Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 23 July 3 2021

  Рет қаралды 47,213

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 23 July 3 2021
ቃል ምሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 23 ሓምለ 3 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 69
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Hello Wellcome back B/gTekeste I appreciate for the informations you passing to this generation we need it thank you so much. Antonio I thank you for your time as well God bless you both.
@kaleabk.3775
@kaleabk.3775 3 жыл бұрын
Thank you mej.General Tekeste haile.
@eyobtes5588
@eyobtes5588 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ከምኡ 'ዉን ኣንተንዮ ተስፋይ ! የቀንየልና !!!
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 3 жыл бұрын
every God's decision has its purpose to fulfill and you General and Tegadaly Tekeste Haile,i guess the God Almighty spared your life in order to tell the heroic and sad stories alike of yours and your comrades and the up and down path of the 30 year struggle for freedom which you have brought home at last and mission accomplished.God bless you General and thank you for your service.
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 3 жыл бұрын
B/G thank your outstanding performance.🇪🇷
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Thank you big brothers jeganu.
@natnaelberhane5999
@natnaelberhane5999 3 жыл бұрын
Deki akele guzay tekeste haile zeykiberkums tegaru kitblu tiwelu getachaw reda hxabi egri nay wedi haile aymexien eyu
@ኣደይመዓረይ7755
@ኣደይመዓረይ7755 3 жыл бұрын
Welcome b/g Tekesete and Antonio thanks for everything God bless u . Hanti Hito ab nay sleyaa zisemkayom mis Beal mana wedi shuma .shawil elka mo yebiyoo tesfaszgi ( shawil) do ykewin esu tekynu gele aflto teleka gele. Kitblena thanks 🙏 edmen tienan yhabkum
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 3 жыл бұрын
Tekeste Entay kefani elika eka bzaba oqube Abraha zey tzareb
@ermyasayele
@ermyasayele 3 жыл бұрын
Man I like you B/G tekste.
@michaelkbrom6495
@michaelkbrom6495 3 жыл бұрын
ኣብ ኣቓዉማ ብርጌድ 22 ቅድሚ ወዲ ሃይለ ምምጽኡ ንእሽቶ ክምልእ ፣ካብ ሳሕል ቦጦሎኒ 86 ተባሂላ ካብ ሳሕል ብምዕራብ ፣ደቡብ ፣ኣብላ ንምብራቕ ሰሜን ደንከል ዝወረደት ፣ካልእት ቦጦሎኒ ከኣ 41 ካብ ግንባር ናቅፋ ፣ብምዕራብ ፣ሰሜን ኣብላ ፣ናብ ምብራቐ ሰሜን ደንከል ዝወረደት ፣እዘን ክልተ ቦጦሎኒ ኣብ ሰሜን ደንከል ዳሌ ዝተባህለ ቦታ ተክልጥ(ምትሕንፋጽ )ተጌይሩ ብርጌድ 22 ባርዕ ዝብል መጸዉዕተዋሂቡዋ ፣ኣብ ደቡብ ምብራቅ እንዳተንቀሳቀስት ዕዉት ስርሒታት ተካይድ ኔራ ።ገለ ካብኡ ንምጥቓስ ናይ ቕናፍናን ፣ደብርን ዞባ ደቡብ ምጥቓዕት ፣ኣብ ምብራቕ ገለ ኣሃዱታት ኮማንዶ ን ሃንደሳን ዝተሳተፍዎ ኣብ ገደምን ከባቢኡን ዝነበረ መዓስከር ብምድምሳስ ብመድፍዕ(ካቱሻ) ኣብ ከባቢ ባጽዕ ዝነበረ ናይ ነዳዲ መዕቖሪ መኽዘን(ድፖ) ብምቐጻል ዕዉት ሰርሒት ተኻይዱ ካልእ ትፈልጦ እንተኾይንካ ናይቲ ፈለማ እዋን ኣዛዚ ቦጦሎኒ 86 ዝነበረ ዓፋን (ሳሆ )ኣብ ምብራቕ ብመኪና እንዳተጎዕዙ ብሂሊኾፐተር ተሃሪሙ ዝተሰወኤ ፣ብዛዕባኡ ኣፍልጦኻ እተትገልጸልና ጽቡቕ ምኾነ።
@yonashabtom1508
@yonashabtom1508 3 жыл бұрын
I had been looking for this informative interview
@eritreaprotector3590
@eritreaprotector3590 3 жыл бұрын
Baba Tekeste fetew fetew🌹🌹❤❤
@Esunosamsom
@Esunosamsom 3 жыл бұрын
ኣንቶንዮ ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ You are talented, and your method of interview is good for documenting our history. We have great hope on you and you have the potential to contribute to document our history. As a small advise please whenever you get any opportunity take courses that will help you to develop your knowledge and skill more. I m saying this because as a society we will benefit from your knowledge. Thanks bro.
@sirakabraham2051
@sirakabraham2051 3 жыл бұрын
B/G Tekeste Haile tnx and Antonio.but Antonio part 23 kitdgem alewa b/c eti melsi enda meleso degimka thato aleka. bflay Tsegamay kinfi gnbar Nakfa.Hito Hzbi ab mewedata gibero.tnx!
@sebrinegash3531
@sebrinegash3531 2 жыл бұрын
Hi . It’s very interesting story. If you add part 22 on the tittle would be easy for us. For example, if you write part 22-23 . It’s fine in Tigrinya. Thanks Sebri
@eastafro6749
@eastafro6749 3 жыл бұрын
Brigader General Tekeste Haile. Edmen tienan yhabka fetari. Azika zedenk hangol aleka, mskineyti hager bsenki denakur anya. Ember kem baal nska do mtesededkum
@solomonkeleta6966
@solomonkeleta6966 3 жыл бұрын
መርሓባ ኣንቶንዮ ተስፋይ እን ትገብሮ ኣበርክቶ ታሪኽ አብ ምብርባር ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዮ ወረደ ዳንኤል ኳንደባ እዩ ጀረናል ተኸስተ ትኽክል ኣሎ ካልእ ኦታ ናይ ደርጊ ዝነበረት አልጋነሽ ተኸስተ እያ ትበሃል ዓዲተከሌዛን እዩ ዓዳ ኦቶም ዘባዊ ሰራዊት በጦሎኒ ናይ በለዛ ግን አይበርሀትለይን ምዱባት ተጋደልቲ እዮም ኔሮም
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
I like the map. It’s much easier to understand. It’s improving a lot keep it up!
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Behaki nadow ymesker entay neber bhakie. Eritreans women’ power. As a woman myself.
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 3 жыл бұрын
ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ጽንሕና እንቃዕ ዳሐን መጻኩም።
@yafetyafu7551
@yafetyafu7551 3 жыл бұрын
ፍሉይ ጅግንነት ብሓቂ ኣርካናት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር
@musyeberhane3689
@musyeberhane3689 3 жыл бұрын
Thanks for your clear information. PLEASE can you discover QUATIT war and Meharena the comander there under Ethiopia
@especially4657
@especially4657 3 жыл бұрын
ምናልባት ናይ ክፊሊ ህዝቢ ናይቲ ከባቢ ዝነበሩ ኣፋልጦ እንተለኻ ሳራን ወዲ እዝራን ኣብቲ ከባቢ ዝነበረ ጀማሂር ኢዮም ኣብ ከባቢ 1986 1987 ከባቢታት ሳሪን ወዲ እዝራን ብሓደ ብሓንሳብ ከለው ኣብ ትሕቲ ከበባ ማልሻ ስርናይ ናይ ዓተከሌዛን ምስ ኣተው ሳራ ተወጊኣ ተማሪኻ ወዲ እዝራ ግን ኣምሊጡ ። ሳራ ምስ ተወግእት ግን ተቀላጢፉ ምስኣ ዝነበረ ዶኪመንቲ ጸላኢ ንከይሕዞ ብሓዊ ኣቃጺላቶ ብድሕራኡ እቶም ማልሻ ስርናይ ተስኪሞም ናብ ዓተከሌዛን ምስ የእተውዎ ተስዊኣ ኣብ ዓተከሌዛን ሓመድ ኣዳም ለቢሳ እቶም ማልሻ ስርናይ ከም ዝዕልልዎ ተሽኺሞማ ካብ ደቂ ገብሩ ናብ ዓተከሌዛን እናወስድዎ እናጸረፈቶም ኢያ ተጋዒዛ ወዲ እዝራዉን ኣብ ካልእ ስርሒት ነጻነት ከይረእየ ተስዊኡ ግን ክኣ እንቃዕ እዛ ሕጂ ዘላ ኤርትራ ሓደ ሑሙም ርእሲ ዝጻወተላ ስባ ዝብተነላ ሓድጊ ስውኣትና ዝዕመጹላ ሃገር ኣይረኣዩ
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 3 жыл бұрын
ጀነራል ተኸስተ... ክቡር ኣቦ ምስ ኩሉ ህሉው ኩነታትካን ናብራን ኣብ ግምት ኣእቲኻ ሕሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ተሓኤን ካልኦት ውድባትን ኣመልኪትካ ንጹር መብርሂ ትህበና ስለ ዘለኻ ብልቢ ነመስግነካ። ዝተደፍነ ታሪኽ ክንስንድ ውን ኣኽኢልና ኣሎ.. ምስ ብጾትካ ተመላሊእካ ታሪኽ ከተቕርቦ ዝበለጸ እዩ ትገብሮ ኣለኻ ኢለ ውን ይኣምን... እንተ እቲ ንዕላማኻን መንገድኻን ዝዕንቅፍ ግን ገጽ ኣይትሃቦ ምኽንያቱ እዚ ትረኻ ንዓና ንመንእሰያት ጥራይ ስለ ዝኾነ ብዕቱብ ኣስንቐና ክቡር ጀነራል
@---js5vd
@---js5vd 3 жыл бұрын
ኢዋይ ኢቃዕ ዳሃን መጻኩ ቲዱጉና ኣለኩም
@ygghebreyohahannes793
@ygghebreyohahannes793 3 жыл бұрын
ንዘይሕልልን ዘይጽዓድ ኣበርኩቶኻ ዳግማይ የመስግነካ። ኣርካናት ገድሊ ብጥዕናን ሰላምን ንበሩልና። ወዲ-ሰብ ኣብ ዕድምኡ ሓደ ታሪኽ እዩ ዝገብር። እስኹም ካኣ ተስወኢኩም፡ ሰንኪልኩም ሃሊኽኩም ሃገር ትኣክል ሰሪሕኩም። ክብርኹም ክብሪ ሃገር እዩ፡ ንበሩልና።
@yzariyikealo4721
@yzariyikealo4721 3 жыл бұрын
ንብ/ጀ መግለጺ የብለይን፡ ግን ሕቶ ኣለኒ፡ ዞባዊ ሰራዊት-/ጀማሂር-/ክፍሊ ህዝቢ እንታይ እዩ ፍልልዮም? ብተደጋጋሚ ስለዝሰምዐን እየ።
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 3 жыл бұрын
Wel come eritrean hero!!!!!
@Loveme-dq7wg
@Loveme-dq7wg 8 ай бұрын
Werde Daniel wedi Daniel. Kandoba eyu. ❤
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Anagule nice name for a place it mast have so many enguletat i am assuming. Thank both about nadom
@eastafro6749
@eastafro6749 3 жыл бұрын
Antonio. Bzuh gzie kxhfelka ybl. Bzey meten eye zednkeka. Bzuhat abeyti jeganu ayatatna, blux tarik kezentwu slezgeberka nay bhaki kbri ykunka. Kbri zgbeom, bsenki nay enwet gujle ab sdet mnbarom mara eyu zeguhyena
@same8813
@same8813 Жыл бұрын
ኣንተንዮ ግን ንሓታቲ ኣይትበቅዕን ኢካ መስመር ሒዙ እና ከደ ወዲ ሃይለ ትኮልፎ ስለዝኮንካን
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Жыл бұрын
ከዳዕ ትግራዋይ ጥራይ እዩ መንነትካን መግለጺኻን :: ካብ ትግራዎት ካልእ ኣይንጽበን ኢና :: VIVA ERITREA
@philipnetsereab181
@philipnetsereab181 3 жыл бұрын
ኣብ ዓንሰባ ብዙሕ ግዜ ነይረ ኢሉ እሞ ዓዲ ንኣምን ክትነድድ ከላ ነይሩ ይኸውን እቲ ህዝቢ ከ ኣብ ምንታይ ዓይነት ሃስያ ዩ ወዲቑ?
@menkabmen5751
@menkabmen5751 3 жыл бұрын
Entezgelxo kndey xbuk mqone malet eti kebabi xbuk geru zfelto u zmesl...ab zhalefe wn Gdagudn Shmangus Tahtayn gelixwen neyru
@T.T.R-m9r
@T.T.R-m9r 8 ай бұрын
Ewe ,Adineamin Hadish Adi Anseba gele Kifl Deki andu Nisu kigelxo yihash inber 1990 EU Nedidu mesleni
@aquakills7359
@aquakills7359 3 жыл бұрын
Wedi haile jigna yu gin nay demamu nieuqe yu ezi wedi haile sieret diblo delo nay issayas awet
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 3 жыл бұрын
ብርጋዴር ጀ፡ እዛ ካርታ ናይ ሰሜናዊ ባሕሪ ፡ ሞግኦ ኣብዚ ካርታ ናይዚ ጽርግያን ጎቦታትን የላን ፡ እቲ ጽርግያ ግን ናብ ዝወስድ እዩ፡ እቲ ቅርጺ ላንድ ስኼብ ውን ካልእ ቅርጺ እዩ ዝሕዝ ፡ ኣብ ጎጉል ክሳብ ዘሎ መግኦ ኣብ ቦትኣ እንተትጸሓፍ ጽቡቅ ኔይሩ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓርበኛ BG ተኸስተ ሃይለ ንእሽቶ መኣረምታ፡ እታ እንዳ ባርዕ ትብሃል ብርጌድ 22 ድሕሪ ወራር ባሕሪ ነጋሽ ምስፈሸለ ካብ ዚተፈላለያ ኣሃዱታት ዚተዋጽኣ ሓይልታት ብ ቅድምን ድሕርን ናብ ድሕሪ-መስመር ዚወጻ ክልተ በጦሎኒታት ዚቖመት ኢያ ኔራ። ንሳተን ከኣ ኣስማተን "በጦሎኒ 86" መኮነን ኣልመደ ዚመርሓ፡ "በጦሎኒ 41" ሃብቱ ገረእንድርያስን መኮነን ነጻግ-ትክን ትምራሕ ኢየን ኔረን፡ ምስ ተደረብቲ ጋንታታት ኣጋር ከቢድ ብረት ማለት'ዩ። እቲ ግዜ ከኣ ኣብ ምጅማር 1986 ኣቢሉ ኔሩ። ስለዚ ክብሎ ደልየ ዘለኹ፡ ሽዑ ኣብ መጀመርታ ናብ ድሕሪ መስመር ንብገሰሉ ዝነበርና እዋን ኣብ በዓል ማይ-ሽግሊ፡ ጃርበት ከለና ብወግዒ ብኣኼባ መልክዕ ኣብ ክ/ሰ 85 መበል ሳልሳይ ብርጌድ ምዃና ተገሊጹልና ኔሩ'ዩ። ምናልባት በዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣብ ከባቢ 1987 ወይ 1988 ምስ ክ/ሰ 85 ከም ዚተጸምበርና ትግልጾ ዘለኻ ትመስል።
@eyobamine3557
@eyobamine3557 3 жыл бұрын
ኣብዛ ናይ ጸጋማይ ክንፊ ግንባር ናቅፋ ከም ተወሳኺ እቲ መጥቃዕቲ ነቲ ን9 ዓመት ምሉእ ኣብ ግ ናቅፋ ዓሪዱ ክራባረብ ዝጸንሐ ብብሪጋደር ጀነራል ታሪኩ ያይነ ዝምራሕ ሓንሳእን ንሓዋሩ ንምድምሳስ ብደቂቅ ስለያ ግንባርን ክ/ሰ 85ን 16ብደቂቅ ድሕሪ ምጽናዕ ነብሲ ወከፍ ኣሃዱ ብቅድሚት ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰት ብኣባላት ስለያ ከምኡውን ሃንደሳን ተመሪሐን ብድሕሪ ጸላኢ ብምውጥዋይን ብምስላኹን ብዘይ ስግኣት ፈንጂ ብውሕልነት ንጸላኢ ብሕቁኡ ካብ ሩባ ምዖ ክሳብ ሩባ ዓገት ፋልከትዓሪዱ ንዝነበረ ምሉእ ብምሉእ ሰቡን ንብረቱን ብምድምሳስ ዝመውት መይቱ ዝማረኽ ተማሪኹ ብዘይ መላስ ወረ መሬት ዝሰተየቶ ክፋል ናደው እዚ ዩ ፈጺሙ ዝሃደመ ኣይነበረን ኣውኡ ዝተሳተፋ ኣሃዱታት ክ/ሰ 85 ክ/16 ሜካናይዝ ኣሃዱ ኣነ ዝዝክሮ ብቀንዱ ብዘይካ እቲ ልሙድ ተወፋይነት ሓይልታት ተራ ስለያ 99 ካብ 100 ኔሩ:: ን30 ክ/ሜ ንውሽጢ ክኣቱ ከሎ ንጎኒ ድማ 70 ክ/ሜ ዝሽፍንዩ ኔሩ ኣብዚ ክኣዩ ታሪኩ ያይኔ ንዓዲ ጋዕዳድ ወሲዱ መንግስቱ ዝረሸኖ ቅያሩ ክኣ ሜ/ጀ ውብሸት ጸጋየ ዘምጽኦ መመላእታያ
@تنزيلمقاطع-ه6غ
@تنزيلمقاطع-ه6غ 3 жыл бұрын
حبابكم مليون كنا منتظرين بكل نية نتعرف على التاريخ الثورة
@yohannestewelde-g4z
@yohannestewelde-g4z Жыл бұрын
yemane yesief azazie botoloni ab brgied 22 zneber ayTeqeskayon nmntay wlqawi beasi nieruka diu
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 3 жыл бұрын
Come on Antonio! 😂 focus! 🤣 don’t work him too much! Just joking it’s ok those who ask the questions know better after all you’re the boss!! He is very strong he got shot 8 times if he can handle that he can handle you b/g tt can handle you.
@bisrat2023
@bisrat2023 3 жыл бұрын
BG Thank you What was with yousef
@simongrmay9975
@simongrmay9975 3 жыл бұрын
ሓደ ተባዕ ዘርባዕባዕ ዘይብል ሰብ እዚ ሰብአይዚ ሪኤ ኣለኩ እንበር እቶም ካለኦትሲ ንኢሰያስ ስለ ዝጸልኡ ንታሪክ ከዘንብዑን ዘይፈልጥዎ ክዛረቡን ብዙሕ ተዓዚብና ኢና ወዲ ሃይለ ግን ይፈልጣ እንተኮይኑ እወ ዘይፈልጣ ከአ ኖኖ ምባሉ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ
@senayalem12
@senayalem12 3 жыл бұрын
ሸታሕታሕ ኣለዎ ኣብ ግዜ ዝናብ ፡ኣግራብ ዊን ናቱብታራ ነይርዎ
@fitsumtekle4915
@fitsumtekle4915 3 жыл бұрын
lokmats gazetegna
@yohannesgerezgiher6437
@yohannesgerezgiher6437 3 жыл бұрын
Enqae dehan mexakum NWedi haile edmen tinan endatemenku Bzaba manja gele tetblen xbuk neyru Mis mlue akbrot
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 3 жыл бұрын
ሰላም ንኽልቲኣትኩም ኣሕዋት ። ኣያና ተኸስተ ሃይለ ብዙሕ ኣፍልጦ ዩ ዘለዎም ንገድልን ኤርትራን ከም ክብዲ ኢዱም ዮም ዝፈልጥዋ ። ከሓቶ ምደልኹ ብፍላይ ነቲ ኣብ ክናት ዓመጺ 1975 ባዛዕባ ቶም ብታንክታት ጸላኢ ተሃጂሞም ብምላኦም ዝጠፋኡ ተጋደሊቲ ብዓል መን ከም ዝነብሩ ብኸመይ ዚ ግዙፍ ክሳራ ኣጋጢሙ ፧ ካላኣይቲ ብዛዕባ ገዲምን መራሕ ብርጌድን ነብር በሪራይ ንገደሊ ቅድሚ ከመይ ኔሩ ፧ ቲ ገድሊ ሰልምንታይ ገዲፍዎ እምስልካ ንስኻ ኸ ዚ ክሉ ኣድልዎ ና ወርደካ ስለምንታይ ዘይ ገድፍካ ዪ ምግዳል ፧ ወይ ሓሲብካዮ ትፈልጥ ዶ ምግዳል ምቂራጽ ፧? የቐኔለይ ።
@tesfalemtewolde6972
@tesfalemtewolde6972 3 жыл бұрын
Wedi haile jigana yekenyelna
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 3 жыл бұрын
ኩቡራት የሕዋትናን ኣያታትናን፡ ሎሚ ቢጣዕሚ ደስ ዘበለኒ ካብ ዘረባኹም። ግደ ደቂ ኣንስትዮ ጉቡኣ ኣድናቆት ምሃብኩም እዩ። ኤርትራዊያን ኣደታትናን፡ የሕዋትናን ሞቶር ናይ ህዝብና ሃገርናን እየን።
@michaelkbrom6495
@michaelkbrom6495 3 жыл бұрын
ኣብቲ ዝሓለፈ ዝገለጽኻዮ ብዛዕባ መጥቓዕቲ ካርነሽም ኣብ ክልተ እዋን ኔሩ ኣብቲ ቀዳማይ ዝፈሸለት ከምቲ ዝተመደበ ዘይተወደኤ ብዙሓት ሓለፈትን ተራ ከምተሰዉኡ ገለ ካብ ሓለፍት ማ/ሓይል ዘኻርያስ ማ/ቦጦሎኒ ወ/ኣልመደን ፣እታ ካልእቲ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ነታ ናይ ቀዳመይቲ ኩነታት ብዕዉት መገዲ ንምፍጻም ዝተገብረት ምኻና ኣብኣ ድማ መኮነን ነጻጊ ትኺ (መሳልፊት ብትወደድ) ከምዝተሰወኤ ፣መስዋእቱ ብሬን ካብ መድፋዓጂ ኣግዲፉ እንዳቶኩስ ከምዝተሰወኤ ብዛዕባ ቅያታትን ኣስማት ውዕሎን ጀጋኑ ኣስፍሕኻ ክትገልጽ ዝበለጸ ምዃነ ንሱ ከኣ ኢዩ ሕመረት ታሪኽና ክኸውን ።ካልእ ጎዕዞ ንመጥቃዕቲ ጸጋማይ ግንባር ካብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣይጠቐስኻዮን ከምቲ ዝበልኻዮ ወ/ሃንስ ዝሓዛ ክልተ ቦጦሎኒን ናይ 61 ክ/ስራዊት ብርጌድን ኣድሓኖም ኣዛዚ ክ/ስራዊት ብሓደ ጠርኒፉና ኢዩ ተጎዕዞ ፣ካልእ ብቀጥታ በቲ ጸጋማይ ጫፍ ግንባር ክዉሰድ ዝተሓሰበ መጥቓዕቲ እቲ መደብ ተቐይሩ ንማእከላይ ግንባር ናቅፋ ብሞንጎ ደፋዓቲ ጸላኢ ሰግርና ክሳብ ናሮ ዕዉት ስርሒት ተኻይዱ ኣብዚ ቕያ ናይ ኣጋር ስለያናን ኣሃዱታትን ብሞንጎ ናይ ቐረባ ርሕቐት ቖርጽኻ ንቀዳማይ ድፋዓቱ ሰጊርኻ መጥቓዕቲ ምግባር ክግለጽ ስለዘለዎ ፣ካልእ ቅያን ጅግንነት ስለ ኤርትራ ዝወደቑ ጀጋኑ ሽሙምን ቅያታቶምን እቲ ዝዓበየ ትርጎሙሞ ብርእቶታት ከመላላእ ዝበለጸ ምኾነ የቐነለይ።
@eastafro6749
@eastafro6749 3 жыл бұрын
Kabzi natka xhuf kem zteredaekuwo, abti wuelo jeganu mnbarka eyu. Kbri ykunkna. Sala bluxat ayatatna naxnet terekibu. Hji gn bsenki natna hmek dyu welas entay emo n ayatatna do kndefr knbl tefiena.
@michaelkbrom6495
@michaelkbrom6495 3 жыл бұрын
@@eastafro6749 የቐነለይ
@mebratisak928
@mebratisak928 3 жыл бұрын
iska kem zimeslene abite gzeze meswaite mkonen nesag tike zineberka meslene anes bzuh gze nmtay iyom gignnetom zeytntnwo iye zibll mekonen ab geroro keyteref ab bzhs mewgaite zineberro iyu intekone gn sgab meswaitu ab gbar neyru bitame yemesgneka nmekonen zizekerkayu
@tesfaldetlibse8755
@tesfaldetlibse8755 3 жыл бұрын
ሰላም b/ጅ ከምኡ ኣንቴኖ ብትገርዎ ዘለኩም አፈ ራርክ እንዳመጎስኩ, ኣብ ሕቶይ ክኣቱ 1 ታራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወታሃደራዊ እንትራተጂ ምውጻእ እንታይ ኔሩ 2 ሕብእቲ ሰልፍ እንተዘይ ነብር ዶ ዝያዳ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዶ ምተኣቀበ ትብል ዶ እንታይ ክትብለና ትክእል
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@semere1991
@semere1991 3 жыл бұрын
Werede daniel kandoba eyu afdeu aykonen xbuk alo kbur general wedi tekes te.
@especially4657
@especially4657 3 жыл бұрын
ብባሕሪ ሽማይነሽ ብዓዲ ኣልጋኑሽ ኢዮም ኢሎም ኣቦታትና እዛ ኣልጋነሽ ጋል ዓተከሌዛን ኢያ ናይ ደርጊ ካድረ ኔራ ከምኡ’ውን ሓፍታ ንኣልጋኑሽ ካብተን ሓያላት ተዎጋእቲ ናይ ህዝቢ ግንባር ዝነበራ ደቀንስትዮ ሓፉታ ኔራታ ስውእቲ ገነት ተከስተ እትብሃል ጋል ዓተከሌዛን) እንድደይ ተጋግየ መራሒት ሓይሊ በጺሓ ኔራ ቀቅድሚ ምስዎኣ እንደገና ካብቶም ውፊያት ዝነበሩ ካብ ኣቂሽት ዓተከሌዛን (ዊና) ተክልዝጊ ቀሽ. ራእሲሃዬማኖት ኢዩ ዝብሃል ኣብ ስርሒት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ባልዎ ኣብ 1986 ,87 ከባቢታት ተስዊኡ
@JonasGhebrejesus
@JonasGhebrejesus Жыл бұрын
Ü
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 3 жыл бұрын
ሰላም ኣያና ብርጋደር ጀነራል ከሰተ ሃይለ ብእትገብሮ ውዕሎ ጀጋኑ እንዳመሰግንኩ እየ ብዛዕባ ሓላፊ ሰለያ ዝነበረ ስውእ ብርጋደር ስውእ ጀነራል ከሰተ ብርሃን ገብሪሂወት ወዲ ማይ ጫዕዳ ሰራየ እዩ ሓላፊ ሰለያ ህዝባዊ ግንባር እዩ ክንሱ ብዙሕ ግን ክዝከር ሰምዒናዮ ዘይፈልጥ ብዛዕብኡ ታሪኹ ኣፍልጦ ተልዩካ ገለ ክትብለና ብትሕትና ንሓትት
@filifigo7589
@filifigo7589 3 жыл бұрын
Werede Daniel kandeba u xbuk alo
@judeochristiankarneshimay8044
@judeochristiankarneshimay8044 3 жыл бұрын
Haku allo werede daniel kuandoba iyu
@ermyasayele
@ermyasayele 3 жыл бұрын
The host is forced on individual, And about individual birth place, Please don't focus on such single tiny issues.
@samuelmeasho7544
@samuelmeasho7544 3 жыл бұрын
ሜንቃዕ ማሌት እንታይ ማሌት
@jetlicrist4261
@jetlicrist4261 3 жыл бұрын
Bal eziom 2gze zbedelu gohafat nay hgdef eyom
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 24     July 10-2021
1:14:36
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 38 М.
ckdu Voice of Eritrea Naz Yemane programme 2017-05-07 veteran Salah Al-din Abdalla P1
2:51:54
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Tv Sened  BG Tekeste Haile  Interview Part 21   June 18 - 2021
1:24:11
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 50 М.
የመኝታ ቤት ምስጢሮች ሙሉ መፅሐፍ ትረካ : የመፅሐፍት ዓለም
3:47:54
Yemesthafet Alem-የመፃሕፍት ዓለም
Рет қаралды 56 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview    Part 30      August 20 - 2021
1:38:51
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 89 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview  Part 20     June 11- 2021
1:09:35
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 36 М.
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН