዝዝከር ኢዩ። እቲ ዝኸፍአ ግን ድሕሪ ውዕሊ ኣልጀርስ ምክያዱ፣ንኸይትግበር ገቲርካ/ጅሆ ሕዝካ፣ኣብ ቅድሚ ዓለም ሓሲኻ 20 ዓመት ኣኣጊትካ፣ንኽትድሃኽ ዝገበረ ወያነዶ ኣይኮነን ኢዩ።እዚ ጥራይ ከይኣክል'ውን ባድመ ኣብ ትሕቲ ወያነ እንከላ፣ብናይ ሳልሳይ ኣካል መሳርሒ ኰንካ፣ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሮኬታት ዝተተኮሰ፣ንኤርትራ ጸባ ንምስታይዶ ይኸውን፣ወይሲ ሓጥያትካ ሓቢእካ፣ንኻልኦት ትሓተቲ ምግባር ኢዩ።
@ahferomteshay6014
@ahferomteshay6014 15 күн бұрын
መምህር ዕድመ ይሃብካ
@TesfayHabtemariam-b8l
@TesfayHabtemariam-b8l 18 күн бұрын
ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ....ንተማራማሪ ታሪኽን ባህልን ኤርትራዊ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ ) ዓዲምካ ንርክብ ህዉሓትን ሻዕብያን ብዝምልከት ክትሓቶ ተስፋ ይገበር ። ሊንጎ ታሪኻዊ ኣፍልጦ ዘለዎ ፡ ነቲ እዋንን ንብዙሓት ኣባላት ህዉሓት ዝፈልጥን ፡ ዘይሻራዊ ሓሳባትን ክዛረብ ሰሚዐዮ ኣለኹ ።
@wiseman2732
@wiseman2732 3 күн бұрын
ኢድኩም ኢኹም ረኺብኩም። ሕጂ ተጋሩ ሕብሪ ዓይንኹ ደስ ኣይበለናን😂😂😂 ንዓና ንምጥፋእ ኣእላፍ ገፈጥ መፈጥ ኢትዮጵያውያን ኣኪብኩም ክትወግ ኡና ኮሎኹም፡ ሕብሪ ዓይንኹም ደስ ኣይበለናን ኤረትራውያን ኢልኩም ህዝብና ኣሳቒኹም ንብረቱ ሰርቕኩም ብግፍዒ ዝሰጎኽምዎ፡ ንመናእሰያትና ኣብ ማዓስከራት ዳጊንኩም ብስሞም ህዝብኹም ንወጻኢ ዝላኣኹም፡ ብማዕቀብ ንሃገርናን ህዝብና ንምዕናውን ብሃይማኖትን ቓንቓን ኣውራጃን ከፋፊልኩም ከተጥፍኡና ዝገበርኩሞ እከይ ግዕዙይ ኣካይዳ ሕጂ ናባኹም ተመሊሱ ጽቡቕ ገርኩም ኣስተማቕርዋ ዳኣ ጉድጋድ ንኻዓቲኣ ዝባሃል ከምዚ እዩ😁😁😁🇪🇷💕👌👍
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 18 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ፈላጥ፣ በሳል፣ ሓቀኛን ሚዛናዊ ኣረኣእያ ዘለካ ኢካሞ ቀፅለሉ።
@aedintekil4510
@aedintekil4510 13 күн бұрын
ብልክዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wediofla3230
@wediofla3230 18 күн бұрын
Abraham is naive. He forgot Isayas has killed 3 generations of Tigrayans - 1984, 1998, and from 2020 to 2022 and all his crimes against Tigrayans is Tigray's fault. Those who can not remember the past are condemned to repeat it.” - George Santayana. Abraham wrongly believed that the genocide on Tigray was supported by "all" Ethiopians. It is mostly the Amharas, some Oromos, Afars and Gurages that supported the genoicide. I do not think most Somalies, Agews, Qimant, the Harreris, the people of Gambela, Beneshangul, etc, supported the genoicide. Those people who supported the war are now quiet or supportive of what Abiy is doing in the Amhara and Oromia regions. According to one report the majority of drone operators are Amharas and Oromos and the same is true with the generals and the troops. Therefore, it is naive to expect anything from those who have no mercy to their own people.
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 18 күн бұрын
your narration of event are totally fabricated. All the events mentioned are instigated by the corrupt and misleading TPLFites
@medhaniekifle1169
@medhaniekifle1169 3 күн бұрын
Please Tigray elites & Tigray activists listen him ! Thank you teacher God bless you
@andemariam1763
@andemariam1763 18 күн бұрын
Elites in tigray didn't understand yet what they did the last 20 years. Do you remember what happened senea forum? The sanctions you advocate for Eritrea. But I agree for peace. Looking forward and living on peace is important. It needs long process of trust building.
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 18 күн бұрын
I like this teacher, abraha wonderful speech ❤❤❤❤❤
@ሰሚዑእዝጊ
@ሰሚዑእዝጊ 18 күн бұрын
ኣየ ዳዊት ፡ ን ህዝቢ ኤርትራ ደም ብምንባዕኩም ፡ ን 20 ዓመታት ነታ ሃገር ናብ ስንገርን ፑርን ኣውሪድንያ እናዳበልኩም ምስ በዓል ሱዛን ራይስ ናይ ሓጎስ ዳንኬራ ኣብ ሸራተን ክትስዕስዕ ከለኻ ረሲዕካ ፡ሕጂ ናይ ኢድካ ምስረኸብካ ንኤርትራ ከተጸልም ሕፍር እኮ ኢኻ ዘይትብል ፡ ተሕዝን ካል እ ከም ቲ ንኮለነል ቢንያም ፡ ብዛዕባ ፡ ናይ እቲ ትብልዎ ናይ ሓሶት ጂኖሳይድ ፡ስለዘቃልዐ ፡ ጸዊዕኩም ፡ ዝሃደድኩሞ ፡ ሕጂ ድማ ን መምህር ኣብርሃ ፡ ሓቂ ክነግረኩም ምስ ጀመረ ከም ቢንያም ጸጥ ከተብልዎ ኢኹም እዚ ትበብርሩ ዘለኹም ፡ መሕፈራት ፡ መታለልቲ ምኻንኩም መመሊስኩም ተርእዩና ኣለኹም፡፡ በቲ ኮይኑ በቲ ፡ እቲ ሓቂን እቲ ኩውንነትን በቲ እንትዓበስኩሞ በቲ እንዳወጸ ክኸይድ እዩ፡፡ ወደሓንካ ፡ ወዲ #ከበደ 😂
@dendendenden1276
@dendendenden1276 14 күн бұрын
አንቴ ሐወይ ባድመ አይተወረረኖ ታሪክ ደጊምካ አንብብ
@Robbiel192
@Robbiel192 18 күн бұрын
Eritreans don’t like critic that comes towards them. That’s why they like this professor because he never say bad things about their dictator government and he makes them happy. That’s really funny.😅
@bigelephant8871
@bigelephant8871 18 күн бұрын
I agree with you, Abraha is a shame of Tigray!
@TesfayHabtemariam-b8l
@TesfayHabtemariam-b8l 18 күн бұрын
ብዛዕባ ኢሳያስ ይዛረብ ኣይዛረብ ዝግድሶ ሰብ የለን ግን እዚ ሰብ ሰላምን ምሕዝነትን ቀዳምነት ሰሪዑ ይዛርብ ሰለዘሎ እዩ ሕማቕ ዘይዛረብ ። ሕማቕ ምዝራብ ካብ ኤርትራ ይምጻእ ካብ ትግራይ ዋላ ዉን ንሰበስልጣን ይኹን ሰላም ዝዕድም ኣይኮነን ። ምኽንያቱ ኲናት ብመሪሕነት እምበር ብተራ ህዝቢ ኣይልዓልን 'ዩ
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 17 күн бұрын
ክልል ተጋሩ ካብ ቀደም ኣቦታትኩም ወረርቲ ኣሉላ ኣትሒዝኩም ክሳብ መለስ (ጭሕሚ ወጠጦ) ዘብጻሕኩምልና Genocide & Ethnic Cleansing ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና።
@Robbiel192
@Robbiel192 17 күн бұрын
@ እወ ንሕና እውን ክትርስዖ ኣይንደልየካን ምስ ቁስልኹም ንበሩ!!!
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 17 күн бұрын
ስለዘይረሳዕናዮ እኮ ኢና ድሕሪ 20 ዓመት ተጸቢና ኣብታ ርክስቲ ክልልክን ኣቲና ሓሸምሸም ኣቢልናክን ዝወጻና። ጌና ናይዚ ኩሉ ኣብ ግዜ ደርጊ ይኹን ግዜ ሃይለሰላሴ ብተጋሩ ኣብ ፎቖዶ ቤትማእሰርትታት ዝተፈጸመ ግፍዒ ስለዘይተኸሓስና ኣብታ ኣፍንጫኽን ኮና ገለ ኳሕ ከተብላሞ ኣመኽኒና ኣቲና ክንሰሃለክን ኣብ ተዳሎ ኢና ዘለና! ኮራኹርን ከደምትን ናይ ኣሜሪካ ዝኾነት ርኽስቲ ክልል።
@lemlemberhe1005
@lemlemberhe1005 15 күн бұрын
Abraham God Blesse you for open true explanation❤❤❤❤
@alayeesami
@alayeesami 15 күн бұрын
ናታትኹም መመሊሱ እዩ ዝገርመና። ልዕሊ 20 ዓመት መራሓትኹም ዝዛረብዎ ዝነበሩ ከመይ ጌርኩም ትርስዕዎ። ንኤርትራ ከተጥፍኡ ዝሰራሓኩሞ ስራሓት ትርስዑ። ኣብ ደገን ኣብ መዓስከርን ትገብርዎ ዝነበርኹም ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን መምህር ኣይትፈልጦን ኢኻ ኣይብልን ኣነ። ኩልና ኤርትራውያን ብትግራይ ዝመጽኣናንን ኣሕዋትና ዝመጹኡን ወረቀቶም ዝተሰርቁን ንምንታይ ትኽሕድዎ። ንኤርትራ ክትዕረቁ እንተኮይንኩም ነዚ ኩሉ በደል ዝፈጸምክዋ እመኑሉ። በዲልኩሞ ንሕዝቢ ኤርትራ ንስኻትኩም ትደልዩና ንሕና ሰላምና ሃቡና ኢና ንብል ዘለና። ንስኻትኹም ትእመኑ ሕብረተሰብ ኣይኮንኹምን። ኩሉ ሽግራት ናይ ሕዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምሁራት ትግራይን መርሓትኩሙን እዩ። ኤርትራውያን ኣይንኣምኑኹምንን ኣይንደልየኹምን ኢና። ሰላምና ሃቡና ሰላም ተደሊኩም
@hirutsolomon8498
@hirutsolomon8498 14 күн бұрын
ትክክል ችግር ና ባዕልና ፈቲሕና ምስካልኣት ምንባር። ችግርና ምንም ኣይፈትሐልናን ።በይሕዛካ ሕዝብ ትግራይ ንቃሕ ።
@asfawaraya8498
@asfawaraya8498 15 күн бұрын
I have a great respect to Mr Abraham I think you should investigate the facts genocide happened in tgray Eritrea 🇪🇷 don’t have nothing to do with it please don’t be like the others politicians don’t accuse us for 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dinahalal1736
@dinahalal1736 14 күн бұрын
ሄይ ሄይ ሓሶት ሺሕ ጊዜ ሓሶት ኤርትራ ኣጥፊኣ ኣይትፈልጥን እካድኣ ኣቦሓጎታትና ሓንቲ ኢዶምን ሓንቲ እግሮምን ቆሪጽኩም ዝሰደድኩሞም, እልፊ ህዝብና ጠናሳት ሓራሳት ቆልዑ ኣረገውቲ ኣንስቲ ሓፍቶምን ትካላቶምን መንዚዕኩም ብድፍዓት ዝሰጎግክሞም, እልፊ ኣእላፋት ሰራዊት ኢትዮጵያ ሒዝኩም ኣብ ምዕራብ ኢርትራ ኣዴታትን የሕዋትናን ኣጥባተን ዝቖረጽኩም ኣብ ቅድሚ ኣሰብኡተን ኣዴታትና ዝደፈርኩም ንርስዖ ዶ ይመስለኩም ሄይ ክንደይ ቡዙሕ እዩ ተፈጽሙና.= አስከ ሰላም ይሓይሽ ኩናት ረብሓ የብሉን እንተ ኢልኩም ንስዕብኩም ካብዚ ሓሊፉ ይኣክል
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
መልሲ ንህውተታ ሚድያታት ብ ኣወል ስዒድ
12:28
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 43( BY BRUNO )
40:01
Awra Tube
Рет қаралды 222 М.
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
54:34
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН