(ቁጽሪ 6): “ዝባን ገድሊ” ምስ በለ: ኩሉ ሰብ ጠጠው በለ!

  Рет қаралды 17,141

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

Күн бұрын

Пікірлер: 244
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 6 ай бұрын
እታ ብሃንቀውታ ኽንጽበያ ዝቐነና መደብካ፡ ብኻልእ ማእዝን ኣዝዩ ሰሓቢ ዝኾነ ታሪኻዊ ውዕሎ ምስ በዓል ኣቦይ ቀሽን ካልእን ዘዕለልካና፡ ብዙሕ አመስግን። ብተወሳኺ፡ እታ ዘይትምኖ መጽሓፍካ "እዱድ ዘመተ" ቅድሚ ነዊሕ እዋን ኣንቢበያ ኔረ፡ ሕጂ ድማ ከይሰልከኻ ብድምጺ (ብኣውድዮ) ከተቕርበልና ኣብ ምቅርራብ ኣሎኻ'ሞ፡ ስለ'ቲ ኹሉ ጻዕርኻን ድኻምካን ፈጣሪ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃብካ። ክብረት ይሃበልና! 🇪🇷❤️🇪🇷
@ghereyelma2064
@ghereyelma2064 6 ай бұрын
ታሪክ እወ ታሪክ ሕቡን ሕዝቢ
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 6 ай бұрын
ሊንጎ እወ ታሪኽና ካብ ክትዋሳኣሉ ነዚ ታሪኽ እዚ ንህዝብካን ንዓለምን ከተቅርቦ ኣዝዩ ዝከብድ ዓቅሊ ተጻዋርነት ዝሓትት ኢካ ትዓይ ዘለካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ami_su
@ami_su 6 ай бұрын
Waw ደሰ ዝበል ተሃንጢየ አለኩ ክሰምዓ ❤ 🙏 ሩሑስ ቅኒያት ናጸነት ይግበረልና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 5 ай бұрын
ወዲ ኤረይ 1000 ዓመት ንበረልና።
@mhretseare8357
@mhretseare8357 5 ай бұрын
Happy Independence day lingo abo tbeb🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️ ❤❤❤❤
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲን መሳጢን ታሪኽ❤❤❤❤❤❤❤
@wediali8024
@wediali8024 6 ай бұрын
ወዲ ሻዳይ ዕመን ጥዕናን ያሃብካ ዓወት ይምነይልካ
@aleferej7014
@aleferej7014 6 ай бұрын
ኣያና ሊንጎ እንቓዕ ንታሪክን ምስክርነትን ተረፍካ ግርማ ሃገር ኢካ እሞ የቅንየልና ጽቡቅ ስራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስአላምን ቅሳነትን ዘለዎ ናብራን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ርሑስ ቅንያት ናጽነት መበል 33 ዓመት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ታሪክና እንዳ ተኮለዕን እንዳ ኣብረቅረቀን ክነብር እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danitimtem3381
@danitimtem3381 6 ай бұрын
ሊንጎ ዓቢ ሰብ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 6 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቡዙሕ መታን ክንምሃር ሲ ደቃይቕ ኣንውሕ ኣብሎ ትምህርትኻ ጽቡቕ ሰለዝኸነ ብዝተረፈ ከሉ ሕራይ በርትዕ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 6 ай бұрын
እኹል እዩ ሓጺርን ጽፉፍን እዩ ጽቡቕ ቅርጥው ዝበለ
@alganeshmedhanie3060
@alganeshmedhanie3060 6 ай бұрын
Jegnas Jegna dia🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
@zafutekeste5378
@zafutekeste5378 6 ай бұрын
ብኣዝዩ መሳጥን ወንኻ ዘላዓዕል ህዱአን ልዙብን ቋንቋና(ኣዘራርባኻ)፡አሞ ኽአ በቶም ዘወዓሉ ሓቀኛ ታሪኽና አንክዝንቶ ዕድለኛ ጥራዩ ዝረኽቦሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመ ይሃብካ ሊንጎ ጅግና!💪🌷❤
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 6 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ሊንጎ አቀራርባካ መሳጥን ደስ ዘብልን እዩ እሞ የቀንየልና: ልዕሊ ኩሉ ከኣ ትሕትናካን ንኣቦካ ኣቱም እንዳበልካ ኣብ ልዕሊ ወለድካ ዘሎካ ኣክብሮት ብሓቂ ለባማትን ጨዋታትን ወለዲ ከምዘዕበዩካ ንስካውን ወጽኢት ናቶም ስለዝኮንካ ነዚ ክቡርን ፈታዊ ሃገሩን ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ክብሪ ትህቦ ዘለካሞ ተሓቢነልካ:: ኣምላክ ንህዝብናን ሃገርን ይባርከልና::
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 6 ай бұрын
Iywagibare Iwawihlitatate Sabia Sabia Eritrea 🇪🇷 Kulusalasabia Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷
@benkal8062
@benkal8062 6 ай бұрын
ታሪክ ጀግንነት ኣምላኽ ኢድመ ይሃብካ ሊንጎ ሓወይ
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 6 ай бұрын
ሰላም ሊንጎ ጅግና ኩቡር ሐውና እዚ ተቅርበልና ረዚን ዝኾነ ዓቢ ተልእኾ ዛንታ እንተ ኺኢልካ ቁሩብ አንውሕ አብሎ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ድማ ንምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✋️
@zemichaelyakob2756
@zemichaelyakob2756 6 ай бұрын
ሊንጎ ከመይ ጽቡቅ መደብ ኣብ ገገለ ዘረባካ ከም ጎና ትከውን ንኣብነት ተጋደልቲ ባጽዕ ሒዞማ ኢልካ ንስካ እካ ኣካል እቲ ቃልሲ ኢካ ባጽዕ ሒዝናይ ክትብል ተጸብየ።
@zeeMe2323
@zeeMe2323 6 ай бұрын
Welcome wedi Eri jegna kulu gize Jegnau Keep up 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
@SiemAsmara
@SiemAsmara 6 ай бұрын
Thank you very much Sir. I have heard about you sometime back, we are lucky to have figures like you that we can follow. A lot of us know that people like you, honest fighters for the freedom of the people are not treated like you should have been. But don't worry, We see you!. YOUR LIFE IS ALSO OUR HISTORY! Victory to the Mass!
@zewdirediet-tseggay9266
@zewdirediet-tseggay9266 6 ай бұрын
ብሃንቀውታ ዝጽበየካ ኩቡር ሐውና እንካዕ ብደሐን መጻእካ ቡሩክ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tkese
@Tkese 6 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲኤረይ ጅግና ቐጽሎ ምእንቲ እዚ ዎሎደ ቐጽሎ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 6 ай бұрын
Thank you so much ተጋዳላይ ሊንጎ፡ ማህደር ኤርትራ እንተበልኩኻ ይውሕደካ እምበር ኣይበዝሓካን እዩ፡ኩሉ ስርሓትካ መሃርን ኣዘናጋዕን እዩ'ሞ ንዝቕጽል መደባትካ ብሃንቀውታ ንጽበየካ።
@yonasmahdere5436
@yonasmahdere5436 6 ай бұрын
Great story, I adore and cherish my Eritrean history. Especially when you are talking about the Eritrean Soldiers the one and the only.
@AkberetTeklay-s7q
@AkberetTeklay-s7q 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@tedrosisak2328
@tedrosisak2328 6 ай бұрын
ይብል አጋላሊጻ ሊንጎ ሓወና በርትዓ
@halhalromay1354
@halhalromay1354 6 ай бұрын
ሓሞት ኣብ ድሎት ትብል መጽሓፍካ ብምንባበይ ዝነበረኒ ተመስጦ ኣብዚ ኣዘናትዋካ ዝያዳ ጎሊሑ ኣሎ ንምቅጻሉ ዕድመን ጥዕናን ይምየልካ ። ብምቅጻል ሕመረት ዛላታካ ዝያዳ ናብ ዝዓበካሉ ዝዛዘወ እዩ። እዝስ ርድኢተይዶ ይኽዉን ከምቲ ዝተረድኣኒ ተኮይኑ ይቅሪታ ናብቲ ዝዓበካሉ ዝዛዘወ ዛንታ ምዝንታው ዝብርሃካ ተኮይኑ ግን ንኩሉ ንምጥማር ናብ ኩሉ ዘለካ ዝክሪ ዉሰደና ተከታተሊካ ኣብርሀ ኪዳነ ስዊዝ
@gomida1552
@gomida1552 6 ай бұрын
ኣያና ተጋዳላይ ሊንጎ: ብጣዕሚ መሃሪ ዛንታታት ገድሊ & መሳጢ ኣቀራርባ። ብሃንቀውታ ክንጽበየካ ኢና። 🇪🇷💚🇪🇷❤️🇪🇷💛🇪🇷💙🇪🇷☀️
@ናኤኦተ
@ናኤኦተ 6 ай бұрын
ስርላ አምላኽ ምሳኻ ይኹን ክቡር ኣያናን ሓውናን ሊንጎ በቃ መግለጺ ስኢነልካ ኣለኹ ንግዚኡ ግን ተውለ. ...። አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ጥበብን ኣዕዚዙ ይሃብክ።
@AzizAhmed
@AzizAhmed 6 ай бұрын
thank you dear friend, it is amazing , the content and your style of explaining
@edenpazom9452
@edenpazom9452 6 ай бұрын
ሰላም አያና ሊንጎ ብሀንቀውታ እየ ዝጽበዮ መደብካ ምክናቱ ትምህርትካ ንዓይ ታሪከይ እዮ ይሕበነሉ እኮዕ ኤሪትራዊት ኮንኩ ዕድመን ጥዕና ያሀብካ ፊጣሪ 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷
@Esunosamsom
@Esunosamsom 6 ай бұрын
I hope one day you will put all these story in a book format so as our coming generations can create poems, songs, drama and movies out of these stories.
@daniel22126
@daniel22126 6 ай бұрын
ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የቐንየልና ዘይነጽፍ ታሪኽ እዩ ዘሎ ምሳኻ ብዙሕ ኢና ክንጽበ ከይሰልከኻ ንገረና እዚ ዘይተነግረ ብሉጽ ታሪኽና።
@haileabraha7015
@haileabraha7015 6 ай бұрын
ድሕሪ ናጽነት ካብ ዝተሓተማ መጻሕፍቲ ትግርኛ ብዙሕ ግዜ ደጋጊምና ዘንበብናያ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰት መሳጢት መጽሓፍ'ያ ። መጽሓፍ እዱድ ዘመተ!!
@rahelkidane8896
@rahelkidane8896 6 ай бұрын
Lingo hawey, glad u mentioned ambassador Afewerki... miss him terribly! Well done Lingo grande
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 6 ай бұрын
ሊንጎ ምስ ብጾትካ ተጋደልትን ስውኣትን ዘይትድገሙ ጀጋኑ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ❤
@Eri291forever
@Eri291forever 5 ай бұрын
Thank you for all your teaching, one day I would love to see you repeating the sin you done in 1991 in our may 24 celebrations.
@efremzeweldi9578
@efremzeweldi9578 6 ай бұрын
Finally I got something very interesting to watch and listen. Thank you Lingo!!!
@daniel22126
@daniel22126 6 ай бұрын
ታሪኽናወታ
@n-gf3mb
@n-gf3mb 6 ай бұрын
Lingo you are a national Treasure to our country and thank you for your service.
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 6 ай бұрын
Arkubu,,,,
@simonmussie86
@simonmussie86 5 ай бұрын
Love you legend ❤️ 🎉🎉🎉
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq 6 ай бұрын
❤❤❤ happy Easter to you and your family 🤗🥰🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@okbaygb9527
@okbaygb9527 6 ай бұрын
መደባትካ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ :አይተሕጽረልና አመና ሓጺሩ:አብ ህዋ ይገድፈና ሎ።ታሪኽና ክንፈልጥ ንህንጠ አሎና።❤❤
@menyaphonetastic8319
@menyaphonetastic8319 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@senaithailom3322
@senaithailom3322 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
@temporary995
@temporary995 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሊንጎ ኣነ ኣብ ህግሓኤ ኣይነበርኩን ግን ጽን ኢለ ከም ዝሰምዓካ ጌርካኒ ፣ኣዘናትዋ ኢኻ ትኽእል ቀጽሎ ንሕና ከኣ like &share ኣይንሓምቕን
@simonte2919
@simonte2919 6 ай бұрын
Tsbuk srah ketslelu hawey natey❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 6 ай бұрын
Great Lingo...I like this page.
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 6 ай бұрын
ሊንጎ ኣቦ ታሪክ ናይ ናይ ብሓቂ መዳርግቲ ዘይብሉ ታሪክ ህዝባዊ ግንባርን ህዝቢ ኤርትራን ጽቡቅ ኣቃራርባ ተቀቢሩ ዝነበረ ብዛዕርካ ተወሰናን ትምህረናን ኣለላሞ ሓደራ ኣይተቃርጾ❤❤ ኤርትራውነት ዘኩርዕ ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤
@grmaykahsai3857
@grmaykahsai3857 6 ай бұрын
Amazing history with nice presentation lingo,keep this good work.
@senaityohannes2234
@senaityohannes2234 6 ай бұрын
የቀንየልና ሊንጎ ሐውና , በጃኻ አይትደንጉየና we’ve been waiting for this for ever 😍🇪🇷🇪🇷👍
@gigitoronto2885
@gigitoronto2885 5 ай бұрын
Bezaba eza mexhaf be audio zibelkaya aytedenguyena harbegna ayana lingo ❤❤❤
@saraabay7231
@saraabay7231 6 ай бұрын
Grazie lingo❤❤❤❤❤❤
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪💪💪💪💪💪
@awetwulud1483
@awetwulud1483 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azebnegasie7911
@azebnegasie7911 6 ай бұрын
Wowww HGHE NAY JEGANU JEGANU NAY HARBEGNATAT HARBEGNATAT MEWADADRTY ALBO AB ALEM KEMAKUM JELEN !!! KIBRET YHABKA KINUR WEDY KIBURAT HIZB ERITREA. NAY BAHAQI QAL EWI JELEN NAKAKA /NAAKUM ZIGELIST EDMEN TIENAN YMNE KIBUREY❤❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🤲❤️🙏❤️
@yonatantekeste697
@yonatantekeste697 6 ай бұрын
Ajoka lingo
@awetweldrufal3379
@awetweldrufal3379 6 ай бұрын
Good job big Brother lingo Our beautiful histoiry, belong from us too us ❤😊🇪🇷respect love peace 🇪🇷 ✌
@mahariwelday1070
@mahariwelday1070 4 ай бұрын
Thank you so much keep up the great job ❤
@tesfafremebrahtom3999
@tesfafremebrahtom3999 6 ай бұрын
መጽሓፍ ኢካ ከነብበካን ክንፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ::
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💚💛💛
@ghrmaytesfay7414
@ghrmaytesfay7414 6 ай бұрын
Good job Lingo
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 6 ай бұрын
Good job tnx
@TekleabTekieKidane
@TekleabTekieKidane 6 ай бұрын
Forsa lingo ❤❤❤
@berganetesfatzjion
@berganetesfatzjion 6 ай бұрын
❤😮😮😂 ጂግና ኣልጌን ንኺድ ንቕድሚት
@girmaadebo4768
@girmaadebo4768 6 ай бұрын
ሰላም ሊንጎ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ፡ ታርኽና ወርቆ። እቶም ታሪኽ ገድልን ዘይጸዓድ ታሪኽ ህዝቢ ኣኤርትራ ክትሰምዑ ከለኹም እተጉርዑ ዘለኹም ግና፡ እቲ ዘሐጉሰካ ነገር ጽን ኢልኩም ትሰምዑ ምህላውኩም ኢዩ። ኣዋህሊልኩም ክትመሃሩ ኢኹም ። ጌና ጌና ሕጂ ውን ጌና፡ እትብል ደርፊ ናይ ሄለን መለስን ቃልኣብን እሞ ኣስምዓለይ ❤
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 6 ай бұрын
Good job 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💯
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 6 ай бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷👈❤🇪🇷👌❤🇪🇷👌🇪🇷
@DesaleTsegai
@DesaleTsegai 6 ай бұрын
መጽሓፍ እዱዱ ዘመተ ኣዝያ ተባሃጊት መጽሓፍያ፣ ብሃንቀውታ ንጽበ
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 6 ай бұрын
Welcom Lingo Wedi Rezin Mennet
@ነቡያት
@ነቡያት 5 ай бұрын
❤ ❤❤
@ናኤኦተ
@ናኤኦተ 6 ай бұрын
ብሓቂ ወግዕን፡ ኣጋባብ ቀዳሞት ኣዝርኪርካኒ!
@eri4ever466
@eri4ever466 6 ай бұрын
Lingo, your poem in Bologna in 1991 was a beautiful and profound tribute to your fellow comrades-in-arms and your beloved people. Some people would be proud to have written that poem and stopped, with a feeling of accomplishment. But you went on to write an excellent book. And now, you're doing one of the most important things any Eritrean can do: record Eritrea's history. Although I read it years ago, I look forward to its narration here.
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 6 ай бұрын
Nay behaki. Teweled
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 6 ай бұрын
Teweled❤❤❤❤❤1000
@zewditesfazion9441
@zewditesfazion9441 5 ай бұрын
❤️❤️❤️🙌
@Eyob-s5u
@Eyob-s5u 6 ай бұрын
የቐንየልና ሊንጎ🙏
@almazdebrezion7806
@almazdebrezion7806 6 ай бұрын
Lingo thank you for sharing i like 👍 show very useful history and valuable information .
@YohannesMehari-xv7yh
@YohannesMehari-xv7yh 6 ай бұрын
ሊንጎ ብጣዓሚ ኣድንቀካ እዚ ዛንታ እዚ ነዚ ዘለና ወሎዶ ክንገረና ኣለዎ እዚ ድሒሩ ዚመጸ ወሎዶ ታሪኽ ናይ ገድሊ ዋላ ሓደ ኣይንፈልትን ኢና ብልቢ የ ዘመስግነካ ሓደ ካብ ተዓዘብትካ የ ካብ ጀርመን
@letinagimie539
@letinagimie539 6 ай бұрын
Lingo hawey selam selam ❤ ♥ ❤🎉🎉
@YonasYacobhaile
@YonasYacobhaile 6 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሀወይ እሞ እዛ መጽሀፍ ብከመይ ክረክባ ይክእልል አብ አዲጥልያን ይነብር እሞ ተሀባበረኒ ንክረክባ
@Tsegaygebru-yk8we
@Tsegaygebru-yk8we 6 ай бұрын
WEL done 🎉❤
@asmarabella2629
@asmarabella2629 6 ай бұрын
ሊንጎ ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ! ዝሐተትኩካ ሕቶ ግን ሸለል ኢልካያ።እቲ ሐሳድ ዓጋመ ወያናይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ኣብ ገበር ናይ መጽሐፍ ለጢፍዋ ዘሎ ስእሊ ተጋዳሊት ህ.ግ ምስ ብሬና ኾላ ናይ እታ ስእሊ ታሪኽ ንገረና???ወይ ድማኒ ናይ ህ.ግ ተጋዳሊት ኣይኮነትን ናይ ወያነ ተኾይና ድማኒ ክንፈልጥ።ታሪኽም እቲ ዝወዓልክሞ ብ ትግራዎት ተሰሪቁ ከብቕዕ ከተጋልጽዎ ግን ኣይትደሊዮን ኢኩም።ብጣዕሚ እዩ ዝገርም !
@liayeewhanes3217
@liayeewhanes3217 6 ай бұрын
Merhaba lingo hambel ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BiniamBerhe-dx8hz
@BiniamBerhe-dx8hz 6 ай бұрын
እድመን ጥናዕና ኣያ ሊንንጎ ብጣ ዕሚ መሳጢ ታሪኽ እዩ
@moukurelal678
@moukurelal678 6 ай бұрын
تسلم❤❤🎉🎉الله يديك العافيه وطولت العمر 🎉
@samuelhaile5545
@samuelhaile5545 6 ай бұрын
Lingo ❤ I’m really enjoying your videos. Thanks so much🙏🏻🙏🏻🇪🇷❤️🇪🇷
@temertzahalemariam6086
@temertzahalemariam6086 5 ай бұрын
Tebarek lingo haweyyyy❤❤❤❤
@estifteclu1601
@estifteclu1601 6 ай бұрын
Lingo Bravo god bless you
@ademomer5226
@ademomer5226 6 ай бұрын
Thank you ❤
@sam_Sam1255
@sam_Sam1255 6 ай бұрын
የቀነየልና ሊንጎ እንቋዕ ተወለድካ
@Greensky888
@Greensky888 6 ай бұрын
Lingo kesilo kemzi kes ilu ziharim may ni meret tik ilu ziatu yu azeraribaka akeraribaka👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AdayHiwet
@AdayHiwet 6 ай бұрын
ጽቡቕ ኣርእስቲ ❤
@amanuelyohans-f1c
@amanuelyohans-f1c 6 ай бұрын
THANK YOU
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 6 ай бұрын
Sure ❤🎉❤🎉❤ ❤lingo abi sebi
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 6 ай бұрын
Anes wihidatni hhh mbal kfetu meatye👍👍👍👍👍👍👍
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 6 ай бұрын
Thank you Lingo!
@a.t5699
@a.t5699 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Teklinoo
@Teklinoo 6 ай бұрын
Thank you🙏 very interesting
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
(ቁጽሪ 7) ፡ እዚ ሓውኻ ጥምየት ኣለዎ ድዩ?
29:24
Algena Culture & Research
Рет қаралды 23 М.
(ቊጽሪ 1) ኣልጌና ባህልን ምርምርን
19:35
Algena Culture & Research
Рет қаралды 35 М.
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 38 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 197 МЛН
У вас там какие таланты ?😂
00:19
Карина Хафизова
Рет қаралды 22 МЛН
Try Not To Laugh 😅 the Best of BoxtoxTv 👌
00:18
boxtoxtv
Рет қаралды 7 МЛН
Amharic Audio Bible Psalms - Ethiopian Amharic Bible Reading
3:48:29
Amharic Mezmur & Amharic Bible
Рет қаралды 152 М.
እዱድ ዘመተ፡ ምዕራፍ 20 (ናይ መጽሓፍ ንባብ)
40:05
Algena Culture & Research
Рет қаралды 6 М.
ታባ ውዑይ ቅጫ
37:30
Algena Culture & Research
Рет қаралды 7 М.
ታሪኽ ህዝቢ ኣሳዉርታ!
1:25:16
Connect Asawurta Media
Рет қаралды 2,6 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3 МЛН
እዱድ ዘመተ፡ ሞዕራፍ 18
52:24
Algena Culture & Research
Рет қаралды 8 М.
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 38 МЛН