ጻሕሊ ቀይርና ኣይምቅርን ጸብሕና።ድሕሪ ዕስራ ዓመት ሕጅውን ጽልኢ።ቀዳማይ ክፋል!!

  Рет қаралды 7,939

TEMESGHEN NETWORK

TEMESGHEN NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 50
@habtomtewelde5433
@habtomtewelde5433 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ትንተና አስተብሀሎን ጥንቃቀን ካአ የድልዬ ግዜ ብዘይምብካን ተመሰገን ቀጽሎ ኩሉ ክብጻሕ ኢዩ ካአ
@tirhasyebio3625
@tirhasyebio3625 5 жыл бұрын
አቱም ህዝቢ ሓውና ተመስገን ዝዛረቦ ዘሎም ሃናጽን ልቦና ዝህብን እዩ እሞ ንጠቐመሉ
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርካ መም ተመስገን ሓውና ኣይትተሓለል እቲ ሓቂ እዚ ትብሎ ዘሎኻ እዩ ከማኻ የብዝሓዮም።
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 5 жыл бұрын
ተንኪዉ ምህር ተመስገን
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
ሀይ ተሜ ብሐቂ ብሉጽ ዘረባ ተዛሪብካ 👌
@makdahaile9068
@makdahaile9068 5 жыл бұрын
Eritrean people stand up please thanks
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 5 жыл бұрын
ትክክል መምህር
@ሰልዒቡሬ
@ሰልዒቡሬ 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም መምህር
@danialves3825
@danialves3825 5 жыл бұрын
willkommen memhr kexlwo kemzi garkum hzbi anakakhwo bzuh nmehr alena
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 5 жыл бұрын
ቀንኣት ረኺብካ ክንሰምዓካ ኣይክኣልናን ድምጺ የለን ንጸላእትኻ ኣብ ምዓሙቕ ይድፈኖም ብውሽጢ ውሽጢ ስራሕ ምስቶም ዝራዳዱኡኻ ኣጆኻ ምሳኻ ኣሎና ነቲ ንጹርን ቅኑዕን ትምህርትኻ ንጽበዮ ኢና ድኹምን ቀናእን ከምዚ እዩ ዝገብር ተባዕን ጅግናን ሓቀኛን ስለዝኾንካ ድማ ኣምላኽካን ስዓብትኻን ወርትግ ምሳኻ ኣሎና። ኣምላኽ ይባርኽካ ህግደፍ እዮም ብስም ተቓወምቲ ካልእ ጸላኢ የብልካን።
@siemhabtom1771
@siemhabtom1771 5 жыл бұрын
ኣየ ስረረረ
@solomondebas6595
@solomondebas6595 5 жыл бұрын
Temie your are our destination we will follow you brother
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
Thank you
@aziebtekle792
@aziebtekle792 5 жыл бұрын
Ja, follow him he take you to Mekele kkkkkkkkk
@fatmafarga3861
@fatmafarga3861 5 жыл бұрын
👍👍👍👍👍الله يسعدك وبتوفيق
@ኩሉድሕሪሃገር
@ኩሉድሕሪሃገር 5 жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይን ወያነን ሓደ እዮም ምባል ቅኑዕ ኣይመስለንን። ወያነ ናይ ተወለድቲ ዓድዋን ኩባቢኣን እያ። ግና ደሓን ብዝኾነ ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ወያነ ክኸውን እንተደለየውን ጸገም የብሉ። ወያነ ግና ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራን ምዃና ፍሉጥ እዩ ስለዚ ንኤርትራ ይኹን ንኢትዮጵያ ገጻ ወሪራ ክትዕወት ዝብል ሓሳብ ክህሉ ኣይክእልን እዩ። ወያነ ንምጥፋእ ዅናት ምውላዕ ኣድላይ ኣይመስለንን። ብኤርትራ ዶብ ዕጹው እዩ ብኢትዮጵያውን ባጀት ዶው ናይ ምባልን መንገዲ ናይ ምዕጻውን መሰል ዘለዎ መንግስቲ እዩ ስለዚ ነዚ ዓይነት ዅናትሲ ወያነ ብኸመይ እያ ክትምክቶ ህዝቢ ኣብ ጎና ይሃሉ ኣይሃሉ ብዘየገድስ እዚ ዝጠፍኣካ ኣይመስለንን። ዝሰረቁዎ ገንዘብ ክህልዎም ከምዝኽእል ርዱእ እዩ ግና ገንዘብውን እኮ ገዚእካ ተእትወሉ ባሕርን መንገድን የድልዮ እዩ። ብዝኾነ ወያነ ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ ትብል ዘለኻ ንስኻ ኢኻ። ህዝቢ ክጠፍእ ኣለዎ ዝብል ኢርትራዊ የለን ወያነ ግና መንሽሮ ናይ ኢትዮ/ኤርትራ ስለዝኾነት ኣኺልዋ እዩ ኣብ መጻወድያ ኣትያ እያ ዘላ ክትጠፍእ እያ ባዕላ ብዘይ ቶዅሲ ብዘይ ገለ ከምታ ናይ ዓራት ኪሎ። ህዝቢ ትግራይ ምርጭኡ ምስ ወያነ እንተኾይኑ ክኣ ክሳብ ወያነ ትጠፍእ ክሽገር ምዃኑ ፉሉጥ እዩ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
እቲ መድረኽ ይቅየርዩ ዘሎ ንሶምውን ወያነ ክኾኑን ክሓስቡን ኣየዋጽኦምንዩ እቲ መድረኽ ናይ ህዝቢ መድረኽዩ
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
ዓለም ን ቁጠባ ንምዕባለ ንቴክነሎጂ ትቃለስ ኤርትራውያን ክኣ ቃልስና ንሓድነት ስግንጢር ኢዩ ዘመኑ ።
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
ስድራቤታት ትግርኛ ብኸመይ ዳግም ይስስናን ይትከላን፡ //ደቅ ኣንስትዮና ብስም ኣገልግሎት ዕድመአንን ሞራለንን ተጸንቂቑ ባህለን ቀንጢጠን ክብረተን ክሳብ ዝወድቕ ፎቖዱኡ ናይ መራሕቲ በራዩ ኮይነን ይማስና፡ //ኣወዳትና ብስም ኣገልግሎት ኣብዚ ምዕቡል እዋን ትርጉም ዘይብሉ እምኒ ከንከራርዉ ዝወለድዎ ዘየዕብዩ ብ ቁጠባ ተረሚሶም ፡ መንነቶም ጠቕላላ ኣጥፊኦም ብስም ርሑቕ ገጠራት ቀቢላታት ከመሓይሹ መጋበርያ ማሕበራዊ ህንደሳ ሓድሽ መንነት ኮይኖም መምህር ብጥርሑ ሰራዊት ብጥርሑ ሓኪም ብጥርሑ ፡ ሂወቶም ምምራሕ ሲኢኖም ወዶም ጓሎም ስደት የምርሑ //ወለዲ ብ ትእዛዝን ምፍርራሕን ስእነት ምሕደራን ድኽነትን ጽምዋን ፡ ደቆም ዘይብሉ ዓዲ ገረውረው ኢሎም ኣብ ጭቆና ይነብሩ፡ //ካህናት ተካኢ ዘይብሎም ኩሉ ጸኒቱ ፡ታቦት ዝዓጥንን ዝሳለምን ሲኢኑ፡ //እቲ ዘርካቡ ካኣ ፡ በቲ መርዚ ሓድሽ መንነት፡ ኩሉ ወግዑ ባህሉ ኣጥፊኡ ፡ ሃገራውነትና ኦሪታዊ ክብርታትና ስነ ስርዓትና ዓንዩ ንፋስ ዓውዲ መሲሉ፡ እዚ ኩሉ ብሰንኪ ምፍጣር ሓድሽ ኤርትራዊ ናይ 9 ብሄራት መንነት ፡ ዝብል ዕላማ ህግደፍ እዩ፡ ን ትግርኛ ብ መንነቱን ሂወቱን ቁጠቡኡን በጃ ጌርካ፡ ዝስራሕ ፖሊሲ እዩ፡ /// እንባኣር ናብ ንቡር ክንምለስ፡ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ዘሎ ወለዶናን መንነትናን ክድሕን ባይቶና ሕጊ እንዳባና ካብ ሞት ክምለስ፡ ቋንቋና ባህልና ስነ ምግባርና ኣብ ግቡእ ክብሩ መልክዑ ክምለስ ሕጋዊ ናይ ብዙሓትን ደቀባትን ናይ ሰብ ርስቲ መሰልና ክዕቀብ፡ ግድን ቁመና ስድራቤታትና ድሕነተን ክረጋገጽን ናብ ንቡር ክምለስን ኣለዎ፡ እዚ ንምግባር ህዝቢ ትግርኛ፡ ፖሊሲ ህግደፍ ደው ንክብል ክጽዕር ኣለዎ፡ ትግርኛ ብ ኣጋጣሚ ኣይኮነን መንነቱን ሂወቱን ዝዓኑ ዘሎ፡ ውራይ ኢልካ ብ መንግስቲ ዝስራሓሉ ብኹሉ መልክዕ ፈንጢሕካ ንምስርሑ ጸረ ኣግኣዝያውነትና ብዝተኣወጀ ፖሊሲ ህንጸት ሃገር እዩ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ፡ መታን ስዱድ ክምለስ ፡ ቁጠባ ሃገርና ክሕይል ስራሕ ክንፈጥር ኣለና፡ ቆጠባ ክንፈጥር ካኣ ሓያል ዕላማ ዝህበና ሃገራዊ ጉዳይና ብ ሕጋዊ ኣገባብ ዝምልስ ኣግኣዝያዊ ስርዓት ክንተክል ኣለና፡ ብድሕሪ እዚ ናብ ንቡር ሂወት ክንምለስን ቀጻልነትናን ድሕነት ሃገርናን ክረጋገጽ ይኽእልን፡ መንእሰይና ካኣ ናብ ዓዱ ክምለስን እቲ ኣብ ዓዱ ዘሎ ሓዳር ክገብርን ፡ ክንስስን፡ ባህልና ባይቶና ዳግም ክጥጥዕን ይኽእል፡
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
@@redaehaile7849 ሰብኣዊ መሰለይ ይከበር ፍትሒ ደልየ ይኣክል ጭቆና ናይ ምንቅስቓስ መሰለይ ይተሓሎ ብናጽነት ሓሳበይ ክገልጽ ዕድል ይወሃበኒ ብናጽነት ሰሪሐ ሃፍቲ ከጥሪ ይፈቐደለይ ናጻ ጉልበተይ ይኣኽለኩም ጉዱድ ዕስክርና ደው ኣብልዎ ሓሲብካ ኢልኩም ኣይትእሰሩኒ ከም ንብረት ብሓደራ ኣብ ቤት ማሕቡስ ኣይ ትደርብዩኒ ቅዋም ይተግበር ካብኡ ዝሓይሽ እንተሊኩም ከኣ ንዛተየሉ ቅዋምናን መራሕትናን ክንመርጽ ናጻ ኣብያተ ፍርዲ ይቑም ብፖሎቲካ ይኹን ሃይማኖት ብኻልእ ክስታት ዝተኣስሩ ዜጋታት ጉዳዮም ቤትፍርዲ ይረአ ብሕጽረት መድሃኒት ኣይትቕተሉና ማይን ኤልክትሪክን ዘይብልና ናይ ማይን ኤለክትሪክን ዘይተኣደነ ግብሪ ልቸንሳን ኣይትጽዓኑና ቀረብ መድሃኒት፡ ማይ፡ ኤለክትሪክ፡ ነዳዲ፡ ዘቤታዊ ሃለኽቲ ነገራትን ከቃልል ካብ ዘይከኣለ ጸጋታት ሃገር ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል ኣሎ ⁉️ ነዝን ካልእን ሕቶ ንዝሓተተ ኑጹህ ኤርትራዊ ዜጋ❗️ ዓጋመ ትግራዋይ ትብሎ እንተኾይንካ ⁉️ ኣስተዎል ዓጋመ ማለት፣ መልሲ ናይዞም ኩሎም ሑቶታት ማለት እዩ ብሕጽር ዝበለ ዓጋመ ማለት ፍትሒ ዓጋመ ማለት መሰል ዓጋመ ማለት ቁጠባዊ ሓርነት ዓጋመ ማለት መሰረታዊ ቀረብ ቀራቢ እዩ ኢኻ ትብለኒ ዘለኻ። ስለዚ ወይ ወጽዓይ ተረዳእ❗️ወይ ኣስተውዒልካ ጽረፈኒ❗️
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
@@HaraGhirmai ሓደ ኢና ይብሉኻ ተመሊሶም ድማ ሓደ ከም ዘይኮኑ ኣሚኖም ንሓድነት ይዝምሩ፡ ሓደ እንተ ኮይንካ እኮ ሓድነት ዘይኮነስ ጭቡጥ ሃገራውነት እዩ ዘድልየካ።
@azmeratsegai7432
@azmeratsegai7432 5 жыл бұрын
Ajoka wedi Eritrea betkekele konrle abi kemzlako erdue eyou so abi kulsahe atemametu abe Eritrea kbide eyou
@FilmonGrmay45678
@FilmonGrmay45678 5 жыл бұрын
Hawey maray kabete aiy tehebewo hada welkawe tazirber elkem aiy tegasaslu abe haleme depasi eye hasebwo
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 5 жыл бұрын
Teme Abe Gonka Alena Ketselo Xebuk Aleka
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
ብላብላብላብላ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
ክክክክ
@tsegatewolde7592
@tsegatewolde7592 5 жыл бұрын
Abiy kelmen endslu ab kulen hagerat yekyed neyru.kab hege ketryo endka
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን'ም። እቲ ሓደ ካብ ኣብ ዓዲግራት ዘሎ ክርስትያን ኣብ ዓደይ ዘሎ ኣስላማይ ይቐርበኒ ክብል ከሎ እቲ 2ይ ድማ ካብ ኣብ ዓደይ ዘሎ ክርስትያን ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘሎ ኣስላማይ ይቐርበኒ ይብል።
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
@@redaehaile7849 Ms Men Eka Ata Ensisa Leili Temesgen Wedebat Yelen Nhina Agazian Nkawemo Ko 9 bher do Eritrawinet Meninet do gele Zblo Nay Hgdef Flsifna Ember Bzaeba Tigraway Eyu Aboka do gele Zbelkayo hgi Eritra Natna Nay Tegaru Adi Eya ::
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 5 жыл бұрын
@@redaehaile7849 ብዛዕባ ትግራይ ምዝራብ ማለት ብቀጥታ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ ማለት እዩ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ጥራሕ ዘይንገብር ትብሉ ኣሕዋት ኣለኹም፡ እሞ ብዛዕባ ኤርትራ እኮ ኢና ንገብር ዘለና፡ እቲ ርሕቀት ዕምቆት ራኢ ስፍሓት ናይ ፖሎቲካዊ ትሕዝቶኹም ስለ ዝወሓደን ስለ ዝተጨበጠን እዩ እቲ ሽግርኩም፡ ህግደፍ ጉዳዩ ብዛዕባ ኤርትራ እዩ ፡ ግና ምስ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተኣሳሰረ እዩ ብዛዕባ ቀ/ኣፍሪቃ ዝዛረቦን ዘለዎ መትከልን ሲ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ዕላማ ዝተኣሳሰረ እዩ፡ ኣግኣዝያን ካኣ ጉዳዩ ብዛዕባ ኤርትራ እዩ፡ ግና ምስ ትግራይ ዝተኣሳሰረ እዩ፡ ንሕና ኣብ ትግራይ ዘጋጥም ዕንወት፡ ዕንወትና ኣብ ትግራይ ዝህሉ ዕቃበ ሰብን መንነትን ፡ረብሓና እዩ፡ ኤርትራ ከምቲ ሕጊ ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ክትከውን ግቡእ እዩ መሰልና እዩ ክንብል እንከለና፡ ትግርኛ(ትግራዋይ) ዝብሃል ህዝቢ ካኣ ክሳብ ኣበይ ይዝርጋሕ ክንፈልጥ ኣለና፡ ትግርኛ ክሳብ ኣልዋሃ ትግራይ እዩ ዝነብር ፡ ልክዕ እዩ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ዘላ፡ ሕጂ ብ ቅጽበት እንዛረበሉ እቲ ህዝቢ እንበር እቲ መሬት ኣይኮነን፡ መሬት ቅንጣብ ሩባን ኩርባን ኤርትራ ውን ክጭረም የብሉን፡ብመሰረት ካርታኣ ሉኡላዊ ክብራ ክኸብር ኣለዎ፡ መሬት ትግራይ ካኣ ኣካል ኢትዮጵያ ክሳብ ዘላ ሉኡላውነት ኢትዮጵያ ክኸብር ኣለዎ፡ ህዝቢ ግን ጽባሕን ድሕሪ ጽባሕን ኢልካ ዝሰጋገር ኣይኮነን፡ ኣብ ኤርትራ ብቀጥታ ናይ ወደባት መሰሉ ክሕለወሉ ኣለዎ፡ መሬት ትግራይ ንምምጻእ ዘይኮነስ ህዝቢ ትግራይ ንምምጻእ እዩ ቀዳምነት፡ መሬት ድሒሩ፡ ቁጠባውን ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ደረጃና ኣብ ዝበረኸሉን፡ ልዕሊ ኩሉ ካኣ ስምምዕ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ብ ድምጺ ኣብ ዝተገልጸሉን ፡ ዝፍጸም ካልኣዊ ዘየሀውኽ እዩ፡ //////// ፖሎቲካ ኤርትራ ሰለስተ እየን፡ 1) ሓድሽ ኤርትራዊ ናይ 9 ብሄራት መንነት ንምስራሕ ምስ ህግደፍ ምስላፍ 2)ኤርትራ እስላማዊት ሸሪዓዊት ንምግባር ምስ ኣኽረርቲ ጥሩፋት ምስላፍ 3)ኤርትራ ካብ ፖሊሲ ህግደፍ ኣናጊፍካ ንቡር ኣግኣዝያዊ መንነታ ንምድሓንን ፡ ብ መሰረት ሕጊ ደቀባት ብዙሓትን መሰል ውሑዳትን ከም ትኸይድ ንምግባር ምስ ኣግኣዝያን ምስላፍ ካብዚ ወጻኢ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ፖሎቲካ የለን፡ ስለዚ ኣብ ቁጽሪ ሰለስተ ዘሎ ዕላማ ንምትግባር ኣብ ትሰርሓሉ ፡ ህዝቢ ትግራይ ከም ኣካል ናይቲ ቃልሲ ክተሳትፎን ኣብ ኣርእስትታትካ ንጡፍ ኮይኑ ክለዓልን ግድን እዩ፡ #ህግደፍ ኤርትራውነት ን ክሰርሕ፡ ን ትግራውነት ኣብ ኢትዮጵያ ከጥፈኦ ኣለዎ፡ #ኣግኣዝያን መንነቱ ንምድሓንን ዓቕሚ ህዝቢ ትግርኛ ንምዕቃብን፡ ን ትግራውነት ካብ ኢትዮጵያውነት ከድሕኖ ኣለዎ፡ እዚ እዩ እቲ ኣረባራብ፡ ኤርትራ ብዘይ ትግርኛ ሃገር ኣይትኸውንን እያ፡ ብ ክብርታትን መስዋእትን ትግርኛ እንበር ብ ክብርታት ሕዳርብ ወይ ዓፋር ወይ ሳሆ ኣይኮነትን ትነብር፡ ዕሽነት ህግደፍ ብ ኣድማሳውነት ዝዓወሩ ስለ ዝኾኑ ግን፡ ገዛእ ህዝቦምን መንነቶምን ክቐትሉ ተበጊሶም፡ እዚ ግን ምስ ምቕታል ኤርትራ እዩ ዝቑጸር፡ ስለዚ ህልውና ኤርትራ ምስ ህልውና ትግርኛ እዩ ዝተኣሳሰር ካብ በልና፡ ን ኤርትራ ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ንምግባር ምስራሕ ካኣ ን ምዕቃብን ሓይልን ኤርትራ እዩ፡ ሕጋዊ መሰል ህዝቢ ትግርኛ እዩ፡ ነቶም ቀቢላታት ውን ጽቡቕ እዩ፡ ትግርኛ ከመይ ጌሩ ሓይሉ መንነቱ ሓድነቱ ብዝሑ ይዕቅብ ካኣ ስለ ንፈልጦ ንሰርሓሉ ኣለና፡ ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ኢና ንዛረብ ዘለና ሞ ከምዚ ካልእ ጉዳይ ንዛረብ ዘለና ኣይምሰልኩም፡ ዘለና ጠንቂ ሽግራትን ኣፈታትሑኡን ክተስተውዕልሉ ስለ ዘይካኣልኩም እዩ እቲ ጸገም፡
@hfhfnvvcbchc1639
@hfhfnvvcbchc1639 5 жыл бұрын
ብስለት የድሊ
@yosief5946
@yosief5946 5 жыл бұрын
ወያነ ኣይላኣክዎን ካብ ወያነ ሃዲሙ ኣብ ኣብ ኣሜሪካ ይቅመጥ ኔሩ ሕጂ እዩ ምስ ምምጻእ ድ/ር ኣቢ ተመልሱ ህግደፍ እቲ ሓቅታት ተዛረቦ ንክቅብልዋ ዝዘርግሕዋ ወረ እዩ ተሜ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
Part 2 is coming in one hour
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
@@tedibrhane3881 agazian nihizbi eritrea hadegena mikanu slezfrlitt
@astieryemane4255
@astieryemane4255 5 жыл бұрын
Entay yzareb alo slezegdes eko ina melsi hibnalu wedebat slezekykonka ethiopiawi tgrawai slzlonka kndeti wedebat zsmo ksmamaka aykeln iyu amharay entetbahle amharay do aykonen iyu oromo entetebahle menenetu do aykonen iyu oromo amhary yukun oromo tgrawai bguday ertra kzarebn ktsthefn ykel iyu neana ndeqebat eritrawian gn amharay bguday eritrea kwesnelna ayndelyn ina bguday eritrea kwesunulna ehtiopiawian aynfqden ina zbelna kab meas ke ehtipiawi neritrawian ywsunulna bsheleltenet kndey hiwet seb tefiu moytu tesedidu iyu slzi deqibat nezi slzsqorom nethiopiawian nsmiet bgoni gedifom brdiet knmlselom ina Netom wuhudat ab ertra koynom ntfat hzbi zwesenu bmbras hahger hbretesbn zeygdsom eti gizie hasir iyu eritra nay eritrawian iya beritrawian deqbat kea kulu hgie kwsen iyu ksedeq iyu bdemokrasiawi agebab ayterater ERITREA FOR ERITREAN
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
ዘይስማዓኒ ዘይኮነስ እናስተውዓልኩዩ ዝስመዓኒ ብሓቂ ድማ ናይ ጽልኢ መንፈስ ንዘልኣለም ክህልወኒ ኣይሕግዘንን እዩ ኣየየዋጽኣንንዩ ድማ
@kinenahabena1172
@kinenahabena1172 5 жыл бұрын
eti hasab haqi iyu, ertra ntigray kibreta tigray dma nertra kibreta iya. eti xegem gna weyane aminka kiamnom sle zeykeal, ab ertra nefsu zkeale bnefsu zteamamen mengisti kisae zqewm ms weyane habirka mqlas aykealn iyu.
@thomasasefaw659
@thomasasefaw659 5 жыл бұрын
Temesgen araeyakha aytselon neire lomgn tegagikha.abyko nesayasn nhadehade esubatn eyu adigumber ntom bfederalizm zamnun eko ayemenen 90% temeratsi tbl tegagikha zhawey kabakha zeutetsebekhuwo gmgema sorry
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
ኣብ ምርጫ ክሰዓርዩ ዝብል ግምገማ የብለይን
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
ዓጋመ ለማኒ እንታዴካ ሐበጠካ ብዛዕባ ኤርትራ ቱወልዥ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
ክክክክ
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
ተመስገን ንምንታይ መንነትካ ትሐብእ ትግራዋይ እየ ንምባልስ እንታይ ዘሕፍር አለዎ አምስሉ
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 5 жыл бұрын
ኣብዚ ትንታነኻ ናይሎሚ ብዙሕ ካብቲ ናይ ቀደምካ ዝተመሓየሽከመ ትመስል ይመልኣልካ ኢቲ ዶ.ኣቢ ዝበልካዮ ቀዳማይ ከልቢ ኣመሪካ እዩ ድልየት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጰያን ኤርትራን ከፈጽም ዝተላእከ ዕሱብ እዩ ድሌት ጎይተቱ ከፈጽም ድማ ሃንደፍደፍ ይብል ኣሎ ደምበ ተቓውሞን( ደለይቲ ፍትሒና ባሃልትን ) ኢሰያስን ድማ ኩሎም ካብ ነንሕድሕዶም ዝኸፍኡ ብመሰረቶም ጸረ ህዝቢ ኤርትራን ጸረ ትግራይን እዮም ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅም ኣእምሮ የብሎምን ህዝቢ ትግራይን መሪሕነቱን ኣብዛ ሕጂ እዋን ዝሓበረ ፈትሊ ኣምበሳ ይኣስር ይብሉ ወለድና ሓቢሮም ኣለዉ እዚ ማለት ህዝቢ ትግራይ ንወያነ ጌጋ ስለዘይብሉ ኣይኮነን ሓቔፍዎ ዘሎ እንታይ ደኣ ወረጃ ህዝቢ ስለዝኾነን ኣገባብ ቃልሲ ጽቢቕ ገይሩ ስለዝርዳእን እዩ ቅድም ንጸላእቱን ነመንነቱ ከጥፍኡ ከጥፍኡ ንዝህንደዱ ዘለዉ ሓይልታት ከምክትሞ ደሓር ምስ መራሕቱ ክጸባጸብ ዘለዘለዎ እዩ እዚ ድማ እዩ ብልጫ ህዝቢ ትገራይ ሀዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ዓዲ ደሎ ድማ ከምዚ ደምበ ተቓውሞ( ደምበ ፍትሒ ኢናበሃልቲን) መንግስትን ዝግምትዎ ደንቆሮ ኣይኮነን ንህዝቢ ትግራይ ዝወርር ንህዝቢ ኤርትራውን ከምዝወርር ጸቡቕ ገይሩ ስለዝፈልጥ ሽግር ውይ ወራር እንተመጺኡስ ኣብ ጎኒ ሀዝቢ ትግራይ ከምዝስለፍ ኣነ ኣይጠራጠርን ህዝብና ሎሚ ካብ ህ ግ ይኹን ተቓወምቲ ተስፋየብሉን ጸሊእከምን ፈንፊንኩምን እየለ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ህዝቢ ትግራይ ዝመጽእ ወራር ይኹን ሽግር ከምዘየሎ ይፈልጥ እዩ ብኣፉ ስለዝለጎምክሞስ ልቡ ዝለጎምኩሞ ከይመስለካ ተመስገን ሳለ ስትላይት ቨ( Tv) ኣብ ኩሉ ገጠራትን ከተማን ዘለዋ መንግስቲ ይኹን ተቓወምቲ ወይ ውን ወያነ እንታይ ይሓስቡን መንከ ግጉይ መንከ ሓቀኛ ይፈልጥ እዩ ደንቆሮ ከይመስለኩም።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ነጥብታት ኢኻ ኣልዒልካ ንግዜኻ የመስግን
@asmarananatna5817
@asmarananatna5817 5 жыл бұрын
ብ አተሓሳስባኻ አፍሪሕካና ሞትካ ፡ ኩለን እተን ጅግንነት - ሓይሊ- ትብዓት- ን ሕዝቢ ኤርትራ ዝውክላ አብዛ ኩርሲ ካንካ ናብ ትግራይ አግዒዝካየን ቁሩብ እባ ወላ ሓንቲ please be fair . - እታ ናይ ትግርኛ ዝበልካያ ን አዲስ አበባ ደውል እሞ ኤርትራዊ ተልካዬም ፍቱው ምኻንካ አብ መላእ ኢትዬጵያ ክሕቡርኻ እዬም - አብ ዓሰብ ሳላ ቀዛፊ ዝበልካያ እብኡ ስለ ዝነበርና አብርሃልና እታይ እዩ ጌሩ - ሕዝቢ ክጠፍእ አይክእል ዝበልካያ እንኮላይ ሕዝቢ ኤርትራ ወስኸላ - ቅድሚ እዚ አምሓራይ ከአ ገብሩ አስራት-ጻድቃን- ጀቤ -- ዝባሃሉ መጽሓፍ ጽሒፎም ባሕሪ - ዓሰብ ናትና ኢሎም እካዬም ከዘክረካ ሓፈሽኡ እቲ ጌጋ ሓበሬታ ሕዝቢ ኤርትራ ምሃብካ አይጸላእክዋን that’s why ቅድሚ ሕጂ ተሳዒሮም thank you
@aziebtekle792
@aziebtekle792 5 жыл бұрын
Temesgen you are not Eritrean okay
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 5 жыл бұрын
ተንኪዉ ምህር ተመስገን
ሓድሽ ዓመት - 2025 ዓመት ፍቕሪ 2025 A Year of Love
26:44
Fre Productions
Рет қаралды 4,1 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
ኣሸገርቲ ሰባት ትቐጽዓሉ 6 ሜላታት
15:12
Aklilu H.michael
Рет қаралды 36 М.
ጽናት || ክፍል 20 II ፌርማታ ቲዩብ II fermata tube II SUBSCRIBE
35:12
fermata tube ፌርማታ ቲዩብ
Рет қаралды 55 М.
ጸንቼ መቆሜ Daniel Amdemichael
17:06
Daniel Amdemichael
Рет қаралды 467 М.
ኢየሱስ ኣብ ልባትና ይወለድ ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ
21:33
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 9 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН