ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣብ እስራኤል መን ተቐቲሉ ተረጋጊጹ/ መሪር ሓዘን ብርጌድ ንሓመዱ

  Рет қаралды 78,856

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

29 күн бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ኣብ እስራኤል መን ተቐቲሉ ተረጋጊጹ/ መሪር ሓዘን ብርጌድ ንሓመዱ

Пікірлер: 498
@user-ei4yp6dz8x
@user-ei4yp6dz8x 27 күн бұрын
ፅሎትክንን ምህልላክንን እግዚአብሔር ኣምላክ ይስማዕክን ኣዴታተይ❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 27 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 27 күн бұрын
@@semerebrhane9413 ዓለም ደኣ ብኣኹምን ከማኹምን እንድያ ሰላም ሲኢና ዘላ ለዛዪ🙁ሓዳረይ ምርሐለይ ድዩ ኢሉኳ ኣታ ቆርባዕ ኡፍ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 27 күн бұрын
@@neshnesh_show Kedemus Aubelnakum Do Nehsnesh Mofetet Isaias Eyu Eziy Isaias Degafay Moytu Tekawamay Moytu Gudayu Aykonen Dem Zilemede Ganin Eyu Nihna Eritreawan Gin Tekawamay Konu Degafay Motu Teketilu Bizsemaenayo Nihamim Alena Kulom Ahiwatina Eyom Bejakum Eziy Meftihy Aykowinin Eyu Lewtiy Demitse Win Ayokonen Meskneyty Eritreawit Weladit 😢😢😢
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 27 күн бұрын
እንታይ ሩኩስ መንፈስ እዩ ነፊሱና አቱም ህዝቢ ኤርትራውያን ነንብዓልቶም ተጋሩ ብተጋሩ ይጭወያን ይቅተላን እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ አምላክ አቦይ ገፅጋ መልሰልና 😢
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 27 күн бұрын
ኣቤት ማሓረና ክርስቶስ ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረት ላኣከልና😭😭😭😭
@Amesegenalhue
@Amesegenalhue 27 күн бұрын
ውይ ሲያዘሳዝን አለማመናቸው እመቤቴ ትሰማቹ
@dawitbrhane823
@dawitbrhane823 27 күн бұрын
ኩሉና ኢና ኣብ ምረት ዘለና ኣቱም ሰባት ተከባቢርና ንንበር ንሕና ውን ሃገርና ኢና ንብል ዘለና ምቅትታል ነንሕድሕና ኤርትራውያን ደው ነብሎ ኩልካ ዓገብ በል
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 27 күн бұрын
Ya ደጋፊ ይኹን ደላይ ፍትሒ መሪርና ኢና ተሰዲድና ዘለና እምበር ከም ዓድኻን ኣደኻን ዶ ኣሎ ኮይኑ
@biniamgere6917
@biniamgere6917 26 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኩልና ኣብ ምረት ኢና ዘለና
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 27 күн бұрын
ኣዴታተይ ጸለቲኪን ልኡል ኣምላክ የሰማዕኪን ይኣክል የበልና😢😢😢😢😢
@kidan602
@kidan602 27 күн бұрын
ናይ ክፉእ ግዜ ሰብና🥺 እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዘለኽምዎ ባዕሉ ይሓልዉኩም🙏💙😭
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j 27 күн бұрын
በቃ ድዩ ግን ገለ ፍታሕ ዘየለ ኮይኑ ሞይቱ ሞይታ ብቻ ክንሰምዕ 😭😭
@user-xp2wo9mu9b
@user-xp2wo9mu9b 27 күн бұрын
ሰላም ሰላም ነሽነሽ ሓወይ ኣነ ትግራወይቲ እየ እዚ ጉዳይ እስራኤል ዝፍጸም ዘሎ ኣይምልከተንን ዝኮን ግን ህልናይ ስቅ ክብል ኣይካኣለን ንምንታይ ኣሕዋት ክጣፈኡ ክቃተሉ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢😢💔💔💔 እዚ ነገር ጠጠው ተዝብል ይምረጽ ኣብ ኢስራኤል ሕጊ የለን ከም ናይ ኤሮፓ ኣመሪካ ሕጊ የለን በጃኩም ብሓሳብ ጠማያየጡ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 27 күн бұрын
ፀሎትክን ምህልላክን ሰሚዑ ይተዓረቀና እግዚአብሔር ኣምላኽ 😥🙏 ኣይ ሎምስ ጨኒቁና ሕማቅ ጥራይ ፅቡቅ ዘይስመዖ ግዜ 😥💔
@agh65ngjlc12
@agh65ngjlc12 27 күн бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውረደልና
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 27 күн бұрын
አቤት ማሓርና ክርስቶስ ባዓል ምሕረት አዎርደልና ፆሎት ወልድና አይጋደፈና 🙏🙏🙏😢😢
@Ykgxu
@Ykgxu 27 күн бұрын
ኣሕሕሕ ወገነይ ኣነስ ድሕር ወዲ ወርቁ ልበይ ተሰይሩ እዩ ለለ ድዩ ልበይ ክደሚ😭😭💔💔😭😭
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 27 күн бұрын
me too😭💔
@Ykgxu
@Ykgxu 27 күн бұрын
@@chf-cv4ix 😭💔😭
@erimetera4208
@erimetera4208 27 күн бұрын
gena gena atumTeguarat tegaru komalat
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 26 күн бұрын
​@@Erilove-jx5yngdef kem'u aytbel btfaetna zrebhu alewu ahwat kbeasu xela'i meftotu eyu
@Meri.2146
@Meri.2146 27 күн бұрын
ምህለላክን እግዚኣብሄር ኣምላክ ይቀበለልክን ኩቡራት ኣደታትና🙏
@user-ml6bk5bk4k
@user-ml6bk5bk4k 27 күн бұрын
ፈጣሪ አምላክ ምህልላክንን ፀሎትክንን ኣይፈለየና 🙏🙏
@ZiduGalkeshi
@ZiduGalkeshi 27 күн бұрын
ኩሉ ሞ ግደፍዎ የሕዋተይ ብዝዕባ እታ ወላዲትና ከ ኣይንሓስብን ወደይ ካብ ልብያ ናብ ኢረፓ ኣትዩ ወርቂ ክገዝኣለይ እዩ ጻኣዳ ክዳን ክከድነኒ እዩ እና በለት እኮ እያ ብተስፋ ትጽበ ዘላ ንምንታይ ጸሊም ክትክደን ንፈርዳ በጃኩም ምሽ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ኣለና ሰላም ከውርደልና ናወኡ ዘይንጽጋዕ ንምታይ ንቃተል ሕጂ ውን ያክል ምቅታል ኣምላክ ምሕረት ከውርደልና ንለምኖ የሕዋተይ
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 27 күн бұрын
ፆሎት ምህልላኽን ኣዴታትና ይቀበለልኽን ምሕረት የዉርደልና አረ እስኳብ መዓዝ እዩ እርሰ በርስኹም ኣሕዋተይ አረ በጃኹም 😢😢😢
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 27 күн бұрын
ኣንታ መኣስ ኢዩ ዝርደኣኩም ሕጂ ውን እቲ ቃልሲ ወላ ይትረፍ ኣሕዋትና ተተመርጾም ይጠፍኡ ኣለው ።
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 27 күн бұрын
ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ በሰንኪ እዚ ኣረጊት ዕድመኩም የሓጽር ኣሎ ስድራና ዘረክበዎ ስቃይ ኣብ ርእሲ ስቃይ ዋይ አነ ዓደይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-co8tu9ew9o
@user-co8tu9ew9o 27 күн бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Sara-fc1bz
@Sara-fc1bz 27 күн бұрын
😭😭😭😭
@yes6292
@yes6292 27 күн бұрын
😭😭😭😭😭
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 27 күн бұрын
Uff så sad
@erimetera4208
@erimetera4208 27 күн бұрын
Eritrean VS tegaru tewegaru dengola N hamedu
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 27 күн бұрын
ክቡራት ኣዴታትና ጸሎትክን ልማኖክን ሰሚዑ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ይታዓረቀና ኣሕሕሕሕ በጃኩም ኣሕዋተይ ሰለሰላም ንዘምር ንጸልይ😭😭😭😭😭😭😭
@God_is_love-us3hj
@God_is_love-us3hj 27 күн бұрын
Amlak xelotkn yesmrelkn kuburatey Ezgyoooooo Amlakey mhret awrdelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 27 күн бұрын
እንታይ ኢና ንገብሮ ወደይ ኣብዚ ሕጂ ስዓት ሲ ናይ ብሓቂ ካብ ሓበሸ ብምውላደይ ኣጽሊኢኒ😢😢
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 27 күн бұрын
ኣዴታት በጃኽን ንማህለል ንማህለል ኩልና ጠፊእና ኢና ዘለና ብፍላይ ዝወለድና ንሕሰብ ደቅና ሒዝና ጠፊእና ኢና ዘለና ደቅና ጽባሕ ዝጠቅሙ ዶ ይመስለና ን ሃገርና ስለ ሃገርና ንጸሊ ሰላም ክኾነልና ምስዕሳዕ ጥራሕ ኣይንኹን መከራና ከይገድድ 🙏
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 27 күн бұрын
@eseythomas2551
@eseythomas2551 27 күн бұрын
ንሹ አነ ህግደፍ እየ እቶም ይሕዋትካ እዮም አብገዘኦም ዝመጽዎም ዘለዉ እንታይ ክግብሩ 400 ሚኢቲ ዝኾኑ ከይደሞም ነታ ነብስኹም እንታ ሒዝኩምላ ሓቂ ዘይትዛረቡ አኻልብኩም ሓዙልና🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@weysebdekey-er5dj
@weysebdekey-er5dj 27 күн бұрын
ምህዝ ኣቢልካ መጸለሚ
@user-ts5eo2nl4b
@user-ts5eo2nl4b 27 күн бұрын
ቀንዲ ትሓተቲ እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ናይ ኦርቶዶክስ እዮም፡ ንሶም ከህድእዎ እንተ ደልዮም ካብ ፖለቲካ ወጺኦም ከዐርይዎ ይክእሉ እዮም❤። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እቲ ዝሓመቀ ሃይማኖት መሳርሒ ፖለቲካ ምኻኑ ብግብሪ ይምህሩና ኣለዉ😢።
@embatekera9244
@embatekera9244 27 күн бұрын
Akshshti Ortodox Da B,Mergietan Debteratatn Giera Eko Anderobo Eko Aytfenwelkum 🤣🤣 Nriom Alena Ab Media Wexiom Zezarebwo.
@user-ij8wi8ty8p
@user-ij8wi8ty8p 27 күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ባዓልካ ኢካ ሓያል እሞ ፍትሒ ነቲዉፅዕ ህዝቢ😢😢😢
@user-tg1iv5jo1k
@user-tg1iv5jo1k 27 күн бұрын
ኣቤት ማሓረና ክርስቶስ ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረት ላኣከልና💔😭😭😭😭😭🤲🙏
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 27 күн бұрын
ኣንታ እዛ ኣብ ሞንጎ ተቃወምትን ደገፍትን ዘጋጠመ ግጭት እንዶ ግደፍዋ እቶም ደገፍቲ ምሸት ምሸት ብእኩብ ኣድብዮም እንዳጸንሑ እዮም ዝቀትልዎም ዘለው እቶም ፖሊስ ምስ መጹ ኸኣ እቶም ዝቀተሉ ዘይኮኑ ዝተሓዙ ዘለው እቶም ደለይቲ ፍትሒ እዮም ብብዝሒ ዝእሰሩ ዘለው ኣነ ናብ ኣብ እስራኤል አለው ኣዝማደይ ደዊለ ዘረጋገጽክዎ ስለዚ ኩሉኹም ዩቱበራት ጽቡቅ ጌርኩ ግለጽዎ 💙💙💙
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 27 күн бұрын
Ezom kurhat azabie endyom tekeyirom
@emm-rx2mz
@emm-rx2mz 27 күн бұрын
😂😂😂😂 atum meshaqat kkkk beqa mechem hasot beqa demkum yom hgdef Srah sienom nakum kem ABI Srah hizom kxbeykum ..ayhasbkumn keman.plz b confident zereba.aytebzhu.."chugraf baela harima baela te'ewi"..l'kie nakum ya....nebse mthat asaqikum kmewt....kemu aytkunu plz....
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 27 күн бұрын
ዓገብ ንብል ቤተሰብ ከይተረድኡ ብ ማስ ሜዳ ኣብ መንገዲ ክርዱኡ ኣይባህልናን። መንግስተ ሰማይ ንመዋቲ ጽንዓት ከኣ ንመላእ ቤተሰብን ንኹሉ ደላይ ፍትሒን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 27 күн бұрын
እረ አምላክ ይአክለኩም በለና😢😢😢😢 እረ መናእሰይ ይጠፍእ አለው😢😢እረ መንእሰይ ስደትና ይአክለና ሓዘን ንብዓት ናፍቆቶ ጭንቀት ተሓዋዊሱና😢😢😢
@-hd9nv
@-hd9nv 27 күн бұрын
ጸሎትክንን ምህለላክንን እግዚኣብሀር ኣምልክ ይስምዓልክን ክቡራት ኣደታት
@mglasfshaye7678
@mglasfshaye7678 27 күн бұрын
ኣንታ ፈጣሪ ይቕረ አባ በለልና ካን ዶ ክትሓድገና! ኣቤትምንተ እቶም ህጻናትተለመነና 🙏ሂወት ወዲ ሰብ ሓሲሩ በቃ ብሩኻት ጸሎትክን ምህለላክንን ኣብ ሰማያት ይብጻሕ ኣቤት ybelknn🙏🙏🙏! ብሓቂ ምህሊላ ዘድልዮ ሰዓት እዩ እዚ ❤️
@natsnetgrmay8969
@natsnetgrmay8969 27 күн бұрын
Bjkum Hegdf wey Nhamdu enda belkum aytflywom yehwatna yezfu alwu 😢😢😢😢😢amlak mhret yelakelna
@gualtibxue9336
@gualtibxue9336 25 күн бұрын
ሕጂ ውን ሰላም ስበኹ ናይ ወልሓደ ጸግዒ ኣይትኹኑ።ኣሕዋት ኢዮም ሓመድ ዓደም ዝዓርቆም።ግርም እባ ሰላም እንዳበልካስ ህግደፍ ከምዚ ጌሩዱ ገለዶ እናበልካ ከኣ ተወሳኺ ህውከት ምስዋር።ግደፍዎም ነዞም መናእሰይ ይምሃሩ፡ይስርሑ።ብናፍቖት ከብዳ ዝተሓመሰት ወላዲት ኣላቶም።ግደፉና።መናቖትቲ
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 27 күн бұрын
😢😢😢እዝጊኦ ጎይታይ መዓረይ ኣደዋይ ጸሎት ተውሕዲ ኣለኪ 😢😢😢😢😢😢 😭🙏
@Aranshi42
@Aranshi42 27 күн бұрын
ፈጣሪ ሰላም የዉርደልኩም🙏
@nemasara1332
@nemasara1332 27 күн бұрын
ካብ ህግደፍ የብሉ ካብ ተቃዋሚ ሎምስ ኩሉ ጨኪኑ ሰላም ዝደሊ ሰብ ተሳኢኑ ነታ መስኪን ወላዲት ረአዩ ሰላም የውርደልና 😢😢😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 27 күн бұрын
🙏🙏🙏
@aronyonas7563
@aronyonas7563 27 күн бұрын
ተቃዋሚ ብርጌድ ንሀመዱ ስርዓት አለዎ ከምዞም የቻ በሎ አምቸ እንዳተባህለ ትግርኛ ክመስል ራሻይዳ ዝቀትሉ ዘለው
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 27 күн бұрын
​@@aronyonas7563 Hade Adgi Nehamedu Tekareju. 😳😳😳😳😳
@OsmanEbrahim-pi1ne
@OsmanEbrahim-pi1ne 27 күн бұрын
@@aronyonas7563 ab tigray abzea werhi tray 5 awled moyten alwa ab klu eu abana tray aykonn rashayda gela elki bedia mezrab gedfu
@user-ij3gh2fd8i
@user-ij3gh2fd8i 27 күн бұрын
ስቅ እስከ በል በየነይ መንገዲ እዩ ስርዓት ዝህልዎ እቲ ባእሲ ኮ ባዕልኹም ኢኹም ጀሚርኩሞ ብሕጊ ኣብ ክንዲ ትኸዱ ፈቐዶ ዳሳት እንዳከድኩም ኢኹም ከም ዝጭቅን ጌርኩሞ አፈ ጨለ ኣይትኹኑ ሙ ድዩ ግደፉ ይግበሩ እንዶ እንድደባህለ በየነ ዝበሃይ ኣይትኮውንን እያ እንዳ በለ ሰብ ዝጠብስ ዘሎ ስለምንታይ ኢኹም ሓቂ ዘትዛረቡ ብዝኾነ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ 🙏🙏🙏
@fidleytube
@fidleytube 27 күн бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን 💔
@fdg761
@fdg761 27 күн бұрын
ኣሜንን ሰላምምሕረት ይሃበና ኣሕዋተ እግዚአብሔር ይሓልኹም 😢😢😢
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 27 күн бұрын
Zigerim iyu Antum Seb Hauimanot Aveyiti Akisjishti 🙏Ageb ilkum Ketearikiwom Zeymiftan izi iyu Kibzetu Mealti Alo
@militeasghedom7463
@militeasghedom7463 27 күн бұрын
Adey maryam mearey tseloten mhlelakn tsmaekn amen amen 🙏
@robeltml2425
@robeltml2425 27 күн бұрын
እግዚኣቢሀር ምሕረቱ የውርደልና!
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u 27 күн бұрын
ፀሎት ኣዴታትና ኣይታሓደገና ኩቡራት የሕዋት ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
@DjF-vs5bt
@DjF-vs5bt 27 күн бұрын
Egzabher amlak ysmakn🙏🙏🙏 yhwatayy
@sarahaile6506
@sarahaile6506 27 күн бұрын
Ewayyy Atum Ahwatay bijakum eba selam gibru bijeka moytu kali zeytsamalu gizay uffffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 27 күн бұрын
ሰዲ ኢካ ነህዎት ደጋፊንቸቃወምቴ ❤እንዳበልኩም ተቀታትልዉም ግደፍና በጆኩም ሰሐእግዜአብሔር ክትብሎ ሓሰዉቴ ዬቸቶበራት በላእ ተሰካር ክፍእ ኤካ❤❤❤❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 27 күн бұрын
ኣሕ ወይ ሽግርንመዋቲ መንግስተይ የዋርሶ ስድራቤትን ደላዪ ፍትሕን ጽንዓት ይሃብ 💔😭🙏
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 27 күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከልና 😢😢😢 ምህልላክን ፀሎትክን ይስማዕክን እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣዴታተይ
@habenbrhane5852
@habenbrhane5852 27 күн бұрын
Egzio mharena krstot. hawatey marey selam yewrdelna.
@aotali8812
@aotali8812 27 күн бұрын
😢😢😢😢ኣሕዋተይ ብርጌዳውያን ኣጆኹም እስኪ ኣሕዋተይ መሪሪ ጓሂ ተሰሚዑኒ 😢😢😢 ፅንዕ በሉ ኣብ ፀበባና ንስኹም ምሳና ኔርኩም ሐዚ ድማ ሓዘንኩም ሓዘንና ደስታኹም ደስታና ኣሕዋተይ ልቢ ግበሩ ክተቋርፅዎ ኣለኩም ፀላእትኹም ለባማት ኣይኮኑን በጃኹም ግደፉ
@seft5286
@seft5286 27 күн бұрын
ኦ ኣምላከይ ብባይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣረ ሰብ ሰብ ሙኳን እክል እዩ ባጃኩም ንሰላም ንዘምር🤲😢ሕነ ምክፍል ኣይ ፅቡቅን🤒ኣይከነን ናይ ኣዴታትና ምህላ ኣምላክ ይቀበል🤲
@HabeshaFamily4ever45
@HabeshaFamily4ever45 27 күн бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከልና ንጠፈአ ኣልና🙏🙏🙏 😢😢😢
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 27 күн бұрын
እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ናበይ ኢና ነምርሕ ዘለና 😭 😭😭😭
@FebenGoitom-yl1jb
@FebenGoitom-yl1jb 27 күн бұрын
Kilkum sakit ekum egzbher selam da yewrdlna 🙏🙏🙏
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o 27 күн бұрын
የሕዋትና እዋይ ኣነ እንስሳ ኮ ሰሙን ሰሙን ዘይትሓርድ ስ ሰብ ኦ ኣምላኽ ገጽካ መልሰልና💔🖤💔🖤😢😢😢
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 27 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ያውሪደልና እስኪ ደቂ ኖ ዋ ባዕሉ የብሪዶ ምንም ንብሎ ትወደአና ሐዚ ኩ😢
@teameema9832
@teameema9832 27 күн бұрын
💙💙💙💙✊🏾✊🏾 😢😢eske mase ena kenmwot ke geze kemlso eye hadi malet ka maltkom tesby barya Hegdfe mahyem rese
@bahavtime5073
@bahavtime5073 27 күн бұрын
እሕ ብጣዕሚ ይሐዝን ፍጣሪ ይሓልዉኩም እሕዋትና 🙏😢😢😢😭
@romanroman2419
@romanroman2419 27 күн бұрын
ፆሎትክን ይስማዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣደታትና🤲🤲🙏🙏🤲🤲😢💔😢
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 27 күн бұрын
Agzabiher mhret yewrdelna Uffff Atay Awan eyu 😢😢😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 26 күн бұрын
Rkb alewo ay tfeltun dikum OTI selam kolos henti sgumti ay wesadun Israel MS agdef eyom❤❤
@user-bm5tb1ti3d
@user-bm5tb1ti3d 27 күн бұрын
እግዚኣቢሀር ምሕረቱ የውርደልና💔🙏
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 27 күн бұрын
ህግደፍ መንደፍ ተይጠፍአ ሰላም የለን ። ናይ ኩፉእ ጊዜ ሰብና ኣምላክ ይሓልኩም እዉነት ብልቢ ኢና ንፎትወኩም ተጋሩ ኣጀኩም✊
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 27 күн бұрын
TEGRAWAY Temen 🥱🥱🌹
@zerithadgu832
@zerithadgu832 27 күн бұрын
Wedza komal resah ogame kondaf
@SKloveEri
@SKloveEri 27 күн бұрын
Yehwat keqatelu tehaguskum meshi ageb kendi tebel si hawi tesawer
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 27 күн бұрын
@@zerithadgu832 ሰቅ ሰከ ኣንታ ዓካት ደደብ ኣብ ትግራይ ዝፎፆሙክሙዎ ግፍዒ ንዝንተአለት ኣይንርሰዖን ኢና ህግደፍን ሳዓብቱን ክሳብ ኣብዚ ምድሪ ዘለኩም ካዓ ኣይንደቅሰልኩሙን ኢና✊ ተጋሩ ። ሕነ ኣለና ሕነ ኣደታትና ኣቱም ቀተልቲ ሰብ ነዉራማት😑
@qsanetokubazgi1772
@qsanetokubazgi1772 27 күн бұрын
Seb nseb kketel do tfered egzabiher aboy hzbeka re rdana dengexela mhretet lake ksab mase knkatel
@kikonathome738
@kikonathome738 27 күн бұрын
ብኣዮኒ ምሕረት ይጠምተና ፈጣሪ🙏🙏
@Geni__12
@Geni__12 27 күн бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ማዕረ ክንድዚ ድካ ፈንፊንካና ኡፍ😭🖤
@mariarossi6555
@mariarossi6555 27 күн бұрын
Abey ekum tetfeu zelekum nab lebkum temlesu yehwatey marey tehkakefu selam habti Hager eyou welditkum ketdeks ketkesen yakel 🖐️😭😭😭😭😭
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 27 күн бұрын
መጋጥምትና ጨካናት እዮም ሕማቅ ስማዕ 😢😢😢😢😢
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 27 күн бұрын
ምሕላ ፀሎትክን ኣምላክ ይቀበለልክን 🤲🙏 በጃኹም ኣሕዋት ልቢ ግበሩ ሞት መንኣሰይ ጠጠው ይበል !!💔😭
@duhberhe9991
@duhberhe9991 27 күн бұрын
Ezgabiher ekre belelna ❤❤😢😢 Eway hizbey
@Lewhatey
@Lewhatey 27 күн бұрын
ከመይ ዊዒልካ ነሹዋይ ብሉፅ ጋዜጠኛ ኩሉ ግዜ ብዓል ሕልና ዓጋም ምባል ናይ ለባማት እዩ❤ፆሎት ኣዴታትና ኣይፈለየና እስከ ነሹ ሓወይ ሕጅስ ንብል እኮ ጠፊእና🙏መጃኩም ደለይቲ ፍትሒ ነብስኩም ሓልው ብዝተካኣለኩም ተጠንቀቁ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏ንዝሞተ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰብን ንደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም😥💔በጃኩም ኣሕዋተይ ኣትዓሽው መንግስቲ ነባሪ ኣይኮነን ንስድራኩምን ንደቅኩምን ደምነት ኣትግደፍሎም ፅባሕ ካሊእ ማዓልቲ ምካና ዘክሩ ንሓደ ዲግታተር መራሒ ኢልኩም ኣሕዋትኩም ኣትቅተሉ ፅባሕ ምሽጥር ምካና ዘክሩ!!!💔😭
@AzeAxum
@AzeAxum 27 күн бұрын
ኣየ ወላዲት ኣብዓዲ መርድኢ ተከልክላስ ኣብስደት ዘሎ ወዳ ክትርዳእ 😢 ምህለላ ኣዴታትና ኣይፈለየና😢😢
@yes6292
@yes6292 27 күн бұрын
ኣትም እሕዋተይ ዓበይቲ የለውን ድየም ዓገብ ዓገብ እባ በልልና ህዝቢ ይጠፍእ ኣሎ 😢😢😢😢😢😢
@HgLife888
@HgLife888 27 күн бұрын
ፀሎትክን ይመላለእለአና ኣዴታትና ፅቡቃት 🙏
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 26 күн бұрын
Feselam kem hima selam eka Gn selam nfelta ei selam gezatna srat hemasen lbi ay teadelun❤❤
@Abeltadessetekle
@Abeltadessetekle 27 күн бұрын
Ezi tqawamay degafay zebhal kulu elamu gedifu ab helk nay hiwet heto u zegeaz zelo amlak mehrt yewrd 🙏
@abeabatesfay6609
@abeabatesfay6609 27 күн бұрын
ሕጂዉን ሰብ ምይት መንግሰተ ሰማያት የዋርሰ እግዚአብሔር አምለክ ምሕረተ የውርደ 😢😢😢😢💒💒💒
@habenaraya-cf2cu
@habenaraya-cf2cu 27 күн бұрын
Aziyu yu zehzen 😢 bjakum gedfwo ezi basi zemtse fethi yeln pls dekumn yehwatkumn zekru
@yes6292
@yes6292 27 күн бұрын
እሆ ጎይቲ ማዓረይ ምእንቲ ለዋህ ህዝበይ ተዓረቀና እንዶ ፈጣሪ ኣቦይ ይኣክለክም በለና ነሸዋኒ ሓወይ ሰላምካ ይብዛሓ ውድነይ ኣነስ ፈርሒ ኣለኩ እዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ስእኑ በቃ ትግራዋይ ኤርትራዋይ በዓድን በራካን ሰላም ስእኒ እዚ ህዝቢ 😢😢😢😢💙🌿💊❤️🙄👏👏👏
@Eyob302
@Eyob302 27 күн бұрын
ኣዴታትይ ጾሎትክን ይስማዕ ኣምላክ እምበር ኣቅሺሽቲ ዳኣ ሽጣውንቲ ተቀይሮም እንድዮም ።
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 27 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢
@yrga9164
@yrga9164 27 күн бұрын
Haswi neskatkum ekum yehwatna tetfewo zelkum
@MlatMm
@MlatMm 27 күн бұрын
ኣታ ኣምላኸይ ገፅካ እንዶ ምለሰልናይ😢
@ygg949
@ygg949 27 күн бұрын
ዋይ ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ገፅካ ምለስ ዋይ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-hp4ff5ur5h
@user-hp4ff5ur5h 27 күн бұрын
ንምንታይ ግን እዚ ህዝቢ ደጋፊ ተቃወማይ እናበልና ንጣፉእ መፍቶ ጎሮቤትና ንከውን
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 27 күн бұрын
Bejakum gorebet xelae yeblnan.entay ekum America,weyane gele tblu.esseyas eyu kendi xelae hzbi Eritrea
@JoyJoyFT208
@JoyJoyFT208 27 күн бұрын
ርእሲ ስለ ዘይብልና
@weyniissac2053
@weyniissac2053 27 күн бұрын
ክሳብ መዓስ ኢና እንዳ ተቀተልና ክንነብር እዞም ጨካናት ፍጥረት ከጥፍኡና ኢዮም ተዓጢቆም 😢😢😢
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 27 күн бұрын
Entay eyna negebru kelte semun mulu meyto ember kale zeytseme Kefrhka zekune ezi ewan😢😭😭😭💔💔
@user-gg1bj5if4k
@user-gg1bj5if4k 27 күн бұрын
Fetari aboy meharena
@user-jc5mc2fz8l
@user-jc5mc2fz8l 27 күн бұрын
እዞሞ ህግደፍ ጨካናት እዮም ኣቱም ደለይቲ ፍትሒ በጃኩም እዶ ሂወትኩም ሓልዉ መሊስኩም ትጎድሉና ኣለኩም 😭😭😭💔💔💔
@FanualTesfahiwet
@FanualTesfahiwet 27 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 27 күн бұрын
ንመዋቲ ምግስተ ስማይ የዋርሶ ንመላ በተስብ ካ ጽንዓት ይሃቦም ኣይ ግዝር ሰብ ብዕሉ ንባዕሉ ይቃተል ኣሎ 😢😢😢😢
@fidleytube
@fidleytube 27 күн бұрын
ተቀቲሉ አሎ አይትበል ካብ ከምዚ ብከመይ ንድሕኖም በሉ ምክሪ ሃብዎም ዝፅበዩ ወለዲ ስድራ አለውዎም💔
@isaakalem3902
@isaakalem3902 27 күн бұрын
Very sad to lose blue revolution freedom fighter
@makdatube8713
@makdatube8713 27 күн бұрын
ምዓልታዊ ሓዘን እንታይ ኢና ንብሎ ኣዴታትን ቆልዑት ዝረኸብዎ ከይሓሰብዎ ምዝኽታም ኮይኑ 😢😢😢 ኣምላኽ ልቦና ይሀበና
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 27 күн бұрын
ሎሙስ ታይ ሞ ክንብል ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸልና እምበር ዚኣቶም ሳባት ኣይኮንን
@grmatsionkbreab4174
@grmatsionkbreab4174 27 күн бұрын
ኣስማት ናይ ኩሎም ኣብ እስራኤል ተቀቲሎም ዘልው ካብቲ ይኩን ካብቲ ፡ኣስማቶም ብዝርዝር ኣቅሪብካ በዳልን ተብዳልን ብቅንዕና ተዋሓሒጥካ ፡ጉዳይ ናብ ዕርቂ ከከይድ ንድፈኣሉ ነሹ ሓውና።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 27 күн бұрын
Welcome Neshnesh
@duhberhe9991
@duhberhe9991 27 күн бұрын
Eway Eway 😢😢😢😢😢
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 27 күн бұрын
ዓገብ ዓገብ ንበሎም መንጎ ኪልተ ይሕዋት ባኢሲ🤝🤲🤲🤲
@wintaberhane5546
@wintaberhane5546 27 күн бұрын
Egzehabeher Amilak xohotikni ysmaei selamu yawirdalina
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 27 күн бұрын
Amen😭😭😭👏
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 27 күн бұрын
1:13 እቤቱ ማሓረና ይቅር ብለና🙏😭
Жайдарман | Туған күн 2024 | Алматы
2:22:55
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 680 М.
Sprinting with More and More Money
00:29
MrBeast
Рет қаралды 190 МЛН
ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
21:31
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 37 М.
ብዛዕባ ሞሪንጋ ዝበሃል ዘሎ ሓቂ ድዩ
11:45
Aklilu H.michael
Рет қаралды 27 М.
Tigray Media Network TDF ምስ ህዝብኹም ኩኑ Jun 25, 2024
27:31
Tigray Media Network
Рет қаралды 4,3 М.
ወደ እግዚአብ ሔር የቃል በረከቶች. በጣሊያን ሮም ካስተማሩት  Memehir Girma Wondimu 668#subescribe_now ትውልድ ይዳን ላልሰሙ አሰሙ
49:51
Nku Tamirtsion :- በመልአከ መንክራት ግርማ ወንድሙ ትውልድ ይዳን
Рет қаралды 11 М.
“Айбек бейтаныс қызбен көлікке мініп кетті”
25:04
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 213 М.
WHO DO I LOVE MOST?
0:22
dednahype
Рет қаралды 22 МЛН
🤷🏻‍♂️She Took His Skittles And Discolored Him😲🥴
0:33
BorisKateFamily
Рет қаралды 7 МЛН
🍁 СЭР ДА СЭР
0:11
Ка12 PRODUCTION
Рет қаралды 7 МЛН