No video

ጽዋ ጎቦና - ኣብ ኣፋዊ ዛንታ ዝተመርኮሰት ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 12 | Eritrean Drama: tsiwa gobona - Part 12 - ERi-TV

  Рет қаралды 147,013

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

3 жыл бұрын

ጽዋ ጎቦና - ኣብ ኣፋዊ ዛንታ ዝተመርኮሰት ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 12 | Eritrean Drama: tsiwa gobona - Part 12 - ERi-TV

Пікірлер: 392
@Surviver-e2o
@Surviver-e2o 3 жыл бұрын
ከምዚ ባህሊ ከለና ኢና ሕጂ ክንመቃቀል ንውዕል ዘለና... ስድራና እዚ ኣይግበኣኩምን እዮ:: ስደት ርጉም😭😭😭. To Eri Tv thank you for giving us the best. Please do more of dramas like this.
@danilove9182
@danilove9182 3 жыл бұрын
Ya nay bahaki
@looniesey4428
@looniesey4428 3 жыл бұрын
ብሓቂ ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ሓወይ ሓፍተይ ዘበን ዕልል ይግበረልና ንብዓት ኣዴናን ኣቦናን ኣምላኽ ናብ ሓጎስ ይቐይረሎም ይኣክል ይበለና እግዚአብሔር :ንስደትና ወዲኡ ምስ ወለድናን ስድራናን ይሓቓቑፈና ብልቢ እዛ ፊልም ዘድነቕክዋ ብትኽክል እቲ ከተሕልፎ ዘለዋ ናይ ሓቂ ረዚን መልእኽቲ ነቶም ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢልና ዘለና ኣሕዋት ብፍቕሪ ክነብር ከምዘለና ምሂራትና ካልኣይ ድማ ምሓርትን ሓዳጋትን ክንከውን ከምዘለና ምሂራትና ንኩሎም ኣብታ ፊልም ዝተዋስኡ የድንቖም ኢየ ብፍላይ ግን ንደራሲኣን ፅሓፊኣን ዝኾነ ሽሻይ ሓይልኣብ ካብኡ ኸኣ ንተስፋሃንስ ኮይኑ ዝተዋስአን ንመስትያትን ኣብዛ ፊልም ኣድኒቐዮም :: ንብዓት ኣዴታትና ንደርዘሉ ቤትና ብእልልታን ምስጋናን ዝመልኣሉን ዝኾነሉን ግዜ እግዚአብሔር ይሃበና በብዘለናዮ ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን ጥዕናን ይሃበና::እዛ ፊልም ሓፃርን ጭፍፍትን ብዙሕ ዓጀውጀው ዘይብላ ብናይ ቴክኒክ ጉዳይ ገለ ተቖሪፃ ዘይትፈልጥ ዕውቲ ፊልም ኢያ ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🍀🍀🍀🍀🏥🏥🏥🕍🕍🕍
@yordanussubhetu7224
@yordanussubhetu7224 3 жыл бұрын
Amen marey 🙏❤️
@abanoubrusomeritrea1787
@abanoubrusomeritrea1787 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@danielbonda3725
@danielbonda3725 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኽ ሓወይ ናይ ብሓቂ
@temesgentesfaslase4606
@temesgentesfaslase4606 3 жыл бұрын
Amen amen amen kmem afka ygbrelna
@selinaemiha5391
@selinaemiha5391 3 жыл бұрын
Amen meary ♥️🇪🇷😍🙏
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 жыл бұрын
እዋይ ኣብ ይቅሬታ ዘሎ ባህታ ክጥዕም።
@Henok8
@Henok8 3 жыл бұрын
ዎ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣቦይ ሓደ መዓልቲ ከምዛ ናይ ዞም ስድራ ንዓና ውን ናብታ ዘይተ በከለት ዓድናን ስድራናን ኣኻኽቦ ፍጡረልና🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏።
@suzanaselemun4211
@suzanaselemun4211 3 жыл бұрын
ዳሃይኩም ኣይተሓባእ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት😘🥰😍💝💖❤️💞❣️💝🥰😍😘
@menberuburuk3535
@menberuburuk3535 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ እትብል ፊልም ኣፈ-ታሪክ ዛንታ ናይ ቀደም ነዚ ወለዶ ብዝግባእ ኣማሓላሊፍኩምልና አለኩም ከምዚ ገይሩ ከዓ ንኩሉና ደቂ ሰባት ፍቅርን ይቅርታን ይሃበና ኩሉ ዘይሰአኖ ፈጣሪ
@dawityemane9865
@dawityemane9865 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዕጉብ ዝኮነ ስራሕ ካብ መጀመርታ ስጋብ መፈጸምታ ብቁዕ ኣቅሪብኩሙልና ክብሪ ርኸቡ ደቂ ሓላል መሬት
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 3 жыл бұрын
Dawit Yemane ናይ ብሓቂ ብቁዕ ስራሕ ብልቢ'ና ነመስግን እሞ ኸኣ ብዘይ ምድንጋይ ኣብ ግዚኡ'ዩ ዝመጸና ኔሩ👌👌👌❤️
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Wowowww💖💖💖💋💋🌹🌹🌹💞💞💞
@Liam-liam
@Liam-liam 3 жыл бұрын
ጽዋ ጎቦና ብጣዕሚ መሳጢት ቁሩብ 'ኳ ሓጺራትና እንዲያ ምስቲ ብሉጽነታ ርኢኻ ግን እኹል።❤👌
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 3 жыл бұрын
ባሓቂ ኣብ ዛሓለፌ ሪኢቶይ ሂበ ኔረ ንእሽተይ ካብ ጉድለታትት ኮይኑ ዝተሰመዐኒ ሒጂ ድማ ብጣዕሚ ኣብ መፈጸምታኣ ዓጊበ ጹቡቅ መዛዘሚ ደቂ ኤሪ ብካሊእ ስራኣሕ ክሳብ ትመጹና ኣብዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናንን ይምነየልኩም እስከ ደቂ ኤሪ ኣብ መፈጸምታ ከምዛ ከማይ ዛዓገብኩም ብመልክዕ //ላይክ// ኣሩኡዩኒ ወይ ድማ ክከዉን ነርዎ ትብሉ ዘይ ዓገብኩም ማለት ኢዩ
@awetgerye1639
@awetgerye1639 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣፋጻጽማ ምልእቲ ፊልም። ይቅረ ምብህሃል እቲ ዝዓበየ ናይ ኣምላኽ ምሕረት እዩ። ይቅረ ምብህሃል ንሰይጣን ድማ ልዕሊ ሴፍ በላሕ ሓራዲቱ እያ። ስለዚ ኣብ ዝኾነ ኣብ ዘጋጥመና ሕማቅ ኩነታት ይቅረ ድኣ ንብህሃል ኩቡራት ኣሕዋተይ። እንዳ eri tv ድማ ከምዚ ዓይነት ባህላውን ገጠራውን ንባህልናን ክብርናን ዝገለጽ ወግዒ ናይ ኣቦታትና ዓሚቅ ዛንታ ዝዓሰለ ፊልምታት ክተምጽእሉና ብኽብሪ እምሕጸን። ብፍላይ ድማ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና መዘኻኸርን መንቃቅሕ እዩ ዝኾነና። ኣነ ክም ኣነ ባህሊ ዓደይን ይቅታታ ዓደይን መመሊሱ እንተዝደጋገም ብፍጹም ኣይምሰልቸወንን። ስልዚ ባህልናን ክብርታትና ምስ ምዕራባውያን ዝዳረግ ስለዘይኮነ ፣ ኣብ ባህልና ክብርታትና ኣተኩርኩም ክትሰርሑ/ ክንሰርሕ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ እዩ። ነዞም ንኣሽቱ ወለዶ ድማ ባህልናን ጸጋታትናን ንኸይንርስዕ ጽቡቅ ጌሩ መነቃቅሒ ይኾነን ።
@Che-xb3te
@Che-xb3te 3 жыл бұрын
nay ብሓቂ መሃሪት ፊልም ዝበደለን ዝተበደለን ይቕረ ዝበሃለሉ ግዜ የምጻልና ደቂ ኤረይ
@dejenteklehaimanoy4348
@dejenteklehaimanoy4348 3 жыл бұрын
ጽዋ ጎቦና ናይ በሓቂ ኣዝና ብልጽቲ ፍልሚ እያ ማሃሪት ውን ኣብ ምሕረትን ሕድገትን ዘሎ ሓጎስ መዳርግቲ የብሉን ከምቲ ኣብቲ ቅዱስ ወንጌሉ ዝብሎ እግዚኣብሔር ኣምላኽና መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም ቡጹኣን እዮም ከምዝብለና ንሕና ድማ ኣሕዋተይ ኣሓተይ መሓርቲ ንኩን ኣምላኽ ብምሕረቱ ጠሚቱ ምሕረት ክሰደልና መታን
@nahomnahom166
@nahomnahom166 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሰራሕ ሽሻይ ካልእ ስራሕ ሒዝካ ኣብ ቀረባ ግዝየ ከምትመጽእ ተስፋ ኣለኒ
@michaelsenay1857
@michaelsenay1857 3 жыл бұрын
ካብ'ቲ ዝመሰጠኒ ነገር መዛዘሚኣ ናይ'ዛ ፊልም። ከምቲ ዝግመትኩዎ ኮይኑ ምጽንሑ እዩ ። ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ።
@fiyorifiyori4236
@fiyorifiyori4236 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@dawityemane9865
@dawityemane9865 3 жыл бұрын
Nay behaqi hawey natey xebuq zazemoma
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 3 жыл бұрын
*ኦፍ ሎም ስ ኣንብዕኩምን ንዝ ዕልሊታ ምስ ሰምዓኩ ዓድ ትረኢን ኦፍ ኣንታ ኣምልኽ ንዓድና ባ ምለሰና ንዝ ጥዑም ድምጽ ስድራን ክንሰምዕ ኦኦኦ ኣምላኽ ኣቦይ ኩሉ ይካለካ ዩ ሓደረኻ ኣሞኣኸይ ይነብዕ ኣሎኹ ንፍቀ ስድራይ ኦኦኦኦኦ ፈጣሪ ሓደረኻ ሓደራኻ*
@tsehay6455
@tsehay6455 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ክትውዳአ ኣይደለኹዋን ነይረ ግን ብዛዕባ አዛ ፊልም ብዙሕ ክፈልጥ አደሊ ኣለኹ ብፍላይ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተሞርኮሰት አንድሕር ኮይና ምስ ደራሲ interview አንተዝግበረሉ ምስ ተዋሳአቲ ውን ኣይምጸላአናን ደጊመ ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት💙
@zaidshimendi9145
@zaidshimendi9145 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተረፍ ዘየብሉ ስራሕ የቀንየልና::ዓቅሊ ስድራ እዝጊሕሽን ልቦና ጋል ሕድርትናን ፈትየልኩም ክመውት::
@maharibrhane7961
@maharibrhane7961 3 жыл бұрын
ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ዉን ከም'ዚ ዓይነት ዕልልታ ምስቶም ንፈትዎም ስድራና ዘምጽእ ዘመን ይፍጠረልና ፈጣሪ!!
@helentekie1477
@helentekie1477 3 жыл бұрын
Incredible series they were, am speechless to the level of not being able to express your great work and effort. Thank you so much. ❤️🇪🇷❤️
@michailorthodox6066
@michailorthodox6066 3 жыл бұрын
Bbsnnend
@phtsumawet7051
@phtsumawet7051 3 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@mikidebesay3380
@mikidebesay3380 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ፊልም ዘበነ ሕድገት ዘበነ ሓጎስ ዘበነ ደስታ ይግብረልና
@tekiemedhane4614
@tekiemedhane4614 3 жыл бұрын
እስከ በሉ ዘበነ እልልታ ይግበረልባ ስደትና የሕጽረልና እግዝኣብህየር 🙏🙏🙏
@hameadem7291
@hameadem7291 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ማሃሪት ፍልም... ኣጀማመሪኢኣን ኣወዳዳኣን ትኣምር,ያ.. ብፍላይ ንደራስን መሳርሕቱን ክምግሶም ይፈቱ ኮታ ኣልባሳት ኮነ ቦታ መረጻ ትናኣድ ፍልም"ካብዚ ንላዕሊ ሒዝኩም ክትመጹና ድማ ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና።
@bokretsyonkibromgebreyesus5169
@bokretsyonkibromgebreyesus5169 3 жыл бұрын
ብታእሚ ጽቡቅቲ ፊልም ብሃቂ ካብ ፍቅሪ እምበር ካብ ባእስን ቂምን ዝርከብ ሓጎስ ከምዘየለ ፍቅሪ ጥዑም ነዚኣስ ምቅርቲ ክነሳ ንምንታይ ኢና ዘይንስዕባ
@Raiena-po4dc
@Raiena-po4dc 3 жыл бұрын
ውውውው ብጣዓሚ መሳጢት ዛንታ፡ደቒ ኤሬይ ቀጽልውዎ ጽቡቅ ስራሕ
@medhaniebl3336
@medhaniebl3336 3 жыл бұрын
ኣሕ ኣድና ጥዕም ናይ ብሓቂ ነብዒ አድመን ጥአናን ይሃብኩም
@yohanamelake4300
@yohanamelake4300 3 жыл бұрын
Nay bhaki tenbe film 🎞 kef zelewa ezi bahlnas ktem ❤️❤️❤️
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 3 жыл бұрын
ኣሰይ እኻዕ ዳሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ኢየ ዘደንቀኩም ካብ ደራሲ ኮታ ኩሉኩም ኣብዛ ፍልም ዘለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
ደሕሪ ክንደይ ዓመት ጽብቅቲ ፊሊም ሪኢና ንኩላትኩም ተሳተፍቲ ምስጋና ይግባኣኩም እዩ። ኽብረት ይሃብኩም ኤርትራውይን የሕዋትና!!!
@user-mo7if2fw9x
@user-mo7if2fw9x 3 жыл бұрын
Wawww btaem xbuk srah deqi Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehari4521
@mehari4521 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ከምዚኣ ጌርካ ምስ ን ፈትዎም ስድራቤታትና ኣሳዓዕመና ኣብ ሃገርና ሰላምን ፍትሒን የውረደልና ይኣክለኹም በለና ኣሜን 🙏❤️🇪🇷
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 жыл бұрын
ሰሓቢት ጽብቅቲ ስራሕ ጽቡቅ ቦታ ውዱኣት ተዋሳእቲ
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም 🌳🌳🌳🙏🙏🌹🌹🌹
@kibreabtewolde198
@kibreabtewolde198 3 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ መልእክቲ ተመሐላልፉ አፈ ታሪክ ግን ንዕሽተይ ሕፅር ኢላትና
@selamawiseb2722
@selamawiseb2722 3 жыл бұрын
እዚ ደራሳይ ናይ ብሓቂ ሓያል ዩ, ኣብ ህሉው ኩነታት ተመርክሱ ነዚ ምህንዳሱ ::ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ንበሎ ::ኣምላኽ ተመነዩ ዩ ዝበለ ሞ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ::
@meakeley2728
@meakeley2728 3 жыл бұрын
ደቂ ዛ ሓላል ሜረት መርሓባእ እንካዕ ብሰላም መጻኣኩም ሓዝቲ ቂምታ ኣይንኩን ንበሃሃል ይቅረረ የሕዋት
@saramokonen8050
@saramokonen8050 3 жыл бұрын
Well done its a perfect series I've watched God bless Eritrea and all the actors we all appreciate it 💛💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
@seimkeshi4276
@seimkeshi4276 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልም ዞም ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ናይ ጽቡቕ ጽቡቕ ወዲእኩማ።
@yosefasfahalegese1628
@yosefasfahalegese1628 3 жыл бұрын
ክትውዳእ አይተጸበኩዋን ቢጣዕሚ ጹቡቅ አቃራርባ ነዛፊሊም ዘቅረበ ቢሓቂ ሉዕል ምስጋና ይቢጻሓዮ። ግን ንሚንታይ ኢያሓጺራ ናይምውሳኽ ተኽእሎ ነይርዋ ኢዮ ንአቢነት ሓይከል ንመን ከምቲሙርዖ ክረአ ይግበኦ።ነይሩ።
@merongirmay9360
@merongirmay9360 3 жыл бұрын
Mlu huto hawey❤🥋🇪🇷🍇
@helensamu8747
@helensamu8747 3 жыл бұрын
Ntesfehans eya ktmrio habibi
@geretekle9475
@geretekle9475 3 жыл бұрын
Haykel nhawi xadwa tewahiba
@maxkebreab3826
@maxkebreab3826 3 жыл бұрын
This amazing movie 🍿 we need to support Eritrean art 🖼
@gibtsawigoitom920
@gibtsawigoitom920 3 жыл бұрын
ዋውውው ኣታ ዝባህልና ክንደይ ይጥዕም ብጣዕሚ መሳጢትን ማሃሪትን ኢያ ስነ ጥበብ ብኣኻትኩም ይዓንብብ ደቂ ኤሩ
@menkemakranakran
@menkemakranakran 3 жыл бұрын
DeqiDeqi eri edmen tenan yhabkum💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍👍👍👍
@samuelmihreteab6095
@samuelmihreteab6095 3 жыл бұрын
ዋውውው ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ስራሕ ካብ ኩሉ ምሃሪትን ብሃልካ ትፍልጥ አያ ካብ ልቢ ሕጉስ አየ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 3 жыл бұрын
merhaba xwae gobona muqurat sdrabietey burukat yehwatey bahaqi amlak msakum ykun amien
@sabahsabah4927
@sabahsabah4927 3 жыл бұрын
Well come shikorinatatttt fitret
@adesador854
@adesador854 3 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ሽኮሪናታት ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልሚ👌👌👌👌💪💪🌺🌺🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 3 жыл бұрын
NEMESTIYAT KEMZI KEMAY BEHANQEWTA KXBEYA ZXENEHE AELO DO ENTELO 👉👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏
@asmeraeritrea996
@asmeraeritrea996 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ግን ቁሩብ ሓጺራትና ጽቡቅ ኣይጽገብን አዩ ከይጸገብናያ ወዲአኩማ ደቂ አረይ ኩሉ ነብሰም ጥበብ
@tsigeredaestifanos9743
@tsigeredaestifanos9743 3 жыл бұрын
Zemene elilta ygberelna nbiatna deruzu hagos bahta ymlialna lbatna eti liul fetari 😇😇🙏🙏🤝❤
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕም ፅብቅት ፊልም ኩሉ ግዘ ክርእያ ከለኩ ብታህዋክ አብ ስምዒት ይኣቱ ክስዕ ትመፅእ ክአ ብሃንቀውታ ይፅበያ ብዘይ ተፅበኩዋ አብ ይቅርይታ ብጣዕም እየ ነብዕ ደራስን ተዋስእትን ብጣዕም ንፍዓት ቀፅልሉ
@natumengstab8705
@natumengstab8705 3 жыл бұрын
ደቂ ኤርይ ሽኮሪናታት ጽቡቅ ስራሕ ነቲ ያታአዊ ባህልና ኣዘኪርኩማና ክብረት ይሃብኩም ኣብ ቀጻሊ ብካልእ ስራሕ ክንጽበየኩም ኢና
@yonastsegay7804
@yonastsegay7804 3 жыл бұрын
ብታሚ ጽብቅ ስራህ ዝድነቅ ብልጽ ባህላዊ ድራማ ንክሎም ካብ ደራስን ተዋሳዊት ብልጽ ስራህ በርትዕ ካብዕ ንላዕሊ ከም ተዳልዊ ንእምን ቀጽልዎ ካብ ዐድናቅክም ብዝህ ምስጋና ይግበዐኩም
@adakashay6058
@adakashay6058 3 жыл бұрын
የክንየልና ነዚ ምሃርን ክብር ባህለና ዘመሓርኩሙና. It was very wducational and intertaining. We hope to see more of this.
@erishikor8227
@erishikor8227 3 жыл бұрын
It made me cry😥😥,but amazing ! We are beautiful when we are one family 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fn7619
@fn7619 3 жыл бұрын
Edmen Tenan Nakum Ezom Ab Eritrea 🇪🇷 ♥ Adkum Konkum Tserhu Zelekum.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ፊልም ብምዉድኣ ኣይታሓጎስኩን ብጽቡቕ ምዝዛማ ግን ደስ ኢልኒ
@diaconteklabmebrahtu8837
@diaconteklabmebrahtu8837 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዕጉብን ልኡምን መሃርን. መልእኽቲ ዝሓዘለት ፈልም ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡራት ስነ ጥበበኛታት ሃገርና. ።ዝበደለ ተጣዒሱ ዝተበደለ ይቕሬታ ሓቲቱ. እንታቛቖፈሉ ዘመን ይግበረልና ።
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 3 жыл бұрын
Thanks Eri-tv. What extra ordinary story. You brought to the stage from story teller to film. I really like the way you caste it.Well don. It high light strongly the true Eritrean cultures. I do admire the actors and all film procedure behind the sine. All the character shows how Eritrean people are peace maker, loved ,honest and forgiver they are for the sake of peace.May God bless you all.Thanks.
@fionalopez9876
@fionalopez9876 3 жыл бұрын
Beautiful ending well done I enjoyed watching it every week.🇪🇷🇪🇷🇪🇷 exultant work.🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት🇪🇷❤️🇪🇷
@lemlemteweldeberehan3186
@lemlemteweldeberehan3186 3 жыл бұрын
Incredible and amazing job. Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@desietsige8608
@desietsige8608 3 жыл бұрын
ብጣዕም ደስ ትብለካ ድራማ ብፍላይ ገጣምኣ ብጣዕም ንፉዕ ባህላውትን ኣብሓቅኛ ስተመርኮሰትን ከምዝ ዓይነት ምድራስካ ክትሙገስ ዝግቦኦ እዩ ።
@luchia686
@luchia686 3 жыл бұрын
👍👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በጣም ደስ የሚል ድራማ ነበር ፤ እባካችሁ ሌላም ካላችሁ ቀጥሉበት በጣም ሰርታችሁታል። በጣም ጎበዞች ናችሁ 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💕💕💕
@aronsolomun7260
@aronsolomun7260 3 жыл бұрын
ክትውዳእ ዘይተጸበክዎ ፊልም ካብ መጀምርታኣ ከሳብ መፈጸምታኣ ብጣእሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ።ኣብ ይቅረ ዘሎ ሓጎስ እቶም ምስ ቂምታና ዘለና ካብዛ ፊሊም ተማሂርና ይቅረ ተባሃሂልና፡ ምስ ስድራና እንተሓቃቀፈሉ ግዜን ሰዓትን ይምጸኣልና ፈታሪ።ክብሪ ነኣምላክ ።
@user-xt1hk5gj5u
@user-xt1hk5gj5u 3 жыл бұрын
Abe mewedata seni nebiae behaqi uffffff betami xebeqeti film kemezi seni zey keale eka eye thanks deqi ereyyyy mequrat ❤ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👌👌👌👌👌
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 3 жыл бұрын
ጽፉፍ ስራሕ ኩሉኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኹም ደቒ ኤረይ
@asterhaile9504
@asterhaile9504 3 жыл бұрын
It was wonderful and fantastic I really enjoy it beautiful movie ❤️🇪🇷❤️❤️🌾💐
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e 3 жыл бұрын
Xibuk srah bahlawi Eritrea 🇪🇷 movie thanks 🙏 everyone they do for us hardwork with no payment
@robanafra3739
@robanafra3739 3 жыл бұрын
This was one of the perfect series I have seen from start to finish, Thank you for all the work you have done for this. If possible, please share the music individually❤👍.
@Surviver-e2o
@Surviver-e2o 3 жыл бұрын
Robiel Afewerki Well said my brother. It was so refreshing and authentic!
@maxkebreab3826
@maxkebreab3826 3 жыл бұрын
Wow 🤩 I hope we all go back home 🏠 some day
@Surviver-e2o
@Surviver-e2o 3 жыл бұрын
Max Kebreab That is our day and night prayer.
@thankyoulord8999
@thankyoulord8999 3 жыл бұрын
Btami tsibikti film gin hanti nishtoy rito abta nay mirikab si wedom moytu tebahilom ziqebetsu wedom kimetsom kelo kisinbidu Fent kikonu ygbeom ember geshu zinebere wedom ziqibelu zelewu amsilkuma and etom shefatu aysinbidun diom zimote seb kof elu kiriu kelewu siq elom yhwesu aba qrub tebelashia koyna tesemiatini bzikone entezeyhalifatini malet eyu tnx.
@mossboss7995
@mossboss7995 3 жыл бұрын
ምስዛ ጋል ሕድርትና መስትያት ፍቅሪ ሒዝኒ ኣብቲ በረካ ምስኣ ተትነብር ኣይምሕሽን ካብ ናብራ ስደት ,,፡
@merryt6119
@merryt6119 3 жыл бұрын
The Best drama ever . Kab mejemerita kisab mewedaeita des eiluka tria . God bless you all.
@andityohannes9332
@andityohannes9332 3 жыл бұрын
Great finishing thank you all of you
@edenbruk9990
@edenbruk9990 3 жыл бұрын
Well done 👏👏👏👏 Des zebl Srah we are looking forward for your work ,and thanks dma Ms deqki hdrtna ateariqkana😁😁
@abadihaile9393
@abadihaile9393 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልሚ
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 Жыл бұрын
ዋላ ንሕና ዕልልልልልልልልልክ እሰይ ከምዚ ጌሩ ዘተሓቋቁፍ ዘመን ዘምጸኣልና
@araratbereketab2296
@araratbereketab2296 3 жыл бұрын
Thank u so mach betami azu des zebl akrareba neyru kebret yehablena tuemat laja
@hsghjsgshvs8043
@hsghjsgshvs8043 3 жыл бұрын
ዋው ስነ ጥበብ ሃገርና ይዓንብብ ብጣዓሚ ደስ ትብል ፍልም ከምዚ ዓይነት ፍሊም ቀጽልዎ እቲ ቀንዲ ደስ ዝብለካ ከኣ መዛዘሚኣ እዩ
@zewdigeda4471
@zewdigeda4471 3 жыл бұрын
Wow!!!ብጣዕሚ :ፅብቕትን :መሃሪትን :መወዳእትኣ ድማ ::ፅብቕቲ ::ደስትብለካ ::በሉ :ካልድማ :ኣይትደንጉይን :ሓደራ::
@kiflomgerye4659
@kiflomgerye4659 3 жыл бұрын
ብጣአሚ ጽቡቅ
@diamontewelde6074
@diamontewelde6074 3 жыл бұрын
Blxti film 2020 thanks berekatat adina azekirkumuna ykenyelna
@surafielkibrom4550
@surafielkibrom4550 3 жыл бұрын
Well done miskulu bahlna zhazet film actors also bela God bless you all
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 3 жыл бұрын
Egziabhier amlak edmen tinan yhabkum xbuk srah
@nabaybahre4777
@nabaybahre4777 3 жыл бұрын
God bless this video this is the secret of eritrean power
@gideyendriyas7037
@gideyendriyas7037 3 жыл бұрын
ኩቡራት ኣሕዋት ጽቡቅ ስራሕ ምስጋና ይብጻሕኩም።
@sabatekle6948
@sabatekle6948 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልሚ
@grmayzemikial5275
@grmayzemikial5275 3 жыл бұрын
Wawwww btami maharit azanagaeitn kemzi aynet maharie amxulna bflay bahlna ytefe alo bejakum
@alemba869
@alemba869 3 жыл бұрын
Well done guys, ባህልናን ያታናን ከይጠፍእ ፅቡቕ መስታወሻ
@semirsaeedmohammed6599
@semirsaeedmohammed6599 3 жыл бұрын
Nesekha win mastewesha zebelkya nay tigrenga aykonen Amharic yu
@kokobtsbahjahray8118
@kokobtsbahjahray8118 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ግርም ገጸባህሪ
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 3 жыл бұрын
ዝድነቅ ስራሕ ሚእቲ ብሚእቲ ዝበሃል የለን እሞ ናትኩም ግን ጽፉፍ👌👌👌🇪🇷❤️
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኩም ኩቡራት ደቂ ዓደይ ጹቡቅ ተወዲኣ ብሓቂ።
@areyzeregabr8047
@areyzeregabr8047 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ከብትካ እትኣቱ ዛንታ ሓዘል ፍሊም
@MonFhr
@MonFhr 3 жыл бұрын
ይግቦኦ ብሓቂ
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 3 жыл бұрын
What a greatly excuted and heart warming movie!
@berhanaanday3752
@berhanaanday3752 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ጽቢቂት አብ ቀጻልይ የራክበና
@wasli8257
@wasli8257 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ብጣዕሚ ፅብቅቲ ድራማ
@hyhh3875
@hyhh3875 3 жыл бұрын
እዊ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ 💛💛💛💛💜💜💜💜💜
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 3 жыл бұрын
Atum sebat ane beza Drama zia kxlel ye kfetwa!qexlwa eba pleas 💚💚💚💚👍
@gebrugilhe1155
@gebrugilhe1155 3 жыл бұрын
Very good work guys God bless you 🙏 nice work
@brhanekesete9330
@brhanekesete9330 3 жыл бұрын
Thank you si much
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 3 жыл бұрын
ተዓወቱ ተዓወቱ ኣናብስ ደቂ ኤረይ በጣዕሚ ጹቡቅ ፊልም ታሪኽናን ባህልናን ዝሓዘለ ዝሕጉስ ዣንታ።👏👏👏👌👌👌📢📢💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@sariye9339
@sariye9339 3 жыл бұрын
Amazing amazing. It made me cry
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
MUHRAEL TV  ገበነኛ  PART 2 GEBENENA CRIMINAL NEW ERITREAN -  2024
38:32
MUHRAEL TV ሙራኤል ቲቪ
Рет қаралды 46 М.
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН