ጾታዊ ባርነት ኣብ ኤውሮጳ / ምዕራባውያን ማዕከናት ዜና ዝሓብኡዎ ኣነዋሪ ገበን

  Рет қаралды 21,560

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ

BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ

Күн бұрын

Пікірлер: 13
@ertrametkel700
@ertrametkel700 11 ай бұрын
Thank u, brother. Hope our young adults listen to u well. God bless our martyrs land!
@robikasko4754
@robikasko4754 Жыл бұрын
Thinks Xebuk temhrtay Zerikay
@chelseawi
@chelseawi 11 ай бұрын
እዚ ጉዳይ ብልክዕ ገሊጽካዮ። ካብ ሮማንያን፡ ብልጋርያን ብብዝሒ ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ ፋይቶት ኣለዋ። ገለ ካብ ሩስያ ካልኦት ሃገራትን እውን። የደንግጻካ ዝበዝሓ ብኣስገዳድ እየን፡ ዝሰርሓ። ካብ እታ ዝሰርሓላ ገዛ ንከይወጻ ሓለዋ ይግበረለን። ምናልባት ኣይስክሪም፡ ካፍ ንክሰትያ ሓንቲ ኮብኪባተን ኣዛዊራ ትመልሰን። ቋንቋ ጀርመን ውን ተዛሪበን ኣይክእላን እየን። ብዝሕ'ዩ ብበልና ብዛዕብአን ገለ ኣብ ጎደና ብጸላም የዋፍርዎን፡ብዙሕ ስቃይ ኣለወን። መዋጽኦ ይፍጠረለን ካብዚ ግዕዙይ ስራሕ።ነዚ ጉዳይ ተረዲኡ ዝኮነ ወዲ ተባዕታይ ናብአን ዝከይድ ሕልና ክገብር ይግባእ። ሓፍትካን ኣዴካን ምዝካር እዩ። ንሓፍትካ ዘይትደልዪ ነገር ንካልእ መርወዩ ስምዒትካ ምግባር ካብ ግዝያዊ ጣዕሳ ዘምጽኦ ፋይዳ የብሉን። ገለ ደቂ ተባዕትዮ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍቅሪ የእትዮም፡ገለ ወሊዶም ኣበላሽዮም፡ ይግደፍወን፡ ውጽኢቱ ክኣ እዚ ዝሰማዕናዩ ይከውን። ምስትውዓል ዘድልዪ ዘመን እዩ። ነስተውዕል ኣሕዋት
@tekliabarya2074
@tekliabarya2074 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤thanks
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 Жыл бұрын
ሰላም ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ
@hishmalehishmale9445
@hishmalehishmale9445 11 ай бұрын
እዚ ጉዳይ ማራ እዩ ዚገርመኒ ኣብ ጀርመን ኣብ ናይ ስራሕ ቦታታት ኣጻያፊ ስእልታት ለጥፎም እዮም ኣድፐርታይዚ ዚገብሩሎም😮😮😮
@EfremOkbazgi-mb8cx
@EfremOkbazgi-mb8cx 11 ай бұрын
Himak gize bexhna
@samikemey9241
@samikemey9241 11 ай бұрын
Kabzi yedhenena amlakey
@EfremOkbazgi-mb8cx
@EfremOkbazgi-mb8cx 11 ай бұрын
😮😮😮😮😮
@BiniamkibreabBiniamkibreab
@BiniamkibreabBiniamkibreab Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@brhanehagos1405
@brhanehagos1405 11 ай бұрын
ድክነት ንሕስረትየማሓድር ንደቅንስትዮ ድማ ቀዳምነት የጥቅዕ ።ነቲ ፍሉይ ትቅርቦ መደብ ምስቲ ዘለካጽቡቅ ድምጺ ንባብ መደብካ ትከታቲለ ይሰምዕ ስለ፡ዚ በርትዕ ቀጽለሉ።
@hujoni6679
@hujoni6679 Жыл бұрын
መሸጣ ደቒ ኣንስትዮ ኣብ ኣሜሪካ 100% ይካየድ ግን ሚድያ ኣይቓልሕን ኢዩ::
ትርጉም እርጋን፡ ምስጢር ዝኾኖም....
18:46
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 17 М.
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 36 МЛН
風船をキャッチしろ!🎈 Balloon catch Challenges
00:57
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 38 МЛН