Topo Show ሓጺር ዕላል ምስ ኢዮብ ፍስሃጽዮን - ማህሌታይ ቀዳማይ ክፋል

  Рет қаралды 126,640

RED SEA MEDIA

RED SEA MEDIA

Күн бұрын

Topo Show
ሓጺር ዕላል ምስ ኢዮብ ፍስሃጽዮን - ማህሌታይ
ቀዳማይ ክፋል

Пікірлер: 378
@PayetSports
@PayetSports 3 жыл бұрын
ሰላም ሬድሳውያን ! ቶፖ ሾው ቀዳማይ ፈነውኣ ሎሚ ጀሚራ'ላ ። ኣብ ሰሙን ድማ ክልተ ግዜ ክትቀርብ'ያ ። ሼር ምግባር ኣይትረስዑ ። ሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት !
@haremecho2215
@haremecho2215 3 жыл бұрын
Good Job Topo Thank You For Sharing
@adhanomabadi586
@adhanomabadi586 3 жыл бұрын
Well come topo n Tomas Alazar ba amxalna zkela entekoynu thank you
@hanexdave5026
@hanexdave5026 3 жыл бұрын
ኢዮባ ኣቦ መንእሰያት ኤርትራ ክንደይ መንእሰይ ብ ናትካ ግሉጽ ዝኮነ ትምህርቲ ሂወቱ ዝተከናኸነ ብ ሓቂ ክብሪ ይግባካ ዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህር ።
@asterfoto8177
@asterfoto8177 3 жыл бұрын
ብጣሚ ጀግና ኢዮባ ኣጆካ ኣምላክ ናይ ደቅካ ኣበባን ውላድን ክትሪኢ ኢካ ኣብዚ ሎሚ ጊዘ ትርዮ ኣለካ ካንሰር ዝቅተል ዘሎ ኣዝየ እየ ዘድነቅካ
@እዚውንክሓልፍዩ-ዀ7ሰ
@እዚውንክሓልፍዩ-ዀ7ሰ 3 жыл бұрын
ሂይወቱ ዓቂቡ ሂይወት ኣሻሓት መንእሰያት ዘድሓነ ጅግናን ሓላፍነታወን ሰብ ኢካ ኢዮባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ እዮባ። ግሉጽነትካ ብጣዕሚ ዝድነቕ'ዩ
@robadawit6050
@robadawit6050 3 жыл бұрын
Nay bhaki guluxnetka feteyo mhret yewrdelka fetari
@tigrnanews543
@tigrnanews543 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ተስፋልደት ን ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ። ኢዚ ኣዙ ዓቢ ትምርትይ ኢዩ ን ሕብረተሰብና ።
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 3 жыл бұрын
አዋዉዉዉዉዉዉዉ ናይ ብሓቂ ኣብታዊ በሊሕ ሰብ ኤርትራዊ ፍሉይ ስብ ሓያል መምህር ኣበታዊ። ንፍዕ ንፍዕ ንፍዕ ናይ ብሓቂ
@weldemichaelandom8866
@weldemichaelandom8866 3 жыл бұрын
Respect this man I remember he gave as a great lesson about HIV/ AIDS when I was in assab on November 2009.
@simonchapilemilemanchie333
@simonchapilemilemanchie333 3 жыл бұрын
ኢዮብ ፍስሃጼን ኣነስ ከድንቖ ዝነበርኩ ብፍላይ ኣብ ዓምድታት ሩፍታ ዘቕርቦ ዝነበረ ጽሑፋት ዋውውው ኣንቢበ ኣይጸግቦን ኢየ ኔረ።ሓደ እዋን ውን ኣብ ሳዋ መጺና ኔሩ ብኸመይ ተለኺፉ ኣብ ከመይ ኩነታት ኔሩ ብግልጺ ኣውጊዕና ን ኣባላት 26 ዙር።እዮባ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ
@habesha3212
@habesha3212 3 жыл бұрын
Medeb rufta robue tmehalalef niera Ente zeytegagye😊
@simonchapilemilemanchie333
@simonchapilemilemanchie333 3 жыл бұрын
@@habesha3212 ያ ሮቡዕ ኣብ ሬድዮ ኑማ ትፍኖ ኔራ ኣብ ጋዜጣ ከኣ ከም ዝመስለኒ ሓሙስ ኢያ ትፍኖ ኔራ መስለኒ
@a7tes864
@a7tes864 3 жыл бұрын
Ab ebda 4 ewe qedamay brgied.
@tsegagebertinsen9530
@tsegagebertinsen9530 3 жыл бұрын
Anwen kamka eya beflay nay magnzety tebil tareki nay kesabe hejy eya tanbaney
@161-iq3
@161-iq3 3 жыл бұрын
We remembered him 26 round lol
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ጅግና ጉሉጽነትን ንቅሓትን ፍቅርን አግዚኣቢሄር ሙሉአ ዕደመ ይሃብካ ብሮ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ሙኻን ዘኹርዕ ዝመጸ ይምጽአ ንስዕሮ ኣብ ሙዑቡላት ኢና ዝብላ ሃገራት መጥርነፊ ይብሎም ሓደ ንሳላሳ ተዘይ ለቢዑ ክይደቀሰ ዝሓድር ኤርትራዊ ግን ዉፊይ ጀግና ምንግስትናን ህዝብናን ብንቅሓት ዝዘቅበበ ታኣምርዩ ናትካ ፍልይ ዘብሎ ግን ልዕሊ ሂወትካ ሂወትና መሪጽካ ከሙኡዩ ኤርትራዊ ካብ ንብሰይ ንብሲ ብጻየይ ኣጆኻ ሕጅዉን ናይ ዕደመ ጽጋ ክህብካዩ ፈጣሪ ዓወት ንሓፋሽ ብሮ
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ 3 жыл бұрын
ዋው ኣሜን ሰሊሆም ክኾነልኩም እዩ።ጎይታ የሱስ ይኽእል እዩ ጥራይ እመን።እቲ እንዳዞረ ጽቡቅ ምግባር ዝለመደ የሱስ ሕጂ ውን ኣባኻ ህያው እያ እታ ሕያወይቲ ኢዱ።ነቲ ኦሮማይ ዝተባህለ ሞይቱ ተቀቢሩ 4 መዓልቲ ዝገበረ ኣልኣዛር እካ ትንፋስ ሶኺዑ ህያው ዝገበረ እዚ ናትካ ግዳ ክንደይ ቀሊል እዩ ኣብ ቅድሚ እግዚብሄር።
@Samri3344
@Samri3344 3 жыл бұрын
I love ur profile name.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ 3 жыл бұрын
Samrina werede thank you zhaftey blessed.& ,God bless our homeland Eritrea.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@EriAsmara6011
@EriAsmara6011 3 жыл бұрын
ሕማም ኣይቀትልን እዩ ማዓልቲ እዩ ዝቐትል (ኣብታ ፈጣሪ ዝበላ) ስለዚ እዮባ ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቐካ።
@ትግርኛሂወትኢዩ
@ትግርኛሂወትኢዩ 3 жыл бұрын
መምህር ኢዮባ ናይ ብሓቂ ግሉጽ ሰብ ናይ መምህር መምህር ኢኻ። ነቶም ተሰከምቲ ሰብ ኮንካዮም ጸግዒ ኮንካዮም ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ።
@g.michaelmengisteab8960
@g.michaelmengisteab8960 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣብ ዚ ዓለም ተባዕ ኢዩ። ዝነብር ስለዚ ድማ እዮብ ሕጅ ውን ከም ሓሳብካ 3 ዕጽፊ ናይ ዚ ዝሕለፈ ዕሚካ እግዛብሄር ኣምላክ ይወስካ ።ኣጆካ
@samruabraha1192
@samruabraha1192 3 жыл бұрын
Amen
@ሰላምዎሰናይ
@ሰላምዎሰናይ 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣብነታዊ ሐላፍነታዊ ሰብ ኢኻ እዮባ ኣብ ኣስመራ ከለና ኣብ ኩሉ ቦታታት እናዞርካ ክትምህር ከለካ የዝክሮ ክትድነቅ የግብኣካ አዩ ስለቲ ግሉጽነትካ:: ኣምላኸ ጸግኡ የብዝሓልካ በሓቂ እዚ ነገር እዚ ተቀ ቢልካ ክሓልፎ ቀሊል ኣይኮነን ካብ ኣምላኽ እዩ :: ቶበ ከአ ጽቡቅ መደብ ከም ወትሩ ኣጆኻ ኩቡር ሓው 👍❤❤❤ 💐💐💐💐
@asmeraxada226
@asmeraxada226 3 жыл бұрын
Topo natu KZbin yewxe teblu eske like habuni
@aronwedieri
@aronwedieri 3 жыл бұрын
Ya bzuh mes Mabre neru he is good experienced
@ሰፊናስ
@ሰፊናስ 3 жыл бұрын
Natu Aykonen diyu😭
@hailetesfatsion9097
@hailetesfatsion9097 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ ኣቶ እዮብ ዕድመን ጥዕናን እመነየልካ ንቶቦ ንፉዕ ኢኻ ግን እታ ጣቅዒት ግደፋ ባዕልና ከነጣቅዕ ኢና እብለካ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ
@ምስትውዓልዘድልዮግዝየ 3 жыл бұрын
ዋውውው ኣብነታው ሰብኣይ ምሕረት የውርደሉኩም ፈጣሪ ፈጣሪና
@johnshow6462
@johnshow6462 3 жыл бұрын
Thank you topo kemzie aynet medeb hizka nteqrbelna❤️❤️❤️ Amlak msaka ykun baba eyob🇪🇷❤️💪
@meronwelday7440
@meronwelday7440 3 жыл бұрын
ተስፈ ሓወይ ብእምነት ጸበል ተሓጸብ በሎ ክሓዊ እዩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ወንቅሸት ገዳም ዝተሓጽቡ ይሓውዩ ኣለው እሞ ኮይዱ ይተሓጸብ ። ተስፌ ተገዲስካ ኣብጽሓለይ
@habenberaki7481
@habenberaki7481 3 жыл бұрын
Kirstos trah eyu fewasi
@yonatanrezene29
@yonatanrezene29 3 жыл бұрын
@@habenberaki7481 nay mnbab tsegem aleki dyu nsu wen eko xebel tehaxeb eyu elu ember eyesus krstos fewasi mkuanu da lelieki yfelto slezi astewilki tezarebi
@filmonmebrie460
@filmonmebrie460 3 жыл бұрын
@@habenberaki7481 ወንቅሸት ገዳም'ከ ናይ ድያብሎስ ገዳም ድዩ?
@sabrinyemane6368
@sabrinyemane6368 3 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ ኣበይ ቦታ ኢዩ ወንቕሽት ገዳም
@sabrinyemane6368
@sabrinyemane6368 3 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ ኣበይ ቦታ ኢዩ ወንቕሽት ገዳም 🙏
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና እዮባ፡ኣብ ቤት ትምህርትና ገዛ ከንሻ መጺካ ክትምህረና ይዝክር፡ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሩፍታ ኣብ ትሕቲ ዝብል ዓምዲ ብእተቕርቦ ሓቄኛ መሃሪ ዛንታ ይዝክር የመስግነካ'ውን ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ዓቢ ሓውና።💞🇪🇷💞
@mikalmiku5681
@mikalmiku5681 3 жыл бұрын
Thank you Topo for inviting the most amazing man!!!!
@samuelson2010
@samuelson2010 3 жыл бұрын
You are strong my brother God bless you ♥️🙏
@ኣስሜ4101
@ኣስሜ4101 3 жыл бұрын
እዮባ መምህርና ኢኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፈጣሪ ኢተይልዎ ኩሉ ኣሎ 20 ኣይኮነን 2ዒስራውን ክትጸንሕ ኢኻ ቶቢ ሓውና ውን ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ጎበዝ
@Heven936
@Heven936 3 жыл бұрын
ነዚ ኩሉ ተጻቡኦ ሰጊርካ ኣብዚ ዘብጸሐካ ፈጣሪ ክብሪ ነዓኡ ይኩን እዛ መደብ ጽብቅቲ እያ ከምቲ ቡዙሓት መናእሰያት ህወት ዝተከልካሎም ሕጂ እዉን ቡዙሓት እዮም ዝጽበዩካ ደጋጊምካ ኣስፊሕ ኣቢልካን ተቲገልጸልና ጹቡቅ ነይሩ
@solsolrora7076
@solsolrora7076 3 жыл бұрын
Nice to see you Eyoba after a long time still healthy and well u are one of these few examples God bless you
@almazberhane2336
@almazberhane2336 3 жыл бұрын
Topo ብጣዕሚ መሃሪ ሸው ጀሚርካ እግዚአብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@duee2373
@duee2373 3 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ዝግባኣካ፡ ተባዕን ዕዉትን ኣብነታዊ ሰብ!!
@lemlemluulay6707
@lemlemluulay6707 3 жыл бұрын
❤️🌺❤️🌺❤️ተስፋልደት/ቶቦ ሓየት ወዲ ኤረይ ኩሉ ትገብሮ ደለካ ምድላዋት ቃል መሕትት ዝንኣድዩ ንህዝቢ ውን ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዩ ቀጽሎ እዛ ጣቅዒት ግን ረባሺት ኮይና ምእላያ ምሓሸ ምስ ብዙሕ ይቅሬታ!!! ክቡር ሓውና እዮብ ፍስሃጽዮን ብቅሉዕ ከምዚ ጌሩ ናብ ህዝቢ ምቅራቡ ክምስገን ይግብኦ ንኩሉ ሰብ ድማ ዓቢ ኣስተምህሮ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናንን እንተሂብካ ፈጣሪ ብዙሕ ኢኻ ትርኢ ኣነ ንብንያም ኣብ መሳኹቲ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ዓምዲ ሩፍታ ዘዳልዋ ዝነበረ ሓሙስ ሓሙስ የ ዝካታተሎ ኔረ ኣዝዩ ሰሓብን ንሕብረሰብናን ጠቃሚ ከም ዝነበረ ይዝክር ተጸንሎ ኣብ ሕብረተሰብና ከም ዝነበረ ይዝክር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@biriktiaraya7373
@biriktiaraya7373 3 жыл бұрын
እዩባ ኣጆካ ኩሉ ኣብ ኢድ ፈጣሪ እዩ ዝሓመመ ጥራይ ኣይኮነን ዝመዉት ኩሉ ከም ፍቃድካ በሎ ንእግዛብሄር
@ahasti5013
@ahasti5013 3 жыл бұрын
እዮብ ዓምዲ ገጻት ህይወት ዝጽሕፍን ዘዳልውን ዝነበረ እንድዩ ሓቀይ
@solsolrora7076
@solsolrora7076 3 жыл бұрын
Yes
@anekemane7943
@anekemane7943 3 жыл бұрын
Well come eyoba kdmi 13 amet ab high school kelena more than 20 years kxenh ye yblena neyru
@beyenetewelde306
@beyenetewelde306 3 жыл бұрын
Ane ab Barka secondary school 2000 dyu wells 2001 mexiu ane tesekami virus eye elu,kabay temeharu endabele ymekrena niru lomi dma kabti zenebero btaemi xubuk alo. Tesfa zymkurax.
@senaitberhane190
@senaitberhane190 3 жыл бұрын
Yess
@senumikal6198
@senumikal6198 3 жыл бұрын
@@beyenetewelde306 Ya ab Barak secondary school 2000 mesiu neru
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
ዋው ሕጂ ግርም አቲ ብሉጽ ምኩር ጋዜጠኛና ናትካ ሾው ምክፋትካ ደስ አ ኢሉኒ ብሩክ ናይ ስራሕ ግዜ ቶቦ
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 3 жыл бұрын
Wawww agelaltsa ykun confidence 100% egziabher msaka ykun Eyob
@samigonnetz1664
@samigonnetz1664 3 жыл бұрын
Proud of you brother. You are a hero! An exemplary figure to all Eritreans especially the younger generations. I admire your courage to come in public show and share your experience. I wish you more and more happiness for the years to come.
@huruyamanuel9470
@huruyamanuel9470 3 жыл бұрын
Tesfie wedi you are great journalist keep it up
@shemaineshweldai7561
@shemaineshweldai7561 3 жыл бұрын
ሶሊሆም ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ካብ ኩሉ ጉልጽነትካ አምላክ ይሐግዝካ
@nefidedzhoshkun5147
@nefidedzhoshkun5147 3 жыл бұрын
TOPO wedi abeyti Abi seb amxikalana memhre hzbi Eyoba Egziabhier edmen tienan yhabelna fetari 👍👍😍 kemzia nfelteka ab tmhrtna astemro hibkana ab k bahri , kabaka meral zeyrekebe men alo Mara ena nfetweka 😍😍
@Eri-star-media
@Eri-star-media 3 жыл бұрын
ቶፖ ናይ ኢዮብ ፍስሓጼንን ቴሌፎን ክትሰደለይ ትኽእል ዶ በገዳሲ ደለዮ ኔረ። የቀንየለይ
@asmakifle2627
@asmakifle2627 3 жыл бұрын
Egzabher amlak km tmnitka ygbrlka
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 3 жыл бұрын
እቲ እምነትካን ቅንዕናካን እዩ እግዚኣብሔር ሰናይ ገሪልካ ባዓልቲ ቤትካ ታዓዲላ ምክናቱ ቡዙሓት ይሕዋትና ሳኣን ማራር ዝተሃሰያ ይበዝሓ እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን 🥰🥰🥰
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 2 жыл бұрын
wawww Egziabihar edmen tenan yhabkum msakum ka ykun tdnek seb jigna keslo
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Merhaba Topo. Keep it up. As usual, I enjoy your shows 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@angesomgebreyesus7190
@angesomgebreyesus7190 3 жыл бұрын
ኣነ እዞም ኢዮብ ዝብሃሉ ሰባት የስተባህለሎም ዓቅላማትን ምሃርትን ኢዮም!!! እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት ከም እምነትኩም ካብ ማይ ሰሊሆም ይልኣከልኩም ወረጃ ኣቦ🙋🏼‍♂️🙋‍♂️
@rg8647
@rg8647 3 жыл бұрын
ቶፖ ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ ግን ሐንቲ ጌጋ አላትካ። እቲ interview ምስ ጥዕና ዝተተሐሐዘ እንተኾይኑ ቅድም ብዛዕባ እቲ ሕማም research ግበር። HIV + ምዃንን AIDS ምሐዝን በበይኑ እዩ። ካብቲ ኣርእስቲ ጀሚሩ ጌጋ አሎ። ሰብ ብልምዲ ንክልቲኡ ሐደ እዩ ዝገብሮ። ብዝተረፈ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። አጆኻ በርትዕ።
@adyamhaile2993
@adyamhaile2993 3 жыл бұрын
Egziabiher haylu hibuka, mulue mihret ygberelka 🙏
@mayobeautys9070
@mayobeautys9070 3 жыл бұрын
Waw he is very honest nd caring person 👌👌may God blessing more nd more nd live 👏👏we need more peoples like u in different circumstance 🏅🏆🏆
@michaelyohannes8920
@michaelyohannes8920 3 жыл бұрын
Good job brother you are a smart person God bless you ❤️
@mebrahtomtesfa83713
@mebrahtomtesfa83713 3 жыл бұрын
እዚ ኩቡር ሓውና ቅድሚ ነዊሕ እዋን ክምህር ኣብ ማስሜድያ ይርእዮ ነይረ።ብጣዕሚ ዓቢ ሰብ ኢዩ። ኣምልላክ ዕድመ ይሃቦ፡ኣፍልጦና ከም ዝዓቢ ዝገበረና ኩቡር ሓውና። ብታሚ ድማ እየ ዘመስግኖ።ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ካብቲ መልከፍቲ ክገላግል ዝኽእል መድሃኒት ክርከብ።
@BHW2007
@BHW2007 3 жыл бұрын
Topo show... top entertainment wn awxee why not ... it is simple man. Go a head. ... Eyoba ajoka edme nay amlak eyu. Keep going!! Topo Neseyas afewerki dea zeytekrbelna. Bflay ab seb mtfaen kfat mhsabn zelewo temekuro mekafelena.
@samuelgerezgher8114
@samuelgerezgher8114 3 жыл бұрын
ጅግና እዮብ ፍስሓጽዮን ብሉጽ ሓዳርካ ምስ ብሉጽ ስርሓትካ ፈጣሪ ዘመንኩም ይባርኮ
@yemanetsegay3437
@yemanetsegay3437 3 жыл бұрын
ማህሌታይ ኣብነታዊ ሰብ እ/ሄር ጸግኡ የብዜሔልካ።
@awetkevin7526
@awetkevin7526 3 жыл бұрын
Egziabher edmen tenan yhabkum ms bealti betka ajoka mlue mhret yhabkum fetari
@samitisamitisamiti3118
@samitisamitisamiti3118 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ኢዮብ
@amanuelgoitomdawa6990
@amanuelgoitomdawa6990 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ እዮባ
@Traditionell
@Traditionell 3 жыл бұрын
ቶፖ ጽቡቅ መደብ ግን እቲ ኣብ ሞንጎ ዝኣቱ ዞሎ ጣቅዒት ኣብ ቀጻሊ እንተ ተውጽኦ ጽቡቅ ነይሩ #ረባሺ ኮይኑ ግን #ይቅረታ ካብ'ቶም ዘድንቆም ሓደ ኢካ
@asmeraxada226
@asmeraxada226 3 жыл бұрын
Ata sehabey ezi ko show eyu you know show.
@leam9275
@leam9275 3 жыл бұрын
@@asmeraxada226 entay emo show tekone
@asmeraxada226
@asmeraxada226 3 жыл бұрын
@@leam9275 gedan eyu ጣቅዒት
@bejaasmria8102
@bejaasmria8102 3 жыл бұрын
@@asmeraxada226 Emo Show ente Konie ke live seb yelwun eko 😂😂😂😂😂😂😂😂
@peace2erey915
@peace2erey915 3 жыл бұрын
እዮባ ዓቢ መምህር ሂወት እኺ ተቢዕካ ተትብዕ ጅግና፡ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ሙሉኣት ስድራቤትካ።
@fanfan8120
@fanfan8120 3 жыл бұрын
ጅግና ተስፈ ሕሙማትን ድሕነት መንእሰያት ሃገርካን ተባዕ ሓዉ ኤሪትራዊ ነባሪ ኣበርክቶካ ዘልኣለም ኣብ ልብና
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
Topo hawna kulu negerka Nay bhaki HERO TOP kedka GBU.💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sisim773
@sisim773 3 жыл бұрын
Eyoba. You are a hero. I hope one day we shall have a system which honors citizens with such a great contribution. Topo thanks for bringing such a wonderful guest with an amazing experience and courage that inspire the nation. Congratulations Eyoba for all the success in your life. I hope, Topo, you will continue inviting citizens who can influence youngsters positively and build their life skills in any way.
@ryidyi8009
@ryidyi8009 3 жыл бұрын
Betaeemi meharin moral zeheben story eyu thank you
@solomonteame6814
@solomonteame6814 3 жыл бұрын
Merhaba Eyob hawey memhr kulu & Thanks Tesfia hawey 🍇🎈🎊💒
@gebarkeyahtay9870
@gebarkeyahtay9870 3 жыл бұрын
እዮብ ዓርከይ እግዘኣብሔር ኣምላኽ ዝያዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Nb/ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ናይ እዮብ ኣብ 2000 ዓ/ም ኣብ ትሃድሶ ዓላ /ዓዲ ጛዕዳድ ብሓንሳብ ኢና ኔርና ንሙሉእ ተሃድሶ ድማ ከም መምህርን ኣዘናጋዕን ብስነ ፅሑፍን ግጥምታትን ይዋሳእ ነይሩ እሱራት ከምዝነበርናውን ኣይፍለጠናን ነይሩ ሕጂውን ኣብ ጥሪ 2020 ኣብ ኣስመራ ሓጺር ዕላል ጌርና ተፈላሊና ኣጆኻ እዬብ ዓርከይ ካብ ዝፍትወካ ( ቀያሕታይ )
@Adina809
@Adina809 3 жыл бұрын
Eyob God bless you with your family 🙏🏽🌹🇪🇷🇪🇷
@azmeradebesay5015
@azmeradebesay5015 3 жыл бұрын
A person with great confidence and self respect and caring for other have great respect for you my brother.♥♥
@segenbahta6312
@segenbahta6312 3 жыл бұрын
ዕድመኝ ጥዕናን ይህብካ ኣቦ መመህር
@Sara-c2v
@Sara-c2v 3 жыл бұрын
Bhaki zdnek amani christian eka . Selihom ele sim awxielu amlak kehwyena eu ele tesfa slezgeberku. Wawwwwww , nay bhaki lbey tetenkife ane wn bbzuh hmamat yhalf aleku emo wlad ms habeni selihom kiblo eye . I am not an HIV carrier I just have low immunity system, but I love the name of his son! SELIHOM❤️❤️❤️❤️❤️. Egziabher newih edme yhabka kbur hawey🥰 respect!
@eritreanyoutube2056
@eritreanyoutube2056 2 жыл бұрын
Edmen tenan yhabka fetari baba eyob🙏
@Seysey770
@Seysey770 3 жыл бұрын
እዮብ ፍስሓጽዮን ምስ HIV ዝነብር ሰብ፡ እዚ ሰብ እዚ ኢንተርቪው እናገበረ ሰባት ምስ ኣጋጠሞም ሞራል ዝህብ ዝነበረ ሰብ እዩ። ንእዮብ ብሃገር ደረጃ ሓደ ዓቢ ሽልማት ክዋሃብ ዝግብኦ ዓቢ ሰብ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እዮባ።
@fithikiflay1431
@fithikiflay1431 3 жыл бұрын
Nay bhaki bzuh seb zetebabe zinebere eyu
@Seysey770
@Seysey770 3 жыл бұрын
@@fithikiflay1431 ሓቅካ ፍትሒ
@tesfaymelake8972
@tesfaymelake8972 3 жыл бұрын
gilxnetka bteami fetyo admen tanan yhabka eyoba neta nay america hbtka ab thti fetari nishtoy melak keoyna mexyatka kab fetari tirkebo senay tegbara ❤️❤️❤️
@dawitagodofai5236
@dawitagodofai5236 3 жыл бұрын
Good job. Tx for ur honesty. Wishing you a good Heath..amlak tiens yhabeka. Nayi behaki tsbuk astemhro👌👍
@loveking1249
@loveking1249 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን እዮብ ሓወይ። ተመስገን ኣምላኽ። እንቋዕ ኣብዚ በቓዕኩም።
@ስደተኛመከረኛ-ጸ3መ
@ስደተኛመከረኛ-ጸ3መ 3 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ቶፓ ኣጆኻ በል ኣለና ኣብ ጎንኻ ካብቶ ንፈትወካን ንምክሓልካን ጋዜጠኛናን ኢኻ ሞ በርትዕ ካብ ዘለኻዮ ንላዓሊ፡ ቻነል ብምክፋትካ ክኣ congura'!
@BHW2007
@BHW2007 3 жыл бұрын
I love you so much. Tesfaldet mebrahtu one of the best ever journalist ever. Keep going . I am ur side everyday. One day ur show will be the biggest and known in the world. 💕💕
@weledjelhanti3790
@weledjelhanti3790 3 жыл бұрын
Abi Timhrti Nikulu. Thank you Kibur Haw 🙏🏽
@teshomeredae131
@teshomeredae131 3 жыл бұрын
እንቋዕ ደኣ ቅቡል ጌርካ ወሰድካዮ እምበር ኣጆኻ እግዚኣብሄር ኣሎ ልዕሊ 20 ዓመታት ክትጸንሕ ሰሰናዩ።
@መንከምህግሓኤ
@መንከምህግሓኤ 3 жыл бұрын
Www happy to see Topo show 🇪🇷😍🇪🇷😍
@fifififi6781
@fifififi6781 3 жыл бұрын
Amlak yebarkum baba eyob abi seb ekum tesfa zeymeqeraxkumm behaqi temherti eyu!!🥰🙏
@ኩለጓልራያ
@ኩለጓልራያ 3 жыл бұрын
egezabeher meherit keziz eyule fiteru aigekom ahwatiy
@musietemelso2396
@musietemelso2396 3 жыл бұрын
ሙሉእ ጥዕና ሐውይ 🇪🇷🙏👋🙏🙏
@selamkubrom223
@selamkubrom223 3 жыл бұрын
Ajoka you are living by the power of God I saw your video couple of years ago you went to the public and said I am HIV positive
@tedroslilay9115
@tedroslilay9115 3 жыл бұрын
Betami sebuk medeb nmenaseyatena azeyu gelus mehari amo nmesgenka nehumum eyob hawena ati zeamenkayo amlak mehret agberka Bezberkayo gelusunat buzahat mensyat ankihkan adhinkan aka amo amlak balu. Asbu yehabeka!
@shishaiteklit2692
@shishaiteklit2692 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@selambfkri6476
@selambfkri6476 3 жыл бұрын
Eyoba nska brhan hiwet eka,,, memeliska kea tdemk,,, dhri ezi kulu ametat lomi krieka keleku welehade lewti aygeberkan. Wedi 90 amet mis konka yerakbena🙏
@habteabtewelde7367
@habteabtewelde7367 3 жыл бұрын
ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@ሰላምንቅሳነትንንኹሉ
@ሰላምንቅሳነትንንኹሉ 3 жыл бұрын
Akoy mearey abo fkri abo tasfa ika yzkerni ab 2008 tesafki u haylki kteblni nay behaki tesfka ya tesfay nera mo amlak nesenay zharyeka hury ika. Kabzi zelka yo klet 20 ketsnhaley ye na amlak zlmuno amlak Mulue tina kisanetn yhabka abo fkri Abo tesfa Abo halyot Abo senay ika akoy meary
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 3 жыл бұрын
Mearey nski ke tesekamit diki sorry gn beza comment axahafaki ye
@ሰላምንቅሳነትንንኹሉ
@ሰላምንቅሳነትንንኹሉ 3 жыл бұрын
Selam hawey natey kesete Ane teskamit aykonun gen ne Eyob nay kerba betesb ye ab 2008 be mot weladity ab azu merir hazen koluk u eza Tesfa tebl qalu griu u zetsnanani neru. Besla natun nay kulu Sdrabiet ka ne kulu segriyo abti zleale derja betshi alku kibri ne amlak.
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 3 жыл бұрын
@@ሰላምንቅሳነትንንኹሉ ohhhhh sorry zhabtey mamaki nebsen ymharen naki ka xnat yhabki ajoki zhabtey enka abti tdelyo bexahki ewe bal eyob ab betmrti mexyomna nerom 2008 temahro kelena nay bhaki wedi seb btesfa kemznebr aaminomna enhelewu ab wlad bexhim eti tuemn luemn kalatu abzi ezney u dmalales aids tkedo ember aymexekan u nskum ka nashtu ekum gzeikum tetekemlu yblena neru
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 жыл бұрын
🙏🏿ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ኩቡር መምህር ሕብረተሰብ ኤርትራ ✝️🙏🏿
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና
@ሰፊናስ
@ሰፊናስ 3 жыл бұрын
Allah Edeme Yehbkum Ajokum Nay dekekum hagos yereyokum
@jonastekeste4257
@jonastekeste4257 3 жыл бұрын
Amlak eu zmhr zketil enber zmhr zketl hmam yeley amlak mhret ywerdelka 😘👏🏼👏🏼👏🏼
@hannaeyasu9676
@hannaeyasu9676 3 жыл бұрын
Wawwww God bless you 🙏❤ congra you doing God job you right
@debesayemaha36
@debesayemaha36 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@misgnahabtesion2765
@misgnahabtesion2765 3 жыл бұрын
Wawwww nay Bhaki Abnetawi God bless you hiwet Amlak abzwedeo eya twdae.
@abeltekle3514
@abeltekle3514 3 жыл бұрын
ኣብ ቶፖ ሾው ወዲ ኣፌ ኣምጽኣልና ምስ ሓሳበይ ትሰማምዑ like ሃቡኒ
@lovejlk5351
@lovejlk5351 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ እንታይ ክትረክብ ኣታ
@merrytesfay6555
@merrytesfay6555 3 жыл бұрын
Eyob the great, intelligent instructor of the young generation.
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 жыл бұрын
Ato Eyoba, Mulu Edmien Tienan yimneyelka!🙏👌❤🙏👌
@alemegus2013
@alemegus2013 3 жыл бұрын
You great every thing depend up on ur mind.
@asma11asmara
@asma11asmara 3 жыл бұрын
Wawww eyiob egzabher enka be selam atsenhka btami hgusti eye nska nay kulu memher eika 😍😘😘😍
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 3 жыл бұрын
Eyob hawna wise words eka tezaribka God bless u more
@philiposbereket3660
@philiposbereket3660 3 жыл бұрын
Bravo Eyob jigna! Newh edme ymneyelka.
@senaitainalem9645
@senaitainalem9645 3 жыл бұрын
GOD bless u Eyob nice family 🙏❤
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 11 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 72 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 30 МЛН
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:57
EVA mash
Рет қаралды 3,8 МЛН
Topo show - መርየም ሳልም - Meriam Salem || Topo Show
20:35
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 92 М.
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 11 МЛН