ጽብቕ አእምሮ እምብር ጽቡቅ አካላት ክህልወኪ ኢልኪ ቡዙሕ አይተጻዓሪ😍

  Рет қаралды 156

Zufan sabawit Tube  ዙፋን ሳባዊት ዩቱብ

Zufan sabawit Tube ዙፋን ሳባዊት ዩቱብ

Күн бұрын

Пікірлер: 14
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
#ማን_ብለን_እንጥራው_ስምሽን? እመቤታችን ሆይ ስምሽን ማን ብለን እንጥራው? ድንግል እንዳንልሽ ፀንሰሽ አገኘንሽ፤ እናት እንዳንልሽ ድንግል ሆነሽ አየንሽ። አንቺን መጥራት እንዲህ ካስቸገረ ልጅሽን ወዳጅሽን የትንሣኤችንን ጌታ፤ የትንሣኤችንን በኩር በምን ስም እንጠራዋለን?
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ኣቦይ ===== ኣቦይ ጸሓይ ገጹ፡ ምንጪ ኹሉ ሓጎስ፣ ዓንዲ ናይ ገዛና፡ ውዕለትኡ ዘይምለስ፤ ኣብቲ ገፍሒ ልበይ፡ ኣንዳዕዲዑ ይንገስ። == ነግሒ ጉዕዞ ሂወት፡ ፋና መጻኢየይ፣ ጊላ ናይ ውሕስናይ፡ ተስፋይ ኣባዲየይ፤ ንስለይ ዝነብር፡ ኣቦይ ወላዲየይ። == ሱር ሕመቐይ ክኣሊ፡ ንዓርሱ ዝሓመቐ፣ ሒለል ጻዕራም ኣቦይ፡ ምንባረይ ዘድመቐ፤ ዓለም ከይትጽልምተኒ፡ ጸሓየይ ዘብረቐ፣ ከም ጸሓይ ንኽደምቕ፡ ልዕሊ ወርቂ ወሪቐ። == 'ንታይነት ኣቦ፡ ብግብሪ ዘርኣኻኒ፣ 'ንታይነት ህይወት፡ ምንባር ዘላለኻኒ፤ 'ንታይነት ክብሪ፡ ፍቕሪ ዘምሃርካኒ፣ 'ታ ርካብ ኣቦነትካ፡ ኹላ ዘግዘምካኒ። == ዋሕዚ ምኽሪታትካ፡ ጸበል ናይ ልቦና፣ እዱብ ኣንደበትካ፡ በረከት ሕልና፤ ክፋእ ዘይንታዩ፡ ኣብነት ቅንዕና፣ ለባም ናይ ለባማት፡ መምህር ናይ ስብእና። == ምልአተ-ሰናይ፡ ሰናያዊ ኣዳም፣ ህድአተ-ሰላም፡ መዕረፊየይ ገዳም፤ ጥዑም ብስራቱ፡ ከም ዑፍ ወጋሕታ፣ ጸግዒ ዘንተ-እለተይ፡ ዝረኽበሉ እፎይታ። == ህይወት ዝዘርአለይ፡ ምሒር ተጸጊሙ፣ ንዓይ ንኸብስል፡ ድቃስ ተሓሪሙ፤ መሰረት ህላወይ፡ ኣቦይ ፍቕሪ ሽሙ፣ ባህጊ 'ለኒ ክሪኦ፡ ንሻን ተሸሊሙ። == ልዕለኻ'ሞ ይትረፍ፡ እንኮ ዝኾነለይ፣ ሚዛንካ ዝኣክል፡ የለን ዝሓልየለይ፤ ክቡር ኣቦነትካ፡ ሓበን ይዘርአለይ፣ ከም ቃሕታኻ ኹነለይ፡ ክበር ንበረለይ። == 'ንካብ ንፈላለይ ብስደት፡ ነዊሑ እዋኑ፣ ጾር ናፍቖትካ ከቢዱ፡ ሓዪሉ ሚዛኑ፤ ክሳብ'ታ ንራኸብ ብኣካል፡ ስደተይ ኣብቂዑ፣ ሃንቀው ኢለ ብተስፋ ይጽበ፡ ክሕጎስ '
@user-nv1pm7co9l
@user-nv1pm7co9l 7 күн бұрын
በርቺ በጣም አሪፍነው
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ዠዠዠዠዠ
@kedirtubeB
@kedirtubeB 7 күн бұрын
ሰላም ሰላም እህቴ በለሽበት ሰላምሽ ይበዛ በረችልን በጣም አሪፍ ነው
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
"ንነብስኻ፡ ምስ ዝኾነ ሰብ ክተወዳድራ ኣይግባእን" ንስኻ ናይ ገዛእ ርእስኻ ጥበብ፣ ብልሒ፣ ምስትውዓል፣ ራእን ባህግን ዘለካ ፍሉይ ሰብ ኢኻ። ፍሉይነትካ ተጠቐመሉ!
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ኽፍቲ
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ሰላም ዙፋነይ🎉❤❤
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ሰሸሸሸ
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
“ዎ ጐይታየ፡ ካብ ንእስነተይ ጀሚረ ንዓኻ ደለኹኻ። ኣብ ማህጸን ኣደይ ውን ብኣኻ በርታዕኩ። ኵሉ ግዜ ትዝታይ ንስኻ ኢኻ። ናይ ምንዮተይ ድልየት ካብ ሓሳብ ድልየት ኣዝማደይ ፈሊኻዮ። ንሕግኻ ዝደለኽዎ ፍቓድካ ንምፍላጥን ንስኻ እናሰተኻኸልካኒ ብፍቓድካ ንምንባር እዩ እምበር፡ ንኽብረት እዚ ዓለም፡ ወይ ኣብ ሰባት ንኽምስገን ኣይኮነን። ሕጂ ውን ጐይታየ መሓረኒ፡ “ይቕረ በሃልን መሓርን ስለዝኾንካ።” ናይ ንእስነተይ ዕሽነተይን ኃጢኣት ኣይትዘክሮ። ከም ምሕረትካ ዘክረኒ። እቲ ሰናይ ኣርዑትካ ኣብ ክሳደይ ክገብር፡ እቲ ቀሊል ሸኸምካ ክስከም ኣብ ሓጹር ድሌታትካ ኣቐምጠኒ። ህይወተይ ውን ፍቓድካ ንምግልጋል ትኹን። እንሆ ካብ ሎሚ ጀሚረ ነብሰይ ንዓኻ ሂበካ ኣለኹ። “ንስኻ ብቃልካ ኣበርትዓኒ። መገዲ ዓመጻ ኵሉ ካባይ ኣርሕቕ። ብሕግኻ ከኣ መሓረኒ።” “ዎ ጐይታየ ልመናይ ኣብ ቅድሜኻ ትብጻሕ፡ ከም ቃልካ ከኣ ኣረድኣኒ። ምስቶም ርእሶም ዝሃቡ ማሕተም ቅዱሳን ደቀ መዛሙርትኻ ደምረኒ። ምሳኻ ዝኣተኽዎ ኪዳነይ ክሕሉ፡ ትልመይ ከኣ ኣሰርካ ከይስሕት ናይ ደገፍካ ኃይሊ ኣዕጥቐኒ። ርእሰይ (ንዓኻ) ዝሃብኩ ከኣ ከም ፍቓድካ ክኸውን ግበር። “ስብሓት ኵሉ ግዜ ንዘልኣለም ናትካ እዩ እሞ፡” ኣሜን። ቅዱስ ኣባ እስጢፋኖስ ዘጉንዳጉንዶ
@hanibalarefayne
@hanibalarefayne 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanibalarefayne
@hanibalarefayne 7 күн бұрын
ሰላም ዝፋነይ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@ሳልያና
@ሳልያና 8 күн бұрын
ፍሊቲ እየ ንማሚተይ እምንቲ ምሓዛ ኣላትክን ዶ?? ↪️ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ኣላትክን ዶ? ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ ብፍላ️ሓቀኛ ምሓዛኻ ማለት መስትያትካ እያ ::መስትያት ኣይትሕሹን እያ ንስኻ ኣብ ቅድሚ መስትያት ኸይድካ ጠጠው ምስ ትብል እታ መስትያት ምንም ከይሓበአት ትክክለኛ ምስልኻ እያ ተሪኣካ ሓቀይ እታ ሓቀኛን እምንትን ምሓዛኻ እውን ልክዕ ከምታ መስትያት እያ :: ↪️ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ልክዕ ከም ነብሳ እያ ትሪአካ ንኣብነት ንነብሳ እንታይ የድልያ :እንታይ የሐጉሳ :እንታይ የሕምቀላ እንታይ ኸ የጸብቀላ ብደንቢ ገይራ እያ ትፈልጣ ልነብሳ ድማ ጽቡቅ ገይራ ትከናኸና ::ስለዚ ነታ ምሓዛኣ ኡውን ከምኡ :: ↪️ሓቀኛን እምንት ምሓዛ ምንጪ ሓጎስኻ እያ ::ኹሉ ግዜ ንጽቡቅኻ እያ ኣብ ጎንኻ ጠጠው ትብል ክኸፍኣካን ክጽግመካን ክትሓዝንን እውን በፍጽም ኣይትደልየካን :: ↪️ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ኹሉ ግዜ ካባኻ ኣይትፍለን ኣብ ሓዘንካ :ኣብ ሓጎስኻ :ኣብ ሽግርኻ :ኣብ ራህዋኻ :ኮታስ ኹሉ ግዜ ምሳኻ እያ :: ↪️ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ተስፋ መጻኢኻ እያ ሓቦ ትህበካ :ኣብ ዝደኸምኻሉ ትሕግዘካ :ተስፋ ኣብ ዝቆረጽኻሉ ተስፋ ትህበካ :ካብ ዝወደቅኻሉ ተልዕለካ :ጽቡቅ ኣብ ዝሰራሕኻሉ እውን ሓቦ ትህበካን ተድንቀካን ተበራታትዓካን እያ :: ↪️ምሓዛ ብዙሕ እዩ ሓቀኛ ምሓዛ ግን ይፍለ እዩ? ከም ኣብነት ሓደ ሓደ ምሓዛ ኣሎ ዉሽጡ ኻሊእ ግን ብደጊኡ ፍሺኽ እናበለ ፈታዊኻ መሲሉ ናይ ዉሽጥኻ ምስጢርን ናይ መጻኢ ዕላማኻን ድሌትካን ምስ ፈለጠ ኣንጻርካ ዝዕጠቅ 🤕ክትወድቅ እምበይ ክትዓቢ ዘይደልየካ :ኹሉ ግዜ ትሕቲኡ ኾይንኻ ክትነብር ዝደልየካ :ክትሕጎስን ክትስሕቅን ዝጻዓርኻሉን ዝደከምኻሉን ዕላማኻ ኽሳክዓልካ ከሎ ዓይኑ ደም ዝመልእ :ብኣኻ ዝቀንእ :ከምኡ እውን ንዓኻ ንምጽላምን ዘይናትኻ ባህር ወይድማ ሕማቅ ተግባር ከጥብቀልኻን ላሕ ላበለ ዝዉዕል ::እዚ ከምዚ ዓይነት ምሓዛ ሓቀኛ ምሓዛ ዘይኾነስ አስመሳይ ምሓዛ ወይድማ ምቀኛ እዩ :: ↪️ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ንማንም ኣሕሊፋ ኣይትበካን ዋላ እውን ጌጋታትካ ንምስትክካል ባዕላ ብዙሕ ትወቅሰካን ትጸርፈካን ትመኽረካን ትኽእል እያ ብማንም ሰብ ንኸይትድፈር ግን ኣብ ጎንኻ እያ :ማእገርካን ደጀንካን እያ :: ↪️በተለይ ኣብ ስደት ሓቀኛን እምንትን ምሓዛ ምስ ትህልወካ ዕድለኛ ኢኻ ::ኣብ ስደት እታ እምንት ምሓዛኻ ልክዕ ከም ኣዴኻ እያ ::ኹሉ ምስጢራትካ ተካፍላ :ንድድ ድኽም ኢልካ እንድሕር ዉዒሉ ኣብኣ ተንፍሶ :ሓጎስኻን ሓዘንካን ኹሉ ተካፍላ :ምንጪ ስሓቅኻን ምንጪ ሓጎስኻን ትኮነካ ትኽእል ወዘተ ::
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
ተሓሚቅካ ፀር ሰድራ ትኸወን ተነፊዕካ ግን ፆር ሰድራካ ተጉድል
2:07:53
Zufan sabawit Tube ዙፋን ሳባዊት ዩቱብ
Рет қаралды 139
#ተመሰገን ንበል #ብዘለና
2:04:00
ሰናይ ዘመን SeNay Zemen
Рет қаралды 75
ሰላም ለክሙ እፎ ሀሎ ሰንበትክሙ እስኩ ኑዑ ንትናበብ ንስቲተ
2:43:03
Zufan sabawit Tube ዙፋን ሳባዊት ዩቱብ
Рет қаралды 136
ቃልካ ብምሕላው ሓለፋ ዓበይትን መማህራን አለበመኒ
3:28:09
Zufan sabawit Tube ዙፋን ሳባዊት ዩቱብ
Рет қаралды 230
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН