Tsigenay - Mekseb Alem (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 792,552

Kiros Asfaha

4 жыл бұрын

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
kzbin.info
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ጽጌናይ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ
ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ
ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ
ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ
ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ
ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ
ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ
ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ
ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ
እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ
ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ
ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት
ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ
ደረተይ ንእዳ'የ
ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ
ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ
ፍቕረይ ድራራ'የ
ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን
ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ
ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ
ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ
ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ
ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ
ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ
እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ
ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
ኤ... ሀ...
ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ
ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ
ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ
ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ
እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ
መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ
ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ
ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ
ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ
ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ
ርኸብ በልኒ ጽጌናይ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ
ጽጌናይ ተረድእኒ
ሕራይ በልኒ
ተሗቓቒፍና ንሕለፋ
ዓለም 'ታይ ትርፋ

Пікірлер: 140
@Adalalpha
@Adalalpha Жыл бұрын
ምስዛ ደርፊ ብዙሕ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ዝኽሪ ዩ ዘለኒ" ❤️
@mblovergym6917
@mblovergym6917 7 ай бұрын
ተስፋኣ መንእሰያት ኪሮሰይ love from wadi Maine 💜 Amlak edeman tenann yehabaka
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
እዋይ ግጥሚ ፖውውው 🔥 ዝብሎ የለን ኪሮሰይ 💚♥
@ስንዋደድኣሪፍነበረ
@ስንዋደድኣሪፍነበረ 2 жыл бұрын
I Miss you እቲ ናይ ቀደም ኪሮስ
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
መዓር ፅጌናይ ዝኾነት ደርፊ 💚🖤 ብናፍቖትካ'ምበር ክመውት'ለ ኪሮሠይ
@kaluabraham9104
@kaluabraham9104 Жыл бұрын
Ata London keymexena hade mealtiy 😢 kiros abo hakiy
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 9 ай бұрын
🗣️Still 😉 2024😢kiru♥️💙♥️💙
@berhegeremar9205
@berhegeremar9205 10 ай бұрын
2023 ዝሰምዓ like ሃቡ እስኸ😢😢😢😢
@Morexs14Haile
@Morexs14Haile 4 күн бұрын
ኪሮስ እመነኒ ናይ ዩናይትድ ግዜ ቀረባ 🎉🎉🎉
@saronzeru5000
@saronzeru5000 9 ай бұрын
Kirosey King bulux demey goyta haki nberley eske 🤴🤝💙💙💙
@tspytspy-tc7hu
@tspytspy-tc7hu Жыл бұрын
ንስካ ንዓይ ሓወይ ጸገመይ ትነግረለይ መዋጽዕተይ ኣብ ራህዋ መናብርተይ ኢካ ጅግና
@MerihJemal
@MerihJemal Жыл бұрын
ኪሮስ ይ በዓል መሪር ግጥሚ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
@Robelweldu0000
@Robelweldu0000 14 күн бұрын
Kiros any himamey💔💔💔
@Tusfai
@Tusfai 5 ай бұрын
ገለ ጽቡቅ ይጽበ ኣለኩ ከም ሰብ
@filmongidey7282
@filmongidey7282 4 ай бұрын
ኪሮስ ታዓዲሉ ኩሉ ሂቡዎ❤❤❤
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Жыл бұрын
ኪሮሰይ ከማኻ የለን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢኻ
@aronbeletsom5302
@aronbeletsom5302 Жыл бұрын
Kiros jigna ika itom zixrfka zelwu mestredom kitasu iyom nska gin kexlo ❤❤
@shifaabdu5165
@shifaabdu5165 Жыл бұрын
2023 still yestemaqera aleku
@user-um3fg
@user-um3fg 4 ай бұрын
መግለጺ የብለይን ምስ እዛ ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤
@AdmiringHamster-sc6ul
@AdmiringHamster-sc6ul 2 ай бұрын
Kiki malet abo tigrigna derfi 🌿
@berrak3105
@berrak3105 3 жыл бұрын
I love u Kiros ze great!! Wedi hzbi abo wxuE bmkanka kea zyada fetyeka🤝🤝🤝
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ጽጌናይ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ ደረተይ ንእዳ'የ ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ ፍቕረይ ድራራ'የ ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ ደረተይ ንእዳ'የ ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ ፍቕረይ ድራራ'የ ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ ኤ... ሀ... ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ርኸብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ኤ... ሀ... ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ርኸብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 2 ай бұрын
Kiki king 🤴
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
ጽጌናይ እታ ኣብሊጸ ዝፈትዋ ስራሕ ኪሮሰይ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጥበብ ❤❤!!::
@SeguAyneyy
@SeguAyneyy Жыл бұрын
Kirosey nay qedem miss you ❤❤❤❤❤
@halamadrida6075
@halamadrida6075 8 ай бұрын
Who is in 2024😊. King Kiros 💙💙
@yonasdahnay7204
@yonasdahnay7204 3 жыл бұрын
KIROS jigna xegiei hzbi!!!
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 3 жыл бұрын
Wow well come back
@merontes1626
@merontes1626 Жыл бұрын
Kirosey King of King ❤❤❤❤
@samuelbrhane8515
@samuelbrhane8515 2 жыл бұрын
Ahhhhh kirosey 2013 neza kseme ywel Niere ab sunufeyy
@AdiamYemane-dd3tx
@AdiamYemane-dd3tx 8 күн бұрын
𝐌𝐞 𝐓𝐨𝐨 𝐉𝐮𝐧𝐮𝐞𝐫 𝐒𝐜𝐡𝐨𝐨𝐥 𝐌𝐬 𝐃𝐞𝐪𝐢 𝐇𝐚𝐡𝐚𝐲𝐥𝐞 𝐙𝐤𝐫𝐢 𝐚𝐥𝐞𝐧𝐢 𝐒𝐮𝐧𝐎𝐮𝐟𝐞𝐲
@danielhabtemaryam341
@danielhabtemaryam341 3 жыл бұрын
Kiros King you are the beste ❤️❤️❤️💶
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 6፥20 ድ.ቀ ዕለት 29/09/2022 ዝሰምዓ።
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 2 жыл бұрын
ena aleku fersay
@dungadunga-f1z
@dungadunga-f1z 3 ай бұрын
ኣታ እዚ ፈጣሪ ነዓይ ክብል ኢዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ በቅ ግጥምኻ ቁርሰይ ዜማኻ ምስሐይ ኮይኑ ❤❤❤
@arontobenice2603
@arontobenice2603 3 жыл бұрын
Kirosey abo kulu 🥰🥰🥰
@testme4495
@testme4495 Жыл бұрын
Kiros abo sine tebeb, love you so much ❤
@EfremEseyas
@EfremEseyas 4 жыл бұрын
ኪሮስይ ጠፊኢካና እኮ
@habentekia2662
@habentekia2662 2 жыл бұрын
Nabey teqomti kbl kelo mara eye zxlell abzatwo ytefani
@swiensahle6784
@swiensahle6784 3 жыл бұрын
ኪሮሰይይይይይ
@tesfazeymqurax4601
@tesfazeymqurax4601 9 ай бұрын
King is King ❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 11 ай бұрын
ኺሮስ መለይ👋🏿
@ihaveadream8088
@ihaveadream8088 2 жыл бұрын
24 march 2022 .. 9:15 o'clock msay 2022 zsemia zelo like rgex
@GRA13
@GRA13 3 жыл бұрын
Kirosey entay emo kibleka meglexi sienelka
@genethabtomsaronhabtom2646
@genethabtomsaronhabtom2646 3 жыл бұрын
ኪሮሰይይይይይ ኣቦ ሓቂ
@finanmeharimehari381
@finanmeharimehari381 7 ай бұрын
ዓሓ ኪሮስ ንፋራ ዝተሸጠ ሂያብ wi love yeu bifor 😢
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 жыл бұрын
King kiroseyy 💚💚
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ 3 жыл бұрын
Kiros fewsi lbi alemey ekayka arikani
@merhawi2328
@merhawi2328 2 жыл бұрын
Arkiki dyu
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ 2 жыл бұрын
@@merhawi2328 habibi nska nay kiros derfi eti ab eritrea koynu zderfo znebere derftat sakt eu ente ilkani beznka terewae trah eye kbleka
@merhawi2328
@merhawi2328 2 жыл бұрын
@@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ kemu zeybelku 🤷🏾‍♂️ nkiros bakal yfelto ye btami ye kea zfetwo,
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ 2 жыл бұрын
@@merhawi2328 ehhh
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ
@ስምኪጸዊዐማዓስሓፊረ 2 жыл бұрын
@@merhawi2328 ok gn kabzom adiom gedifom hatnom znafku keytkewn da ember
@axum-tube4259
@axum-tube4259 Жыл бұрын
amazing talent of art.
@erimonia6574
@erimonia6574 3 жыл бұрын
ጸጌናይ🌻 ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ ተፍታዊተይ ሳሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ ተትርከቢ ጽጌናይ ማዓልቦ ንህቢ ዓይኒ ፍንጃለይ ሳሓቢ ቀልቢ ከም ልበይ'ኮይንኪ ተትርከቢ ቀሊል'ዩ ካልእ እንታይ ዋጋ'ለዎ ፍቅርኪ ሰኒቀ ምበጽሓክዎ ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ክክደን ክርውግጽ ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ዉን ቀሊል እዩ ኩሉ ጻዕሪ'ዩ ዋጉኡ ፍቅርኪ ጥራይ ከቢድ ኣምሳዩ'ኡ ፍቅርኪ'ዩ ዋጋ ዘይትመን ፍቅርኪ'ዩ ፍቃድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ሰረይ መንገዳ ደረተይ ንእዳ ኩንለይ ግዳ ሕጽፈይ ሑሉበይ ወገነይ ሰበይ ኩንለይ'እስከ ነዓይ መለይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ ፍቅረይ ድራራ ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦመጋን ናይ ግልደይ ኩንለይ'እስክድ ነዓይ መለይ ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኮነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ስመይ ዝደምቀሉ ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ ናትኪ ክከዉን ኣሃሃይ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆሆይ ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ(2)∆ አሀይ……….. ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ ዳህላይ ካይከዉን ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ካ ቀደም ክንላለ ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ ርከብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሐራይ በልኒ ተሓቃቂፍና ንሕለፋ ዓለም እንታይ ትርፋ(2) አሀይ……….. ጽጌናይ ናበይ ተቃምቲ ከም ልበይ ኩኒ ኣቲ ጽብቅቲ ዳህላይ ካይከዉን ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ካ ቀደም ክንላለ ማዓንጣይ ገለ ካይቆጸረ ልበይ ናዓኪ መሰፍቀረ ከምኣ'ሉሎ ከይተቀየረ ሓሊመልኪ'ዲየ ኣቲ ወይናይ ጋህዲ ኩንኒ ጽጌናይ ቢሂገኪ'እንድየ ኣቲ ወይናይ ርከብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሐራይ በልኒ ተሓቃቂፍና ንሕለፋ ዓለም እንታይ ትርፋ(2) Kiros asfaha
@Kemalemey259
@Kemalemey259 3 жыл бұрын
Kleinigkeit Fehler in dem Text, aber sonst alles gut bro 👍
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 3 жыл бұрын
ኣምበሳ
@dnglbehlnadnglbesga457
@dnglbehlnadnglbesga457 3 жыл бұрын
@@Kemalemey259 nice kema, dekun deki eri sikorinattat
@Youngatwee
@Youngatwee 2 жыл бұрын
Xfuf gierka xehifkayo ❤️
@nkulugziyealowo9910
@nkulugziyealowo9910 2 жыл бұрын
Thank you so much btami 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣️❣️❣️❣️
@kahsayyemane1838
@kahsayyemane1838 Жыл бұрын
Kirosey jigna ksab lomi elet 29-1-2023 yesema aleku
@saliholove101
@saliholove101 8 ай бұрын
ክንራኸብ ኢና ሓንቲ መዓልቲ ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ❤❤
@asmeestif2687
@asmeestif2687 3 жыл бұрын
Tagany💗💗💗
@kingyemane2854
@kingyemane2854 Жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ❤
@iamgash7
@iamgash7 11 ай бұрын
U r a legend
@ashezenay2015
@ashezenay2015 8 күн бұрын
❤Neza muscle zefatw esak besamy komant xhafly klros liyk habloy🎉❤
@bini1412
@bini1412 Жыл бұрын
Zeymno derfi.. 2023
@hagostsinat4721
@hagostsinat4721 3 жыл бұрын
Seby sebey sebey sebey sebey
@danites
@danites Жыл бұрын
ዘይምኖ ደርፍታት ❤❤❤
@abrahamkidane4831
@abrahamkidane4831 2 жыл бұрын
king kiros
@geezspiritual786
@geezspiritual786 2 жыл бұрын
One my lif kiros asfaha lov you ❤ 😘
@jafeata3404
@jafeata3404 2 жыл бұрын
Kirosay love You nay kedem eba kunelena bejaka
@msgyerezene85
@msgyerezene85 3 жыл бұрын
Fqri zkonka derafay anbesa wedi hzbi kiros nberelna
@EseyasEma
@EseyasEma Жыл бұрын
Kiros 😢😢
@SamriTewelde-n6g
@SamriTewelde-n6g Ай бұрын
♥️♥️♥️
@hamakezafi8440
@hamakezafi8440 2 жыл бұрын
Who is listening 👂 in 2022 King 👑
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ኪሮሰይ በጃኻ ከምዚ ናይ ቀደም ድረፈልና ግጥምታትካ ቁሩብ ይፎኽሱ ለዉ
@WelderufaelButsamlak
@WelderufaelButsamlak 8 ай бұрын
Kiresawi ABA dahri 2024 ametna ygbero xgenayy
@abedokbazghi6786
@abedokbazghi6786 Жыл бұрын
ንጉስ ኪሮስ መዳርግቲ ኣልቦ
@kaldabdu4000
@kaldabdu4000 Жыл бұрын
Bemntay amor kegelxeka eyu ayfelten.
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 11 ай бұрын
ኺሮሰይ ጥበብ ብዓል መሬር ግጥምን ዜማን
@mussietn1966
@mussietn1966 11 ай бұрын
ከም ሰብ መጠን ፡ ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ፡ ክኽደን ክረግጽ ከም ሰብ መጠን ፡ ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ፡ ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኩሉ ፡ ጻዕሪ'ዩ ዋጋኡ ፍቕርኺ ጥራይ'ዩ ፡ ከቢድ ኣምሳያኡ ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥምት ፡ ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ! 😯
@AbrushZeru
@AbrushZeru 4 ай бұрын
Kiros xaed
@HabtomKahsay-n9s
@HabtomKahsay-n9s 9 ай бұрын
Kirosa
@TekluTekie-mb8lt
@TekluTekie-mb8lt Жыл бұрын
Kirosey kings 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@selemawitghebrezgabher2101
@selemawitghebrezgabher2101 9 ай бұрын
Kirosey ❤️🤌
@robelgebrehans8532
@robelgebrehans8532 3 ай бұрын
👑👑👑💙💙💙💙💙
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ 2 жыл бұрын
ከርሳዊ ከሳብ ሕጂ ይስትምቅሮ ኣለኩ ድርፍታተካ ጽገናይ October 13/10/2022
@nahombeyene7192
@nahombeyene7192 Жыл бұрын
Kirosey mekseb
@forsatv3905
@forsatv3905 2 жыл бұрын
ኪኪ ናይ ቀደም
@eseyasgebremedhn6470
@eseyasgebremedhn6470 5 ай бұрын
😍💞💖💯
@simonmehari661
@simonmehari661 2 жыл бұрын
ewe yak wedi asfaha please came back
@testme4495
@testme4495 2 жыл бұрын
Kirosey derfika sinkey eyu,
@gfds857
@gfds857 3 жыл бұрын
ጅጋኑ ወዲ ህዚቢ ኪሮሰይ ማዓረይ ናይና
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ሓላል
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Жыл бұрын
💙💙💙💙
@hiwetkibreab6289
@hiwetkibreab6289 2 жыл бұрын
Wewwww
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Жыл бұрын
🖤🖤🖤💙💙
@alexghirmay3793
@alexghirmay3793 2 жыл бұрын
2005
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
2008 ኣቢሉ ይከውን ኢዩ እዚ ደርፊ ምስታ ኣለኩ ትብል ኣልቦም ኢያ ወጺያ
@mengsgere8488
@mengsgere8488 8 ай бұрын
Kem lomi wedi may telamit key konka keleka
@FGebre
@FGebre 8 ай бұрын
❤🎉😊
@simonkesete112
@simonkesete112 7 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@salikosasko4657
@salikosasko4657 Жыл бұрын
Kirosey beal mulue zkrey 2013 Ksab lomi yisemia aleku 31/03/2023
@TomiTomi-e3s
@TomiTomi-e3s 11 ай бұрын
ን ሙዚቃ ዝተፈጠርካ ኮይኑ ኢዩ ዝስማዕኒ 🌿💙
@MerhawiAraya-k5b
@MerhawiAraya-k5b 9 ай бұрын
Kiros malet werki senselet aslawi fethaawi dimocracyawi eritreawi ebi nemlki ewe nefthi zibele bale metkle
@samitahama1278
@samitahama1278 2 жыл бұрын
ካይሮ ነብሲ ተስተውዕለሉዶ ደርፍታት ቀደምካ ምስ ናይ ሎሚ?
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl 11 ай бұрын
Gele aynet hto abey emo tezmlselka
@aronkesete-fh1ez
@aronkesete-fh1ez 10 ай бұрын
ክቡር ሓው መጀመርያ ሰላም ከም ትዕዝበተይ ደርፍታት ናይ ኪሮስ ዝፈኾሰ ከይኑ'ዩ ተሰሚዕካ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን ፖለቲካ ሰለዝኾነ'ዩ ፈዂሱ ኮይኑ ተሰሚዕካ እምበር ኪሮስ ክሳብ ሕጂ ኣይጎደለን ኩሉምሉ
@halamadrida6075
@halamadrida6075 8 ай бұрын
Eti xegem kiros jigna neyru alo dma nska gn barya mkan merixka.
@fur10us1
@fur10us1 7 ай бұрын
@@aronkesete-fh1ezbae ata habibi nay politica ykun aykun bzeyegeds kemqedemu yelen ane bwegeney… wela msuu aysemamae xbuq tezhlu natu aymkelaekuwon
@Yesusemunarkilbey
@Yesusemunarkilbey 6 ай бұрын
​@@aronkesete-fh1ez❤
@mansurmansurmansur-bi8ll
@mansurmansurmansur-bi8ll Жыл бұрын
👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@mikimiki961
@mikimiki961 Жыл бұрын
keros abo hizebi
@WEDITINSEAW
@WEDITINSEAW 4 ай бұрын
. 21 5 7:32
@ema99f
@ema99f 2 жыл бұрын
2022🥰😍😍🥰
@WediMera-w7m
@WediMera-w7m 4 күн бұрын
🌍🌍🩵🩵🩵💎💎💎💎💎
@SultanJamal-ul9hw
@SultanJamal-ul9hw Жыл бұрын
🫵Wide shareff style 👂 🎶 🐅✌️🙌
@jaferhamed5202
@jaferhamed5202 3 жыл бұрын
Huuuu
@merhawiaraya6368
@merhawiaraya6368 6 ай бұрын
😅😅😅😅
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 79 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 32 МЛН
Afruza - Baxtlimisan (Official Music Video)
4:42
Afruza
Рет қаралды 12 МЛН
ESKO - Папа қасыңда (Mood Video)
2:23
ESKO
Рет қаралды 1,1 МЛН
Дикие танцы
2:25
BAGA - Topic
Рет қаралды 723 М.
Alisher Konysbaev & Duman - Мен болуым керек (Official MV)
2:35
Roza Zergerli - İstedim 2024 (Yeni Klip) 4K
2:56
Roza Zergerli
Рет қаралды 346 М.
Жігіт өмір
3:19
Aksultan - Topic
Рет қаралды 61 М.
Жандос ҚАРЖАУБАЙ - ҚАЛАУЫМ (official video) 2024
2:27
Жандос ҚАРЖАУБАЙ
Рет қаралды 202 М.