ቁጽሪ 35 (1ይ ክፋል) "ነቶም ቅድሚ ሕጂ ዝተሰዉኡን ነዞም ጽባሕ ንስዋእን..."

  Рет қаралды 12,006

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

Күн бұрын

Пікірлер: 90
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 5 күн бұрын
ብሓቂ ደስ ዘብል ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን የቀኔልና ሊንጎ
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 4 күн бұрын
ክቡርሓውና ሊንጎ እንቋዕ ተወለድካ ብዘለካ ናይቃልሲ ተመኩሮን ውህደተ ቃልስን መኸተ ህዝቢ ኤረትራን እትገብረልናዘለኻ ኣስተምህሮ ታሪኽና ንወለዶ ታት ክሰጋገር እትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ እንዳ ኣመስገና ተዓወት ተሓበን ዕድመናን ጥዕንን ኣብስራሕካ ኣሳልጦ ንምነየልካ።
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 5 күн бұрын
ክቡር ሓውናን ኣያናን ሊንጎ፥ ኣዝዩ መሳጢ መደብ ቀጽሎ ድማ። ኣገዳሲ መደብ ብሓቂ።
@meharimenghistu7117
@meharimenghistu7117 2 күн бұрын
Thank you Lingo
@MisgnaZaid
@MisgnaZaid 5 күн бұрын
እዛ ተረባሪብና ኢና ትብል ደርፊ መን እያ ስማ እታ ደራፊት ፧ ተወሳኺ ብዛዕባ ሓርበኛ ዕቕባጋብር ሓደ መዓልቲ ናይ በይኑ ትውክል መደብ ሒዝካልና ምጻእ ተተኻኢሉ ፡ ምስ ደርፍታቱ ጽቡቕ ጌርካ ከተላልየና ። ብስዉእ ዕቕባጋብር ኣዝየ ዝግረም ብስርሓት ጥበቡ ።
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 4 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብይ ኢዩ ኣበይ ሞ ይገብርዎ ከም ማይ ናሃሰ ከፈፍ ኢሎሞ እንዳከዱ
@YosiefTesfazghi
@YosiefTesfazghi 4 күн бұрын
​@@binyamtesfay6641ዓቅሞም ይገብሩ ኣሎዉ።እስኻ ኸ እንታይ ጌርካ ወይስ ከም ህጻን ሚኒን ምባል ዩ ።? 😮😮
@EmbayeGrebrat
@EmbayeGrebrat 15 сағат бұрын
ስነጥበብ! ብሶማንያታት ኣብ ሱዳን ነባር ተጋዳላይ ጀብሃ በየነ መልከ ዝተባህለ፡ ከም ኣባል ጀማሪር ህዝቢ ከነነቃቅሕ ናብ ዓዲ ትኩል ብሰብዓታት ምስተንቀሳቀስና፡ ወዲ ትኩል ብንእሱ ብዛዕባ ህዝባዊ ሓይልታት ከይደርፍ ኣጠንቂቅናዮ መሰሓለለና፡ ክራሩ ሴርና ክሳብ ብበትሪ ተሳሂልናዮ፡ ምክንያቱ ብቅዓት ስነጥበቡ ኣስተብሂልና ምሳና ክንውድቦ ስለዘቅበጸና ውን ድሮ ሕርቅርቆት ኔርና ኢዩ፡ ክብል ብኣድናቆት ባህር ስነጥበባዊ ይከኣሎ ወዲትኩል ኣመልኪቱ ከዘንትወልና ይዝክር🙏🏽 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
@tesfafremebrahtom3999
@tesfafremebrahtom3999 4 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ሰላም ወሰናይ ንዓካ
@TsegaiHayelom
@TsegaiHayelom 4 күн бұрын
የቐንየልና ሊንጎ ሓወይ። እዛ ተረባሪብና ትብል ደርፊስ ወዲ ኢዩ ከምዝደርፋስ ቲዝ ትብለኒ። ምኽንያቱ ኣቦይ ናይ ሰዓት ሽዱሽተ ድምጺ ሓፋሽ ከሰምዕን እንከሎ ዓራተይ ብጎኑ ኢስ ለዝነበር ከምዚደቀስኩ ተመሲለ ጽን ኢለ ከሰምዕ የውግሓ ነይረ። ብዝተረፈ ነዚ መደብካ ዝኸውን ክንተሓባበርከ እንተደሊኻ ድሕር ኣይትበል ካብ ምሕታት።
@helenab2437
@helenab2437 5 күн бұрын
I always enjoy your videos! Today, It’s really an honor to hear my uncle’s name among the lions and lionesses of Nakfa.❤😊
@ከሙኡዩዘሎትወረ
@ከሙኡዩዘሎትወረ Күн бұрын
ኣያና ሊንጎ ጅግና
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane 2 күн бұрын
Ruhus hadish Amet lidetn ygberelna zemene rahwa Selam fikri kisanet tiegsti bereket shishay mthikukaf yfterelna eme brhaney msana tkun amen amen amen
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 күн бұрын
I remembered this song when we were a kid.. I sreached it but I found it now.Thanks.
@thkm-b4i
@thkm-b4i 4 күн бұрын
Thank you Lingo.Very good program! I can’t wait until the next episode.
@lisac1008
@lisac1008 4 күн бұрын
GRAZIE LINGUO PER TUTTÈ LE TUE SACRE INFORMAZIONI,AJIOKA ĤAWEYY MAAREY TEBAREKKKK
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 3 күн бұрын
Bravo Hailemical Lingo❤❤❤❤
@yonas_abraham
@yonas_abraham 4 күн бұрын
Thank you Lingo!!
@tzigheredacernuto1569
@tzigheredacernuto1569 4 күн бұрын
Grazie mille ❤🎉🎉
@hallwaqaino1662
@hallwaqaino1662 3 күн бұрын
ምቅሉል አቀራርባ። ቁሩብ ፍጥነት ህባ።
@timnitweldeghiorgis4119
@timnitweldeghiorgis4119 4 күн бұрын
Merry Christmas’s Lingo keep up the Great job GBU🙏🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽
@EritreaTheBeautiful
@EritreaTheBeautiful 5 күн бұрын
Thank you Lingo 🇪🇷
@Esunosamsom
@Esunosamsom 4 күн бұрын
Good job as always
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 5 күн бұрын
Thank you, Lingo.
@yosefdarom6889
@yosefdarom6889 4 күн бұрын
I love your skill of story telling and story flow and connecting and recollection of the stories. I know you promised that you will talk about the " Tebegso" of 1979. I am sure you are not going to miss out the story of the entire Brigade lead by Esayas Filansa that went all the way to Tikse, near Naro and climbed up the mount Etithalbeb from the East side to cut off the enemy on the top of the mountain.
@Segen91
@Segen91 5 күн бұрын
ጽቡቕ መደባትካ ቀጽለሉ።
@asmerommobazen5578
@asmerommobazen5578 5 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሊንጎ ሓውና ደስ እንዳበለና ኢና እንሰምዓካ
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe 4 күн бұрын
Selam Lingo hawey kemey kenika misbetesebka…🎉🎉🎉🎉Nice to see you brother…🎉🎉🎉
@dawithamdo8280
@dawithamdo8280 5 күн бұрын
Thanks bless you
@Eyob-s5u
@Eyob-s5u 4 күн бұрын
የቐንየልና ሊንጎ 🙏👍
@shabatshalom693
@shabatshalom693 4 күн бұрын
Tegadelti ane kem zirideani mostly even though they were notmuch educated but they were having high level IQ they are brilliant, feeling what is the concept of nationalism ❤❤❤
@samki-rw6lt
@samki-rw6lt 5 күн бұрын
ሊንጎ እተቕርቦ መደባት ጽቡቕ ኢዩ። ኣነ ኣብቲ ግንባር ኣብ ዝነበርክሉ፡ ጀነራል ሃይለ ሳሚኤል ኣብ 58 ፡መሓመድ ዓሊ ክለይ፡ብድሕሪኡ ብ/ጀነራል ብርሃነ ጸሃየ 51፡ምስ ጠዊል ከኣ ደሳለ ቃለይ ኣብ እንዳ 8 ነይሮም ብኸመይ ተረሲዖም ኣይርድኣንን ኢዩ።
@asmeromtesfai5107
@asmeromtesfai5107 4 күн бұрын
ህ.ግ ጀጋኑ እናቐንጸለ ከመይ ገይሩ ብዛዕባ ጅግንነቶም ከዘንቱ ይኽእል
@fitsumkidane6646
@fitsumkidane6646 4 күн бұрын
hawey class do tegagika tkewn kurb eba endamen entay nbl nflet
@abrehettewelde3502
@abrehettewelde3502 4 күн бұрын
Edmen tenan yihabka
@gebrehiwottesfandrias1028
@gebrehiwottesfandrias1028 4 күн бұрын
In nakfa millions of Daly biggest history been make go on your letting story I wish like your will came up and Tells the story of heroes it will help for researchers for the camping generation rewrite the history's of the Herero's Keep going long and advice your pear's to tells the storeys Thank you on your time s for the history education
@Mark-b6j2b
@Mark-b6j2b 4 күн бұрын
ኣታ እንታይ ጌሩካ እቲ እንግሊዝኛ. ረጊጽካ ረጋጊጽካ ወዲእካዮ
@temesber
@temesber 21 сағат бұрын
ሰላም ሊንጎ ! ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይምነየልካ። ስምብራት ዝገደፉ ስነጥበባውያን እትብል ኣባሃህላ ጌጋ ወይ ኣሉታ ኮይና ትስምዓኒ ፡ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንእግረመገድና ካባኻ ንጽበዮ ብዙሕ ስለዝኾነ እየ እምበር ክጸባጸብ ደልየ ኣይኮንኩን ።
@solomonkahsayberhe1014
@solomonkahsayberhe1014 5 күн бұрын
Selam selam ❤❤❤❤
@samisami-br3kx
@samisami-br3kx 4 күн бұрын
❤❤❤ ሩሑስ ቅንያት ሓዱሽ ዓመት። አዛ ምእሳር በቅሊ ኣበየና ከባቢ ዩ ?
@thomasbelew406
@thomasbelew406 4 күн бұрын
Thanks Lengo it's better to be longer & to added a little b/c we can't tell the master!!!
@negesehaile2914
@negesehaile2914 4 күн бұрын
ሊንጎ ነቲ ስእሊ እናሸፈንካዮ ብዙሕ ግዜ ኣብ 32 ደቒቕ ሞ ራኣያ
@meriemahmed-k6h
@meriemahmed-k6h 4 күн бұрын
Ane zegermenes eti ab ona besrgidra, be commandes Deqi iebesa zetegebre gefitat key gelexkumsi nenay jebha tray ketelelu hamimkum, Etom Deqi m'étahit Eko sedreomn betesebomn eyom tefiomom, lingo tarikh eseyas keteqonaju lebkha tefiuka😊
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 4 күн бұрын
Great story, lingo thank you so much! But Microphone jack ground ygebrelka alo
@munabryan16
@munabryan16 5 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 3 күн бұрын
ንፉዕ ደራፋይ ገብረኣምላኽ (ገሬ) ኣባል ማ/ይ ክፍሊ ባህሊ ማዓስን ብኸመይን ተሰዊኡ?
@Wanabahri
@Wanabahri 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ welcome
@solomonabraham3547
@solomonabraham3547 4 күн бұрын
ጃንሆይ(ጃኒ) አብረሀት ብርሃነ ሲዒድ ዓብደላ አልማዝ (ፋርጻ) ጓል ሓይልኻ
@Asmara.2024
@Asmara.2024 4 күн бұрын
ሊንጎ ብዛዕባ ኣስመረት ኣብርሃ ገለ በለና
@asmeromehari
@asmeromehari 5 күн бұрын
ሊንጎ። ስለቲ ታሪካዊ ኣበርኩተካ። ምሳካ ኣብ ሓደ ጣውላ ኮፍ ክብል ከመይ ክብሪ ምተሰማዓኒ። ንበር ብጥዕና።
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 4 күн бұрын
Martyrs Miriam Asres Ghilazghi is my uncle's daugther and her husband Isaiash Teweldebrhan are also Martyrs.What makes you sad is that their only son also died from an Airplane bomb when he was a little.That's life and sometimes it feels life is unfair.
@AbelMerhawi
@AbelMerhawi 5 күн бұрын
❤❤❤
@danielzere9480
@danielzere9480 4 күн бұрын
❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹
@wedishire2620
@wedishire2620 4 күн бұрын
❤❤❤❤👍🐪🌾🙏
@wisdomeraey9699
@wisdomeraey9699 4 күн бұрын
የቐንየልና ንበረልና ንስኻ ጋብቲ ሰውራ ኤርትራ ኢኻ
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 4 күн бұрын
እቲ ዘገርም ህዝቢ ኤርትራ መዕቀኒ ዘይርከቦ ገድልን መስገደልን ሰጊሩ, ናጽነቱ ተጓናጺፉ ከብቅዕ፥ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ደልሃመት ናይ ውልቀ ምልኪ፥ ሃገራዊ ባይቶ የለ፥ ብግቡእ (function) ዝገብር ቤት-ፍርዲ የለ፥ ወዲቓ ክትረአ!! ከም ህዝቢ ጥራይ ዘይኮነ ከም ውልቀሰብ ውን ደው ኢልና ክንሓስብን ናብ ንቡር ንምለሰሉ መገዲ ብሙሉኡ ክንጥቀመሉን ይግባእ።
@donbosco3732
@donbosco3732 4 күн бұрын
ሊንጎ:ነቲ ኣብ ግዜ ቃልሲ ዝዓረፈ ተጋዳላይ " ስውእ" ዝብል ዓቢ ሽም ኣኽቢርና ክንጽውዖ ጸኒሕና:: ድሕሪ ናጽነት ተጋደልቲ ሰላማዊ ናብርኦም እንዳገበሩ ብሕማም ዝመቱ " ስውእ" ዝብል ሽም ክወሃቦም ጸኒሑ ኣሎ:: ነቲ ኣብ ቃልሲ ዝሞተን ኣብ ሰላማዊ ናብርኦም እንዳገበሩ ብዕብየትን እርጋንን ዝመቱ ተጋደልቲ ሓደ ስም ምሃብ ብዝሕ ብሩህ ኣይኮነን :: ስውእ ዝብል ክቡር ስም ነቲ ኣብ ቃልሲ ዝሞተ ጥራይ ክኸውን ኣለዎ በሃላይ እየ::😊
@habtommaheri5436
@habtommaheri5436 4 күн бұрын
Nay M/genral said ferej photo inte halika ba sidedelna lingo hawana
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 4 күн бұрын
Google aleka
@berhnihadguberhnihadgu4110
@berhnihadguberhnihadgu4110 14 сағат бұрын
ብዓብ ትስፈምሕራት ትዚራብ
@LibanKidane
@LibanKidane 4 күн бұрын
Lingo selemitai gen n isaias asfaha zeyte tekis
@wisdomeraey9699
@wisdomeraey9699 4 күн бұрын
አታ ሊንጎ ንሕና እቶም አብ ክተማ ዝነበርባ ካብ ልብና ዘይወጸ ወዲ ተኹል ይክአሎ ስዒድ ሕውየ አይበልባንዶ ብወዲ ሻውል ዝራማሀገርካ ዝብል እዩ ግኑን ሞቶር ቃልሲ ዝነበረ እስክ ምልእ አብለልና ምልእኽትኻ አንውሕ እንተተብለልና ብጽቡቕ ክይተረፈ ምተማህውራና
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy 4 күн бұрын
እም እዚኩሉ መስዋእቲ ኣብመወዳእታ ስደት ውርደት ኣብጎዳጉዲ ምእሳር ኣብቅድሚ ሰራዊት ኮብሊሉ ኣንዳበልካ ምርሻን ክስብሕጂ ዕስራ ሰላሳ ዓመት ኣብዘይፍለጥ ኮንተነር ተዳጊኖም ብዘይፍርዲ መንእሰይ ብኾቱ ይጠፉኡ ኣለው ሊንጎ ብዛዕባ ኢዚኦም እንታይ ትብለና ካልእ ሃለውለው ግርድፍካ እቲ ሕቡእ ምስጢር ኣውጸኣዮ
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 5 күн бұрын
❤thanks lingo hawna good job...
@ምባርጥበብዩ
@ምባርጥበብዩ 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriMBH
@EriMBH 4 күн бұрын
እቲ ነቐፌታን ርእሰ ነቐፌታን ኣብ ህዝባዊ ግንበር ይፍቀድ ኔሩ ዝብሃልሲ ምስዚ ሕጂ ዜጋታት ብዘይ ኣገባብ ንዓሰርተታት ዓመታት ተኣሲሮምን ተሰዊሮምን ብሒም ኢልካ ሓንቲ ቃል ዘይዝረበላ ኣዝያ ዓማጺት፣ ዓባሲትን ዓፋኒትን ዝኾነት ሃገር ምፍጣራስ ብኸመይ ይሳነ
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam 3 күн бұрын
ነዚ ኢካ Culture & Research ትብሎ ዘላ የሕዝን ድሕሪ 30 ዓመት ዘይትማሃር ሰብ ኢካ !
@messir363
@messir363 4 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🐪🐪👍🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@nakfa8195
@nakfa8195 10 сағат бұрын
ሊንጎ ኣያኒ የቀንየልና እስኪ ሊንጎ ሃወይ።እቲ ዘገርም ጅግንነት ዝፈጸሙ እሞ ከም ንጣር ዓተር ብሰላም ዝአተው ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ አያታትና እንዶሞ ኢሰያስ ወዲ ጎንደር ገረብ ብሐኽላ ጌሩ ሸሚሙዎም ዘስደምም ታሪኽና ኤርትራውያን ኢትዮጵያዊ ይላገጸልና አሎ ጥራይ ቀጽሎ እዚ ታሪና ክትንተን ከሎ ወዲ አደይ መድህን በራድ ብውሽጡ ሕማም መርዘን እዩ ዝለዓሎ ስለዚ በሎ ጥራሕ ተብትቦ ሊንጎ ሓወይ።አቤለው ድአ ብዓል ጠዊል ብዓል ጴጥሮስ ነየናይ ጸዊዕኻ ነየናይ ክትርስዕ ቢተወደድ ነልሰን ማንደላ ናይ ኤርትራ ሃገርና ብዝኮነ ዓቢ መጽሐፍ ጽባሕ ንግሆ አብ ሜዳ ኤርትራ አብ ከተማ አስመራ ክዝርጋሕ ኢዩ ሊንጎ ሐወይ ከምቲ ናይ ዓዲ ጥሊያን ቦሎኛ አናውሰር ኮንካ ውን ክትብትቦ ኢኻ የቀንየልና ብዓቅምኻ ትገብሮ ብዞለኻ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 4 күн бұрын
** ሊንጎ ዘንጋር - ንመሪሂነት ህግ ከተጸባብቅ ትፍትን ኣሎኻ ዕምበር መሪሂነት ህግ በላዕቲ ስብ ፣ ንምሑራንን ፣ ንሓያላት ሰብ ሙያን ፣ ሃገር ክመርሑ ክዕለት ንዘሎዎም ዝሓረደን ፣ ኣብ ጎዳጎዲ በሂወቶም ዝቀበረ አረመኒያዊ ውድብ ፋሽስት'ዩ ። ነቲ ፋሽስታዊ ውድብ ህግ - ህግደፍ ተቀይሩ ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ብኢሳያስ አፈወርቂ ድሌት ጥራይ ድዕዘዝ ኮይኑ ኹልና ሪዒናዮ ። ** ህጂ ናትካ ሓለውለው ነዚ ወዲ በራድ በላዒ ሰብ ከተጸባብቅ ምፍታንካ ድማ ኤርትራውያን ዕንታይ ኣይነት አምሰሉ ዝኾና ምዃና'ዩ ዘርዔኻ ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 4 күн бұрын
** ጀነራል ሓዱሽ ኤፍሬም ንኣኻ ጅግና 😂 - ህዝብ ኤርትራ ነዚ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሙ ተደሚርና ዝበለ 😂 ምዕንቲ ኢትዮጵያ ከይትበታተን ሂወት ክንከፍል ኢና ዝበለ 😅 * ሰራዊት ኤርትራ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንሓደ ዕላማ አብ ሓደ ጉድጓድ ዝተቀብረ ሓደ ሕዝቢ ኢና ንዝበለና ከዳዕ ጀነራል ሓዱሽ ኤፍሬም ንምንታይ ተጋዲሉ ዘይፈልጥ ደንቆሮ ጊላ ኢሳያስ ዓጋመ ከም ሓደ ኤርትራዊ አይንፈልጦን ከም ከዳዕ አፍቃሪ ኢትዮጵያ ዕምበር 🙏 ** ንስኻ ሊንጎ ውን ነዚ ህዝባዊ ቃልሲ ይኣክል ክትዘርግ ትሰርህ ኩርኩር ህግደፍ ጠላም ከዳዕ ኢኻ **✅✅✅💙💙💙💙
@Hzbawit
@Hzbawit 19 сағат бұрын
He is doing a brilliant & exellant teaching❤️🤝📝⏰📚🗝️🛠️🪵🐪
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 12 сағат бұрын
@Hzbawit ኹሎም ጥሪት ህግደፍ ደቂ ኣባት ጦር ዝኾኑ ጽብቅ ንማሓር አሎና ዮም ዝብሉ ። 🤣🤣🤣
@Hzbawit
@Hzbawit 4 сағат бұрын
@@mesfinabraham6412 TsliNa ab aealiTnet ztemorese aykonen⏰📚🐪….. SEB kea welidun, tewalidun zwaled zelon’yu::)
@habtomtsegay9115
@habtomtsegay9115 4 күн бұрын
ነዞም፡መጀመታ፡ታሪኻ ትገብሮም ዘለኻ ጀጋኑ፡ ከም፡ብዓል፡ጀርማኖ፡ናቲ ወዲ፡ሰለሙን ካሎኦት ኣባላት G15 ፡ክልኦትን እዚ፡ድክታቶር፡ስርዓት፡ኣበይ የሒቂቅዎም ከምዘሎ፡ ክትገልጽ፡ዘይምኻልካ እቲ ትትርኾ ዘለኻ ታሪኽ ቁራጽ፡ታሪኽ ዪ ታሪኽ፡ኣልቦ ኢኻ ትገብሮ ዘለኻ ሙሉእ ታሪኽ ተርኽ ታሪኽ ታሪኽ ኢዩ ንዘለዉ ኣለዉ ንዘየለዉ የለውን ዝተኣሰሩ ትኣሲሮም ብዲኽታተር በል ብጻይ ሊንጎ ትብዓት ይሃልወካ ናይ ኣብታትካን ናይ ኣይታትካን ውሰድ
@teshayearaya1712
@teshayearaya1712 4 күн бұрын
ብጀካ ምስዋእ ካልእ ነገር የብልኩምን
@DAERO12
@DAERO12 4 күн бұрын
በዓል ንስኻኸ ብዘይካ ምኒን ካልእ ዘይብልካ።ምኒን እንዳበልካ ክትነብር ኢኻ ምኒን እንዳበልካ ክትመውት ኢኻ።
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 4 күн бұрын
ጊስ ከሊብ ከዳዕ 🦮🦮🦮
@shabatshalom693
@shabatshalom693 4 күн бұрын
Keytesewaeka embar hager alo e u dikus
@Ahmad-wh9ob
@Ahmad-wh9ob 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Hall0Ebrahim
@Hall0Ebrahim 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nakfa8195
@nakfa8195 10 сағат бұрын
ሊንጎ ኣያኒ የቀንየልና እስኪ ሊንጎ ሃወይ።እቲ ዘገርም ጅግንነት ዝፈጸሙ እሞ ከም ንጣር ዓተር ብሰላም ዝአተው ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ አያታትና እንዶሞ ኢሰያስ ወዲ ጎንደር ገረብ ብሐኽላ ጌሩ ሸሚሙዎም ዘስደምም ታሪኽና ኤርትራውያን ኢትዮጵያዊ ይላገጸልና አሎ ጥራይ ቀጽሎ እዚ ታሪና ክትንተን ከሎ ወዲ አደይ መድህን በራድ ብውሽጡ ሕማም መርዘን እዩ ዝለዓሎ ስለዚ በሎ ጥራሕ ተብትቦ ሊንጎ ሓወይ።አቤለው ድአ ብዓል ጠዊል ብዓል ጴጥሮስ ነየናይ ጸዊዕኻ ነየናይ ክትርስዕ ቢተወደድ ነልሰን ማንደላ ናይ ኤርትራ ሃገርና ብዝኮነ ዓቢ መጽሐፍ ጽባሕ ንግሆ አብ ሜዳ ኤርትራ አብ ከተማ አስመራ ክዝርጋሕ ኢዩ ሊንጎ ሐወይ ከምቲ ናይ ዓዲ ጥሊያን ቦሎኛ አናውሰር ኮንካ ውን ክትብትቦ ኢኻ የቀንየልና ብዓቅምኻ ትገብሮ ብዞለኻ።
@nakfa8195
@nakfa8195 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Hall0Ebrahim
@Hall0Ebrahim 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
ቅዋም ብ ኣወል ስዒድ / CONSTITUTION BY AWEL SAID
1:07:35
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
36:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 36 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН