TSBAH Abrar Osman ጽባሕ ኣብራር ዑስማን

  Рет қаралды 1,204,918

ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN

Күн бұрын

ጽባሕ ገንጻሊ ማህደር
አብ ጽባሕካ ፣ ሰላምን ቅሳነትን ክህልወካ ፡ካብ ትማልኻ ተማሂርካ ኣብ ሎሚኻ ንጽባሕካ ሙሩጽ ዘርኢ ዝራእ፡
ንምንታይሲ ጽባሕ ዝዘራእካዮ ኢዩ ዘበርክተልካ ።
ኩቡር ሰማዒ ኩሉ እዚ እትሪኦ ትማሊ ዝተዘርአ እዩ' ሎሚ ብእትርእዮ ኣይትግረም
ንምንታሲ ኣብ ሳዕቤን ምዝራብ ክትማህረሉ ዳኣምበር ዝጠፈአ ምስ ጠፈአ እተድምዖ የልቦን ። ትማል ፉጡር ከማኻ ክብደልን ክውጻዕን ዓገብ ዘይምባል ውጺኢቱን ሳዕቤኑ ተደሚሩ እዚ ይኸውን ። ዋላኳ ልብኻ ሓዳግ ኮይኑ ፡ እቕረ ባሃሊ እንተኾንካ ፣ ጽባሕ ግን ብጉቦ ብገንዘብ ብሓይሊ ባጽዋር ዘይጥበር ብጣዕሳ ዘይምለስ ሓቅኛ ፈራዲ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ ።
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ንጽባሕ ኩሉና ሰናይ እምነ
ኣብራር ዑስማን
/ @abrarosmanart
FB Page: / abrarosman100

Пікірлер: 383
@eritreanahgurawiarchivesmu8279
@eritreanahgurawiarchivesmu8279 3 жыл бұрын
ዘይመዉት ጻዕሪ ዝፈሰሶ ዘመን ተሳጋሪ ኤሪትራዊ ጥበብ ኣብዚ እናሃለ ብዘይቀልዓለም !!
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
Tibeb Tegaru do ata hasaad 😂
@SuleimanHussein-bw8ir
@SuleimanHussein-bw8ir 10 ай бұрын
​@@redbag3453ክክክክክክክ ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክደርፉ ኣይክእሉን ዮም ጌና ምሉኣት ኣይኮኑን ,ተጋሩ ምሉኣት ክሳብ ዝኾኑ ከኣ ምጻት ከርክቦም ዩ
@kante5318
@kante5318 3 жыл бұрын
ትግራዋይ እየ ካብ ቆልዕት ከለና ጀሚሩ ብናትካን ብናይ የማነ እናስተማቀርና ዓቢና ሐዚ ከዓ ከምቲ ድበልካዮ ነቶም ሞባይል ዝመሃዙልና እንዳመስገና ካልኣይ ክንሰምዖ ዕድል ሚሂዞምልና እሞ ሰላምን ዓፍያን እምነየልካ ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏
@kb9260
@kb9260 Жыл бұрын
Listen to ur agame songs at resah
@Merifit
@Merifit Жыл бұрын
@@kb9260 dka
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 Жыл бұрын
@@kb9260 😷ሽታቲ ንስካ ከም አዩ ወኪል ገይሩካ ደንብያ
@barcabarca4230
@barcabarca4230 Жыл бұрын
Nai bahki ente kone bi tigrnaka fltka men kem zknka😉
@titihumed9691
@titihumed9691 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adamismail9137
@adamismail9137 23 күн бұрын
اللهم اغفر له وارحمه واكرم نزله و وسع مدخله وادخله جنة مع انبياء والشهداء والصالحين أولاءك رفيقا لا حول ولاقوة إلا بالله العلي العظيم ألف رحمة ونور عليه آمين !
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 21 күн бұрын
@@adamismail9137 Alahuma amin Asabr Wal Eman likulal aqareb Wal sadiqa wal ahibaa. ❤️❤️❤️ Abrar Osman
@ህግደፍካንሰርኢዩ
@ህግደፍካንሰርኢዩ 2 жыл бұрын
ኣብራሪኖ ዘይምኖ😘😍
@robelnegasi1246
@robelnegasi1246 Жыл бұрын
N wedi afom king 👑🇪🇷 eya tederifa long life baba esu 🇪🇷🎉🎉🌹
@yoniwetewye9859
@yoniwetewye9859 Жыл бұрын
ከም ቁርሲ ንግሆ ንግሆ ምስ ተሳእኩ ቀጻሊ እየ ዝሰምዓ ነዛ "ጽባሕ" ትብል ደርፊ ናይ ኩቡሩን ሕፉሩን ኣቦና ኣብራር ዑሱማን። ደርፍታትካ "ማኣዛ"ህይወት እዮም ኣብራረይ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሰላም ኣቦ ሓድነት።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ዮኒ ዕድለኛ እየ ። ምኡዝ መልእክትኻ ድማ ማኣዛ ሂወተይ'ዮ ክብለካ ሓጎስ ይስማዓኒ ። ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ .............. ፧ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@Zegenfo
@Zegenfo 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
@Zegenfo ክቡረይ ዘጎንፎ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ብልቢ አመሳግነካ ። ከሉ ሰናይ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 2 жыл бұрын
ጽባሕ! ምቅናይ ምቅናይ!
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 Жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ዝዓደመኩም like#
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ኣድሓኖም ። የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ። ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ክብረት ይሃበለይ ክቡር ኣቦና ባህር ስነ ጥበባዊ ኣቦ ሓቂ ኣብራር ዕሱማን እንቃዕ ኣቦና ኮንካ ❤️ ❤️❤️
@josephabraham7788
@josephabraham7788 3 жыл бұрын
ደርፍኻ ጥራሕ ዘይኮነስ ዋላ ዘረባኻኮዩ መድሃኒት!
@samuelthe6109
@samuelthe6109 11 ай бұрын
Hati mealeti gezi ala you see me one day thanks abrar osman 🤝
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
ሰላም ናዓኻ ሳሙኤል ብልቢ አመስግነካ አነ'ው ነዛ ክብርቲ ዕለት ብጽሞና እጽበያ እየ ወትሩ ሰናይ እምነየልካ ❤️❤️❤️ አብራር
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Жыл бұрын
ኡወ ፅባሕ ቡዙሕ ነገራት ኣሎ ኣብ ቅድመና ዕድመን ጦዕናን ያሃብካ ኩቡር እቦ ❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ፍቕርን ኣኽብሮትን ካብ ልበይ ናዓኻ ይኹን። የቐኒየለይ ። ሰናይ ጽባሕ ሰናይ ጊዜን ሂወትን እምነየልካ ኣብራር
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt thank you yitiya ❤❤❤❤🍇
@SamieleTewelde
@SamieleTewelde 11 ай бұрын
ጽባሕ ጽባሕ ስክፍታ ቐታልክኒ 😢
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
የቐኒየለይ ሳሚኤለ ፡ ብልቢ አመስግነካ ❤❤❤❤ ኣብራር
@ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ
@ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ 2 ай бұрын
Kibur ayana edmen tenan yhabka dehayka gin aytetfe aleku da belena😍
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 ай бұрын
@@ወዲኤረይየፈታዊሃገሩ-ቈ5በ ኣሜን ኣሜን ፈታው ሃገሩ ሰላምታይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ፡ክቡር ወዲ አረይ ሰለ'ቲ ረዚን ወሃቢ ተስፋ መልእኽትኻ ብልቢ አመሳግነካ ። ወትሩ ክበረለይ ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@parisawi1545
@parisawi1545 Жыл бұрын
ኣብራሪኖ ❤️🇪🇷🇪🇷🥰🥰
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
መርሓባ ኩቡር ኣማን ፡ ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@funnyman9051
@funnyman9051 2 жыл бұрын
ጽባሕ ጽባሕ ኣይይይይ ስክፍታ ቐቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ. ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር እንታይ ከምታሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር. ናይ ባሓቂ ስክፍታ ቐቲልካኒ ጽባሕ ብሰላሕ መላሕ😪
@zementesfay5935
@zementesfay5935 2 жыл бұрын
ኣብራረይ ዓንዲ ሕቆ ሙዚቓ ኤረና!! ዕድመ የሃቭ ፈጣሪ
@EfremWasa-e4p
@EfremWasa-e4p 11 ай бұрын
ንተጋሩ አግአዝያን ተፈጠረ
@henokmichael8983
@henokmichael8983 10 ай бұрын
ጽባሕ 🌞14/11/2023
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 10 ай бұрын
መርሓባ ክቡር ሀኖክ : የቀኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@daniabraha9190
@daniabraha9190 Жыл бұрын
Long live for u legend 😍
@godislove8612
@godislove8612 11 ай бұрын
Nay abrar derfi ksemie keleku nebat Eu zkdmeni 🥺❤️edmen tinan yhabka kbur abona
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
ክብርቲ ጓል ዕዙዝ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ምኡዝ መልእኽትኺ ኣብ ልበይ' ዩ የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@daniyohanes
@daniyohanes Жыл бұрын
ኣብራሪኖ ናይ ልበይ
@yohanneszewde3016
@yohanneszewde3016 3 жыл бұрын
Abrar Osman living legend #man of principle
@asmerabella1147
@asmerabella1147 Жыл бұрын
Zey minow werki zkone derfi 😢❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
መርሓባ ኣስመራ በላ ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@samuelkirosbitew6131
@samuelkirosbitew6131 Жыл бұрын
Samuel from Addis Abeba. Beautiful song
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኩቡር ሳሙኤል ፡ የቐንየለይ ብልቢ አመስግነካ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@wedichrum7796
@wedichrum7796 Жыл бұрын
ጉዳይ ኤረትራ አበር ጉዳይ ትግራይ tiewet ጉዳየይ ኣይኮነን 🇪🇷🇪🇷💞💞🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abeleyemaneabelyemane1239
@abeleyemaneabelyemane1239 2 жыл бұрын
ኣብራር ናተይይይይይ Love
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 жыл бұрын
ብጥቕልሉ 'ዛ ካሴት ብፍላይ ደርፊ ንመን ዘየካተዐት ፡ኣብ 2000 ዓመተምህረት ጎልጅ ከባቢኣን ሚሒር ተዘኻኽረኒ በዛ ካሴት ከኣ ተሓጺነ ፡ኣብራር ድምጺ ዕንዱር ጽምዋ ፡ናይ በሓቂ ጎይታ ጥበብ፡ ኣነ ዕድል እንተዝረክብ ብዛዕባ እዛ ደርፊ ዚኣ መብርሂ ክትህበኒ መሓተትኩኻ ነቢረ ።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ክብሮም ብልቢ አመስግነካ ። ፍቕረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን ሩሑስ ዓውደ-ዓመት ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
@amanabery8651
@amanabery8651 3 жыл бұрын
ኣብራር ኣቦ ዜማ ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ስነ ጥበብ ኤርትራና፥ እንሕበነሉ እንኾርዓሉን እንምከሓሉን ድምጻዊ ሃገርና ኢኻ።ድሕሪ ሻማ በል ኣልቡምካ ናይ ቀደም ደርፍታትካ ሃሰስ በለልና በጃኻ፧
@yonasyebiyo1609
@yonasyebiyo1609 2 жыл бұрын
Abrar anbsa Eritrea ❤ 👍
@midounited3356
@midounited3356 3 жыл бұрын
King 👑abrarino nber kber abo sine" tebeb ❤️
@amandebas6597
@amandebas6597 Жыл бұрын
Abrar Legend...amazing music
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
Thank you very much, my dear Aman. ❤️❤️ Abrar
@haijmahmud1176
@haijmahmud1176 2 жыл бұрын
💝💝Ya selam Hareriy Mera Asli So Nicc two u Eritra music Ni the world 🌟🏆🌟
@galmekelle4541
@galmekelle4541 2 жыл бұрын
ኣብራር ናይ ልበይ ሰምዐ ዝይመንወካ ብሉፅ❤ ገና ካብ ትግራይ ከይወፃኩ ናትካ ከይሰማዕኩ ዘይውዕል ነይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
ኣሜን ክብርተይ ፡" ጓል መቐለ " ፍቕርን ሰላምን ናዓኺ ይኹን ንዝሃብክኒ ሙኡዝ ኮመንት ብልቢ እንዳኣመስገንኩ፡ ኩሉ ሰናይ እምነየልኪ ❤❤❤❤ ኣብራር
@Adeyhager
@Adeyhager Жыл бұрын
​@@AbrarOsmanArtabona krekbekum delye aleku Germany aleku
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
@@Adeyhager ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንእትልግሰለይ ፍቕርን ኣኽብሮትን ብልቢ አመስግን የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@wedikeshi9681
@wedikeshi9681 Жыл бұрын
abrarey. abo haki
@fedayn1838
@fedayn1838 Жыл бұрын
ከላስ
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 Жыл бұрын
legend Kuburn abo
@ertrawi
@ertrawi Жыл бұрын
Abo music abrarey❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ሳሚ ክብረት ይሃበለይ ፡ብልቢ አመስግነካ ኣየሳኣእነና ❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@robelandebrahan3116
@robelandebrahan3116 3 жыл бұрын
Abrarey ❤️🥰❤️🙏🏻
@bereketnew3124
@bereketnew3124 3 жыл бұрын
Abirar abo haki akedmu zifeloto nezi aremen siriat nic song
@ameerhas2393
@ameerhas2393 2 жыл бұрын
Nice song 🎵 thanks
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 2 жыл бұрын
Nice music ❤💙💚🇪🇷🙏👍
@yafietteclom2603
@yafietteclom2603 2 жыл бұрын
GBU Baba Abrar 🙏♥️
@oneofakind3231
@oneofakind3231 5 күн бұрын
💙💙💙💙💙🙏🙏🙏Legend
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 күн бұрын
@@oneofakind3231 የቐንየለይ ክብረት ዳሃይካ ኣይታሓባእ ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@sabirabdela4028
@sabirabdela4028 3 жыл бұрын
Wodi osman
@yonaskesete8686
@yonaskesete8686 Жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን ፍሉይ ትዕድልቲ ኣለካ ቅድሚ 23 ዓመት ዝወጸ ደርፊ ፡ሕጂ ከም ሓድሽ የስተማቕሮ ኣለኹ ፡ብፍላይ እዛ ደርፊ ኣብ ሂውተይ ዘሎ ኩሉ ነገራትይ እያ ትገልጽ፡መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣዕርኽትይ ክዕልል ከለኹ ፡ጽባሕ ትብል ቃል ይጥቀም እየ ፡ውሕስነት የብልናን ሎሚ ንፋቐር ሎሚ ንከባብብር እየ ዝብሎም።ኣቦ ጥበብ እዚ ደርፍታትካ ሕጂ ኣብ ሂወትና ይሰርሕ ኣሎ ብዙሕ ከርትትን ስደትን ምስ ርኣና ተረዲኡና።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ዮናሰይ ! ባሓቂ ማሃርን ፡ልቢ ዘረስርስ መልእክትኻ ዋሃቢ ሓጎስን ባህታን'ዮ ሞ ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ልዑል'ዩ ኣየሰኣእነና ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር ዑስማን
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 4 ай бұрын
ታኪዮ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 ай бұрын
መዓኒ...........ሁንቃዕ ተነ አማ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@amarkadhe4212
@amarkadhe4212 3 жыл бұрын
Abo hakiniya nahaka daw yabelena rabana eslah omreke afiyat sinah yahawo
@wahababdelkadr9433
@wahababdelkadr9433 2 жыл бұрын
My best song i love it
@biniamfkadu326
@biniamfkadu326 2 жыл бұрын
Kebrhaley zkel alo do eza derfi nmen kem zderefa
@biniamtesfay8444
@biniamtesfay8444 2 жыл бұрын
❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ላላለይ ላላላ ላላለይ ላላላ ላሊለይ ላላላ ላሊለይ ላላሊ ዝበሉ እንተበሉ ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ ብኣዳም ብሄዋን ጸኒሑ ነባሪ ዝበሉ እንተበሉ ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ ሕሜታ ይኹን ወረ ድኽመት ተበግሶ ምቕጻል ፍቕሪ'ዩ ፍቕሪ ባዕሉ ዘዐግሶ ባዕሉ ዘዐግሶ ኣይ... ዪዪዪዪዪዪ... ከለኪ ሕልና ንኹሉ ዝመሚ በዝን ወድኸምዝን ነብስኺ 'ይተሕምሚ ኣኽፊእኪ ጸቢቕኪ ሓደ'ዩ ሕሳቡ በቶም ክዛረቡ ኣውጊሖም ዘዕርቡ ኣዕልልኒ ናትና ንግበር ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር ኣሃሃሃሃሃሃ... ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል ኢሉ ይብል ክብል'ዩ መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና ዝበሉ እንተበሉ ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ ብኣዳም ብሄዋን ጸኒሑ ነባሪ ዝበሉ እንተበሉ ነውሪ 'ይኮነን ፍቕሪ ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ምውራይ ዝኣመሎም ክንደይ ከይቁጠቡ ጉዳይና ንቐጽል ንሶም ይዛረቡ ክሳብ ዝርብርቡ ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ፍቕሪ... (ነውሪ 'ይብሉን ነውሪ) ቀሲነ ክዘናጋዕ ክጻወት ከዕልል ፍቕረይ ብስክፍታ ሓሳብኪ ኣየስግል ነዛ ሓጻር ጊዜ ምሳኺ ኽራኸብ ካብ 'ጥቃዒ 'ዒንቲ ብዙሕ'የ???? ኣዕልልኒ ናትና ንግበር ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር ላላላላላ... ነውሪ ኾይኑ ምፍቃር ተቐይሩ'ምበር ሰብ ኢዱ ዘይመልሰሉስ ኩሉ ኾይኑ ብዓገብ መኖም ከነፍቅር መኖም'ከ ኽንገድፍ ካብ ምሉእ ከባቢ ከም ልቡ ዝነብር ርድኡና ዝብል ይኣክል ነጻ ሰባት ኢና ህይወትና ኽንመርሕ በቲ ዝመስለና ልብኺ ኣርሕውለይ ቀልዓለም ዘይብሉ ክቕጽል ፍቕርና ዝበሉ 'ናበሉ ኣ... ሁ... ሰብ በሃላይ ፍጥር ክብል ኢሉ ይብል ክብል'ዩ መንከ ገዲፉ ኢሉ ተሪፉ ኢሉ ተሪፉስ መዓስ ዓሪፉ ሕጂ'ውን ኢሎም ኣበይ ከዕርፉ እንተበሉ'ውን ኢሎም ይተርፉ ካብዚ ከምዝስ ይኽደነና ኣየይ... ኣያ... ኣየይ... ላለይ... ላላ... ኣለይ... ኣዕልልኒ ናትና ንግበር ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር ላሊ... ላላ... ኣለይ... ላሊ... ላላ... ኣለይ... ክንዲ ብልሓት ክንዲ ጥበብ ክንዲ ስራሕ ክንዲ መኽሰብ ቤላቤለው ሰዋኒኖም እዝኒ ኣይንሃቦም ንረስዓዮም ካብዚ ኸምዝስ ይኽደነና ላሊ... ላላ... ኣለይ... ላሊ... ላላ... ኣለይ... ኣዕልልኒ ናትና ንግበር ኣየገድስኪ ናይ ሰብ ነገር ብዘይ ፍርሒ ብዘይ ምሕፋር ዘይሓልፍ የለን ኣብ መስርሕ ምፍቃር ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ፍቕሪ ... ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ኣሃ... ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ 'ይብሉን ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ነውሪ የብሉን ነውሪ
@THEREISNOTOMORROW-p5v
@THEREISNOTOMORROW-p5v 3 жыл бұрын
one of my fav songs of all time. thank you legend Abrar
@mussieimbay9873
@mussieimbay9873 3 жыл бұрын
አብራረይ አቦ ፍቅሪ አቦ ሕልና ፈታው ህዝቡን ሃገሩን ኢኻ ነታ ንናጽነታ ዝተቃለስካላ ሃገርና ሕጂ ክአ ንሓርነታ ትቃለሰላ ዘለኻ አገርና መፈጸምታ የርኢኻ አብራረይ ወትሩ ዘይሃስስ ፍቅርኻ አለኒ አብራረይ ኪንግ ኦፍ ኪንግ ኤርትራ ኢኻ አብራረይ ማዓረይ ዕደመ ይሃብካ ፈጣሪ I LOVE YOU 4EVER ❤❤❤❤👍👍👌👌
@us-erskyblue8344
@us-erskyblue8344 2 жыл бұрын
It’s been one year since this video posted and had just 131k views unbelievable and unacceptable!!!! Trust me he is the one and only living legend we had at this moment!!! Please show him some respect!!!
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ስለ'ቲ ፍቕርኹምን ኣኽብሮትኩምን ብልቢ አመስግን ። የቐንየለይ ኣየሳኣእነና ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@NahomZeru-du6ly
@NahomZeru-du6ly Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt u deserve millions of likes our living legend and father
@asmarino598
@asmarino598 10 ай бұрын
ኩነታት ናይ ሓደ ህዝቢ ክትመዝን ዘስተማቅሮ ሙዚቃ ምውካስ ይከኣል'ዩ ከምዝመስለኒ። ህዝብና ከኣ ትርጉም ዘለዎ ስራሕ ክሰምዕ ደሉው የለን ከም ወዮ ኻልድ ዝበሎ'ዩ "ኣይ ካብ ምህሮ ኣይ ካብ ኣእምሮ ተጻወትልና ል'ባ ከበሮ"
@HiruyKelati
@HiruyKelati 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 7 ай бұрын
ክቡርን ፍቁርን "ሑሩይ" ፡ናዓይ'ውን ሑሩየይ ኢኻ የቐንየለይ ብልቢ አመሳግነካ ። ኣይየሰኣእነና ♥️♥️♥️ ኣብራር
@nohisack7796
@nohisack7796 Жыл бұрын
ኤርትራዊ ጥበብ ሐንጎልን ዝፈሰሶ ኖን ከም ናይ ተጋሩ አሰመራ ተዘይ አቲየ ዳበልካ ህልቂትን እንደራን ብሱል ሰነጥበብ ኤርትራ ይአምብብ አወት ንሐፈሸ
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 жыл бұрын
ኣብራር ናይ ልበይ እወ ጽባሕ ጽባሕ ? ? ? ?
@Rim-Nebelbal
@Rim-Nebelbal Жыл бұрын
ጽባሕ ኣየይ ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ ኣየይ ጽባሕ ኣየ ጽባሕ ተኸቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ'ኳዩ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ'ወ ጽባሕ እንታይ'ዩ ብልሓትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዮት ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት ከመይ ኢለ ክኽይድ ምሳኻ ብእምነት ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣምር ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር እንታይ ከምትሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር ሃዋይ ኬድካ ጽባሕ ኣነስ ፈሪሀካ በዚ ትሃድመኒ በዚ ክመጻካ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ ጽባሕ.... ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ ናሓንጠጡ ኣማን ከብሉኻ ክንደይ ዘየፍጠጡ ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ ዘይቀበጸ'ምበር ዘሰንፈካ የለን ይፈልጠካየ ጥንስኻ ናይ ዘመን ኣነኸ መን ኮይነ'የ ክሕንሕን ክፍክር ካብ ዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘቡክር ካባኻ ዘቡክር ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ መንዩ ኾን ተስሕቖ መንዩ ኾን ተብክዮ ንመን...ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ እ.... ንመን ትኽ ኣቢልካ ንመንከ ትለውዮ መንዩ'ቲ ዝስሕቕ መንዩ'ቲ ተብክዮ ንመን ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ ንገረኒ ጽባሕ ጥራይ ንገረኒ ከለልዮ ዶክተር ኣብራርኖ ዘይምኖ❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡር ሪም ልባዊ ኣኽብሮቱይ ናዓኻ ይኹን። ንዝሓለፋ ዘለዎ ምሰትምቃር ግጥምን ሙዚቃ እንዳ ናኣድኹ ፡ኣብ ሂወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@Rim-Nebelbal
@Rim-Nebelbal Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ኣሜን ኣብራርኖ ❤️
@XYONAWI
@XYONAWI Жыл бұрын
ኣብራር ኩሉ ግዜ ኣብ ልብ❤ና ኢኻ።ኣብ ሃገራዊ ስነጥበብ ሃገርና ዘለካ ኣበርክቶ መግለጺ የብለዪን።ነዊሕ ዕድመ ኣብራሪኖ።
@yoniyoni3306
@yoniyoni3306 Жыл бұрын
ኣብ 2009/2010 አየ ንፈለማ ግዝየ ስም ኩቡር ኣቦና ኣብራር ዖስማን ሰሚoዮ ኣብቲ ግዝየ ቆልዓ ብምንባረይ ስም ደረፍቲ አየ ዝሕዝ ነይረ:: ደርፊ ምስምዑ አንበር ምስትምቓር ኣይነበረን :: በዓል ኣቦይ ንጅግንነት ትሕትናን ኣብራር ከድንቁ አየ ድሰምዖም ነይረ ካብ ጀርጅን ናብ ገዛ አዳተመለስና ኣጋ ምሸት አዩ ነይሩ ግዚኡ TV ስለ ደይነበረና, ዓድና ገጠር አዩ ሓደ መዓልትስ ኣብ TV ምስሉ ክርእዮ ኣለኒ ከተማ ምስከድኩ ናብ አዳበተሰብ ይብእል ነይረ ብዉሽጠይ:: ሎሚ ስደት ኣርክብለይስ ተሰዲደ ንደርፍካ መግለጽ ይስነሉ ክጭሕናነቕ ከለኹ ዝያዳ ደጋጊመ ይሰሚዖም Interview ክሰምዖ ከለኹ ዝኾነ ኣይጽሕፍን መኽንያቱ ቃላት ይሓጽረኒ ሓንቲ ክብለካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ደፍታትካ ጥዑም ንስኻ ጥዑም ካብ መዓር ትጥዑ :: Love u legend Abrarr Osman ❤️
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ዮኒ፡ንሙቁር ቃላትካ ፡ ኣኽብሮትን ፍቕርኻን፡ ክገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ። የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@seidweyna2160
@seidweyna2160 3 жыл бұрын
❤👈👍
@new263
@new263 9 ай бұрын
ክገርመካ ዝተቆራረፀ ደርፊ ኣብ ቲክቶክ ሰሚዐ ኣሊሸ ሓቲተ ረኪበካ ትግራዋይ እየ ግን ናትካ ክህበካ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ኢካ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 9 ай бұрын
ክቡረይ ! ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን :: የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ :: ❤️❤️❤️ ኣብራር
@moukurelal678
@moukurelal678 2 жыл бұрын
❤💛💙💚👏👏👏👏تسلم أنت الفن نفسه أبرار فنان إريتريا بلادي عروسه البحر اشتقت لروباكي وروضك النضر وعشرة الاحبة والانث والسمر إريتريا بلادي عروسه البحر.
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 2 жыл бұрын
Ashkurak "muqur Elal "jazilan. Thiyati. ❤
@ያሲንመሓመድ
@ያሲንመሓመድ Жыл бұрын
ንጉስ ጥበብ ክቡር ኣቦና ኡስታዝ ኣብራር ዑስማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!! መግለጺ የብለይን The king ቃላት ይሓጽረኒ ንዓኻ ክገልጽ በስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !!!!
@wedikiar4448
@wedikiar4448 2 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ ጽባሕ እወ ኣነስ እዛ ዜማ ወላ ምስ ውልቃዊ ሂወተይ እዩ ምትእሳር ዘለዋ king ናተይ ኣብራረይ ኩሉ ስራሓትካ ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ከስተማቕሮ ክነብር እየ ኩሉ ግዜ ዩ ኻኣ ዝሕድሰኒ ደጋጊመ እንክሰምዖ ዝገብረኒ ምስጢር ስራሕካ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf Жыл бұрын
Can any one tell me who played the bass guitar ?thats wonderful ❤
@asmerabelojomen3044
@asmerabelojomen3044 3 жыл бұрын
Our legend and Teacher Abrar Osman i can not describe you becoz you are History Book God bless you
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 3 жыл бұрын
Europa mismexaku eza derfi dem awxi’eya beka Fresh nay politika temeharey slezneberku,..xbahhhh
@Mariam-ha1239
@Mariam-ha1239 Жыл бұрын
ጽባሕ ኣየይይይ ጽባሕ (2) ኣይይይይይ ጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ ወ ጽባሕ ጽባሕ ይግባይ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ እንታይ ዩ ብልሃትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዩት ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት ከመይ ኢለ ክከይድ ምሳካ ብእምነት ልብካ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣበር ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር እንታይ ከ ክትሓብ ኣንፈት ዘይተማኽር ኣንፈይ ዘይተማኽር,,,,፡ እዋይ በቃ ስባሕ ኣነስ ፈሪሐካ በዚ ትሃድነኒ በዚ ክመጻካ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ ኣይይይይይይይ ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ እናሓንጠጡ ኣማን ከብሉካ ክንደይ ዘየፍተጡ ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ ዘይቀበጸ እምበር ዘሰንፈካ የሎን ክፈልጥ ዝክኣለ ትንሳኤ ናይ ዘመን ኣነ ከማን ኮይነ ክሕንሕን ክፍክር ካብዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘብኩር ካባኻ ዘብኩር,,,፡ ንመን ተቀቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ መን ኮን ተስሕቆ መንኮን ተብክዮ ንመን ንመን ንመን ንመን(2) ንመን ኣራኺብካ ንመን ከምትፈልዮ ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ፡ 😢😢😢😢 ንመን ተቀቢልካ ንመን ተፍንዎ መንዩ ኮን ዝስሕቅ መንዩ ከምተብክዮ ንመን ኣራኺብካ ንመን ከምትፈልዮ ንገረኒ ጽባሕ ጥራይ ከለልዮ😢😢😢
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
መርሓባ ስብሓት ፍቕርን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ፡ጽባሕ ታኣምር ነገር'ዩ ፡ከም ዝጻሓፍካዮ እዩ ።ንከምዚ ከማኻ ብልሓቱ ዘስተውዓለ ለባም ግና ከይተሰከፈ ከም ዝቕበሎ ጥርጥር የይብለይን ። ወትሩ ኣብ ልበይ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@Mariam-ha1239
@Mariam-ha1239 Жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt ክቡር ኣቦይን ሓወይ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ብመጀመርያ ብልቢ የ ዘመስግን ተገዲስካ ስለዝመለስካለይ ።ንኩሉ ውጽኢት ስራሕካ ኣዝየ ይፈትዎን ይሰምዖን ኳ እንተኮንኩ ነዛ ጽባሕ ትብል ግና ደጊመ ደጋጊመ የ ዝሰምዓ ጽባሕ ጽባሕ------- ኩሉ ግዜ ምስጢር። ዕደመን ጥዕናን ንዓኻ ክቡር ኣቦ ጥበብ።
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 Жыл бұрын
ኣብራሪኖ ዘይድገም ብዓል ድንቂ ኣእምሮ ፍሉይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 2 жыл бұрын
Manim ftur astentinu kebrhalna zeytkiel mstirawit derfi ya eza derfi ezia rzneta armoshesh admasawi tbeb twunin abara eti kaliay gize zeydgem Doctor abrar unkae natna konka unkae amaedina nireka aykonan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪
@dalisaaf9274
@dalisaaf9274 3 жыл бұрын
😍❤❤❤❤❤
@ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha
@ኣብተስፋቢራሃንኣሎSalahSha 3 жыл бұрын
Abrarino 👍👍👍👍 tsibah buzuh zikorotat alewa ABRAR OSMAN subscribe sher like comment ❤️❤️❤️❤️ Love you 😘💖💖
@waterfull2907
@waterfull2907 3 жыл бұрын
*ክቡር ኣብራር ካባኻ ሓዳሽ ደርፍታት ብሃንቆታ ክንስምዕ ንጽበ ኣለና* ኣይትጥፋኣና ደኣ
@idrismohamed8733
@idrismohamed8733 3 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹
@samialyemane
@samialyemane 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ !! እንታይ እስከ ግን ንእሰያስ ኢዩ ደሪፍዋ ክብሉ ምስ ሰማዓኹ ፈኺሳትኒ ንሰብ ኽሳብ ክንድዚ ፍርሒ ኢለ ሸለል ኢለያ ኔረ!!!! እንተ ኣብዛ ስዓት ግን ብርእሰይ ክሕስባ ከስተንትና ምስ ጀመርኩ ብልክዕ~ታ" ዝመጽትኒ ብልጽቲ መልሲ እቲ ብተፈጥሮ ግን ከኣ ዕድሚኡ ዘይውዳእ ምስጢራዊ ጽባሕ ኢልና ንጽውዖ መዓልቲ ኢዩ✍። ተመስገን ፈጣሪ💙🙏🏼
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 3 жыл бұрын
❤️
@نورةإدريس-ز7ع
@نورةإدريس-ز7ع 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamhabte8715
@biniamhabte8715 3 жыл бұрын
Nilomi wesin , tsibah tihigoselu wey tigihiyelu mikinyatu ab mewedaeta kulu ayegedisin u !
@fedayn1838
@fedayn1838 Жыл бұрын
ብራቮ---> ጽባሕ በዲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢሪካ ክፈልጡ ብዛዕጎል ክብጀል ባይታ እንዳ ሓንጠጡ ኣማን ከብሉካ ክንደይ ዘይፈጠጡ ተፋንዮሙካ ኩሎም ገለ ከይሰልጡ ዘይቀበጸ እምበር ዘሰንፈካ የለን ክፈልጥ ዝካኣለ እቲ ንሲካ ናይ ዘመን ኣነ'ከ መን ኮይነ??? ክሕንሕን ክፍክር ??? ካብዘህሉ ዓለም ካባካ ዘበኩር። ቀጺሉ... ንመን ተቀቢሊካ ጽባሕ ንመን'ከ ተፋንዎ መኒዩከ ደስ ተብሎ ንመን ኢዩከ ተሪዮ ንመን ንመን ንመን ንመን ንመን ኣመን ኢሉ ደምዲሙዋ ከላስ እዚኣ ካብ ዓለም ዘለዋ ካብተን ብሉጻት ደርፍታት ዝባሃላ እታ ዝበለጸት ሓንቲ ካብተን ናይ ቡሉጻት ደርፊ ናይ ደርፍታት ኢያ። ምክንያቱ ኣብዛ ዓለም ንነፍሲ ወከፍ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ነገራት ብዙሕ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ደርፍታት ተደሪፊሉ ኢዩ። ኣብ ግዚኡን ሳዓትን ግን ዜርካ ዜርካ የለን በቃ ከምዚኣ ደርፊ ናይ ኩቡር ኣያና ባራር ዑሱማን። ስለዚ ኣብዛ ዓለም ሓድሽ ነገር የለን ኢሉ ኣቦና ጥበበና ኩቡር ሰለሙን ወዲ ዳዊት ጥራይ ብዘይካ ጽባሕ ካልእ ወላሓደ የለን ካልእ ዝፈልጥ ስለዚ ንፋቀር ኣይንመካካሕ ነንባዕልና ኣይንወናነጀል ምክንያቱ ነፍሲ ወከፍ ፉጡር ናይ ጽባሕ ፍርዲ ፍርዱ ስለ ዘይንፈልጣ ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ብጽሕትና ኣብ ጽባሕ ኢዩ ዘለ'ሞ ከይተመካካሕና ብፍቅሪ ንተሓጋገዝ ሕጂ ዉ'ን ንንብስና ዝሓዝናላ የብልናን እንታይ ደኣ ነፍሲ ወከፍና ኣብዛ ናይዛ ዓለም ዘለና ኣብ ጽባሕ ስለ ዝኮነ ምንባር ትርጉሙና። መጠረሽታ / Last : ሰላም ንኩሉ ፋጡር እሞ ከሙኡ ዉን & all the best for every one!! Amen!!ኢ
@samikbrom4218
@samikbrom4218 Жыл бұрын
teketilkani bselah melah Aya bedilkani aykonetn yarieta
@godsaves8457
@godsaves8457 Жыл бұрын
💚💛❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 10 ай бұрын
ጽቡቅ ጽሑፍ ኣብቲ ቅድሚት ግን ጌጋ ተረዲእካዮ ኣለኻ:'
@mahamodayassin6048
@mahamodayassin6048 7 ай бұрын
Was alles in Lied backen kann ?
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@eritroswegahta3400
@eritroswegahta3400 Жыл бұрын
ጽባሕ ኣየይ ጽባሕ ጽባሕ ጽባሕ ኣየይ ጽባሕ ኣየ ጽባሕ ተኸቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ'ኳዩ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ'ወ ጽባሕ እንታይ'ዩ ብልሓትካ ጭካነ ድዩስ ሓልዮት ሓጀት ዘይትርዳእ መብጽዓ ምንዮት ዘየዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይግመት ከመይ ኢለ ክኽይድ ምሳኻ ብእምነት ልብኻ ዘይርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር ናይ ስልጣኔ ጥበብ ዘይፈልጠካ ኣምር ተሰኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፍር እንታይ ከምትሓስብ ኣንፈት ዘይተማኽር ሃዋይ ኬድካ ጽባሕ ኣነስ ፈሪሀካ በዚ ትሃድመኒ በዚ ክመጻካ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ተዛረብ ጽባሕ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ እቲ ዝዕደሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ ጽባሕ.... ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፈልጡ ብዛዕጎል ብፍንጃል ባይታ ናሓንጠጡ ኣማን ከብሉኻ ክንደይ ዘየፍጠጡ ተፋንዮም ኩሎም ገለ ከየስለጡ ዘይቀበጸ'ምበር ዘሰንፈካ የለን ይፈልጠካየ ጥንስኻ ናይ ዘመን ኣነኸ መን ኮይነ'የ ክሕንሕን ክፍክር ካብ ዘይህሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዘቡክር ካባኻ ዘቡክር ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋንዎ መንዩ ኾን ተስሕቖ መንዩ ኾን ተብክዮ ንመን...ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ከለልዮ እ.... ንመን ትኽ ኣቢልካ ንመንከ ትለውዮ መንዩ'ቲ ዝስሕቕ መንዩ'ቲ ተብክዮ ንመን ንመንከ ኣራኺብካ ንመን ከም ትፈልዮ ጽባሕ ንገረኒ ጥራይ ንገረኒ ከለልዮ እ.... ብዙሓት.... ኣብራር ዑስማን 2000 ዓ.ም
@jemalawlaki9861
@jemalawlaki9861 2 жыл бұрын
The best of the very best song and arraignment in Eritrea n music history
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 2 жыл бұрын
You are right brother ❤
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 2 жыл бұрын
Congratulations for PEN ERITREA ብሉጽ ሰብ ብሓቂ...... !!!
@zelalemmihretaab2477
@zelalemmihretaab2477 2 жыл бұрын
ድሙቕ ኮኾብ
@eritroswegahta3400
@eritroswegahta3400 Жыл бұрын
ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ተነጊርና እምቢ ኢልና፡ ዓስቢ'ዚ ድማ ከም ማይ ኣይሂ ዝኾነ መዓት ወረደና። ሰሪ ዘይምስማዕኩም እዚ ኩሉ ወረደኩም ይብል መጽሓፍ ቁዱስ። ኣብራር እምቢ ኢልናካ ሰሪ'ዚ ድማ እዚ ንሓልፎ ዘለና መዓት ተኸቢብና ኣለና።
@mahamedibrahim4043
@mahamedibrahim4043 3 жыл бұрын
Mr Abrar bahar Lubak hutukta taginah mar ::
@SAMUEL-uj3oo
@SAMUEL-uj3oo 26 күн бұрын
ክሰምዓ ትሕድሰኒ ጥዕምቲ ደርፊ ዕድመ ይሃብካ ኣብራር ዑስማን🫡❤️
@horizonsoundz4522
@horizonsoundz4522 2 жыл бұрын
The legend and the golden hit !. I first heard this song a lifetime ago. It's still fresh as if it was sang yesterday morning ! This is the creation of a legendary music writer, poet and Singer. I hope to meet you one of those days and shake your hand ,,,. God bless you... for us ,! Thanks for your work. Ted
@asmieentertainment9973
@asmieentertainment9973 3 жыл бұрын
Eti zgerm xbah nkono zeynfelt ndhri 10 amet nkono ncheneq
@ሃገርይሃገርይ
@ሃገርይሃገርይ Жыл бұрын
ኡዋይ ጽባሕ ጽብሕ እሕሕ ካም ባዓል እብራር ዑስማን ዝሞሶሎ ሰባት ከሲርና ሃገር ዝመርሑ ሙሉ ዓቅሚ ዞሎ ኡዋይ ትዕዲልቲ ሃገርና
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 11 ай бұрын
ጸባሕ ኣብራር ንጉስ ምድሂኒት እዝኒ ንስካስ እንዓ ሃለኻ ንውሕ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ክቡረይ ፡ኣነ ድማ ኣብ ሂወትካ ኩሉ ሰናይ❤❤❤ እምነየልካ ኣብራር
@godhatessinnotthesinnerhgf2659
@godhatessinnotthesinnerhgf2659 2 жыл бұрын
Living legend.💕💕 What's most heartbreaking is that we humans do not exist forever in this world.
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 2 жыл бұрын
This song is best of Abrar work and my favorite of all Eritrean song I want to know who played the bass guitar it’s so wonderful can’t express in words
@abrahamtesfahans7936
@abrahamtesfahans7936 Жыл бұрын
Ya nay behaki mesati zkone hrmet bass gitar ❤
@robelgerezgiher4742
@robelgerezgiher4742 3 жыл бұрын
ኣብራር ኣቦ ጥበብ ጥበብካ የብል ዘብዘብ ኩሉ ስርሓትካ ወርቂ
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 жыл бұрын
Ahhhhhh 2000 Asmera shkor
@AbelBrhane3
@AbelBrhane3 Жыл бұрын
Abrar, you're truly legendary!
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ኣቤል ፡ ብልቢ አመስግነካ የቐኒየለይ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@Wedinega60
@Wedinega60 2 жыл бұрын
abi trgum hazel music gin zeynestwilo zema mo fluy ahhh ere adey Selam kuniley .longlive legend
@Goyta-Nebsu
@Goyta-Nebsu Жыл бұрын
ሓንቲ ካብ ኣዝየን ዘሕስባ ደርፍታት ትግርኛ እያ.....ጽባሕ! ይቀንየልና ከምኡ'ውን ዕድመ ምስ ጥዕና እምነየልካ ጠቢብ ኣብራር ዑስማን።
@erditemesgen9217
@erditemesgen9217 Жыл бұрын
ኣቦይ ኢለ የ ዝገልጸካ ኣቦይ ተጋዳላይ ዩ ነሩ ኣብቲ ዝመጺሉ ኣብ ዓመት 2ሰሙን ሞባይሉ ኣብራር ጀሚራ ኣብራር ያ ትውድእ ፍቅሪ ደርፍካ ክህልወኒ ኣቦይ ዩ ኣውሪሱኒ ክሳብ ሕጂ ኣብ ስደተይ ኮይነ ጽባሕ ከ ታይ ይሁሉ እናበልኩ ምስ ናፍቆተይ ይነብር ኣለኩ ኣብ ስደት ተስፋ ሓጣ ኮይነ
@EfremWasa-e4p
@EfremWasa-e4p 11 ай бұрын
አብራር አዲስ አበባ ሪኤሞ ቅድሚ 20ዓመት ዋላ አሜሪካ ሙዚክ ሰሚኤ ብደርጊ ናይሳሚ ሃውና ሰሚኤሞ አብራር ፍሉይኢካ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
ምኡዝ ኢኻ አፍረመይ ! ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@jemalawlaki9861
@jemalawlaki9861 2 жыл бұрын
The best of the very best song and musical arrangement !!!!!!!!!!!!!
AYIWRED Abrar Osman   ኣይውረድ  ኣብራር ዑስማን
8:43
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,3 МЛН
ኣብራር ዑስማን  „ነውሪ የብሉን ፍቕሪ"
10:27
ghebreyesus yosief
Рет қаралды 125 М.
Hallew :#Abrar Osman #ሃለው # ኣብራር  ዑስማን
7:21
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 377 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ዓስራይ ክፋል
16:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 45 М.
Zemen
8:31
Release - Topic
Рет қаралды 39 М.
ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN
8:54
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
Eritrean Old School Mix Music 2021 - DJ TEDDY
29:08
DJ Teddy
Рет қаралды 498 М.
😂😂😂 #humor #прикол #юмор
0:22
trilimon
Рет қаралды 1,8 МЛН
ГОВОРИЛИ ПРАВДУ😅 #юмор #мемы #анекдоты #shorts
0:38
Как смеяться?
Рет қаралды 4,5 МЛН
ГОВОРИЛИ ПРАВДУ😅 #юмор #мемы #анекдоты #shorts
0:38
Как смеяться?
Рет қаралды 4,5 МЛН
😂😂😂 #humor #прикол #юмор
0:22
trilimon
Рет қаралды 1,8 МЛН
Did you know about this hack? 😁
0:19
Andrey Grechka
Рет қаралды 53 МЛН