ጽጹይ ሓበሬታ/ ቢንያም ድሕሪ መውደቅቲ ሓጺር ኢንተቪው ጌሩ ዝተዛረቦ/ ኩነታት ጥዕንኡ መልሲ

  Рет қаралды 32,801

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ቢንያም ድሕሪ መውደቅቲ ሓጺር ኢንተቪው ጌሩ ዝተዛረቦ/ ኩነታት ጥዕንኡ መልሲ

Пікірлер: 88
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
Update, ጋንትኡ ሕጂ ኣብ ዘውጻቶ መግለጺ ዝኮነ መስበርቲ የብሉን፡ ጽባሕ ውድድሩ ክቅጽል እዩ ኢላ ኣላ ። ጽቡቅ ዕድል ንቢኒ🙏
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 Ай бұрын
ናይሎማዓንቲ ምውዳቅ ንፅባሕ ዓወት ክገብረሉ እዩ ድንግል ማርያም ምስኡ ትኩን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ክዕወት እዩ❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ነሹ መፀ ፅሩይ ዜና ሒዙ ጀግና ናይ አፍሪካ አምላክ ይሓልዎ 💛❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤💙❤
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 Ай бұрын
ቅንቃዕ ድኣ ብሰላም ወጸ ሎሚ ኣይትዓወተን ጽባሕ ይዕወት
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
❤❤❤
@Yordanoshabte-g1z
@Yordanoshabte-g1z Ай бұрын
አግዚኣቢሄር ኣምላካ ምሳካ ይኩን ክሳአ መወዳአታ ቢኒ ህወይ ኣየርክሰልካ ከኣ ቁስልካ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ኣሜን
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
አምላኽ ጸሎት ናወለዱ ኣይክላኣዮ አምላኽ ምስኡ ይኹን 🙏🙏🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-yq5pm1pe6b
@user-yq5pm1pe6b Ай бұрын
ጸዓዱ በጻብጽ ኩሎም አዮም ተጻቢኦሞ 😢😢😢
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ኣምላኽ ይሐግዞ ክሳብ መወዳእታ የብፀሐዮ ❤ደሓን ፅባሕ ክዕወት እዩ
@Ksanet-cd6tg
@Ksanet-cd6tg Ай бұрын
Qorbotom xada lbom gn xelim Bini gn amlak hizu welahanti aykewnn eyu 💚💚💚
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Ай бұрын
ጀግና ሓውና እንካዕ ብሰላም ወፀኻ ፈጣር ኣምላክ ምስኻ ይኹን 😍🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u Ай бұрын
ቢኒ እንኣዕ ኣምላክ ኣውፀአካ ሎሚ ኣይተዓወትካን ፅባሕ ካኣ ትዕወት ዋና ነገሩ ጢዒና እዩ
@user-nm1ek3fs3j
@user-nm1ek3fs3j Ай бұрын
ኣምላኽ ምስኡ ይኹን ቢኒ ጅግና ኡንቋዕ ደሓን ሃለወ አምበር ጽባሕ ክዕወት አዩ❤
@r.s.k9973
@r.s.k9973 Ай бұрын
Bini hawina Mhiret yewrd Fetari 👏👏👏
@HeranMered-ei8bj
@HeranMered-ei8bj Ай бұрын
ቢኒየ ጅግና ጥራሕ ብስላም ወጻኣካ ጽባሕ ክኣ ቀዳማይ ኣምላክ ምስካ ይኩን
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 Ай бұрын
Eway nay behaqi Kemey hirir eilna miwdaqu bini Mulu tiena yigberelu bini vini ❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ #ጋዜጤኛ ነሹ።❤
@phili8384
@phili8384 Ай бұрын
Amlak yhalka Bini jgna Ajoka ❤🇪🇷🚵‍♂️❤
@Ostirch
@Ostirch Ай бұрын
ካብ ጥዕና ዝዓቢ የለን ድሓን እንበር ሓሪቅና 😢
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Ай бұрын
አረ ቢኒ ኡይይይይ ኣነስ ኣብ ካምዚ ነገር ካምሎሚ ታሓጉሰ ኣይፈልጥን ❤❤❤❤❤❤❤
@andertawit
@andertawit Ай бұрын
ቢኒዋይ😢 ኣጆኹም😊
@zerithadgu832
@zerithadgu832 Ай бұрын
Jon mera hyooo💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚ajoka Bini hawey🙏🙏🙏
@SelahAli-pq3hl
@SelahAli-pq3hl Ай бұрын
nay bahqi nesho 💙👊👈👊
@WegahtaTekl
@WegahtaTekl Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samueltesfalem1791
@samueltesfalem1791 Ай бұрын
Biniam 🙏💯✅✅ mihret ywerdelka
@HagosYemane-hn2ht
@HagosYemane-hn2ht Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 yessss ajoka jegna
@Mussie5
@Mussie5 Ай бұрын
Bini hawey amlak misaka yukun ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@hailuweld
@hailuweld Ай бұрын
ኣምላክ የቅልለሉ
@feventekeste6062
@feventekeste6062 Ай бұрын
Jesus my savior 🙏 please my brother binyam is in your hand ❤🙏❤
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Ай бұрын
Normal እዩ ምውዳቅ ተወዳዳራይ እዩ። ዳሃር እቲ ስፖርት ምስ ፖለቲካ እይተታህዝዎ በጃኹም ሕፍሩ ነዚ ወዲ ሓንጎሉ እይተናፅዎ ፥፣ እቲ ውድድር ስጋብ መዎዳእታ ተኽታተልዎ እቲ ውፀኢት ።
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 Ай бұрын
Amlak enqae bselam wexe
@DawitWeldu-se3xs
@DawitWeldu-se3xs Ай бұрын
Ajoka bini 🙏🙏🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@akberethaile9072
@akberethaile9072 Ай бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 Ай бұрын
Good job neshu
@SamiLondon
@SamiLondon Ай бұрын
ደቅ መለይ ያላ ወፍሪ ናብ ትዊት ።ዳዕሮና ዘሎ ህዝቢ ኩላትና ንዓለም ክነስምዓ ኢና።ብሕጂ ከይዕምጹ መን ምዃኖም ዘይሕጋዊ ኣካይዳ ይኸዱ ምህላዎም ክፍለጡ ኣለዎም።ዝየድሊ ራሲስት ገለ ኣይንበል ግን ክንብሎ ዝግብኣና ኣብ ስፖርት ሳይክል ሕጊ ኣይክበርን ኣሎ ንበል።ኣርምስትሮንግ ን7 ግዜ ክዕወት ሓይሊ ፈረስ ኮይኑ ክዉድእ ናይ ሓይሊ መድሃኒት ይወስድ ከም ዝነበረ ጸወታ ምስ ገደፎ ኣቃሊዖሞ ።ኦከይ እቲ ከምዝጥቀም ዝነበረ ዝሓበሮም ማሽን ኣይሰርሕን ድዩ ኔሩ ሽዑ ኸ ?እቶም መርመርቲ ብኸመይ የሕልፍዎ ኔሮም።እዚ ኣብ ቢኒያም ሎሚ ዝተገብረ ዉን ከምተራ ምዉዳቕ ዘረድእ ካሜራ ዉን ብኑጹር ኣይቀረበን።ስለዚ ሕጊ ዓለም ስፖርት ንሳይክል ክቆጻጸሮ ኣለዎ ኢልና ንጽሓፍ።ምስ በዝሐ ናይ ኩሉ መልእኽቲ ስርሖም ከይከስሩ ክብሉ ነዛ ናይ መወዳእታ ዝደልይዋ ዘለዉ ዝኸፍአ ኣካይዳ ከይጥቀሙ ክትገትእ ትኽእል እያ።ስለዚ ኩላትና ወፍሪ ናብ ትዊተር ክሳብ ጽባሕ በብዘለናዮ ንጽሓፍ።ክንጽሕፍ ኮለና ከየንዋሕና ክሳብ 4 መስመር ዝበጽሕ ።ኢንግሊሽ ንዝኸብደና ብጀርመን ጽሓፍዎ ቼንጅ ናብ ኢንግሊሽ ትገብርዎ ቅድም ኣብ ወረቀት ንጽሕፎ ሲኢልና ንቅይሮ ካብኡ እንዳረኣና ናብ ትዊተር ክንጽሕፎ ንኽእል።ተገደደ ሓንቲ መስመር ንጽሓፍ ።ብዝሒ ኣተኩሮ ይስሕብ እዩ።ካብ ጸወታ ክእለ ዝተገብረ ፍሹል ፈተነ እዩ ኔሩ ።ብዝኾነ ዋላ ካልኣይ ኮይኑ እእ ጸወታ ክዉድኣ እዩ ዘገድሰና ።ኣብ ምዉድኡ ብሽርሒ ሰባት ክእለ ስቅ ኢልና ኣይንርአ ብፍጥነት ንዓለም ነስምዓያ።እዚኦም ኣመል ኣለዎም ናይ ብልሽዉና።
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
❤❤❤❤
@Hope.Chanel
@Hope.Chanel Ай бұрын
Amlak msaka ekun bini haweyy 🥲🥲
@hanaabraham5938
@hanaabraham5938 Ай бұрын
ነሽነሽ ሓሳዊ ድኣ ካብ መዓስ ኢኻ ብዛዕባ ቢኒ ጅግና ተምጽእ ፈሽኳል እንታይ ይምልከተካ ካብ ተመርዕዮም ተፋቲሖም ምባል
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ሳብስክራይ ግበር እሞ ዝሓለፈ ብቢኒ ዝሰራሕክዎ ረኣዮ ፡ ካብ ትጻረፍ
@senaitzerea4936
@senaitzerea4936 Ай бұрын
Ny Neshu Hasawi? Byhasot Tegeleb Mihret Yewridelika
@MeksebKbret-xz2uf
@MeksebKbret-xz2uf Ай бұрын
ኣነ ብ ሊቭ ይካታቶለ ኔረ ግን ኣወዳድቑኡ ኣይ ተደግመን ደመደ ኢሎም ዝገበርዎ ክኸዉን ይኽእል ኢዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ከም ተወሳኺ ግን ባህሪ ሓበሻ ኣይ ተጋደፎን ዘሎ ስክፍታ ኣለዎ ቦታ ይዕምጽዎ ኢዮም ኣብ ቦታ ምሓዝ ድኽመት ዘሎዎ ኮይኑ ይስማዓኒ እንበር ምስ ወደቐ ብሕርቃን ዛኣክል ላብቶበይ ሰቢረያ ኢያ ካብ ጎረበት ከይ ትሰምዖ ነሹ መጸ መጸ ማዓር እንዳ ኣልመጸ ካብ ቆፎ ንህቢ ዝወጸ ጸጸ
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi Ай бұрын
Ane Keman yketatelo nere abti awedadekeu Vidio aykedehwon kemzwedeke tray ariomo Azia amets eya nera
@gualabaytigray
@gualabaytigray Ай бұрын
ነሹ ቅኑዕ ሰብ መስተውዓሊ ንስኻስ ንበር ክበር ደኣ 💛❤️ ከም ወድሰብ ሓሳድስ ይህሉዶ 💔
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@helentadese9620
@helentadese9620 Ай бұрын
Bini jgena eui sebay sebut Amlak mska ykun haben Hager 👑❤️❤️🫶🙏 we love you Bro 🫶
@TesfitYeftr
@TesfitYeftr Ай бұрын
Kuluna btaemi hariqna
@user-hp4ff5ur5h
@user-hp4ff5ur5h Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 Ай бұрын
💙💙💙💙💙
@Abhakinnber5420
@Abhakinnber5420 Ай бұрын
Bini hawey egzabher amlak xlalu yenbrelka ajoka Enber texano bezihwo eyu bzhalefkayo texebayau bezihu kulu gize mrkuska ab fetari endyu egzabher amlak abti metreshta yebxhka haylka yxna Bini💐💐🎁🎁🎁🎁💐🦁🦁🍫🍫🦁🦁🍫🍫💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@azebgebrehiwet7492
@azebgebrehiwet7492 Ай бұрын
eway hewey natey amelak teray mesaka yekun tehenaka amelak yehegezeka ajoka teray
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@CountryGovernmen
@CountryGovernmen Ай бұрын
I hope dehan khlu bini jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
🙏🙏🙏
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ጻዕዳ ሓሳድ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Ай бұрын
ምውዳቕ ዘለዩ ኣይተእገርግር
@Fnan-rg5wj
@Fnan-rg5wj Ай бұрын
Guday USA tigray mechem ab kulu ayrsan eyen
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 Ай бұрын
ሓቅካ ነሹ በጃኩም ንጽሕፎ ኮመንት ጥንቅቅ ንበል ኢና
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
እወ ሕርቃና ኣብዛ ናይ ነሽበሽ ጥራይ ነዉጽእ ዝኾነ ጽልዋ ክህልዎ ስለ ዝክእል ንቢኒ motivit ዝገብር ጥራይ ንጽሓፍ❤
@zemenkibrab9838
@zemenkibrab9838 Ай бұрын
Eska entay ymlktka bezAba bnyam nay jerawi endika
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
እዚ ዓወት ወላ ንናይጀርያ ይምልከተኒ ያ
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Ай бұрын
Eza gtmi aytedln eya nera
@aronwawwkiroseygaeilayentm1339
@aronwawwkiroseygaeilayentm1339 Ай бұрын
Kona elomi eyom awedkomo
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Ай бұрын
Nayme gtmi tekrb mrex
@ZemichaelTsegay-tw2oq
@ZemichaelTsegay-tw2oq Ай бұрын
ወዲ ወልደገባ ናይ መን ግጥሚ ደኣ ከቅርብ ደሊኻ ቆንዳፍ ወድዞም ጠላማት ሕርር በሉ ደኣ ሑሱማት
@faligali6690
@faligali6690 Ай бұрын
ኣንታ እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ ዘሎ ኣብ ገለ አርትራውያን።ገሊኦም እኮ ናይ ስፖርት ኣፍልጦ የብሎምን።ኣሽንካይ ምውዳቕ ሞት ስንክልናውን ኣሎ።ድሓር ድማ ኣውዲቖሞ ገለመለ እንታይ ኣምጽኦ።ጸለመ ሕማም አርትራውያን ኮይኑ ተሪፉ።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Ай бұрын
ጨው ዘይብሉ ግጥሚ ሓለውለው
@ZemichaelTsegay-tw2oq
@ZemichaelTsegay-tw2oq Ай бұрын
ጋልዛ ኣመንዝራ ደም መሊኡኪ ምሽ ኤርትራዊ ተዓዊቱ ጋልታ ዕብድቲ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Ай бұрын
@@ZemichaelTsegay-tw2oq መቸም ኩሉ ሓቂ ዝዛረብ ትግራዋይ እዩ ዝመስከኩም 'አነ ጭው ዝበልኩ ኤርትራዊት እየ :ቆንዳፍ ወዲ ተረፍ ደርጊ :
@Higuain1995
@Higuain1995 Ай бұрын
ኣየ ነቲ ብንያም ባዕሉ ዜጥረዮ መንፍዓት ናይ ፖለቲካ ቀይሮም ክሺቅትሉ ሕፍረት ዘይብሎም ባኒ ከቅርብ ዘይክል sadist ስርዓት
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Ай бұрын
Selam nehu kulu gze btenkol tray ekum triwo eritra kemti nnebskum ay tekxerwo tenkolnatat❤
@Lovelove-ip7tp
@Lovelove-ip7tp Ай бұрын
Hasad nbalka sdi
@user-os7yb7fn5y
@user-os7yb7fn5y Ай бұрын
Hrrrrrrr belu ember bini s kulu gize kedamay eyu😂😂😂😂
@yonitakle2567
@yonitakle2567 Ай бұрын
ቦታ ኣብ ምሓዝ ኑፉዕ ኣይኮነን ትምህርቲ ግን እኾኖ እዩ
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 Ай бұрын
Ezom nbini zderflu zelewu nxgmat Eritra ke yzarebu diyom bzab digtator yzarebu diyom wela xbuk tray eyo zzarebu
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Ай бұрын
ነሹ ናይዞም ኣብ ኣስመራ ዘለዉ መታቃእቲ ነው በሎም
Happy birthday to you by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 11 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 46 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
Ethiopia - Esat Amharic Night News 25 August 2024
24:10
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 4,8 М.
Happy birthday to you by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 11 МЛН