Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 49 March 18 - 2022

  Рет қаралды 39,346

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Пікірлер: 113
@ahmedahmedeen1207
@ahmedahmedeen1207 2 жыл бұрын
Amazing history Birgader General Tekeste Haile * Narration 100% * Flow of the history 100% * Articulation 100%. More importantly you are humble and down to earth person. It's very sad to see a person like you who devoted and paid a heavy price for his country and people to live outside of his country just because you challenged the government to introduce justice and democracy. You are a hero and a living legend may God give you a long life thank you for your services you have put your finger prints in Eritrean struggle no body is going to take away that from no matter what they say and do. Also Antonio Tesfai keep up the good work great interview
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ብኣካል ረኺበ ኣገናዕ ክብለካ። ምቕሉል፡ ብሱል፡ ትሑት፡ ጅግና,,,,,,፡ ወዘተ ኩሉ ኣወንታ ዝበሃል ምሳኻ ኣሎ። ናትካ ቃለ-መሕትት ክሰምዕ ወልፊ ኮይኑኒ። ኣምላኽ ሓርነት ዝለበሰት ኤርትራ የርኢኻ🙏🌺🙏🙏
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@XYONAWI
@XYONAWI 2 жыл бұрын
tekeste haile jegna tebel eseke like regixka helef💪💪💪❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@michaelmedhaniehabte7968
@michaelmedhaniehabte7968 2 жыл бұрын
ክብርትን ጸጋ ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሐወይ ብርጌደር ጀነራል ተክስተ ሃይለ ንበረልና ምስክር ስዋአትና ። ብምህላውካ ንአምላክ ንመስግኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
ባባ ተከስተ አቦ አርነት: አቦ: ጅግና አቦ ደቂ ኤሬ ክበረልና I love you so so much ❤️❤️❤️❤️🌷🌷Thank you for everything .
@berea.5579
@berea.5579 2 жыл бұрын
Dear General amazing and intriguing as always,keep it up u doing a great job and documenting the heroism u lived on.
@goitomkuenin6717
@goitomkuenin6717 2 жыл бұрын
ምርሓባ ወድ ሃይለ ካብቶም ኣብታ መጥቃዕት ዝተማረኹ 2ኣባላት ኩማንዶ ተመስገን መጸውዕ ስሙ ዳንበር ቀንድ ሽሙ ሃይለ ተወልደ ይባሃል
@eyobsemhar694
@eyobsemhar694 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ስለ እዚ ተሓልፍዎ ዘለኹም ብጠዓሚ የመስግን ፡ ከም ሪእቶ ግን ኣብቲ ጀነራል ወዲ ሃይለ ትገልጸልና ዘለኻ ታሪኽ ፡ብ ፍላይ ናይቲ ኩናት ዝጀሞሮ ዝዎዶኦን ዕለት ተትጠቕሰልና መመቐረ ይብል። እታ ጸላም ምዓልቲ ዝበልካያ ዕለት ክንደይ ኔራ ። Thank you
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ናይ ተጋዳላይ ጽንዓት መዘና የቡሉን ወዲ ሃይለ ኤድመን ጥኦና ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@gweldeyesuskibrom10
@gweldeyesuskibrom10 2 жыл бұрын
ኣየ ጅግንነት! ኣየ ጽንዓት!
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
After many Dark Days. Fenkel then we Owen our 🇪🇷💪🐪 men kem Shabya mes gebsr .Well thank you Harbena BGTH. Big thanks to you journalist Antonio. God bless you both Deki Eri.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
Wel come Brigadier General T.Haile. Thank you very much for your unforgotable historic presentation. Thank you Antonio Tesfay for your effort.
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 жыл бұрын
ብቐዳምነት ንተራኻይ ተኸስተ ሃይለን ንሓታቲ ኣንቶንዮ ተስፋይን ዝለዓለ ክብሪ ዝግብኣኩም ሰባት ኢኹም እሞ ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን። ናይ ተኸስተ ሃይለ ኣተራርኻ ነቲ ዝነበረ ኣወንታን ኣሉታን ብግቡእ ስለ ዘዘንተዎ ኣብ ዝለዓለ ብራኸ ከምዝኸውንን ተፈታዊን ይገብሮ። ምስ ምሉእ ኣኽብሮት.......
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
አቦይ ቆላአ ከለኩ ኢዩ ሞይቱ ባባ ተከስተ ነአይ አቦይ ስለዝኮንካ ይፈትወካ ❤️❤️❤️
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
ጆንንይ ብርግጽ ኣቦኻ አዩ ኩራኦ ኩሎም ጀጋኑ ዘለዉን ዝተሰዉኡን ኣቦታትካ አዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
@@amitmitun156 Thank you for your sweet word. I am kind of choked-up in tears.. your words mean a lot to me I appreciated it.
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
@@ER-gx5pl absolutely true!
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 2 жыл бұрын
ኣንቶንዮ ንኽልተኹ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተራኺብና ኮፍ ኢልና ነዕልለሉ ግዜ ይሃበና
@abelteklehaimanot1327
@abelteklehaimanot1327 2 жыл бұрын
Kab mejemeray kfal ksab hji b tsmuwa tarikh jeganu abotatey kmehar tsnihe so b thami eye zemesgn edmen tenann yehabkum nzterefe wn kthbuna so Dankeschön
@zareasli8542
@zareasli8542 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ፣ ብዛዕባ ገብራይ ስብሃቱ ብላታ ወዲ ፤ ሓላይ ትፈልጦ እንተ ሃልዩካ ወስ በለና።
@huruymesfin63
@huruymesfin63 2 жыл бұрын
ዘኹሩዕ ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታትና ንዘልኣለም ደሚቁ ይንበር።
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 жыл бұрын
Betami agedasi tarik eyu👍 Keep it up✌️
@toni5736
@toni5736 2 жыл бұрын
ብዛዕባ መራሒ መስርዕ እንዳ ራሕባ ዝነበረ ኣረፋይነ እባ ገለ በለና።
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 жыл бұрын
Thanks hero !
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም እንቋዕ ብደሓን መጻኹም ንናፍቖ መደብኩም ሒዝኩም ኢለን ሃብተ"ጓል ሕድሪ" ፍትውትን ተጻዋቲትን ተባዕን ተቓላሲት ከላ ኣብ ተ .ሓ .ኤ. እንከላ ዝፈልጣ ብጸይቲ። ብዝያዳ እኳ እቶም ብቐጥታ ምስኣ ዝነበሩ ክገልጽዋ እዩ ጹቡቕ። ግን ኣነ እውን ከዘክረኒ ዝኽእል ኣፍልጦ ኣለኒ። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና✌️✌️✌️
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ሃይለ
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 Жыл бұрын
Tamrat yu Tsinat Etrawnet emqotu wqiyanos teblku zgannku aymslnn Kinhbnelu alena Ametrshta Bergadel joneral Testa Hayle kablbi yednqeka Selamn tinan ymneyelka
@mikecuba9386
@mikecuba9386 2 жыл бұрын
Thank you 💕😊 Gen.
@anbetekle2665
@anbetekle2665 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ግን ድምጺ ቲሑቱ ኣብ መጻኢ ከተማሕሽዎ ተስፋ ንገብር
@nomore5845
@nomore5845 2 жыл бұрын
በየናይ ሓይሊን ዝተጓህመመ ኣስናንን ድምጺ ክገብር ዓይኒ ዘለዎ ሬሳ።
@snur7771
@snur7771 2 жыл бұрын
Kurub nezi hadush weledo krdeoo mizan nayzi guday, map Carta tetkemu TV sened kemey mhashe meslekum
@biniamtsegay8024
@biniamtsegay8024 2 жыл бұрын
Thanks my hero bg wedi hayle
@okbayteklegergish710
@okbayteklegergish710 2 жыл бұрын
Jigna B/G/ teleste haile btaeemi zehebn tarik negirkana yemesgneka
@ademabdela5539
@ademabdela5539 2 жыл бұрын
Merhaba, kubur Abo Eritrea🙏
@blatayosief8678
@blatayosief8678 2 жыл бұрын
Selam wesenay TV sened. Nay wetru teketatali medebkum ye. Kem menesey ezi zgber treka kab part 1 -49 ziketatel ye. Bitaemi kea yihgos kemakum zbele nezi Tarik gedlna btsfuf bmkrabkum. Kemu wn azye yhgos kem wedi haile general abotatt rekibna keyhabie neti kunetatt kigeltselna bhiwet mhlawu newih edme kihbo wn tesfana u. Kabu ketsile gn metshaf ente zehtum kubur general , wey wn mehtemi ente zeyblu wn fundraiser ente tgebru aakmna ente nhgzo werki zkone tarik gedlna nnatsnet des mbelni. Ane bwlkey kulu gzie kihgzo ydeli.
@solomonliza
@solomonliza 2 жыл бұрын
"ነፍሲ ወከፍ ደቒቕ ናታ ታሪኽ ኣለዋ ፡ ስለዚ ወትሩ መግብ" ዝብል ኣባሃህላ ብትኽክል ኣብ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክዓዪ ታዓዚበዮ። ንኹልኹም የቐንየልና።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 жыл бұрын
1ዓርከይ ኒ ሓንቲ ስርዓት ብሺግለራ ኣጎርብትዋ ክሳብ ዓዲ ገብሩ ክኸይድ ፈሪሑ ከወትረን ኤልኒ ድሓን ሶዉራዊ ቃልሲ ስለዘኮበ ብኣሉ ልድክሴዩ አለ ኣፋናዮ ካብ ኣስመራ.....
@adamadha1022
@adamadha1022 2 жыл бұрын
Jigna wedi haile edmen tenan yhabka . Abza part ezia si tnfas haxrni eti mntay si wala azaribaka si . Btami eu sihbni love ❤️ B .G.wedi haile jigna
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 жыл бұрын
Jigna tegadaley general tekeste haile edmen tienan yhabka fetari
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ኣንትንዮ ብጣሚ የመስግነካ... ንወዲ ሃይለ.. ናይ thank u.. ነቲ ኩሉ ኣበርክቶ ዝገበሮ አብ ታሪክ ምግላጽ... ብዓቢኡ.. ካብ 73... ኽሳብ ናይ ወያኔ ወራር ብጅግንነት ዝገብሮ... ሂወቱ ኣወፍዩ.. ተዋጊኡን ዘዋጌን... ምግለጽ የብለይን.. ኩሉ ተጋዳልይ.. ዋርሳይ ዝገብሮ.. Miracle እዩ ናይ thank u.. ንወዲ ሃይለ ምግባር ንኹሉ.. ጅግና thank u ማለት እዩ Thank u antonio.. ሓውና
@eritimes
@eritimes 2 жыл бұрын
This is how the Liberation of Eritrea has been achieved. Majority of Eritreans EPLF fighters have sacrificed their life, youth and everything they have. This has been highjacked by Issayas and his clique. It is the responsibility of the young generation to correct this mess. But it surprising to me, when some idiots like Bruh Metsa'e belittle and denigrate this heroism. This is scandalous and treasonous. Let's unite and learn Eritreans.
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 жыл бұрын
እወ ብርግጽ ቀዲሕካ ዘይውዳእ ታሪኽ ጽንዓት ብልሓት ኢዩ ከምቲ ዝበልካዮ B/G ወዲ ሃይለ እሞ የቐንየልና : - >>>>>> ብርግጽ ኣንቶንዮ ድማ ናይዚ ኹሉ ታሪኽ ብዓቢ ምስጋና ክንዲ ኩላትና ኲንካ ክተመስግነልና ድማ ንላቦ ።
@selomonberhe2316
@selomonberhe2316 2 жыл бұрын
Abonna Ato Tekeste haile ! Ezi kulu jgnnet tesekimkas ezom zeirebhu kelafalfuka Ahhh 🐎🐎🌷🌹
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ መኣስ ይላፋለፍ ሃልዩ ታሪኽ ይስንድን የመሓላልፍን እዩ ዘሎ ዝርደኣካ እንተኾይኑ።
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 жыл бұрын
Entay Malet Eyu Ezom Zeyrebihu .Nisika Gohaf Kelbi Hgdf Eka ::BG Tekeste HaileTarik Nay Jigninetn Fixametatin nay Kalsna NHzbu Yigelix Alo .Entekilika Suki Elika Simae Hilikus Wedi Sebeyti .
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 2 жыл бұрын
ኣንታ ኣብ ስንጭሮታት ጠፋጢፎም ዝፈጠሩኻ ብሄረ-ሻዕቢያ (ኣብ ሳሕል ዘማዕበልናዮ ባህሊ ኣሎና። ቃል ኢሳያስ። ካልእ፡ ጓና ብሄር ምዃንኩም'ዩ ዝገልጽ)!! ፈቲኻ ጸሊእካ ኣብ ዴሞክራሲያዊት ኤርትራ፡ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ዘውረድካዮ ግፍዒ፡ ታሪኽ ወትሩ ክዝክረካ'ዩ። 😂😂
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 2 жыл бұрын
ንመኮን እባ ኣምጽኣዮ
@wediali8024
@wediali8024 2 жыл бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ቲቪ ሰነድ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕናን ኣብ ዕለታዊ ሂወትኩም ዓወትን ኣሳሉጦን ይምነ ነዚ ናይ ጀጋኑ ጅግና ብ/ጀ ተክስ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይመነ ኣብዛ 49 ክፍል ብዛዕባ እቲ ሰሊኩ ዛኣተወ ሰራዊት ጸላኢ ዕለት ክደይ ነሩ ወረሒ ሓሙሽተ ተባሂላ ስለዘላ ስውእ ሓውይ ኣዚ ዕለት ስለዝኮነ ኣብ ዕለት15/5/1991 ቦታ መስዋቲ በይሉል ይብል ከምቲ ዝገለጽካዮ ክብደቱ ሩዱእዩ ሓወይ ተወጊኡ ንሕክምና እዳከደ ካብ ጸላኢ ዝተተኮሰ ጥይት ኣብ ዝባን ቡጾቱ ተስዊኡ ካብ ቡዙሓት ደቂ ኣሃዱ 07 ኩማዶ ዝተነግርኒ ታርክ እዩ እሞ ብዛዕባ እታ ዕለት ገለ በለና።
@ምስልናትማልንሎምን
@ምስልናትማልንሎምን 2 жыл бұрын
ምስ ብዙሕ ኣድናቆተይ መኣረምታ ንኹሉን ኣሃዱታት ከም ትፈልጠን ትትርኽ ከም ምህላውካ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ከም ትፈልጦ ምግላጽካ ከይባላሸወካ ስክፍታ ኣሎኒ ካብ ባኣካል ዝነበርኩን ዝርዮ ጌጋታት ብምስትውዓል ብዙሕ ጌጋታት ከይፍጸም ስክፍታ ኣሎኒ. ሞ ብዙሕ መወከስታ ዘድልየካ ይመስለኒ.ካብ ኣሓዱካ ወጻኤ ክትገልጽ ምፍታን ክብድ ክብል ዩ ደጊመ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ኣስማት ቶም ሰለስተ ሙሩኻት 1 ዶክቶር ሳሙኤል ኪዳነ 2 ማንጅኡስ ኣብርሃም ቀሺ ገብረኪዳን 3 ወዲ ዓፋር አዮም ኣነ ሹዑኣብ በይሉል ናይ ዶክቶር ሳሙኤል ኦፕራቶር ራድዮ ምንባረይ ብዙሕ ዝኽርታት ኣሎኒ ባዓል ቁጦባ ብርጌድ 07 (ሓዱሽ ) ምስ ሳሙኤል ባኣካል ዝነበረ ካብ አድ ጸላኢ ሹዑ ዘምለጠ ዩ ቲ ግዜን ቦታን ብልክዕ ኣይተገልጸን ኣብቲ ግዜ ቲ ጸላኢ ካብ መርከብ ብ (ramp) ዘሊሉ ዩ ብድሕረና ኣትዩ ኩሎም ዉጉኣትና ብባረላ ተሰኪምና ንዳግማይ መውጋእትን መስዋእትን ናብ ድፋዕ በይሉል ኣትሒዝናዮም. ናይ በይሉል ክግለጽ ኣዝዩ ከቢድ ስለዝኾነ ብዉሑዱ ሓደ ጋንታ ዝኾኑ ኣብኡ ዝዋዓሉ ተጋደልቲ ኣኪብካ ውን ክግለጽ ኣይክልን ዩ.
@drwizy8779
@drwizy8779 2 жыл бұрын
ኣንቶንዮ ብ 50 ክፋል ጥራይ ደው ከተብልዎ ድሕሪኡ ዝቐጸለ ናይ ዋርሳይ ጅግንነት ምግሳይ እዩ ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ምዕባለታት ብፍላይ ኮር 161 ምስ ፊሊፖስ ኣዛዚ ኣብ ዝነበረ እዋን ዝነበረ ኩነታት ብሰፊሑ ክገልጾ ብሃንቐውታ ንጽበዮ እዩ።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 жыл бұрын
ኣነ ውን ከምዛ ናትካ ሪኢቶ ኣላትኒ ናይ ዋርሳይ ታሪኽ ክመግረና ንጽበ ወዲ ሃይለ ጅግና
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 2 жыл бұрын
ኣገንዕ ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ! ዓቢ ቅያን ምስትንክርን ታሪኽ ስርሒት እዩ! ኣብዚ እዩ እቲ ዓቕምን ክእለትን ብቕዓትን ተመክሮን ፍልልያት ካብ ሰራዊት ንሰራዊት ዝር ኤን ዝፍለን። ምናልባት ነዚ ቦታ ንዘይፈልጥ ቁሩብ ኣቃሊሉን ኣፍኲሱን ክጥምቶን ክርእዮን ይኽእል ይኸውን። ኣብቲ ቦታ ሽሕ እኳ ተኻፋልነት ኣይንበረኒ፡ እቲ ዝነበረ ምረት ኣዝዩ ከቢድ ምንባሩ ቁልጭ ኢሉ እዩ ዝረኣየካ። ምስቲ ሚዛን ረብሓ እስትራተጂካዊ ቦታ ጸላኢ ሕጅዎ ዝነበረ ንኸተዋዳድሮ ምስቲ ዓቕሙን ብዝሑን ብዘየገድስ። ጸላኢ ግደፍዶ ናይ ሰሊኳ ምእታው ዕድል ጥራሕ ዘይኮነስ ደፊኡ ንኽኣቱ ነቲ ኣብ በይሉል ዝኣተወ ሰራዊት ህግ ኣብ ከበባ ኣእትዩ ኢድ ንላዕሊ ንኽብል ብዙሕ ኣማራጺ ክፉትን ሰፊሕን ቦታታት ኔርዎ በሃላይ እየ። በዚ እስትራተጂካዊ ረብሓ ጸላኢ ኣቐዲመ ኣብ ክፋል 47 እውን ሓቢረ ኔረ እየ፡ ነዚ ኩነታት ብምዝማድ። ተገዲሰ መግለጽን መብርህን ምሃበይ ነዚ ታሪኽ ዝስነድን ዝወሃብን ዘሎ ቃል ንሓቅነቱን ክውንነቱን ወድዓውነትን ደገፋተይ ንምውፋይ እየ። ኣብዚ ንብጻይ ኣንተንዮ ተስፋይ ዘቕረቦ ወጣሪ ሕቶታት ከየደንቕክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ካብታ ሓንቲ ሚዛን ዓቕሚ (proportional) ጸላእን ህግን ግለጽ ንእትብል ቀላል ኣይነበረትን ንብርጌደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዝቐረበት ሕቶ። ኣነ ብወገነይ ከይረኣኹ ከለኹ ብድፍኑ ምስቲ ፍልልይ ቦታታት ብምዝማድ 1፡ 10 ወይ 1፡ 20 ወይ ውን 1፡ 30 ኔሩ ኢለ ክምልስ ምስ ከኣልኩ ምስ'ቲ ብባሕርን ሰማይን ዝፍኖ ዝነበረ ድብደባታት ጸላኢ ዝረኽቦ ዝነበረ ረብሓ ብምዝማድ። እዚ ብዘይ ምግናን ነቲ ከባቢ ቅርጹን ስፍሓቱን ተሃዋስነቱን ኩነታቱን ቁልጭ ኢሉ ስለዝተረኣየኒ እየ። ኣብዚ እቲ ዕላማን ተወፋይነትን ጸዋርነትን ተመክሮን ዓቅምን ክእለትን ተዓጻጻፍነትን እዩ ስዒሩ። ኣብ በይሉል ካብ መወዳእታ 1975 ኣትሒዘ ክሳብ 1978 ምስ ተሓኤ ዝነበርክዎ ዝፈልጦን ስለ ዝኾነ። እቲ መሰረታዊ ፍልልይ ናይ ቃልሲ ቅለሳ ኣብ ታሕተዎት መራሕቲ ሰራዊት ብቕዓትን ዓቕምን ክእለትን ተመክሮ ክሳብ ክንደይ ንዓወትካ ከም ዘባራትዖ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ዓቢ ምስጋና ክኣ ይግባኩም ንኽልቴኹም በቲ ከይተሓለልኩም እትገብርዎ ዘለኹም ዓቢ ተወፋይነት ኣስተዋጽኦን። ዓቢ መጎስን ክብርን ንስዉኣትና!
@user-hq3ym7iw3h
@user-hq3ym7iw3h 2 жыл бұрын
Kubur abona BG Tekeste Haile. Kabtom btaemi zekbrekan zednqekan teketatalika eye edmen teanan yehabka. Kurub hto alewani. 1, Eseyas Afewerki haqena mennetu aflto ente haleweka ktgelxelna? Slemntay ke kndzi gfeatat ab leali hzbi Eritra kgebr delyu? 2, Hzbi Eritra abzi hji ewan enda xenete ykeyd alo ab wshten wexaen bztefelaleye mknyat ezis ayesekfndo, eti hmeq nay Eseyas tray eyu tbel do weys nay hzbi enkelay? 3, Ab ewan gedli b awrajan, haymanotn, bhiern, aletn fllyat neru do hji ke alo do? 4, Hzbi Eritra entayu kmehar kab zhalefe entay ke kgebr alewo nmexae?
@bahirnanatina5082
@bahirnanatina5082 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ብ\ጀ ተከስተ ሃይለ በቲ ታሪክ ተጋድሎ ኤርትራ ትህቦ ዘለካ መሳጥን ካብ ዝላዓለ ሓላፊ ክሳብ ተራ ኣባል ቦታ ዕለት ከይረሳዕካ ዘርዝርካ ብ ምቅራብካ ከይ መስገንካ ከሓል ኣይደልን ብምቅጻል እታ ፓራ ኩማንዶ ናይ ኢንዳ 88 ብ ኢሳቅ (ወዲ ሓኪም) ትምራሓ ዝነበረት ኣብ ታዕሊም ኔርና ኢሉኒ ወዲ ሓኪም ኢልካ ኢሞ ከምታ ዝበልካያ ኣብ ናይ እጉጉመ ምህዳን ተዋፍርና ኣብ ክአባቢ ባዳ ኔርና ቀጽጺልና ዉን ኣብ ከባቢ ዕዲ ነታ ጸላም መዓልቲ ዝበልካያ ብ ወገን ዕዲ ብሄለከብቶር ወይ ክእ ብ ኣጋር (መካይን) ካብ ባንዳ ቡርየ ቆርጾም ክመጽ ኢዩ ሲለ ዝተባሃልና ድብያ ገርና ንጽበ ኔርና። ማርክስ ( marks Milano)
@ወዲከረን-የ3ጰ
@ወዲከረን-የ3ጰ 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻእኩም
@joehatu7130
@joehatu7130 2 жыл бұрын
🌹🌹well come 🌹🌹
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw 2 жыл бұрын
ጀግና ጀነራል ተኸስተ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህዝቢ ኤርትራ ክሕሾ
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 жыл бұрын
Wow abey tarik ybel jigninet
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 жыл бұрын
ሰላም ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ታሪኽ ጽብቕ ይግለጽ ኣሎ፡ መእረምታ ኣላትኒ ኣብ ክ/ሰራዊት 96 ኣጋር ከቢድ ብረት 3ይ ሓይሊ ዝነበረት መራሒት ሓይሊ ዑቑባ ሃብተ (ጋል ሃብተ )ኢያ ትበሃል ፡ምበር ኣኽበረት ኣይኮነን ሽማ ፡ ምዕባይ ሓፍታው ውን ልኡል ሃብተ ( ጋል ሃብተ መራሒት ሓይሊ ኢያ ኔራ ፡ብሂወተን ኣብ ኣስመራ ኣለዋ ክብል ይደሊ ኣጸቢቐ ኢየ ዝፈልጠን የቐንየለይ፡ ኢያ
@berhaasme8536
@berhaasme8536 2 жыл бұрын
ኢዋይ ታሪኽ ከምዚ ከ ኣሎ ዲዩ፡ ኣበይ ደኣ ከይዱ ሎሚ ይገርም ጂግና ወዲ ሃይለ።
@kebrontesfalem1373
@kebrontesfalem1373 2 жыл бұрын
Bzaeba korenel Gerezgehir tekletsion. ab transportation nay serawit zelo eba gele belelna
@iyasutsehayet621
@iyasutsehayet621 2 жыл бұрын
BG Tekeste haeile Egziabhier Edmen tienan yhabka
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 жыл бұрын
Kubur AYANA BG-Tekeste Haile Mis Gazetegna Hawna Antonyo Tesfay Azina Ena Nemesginekum Nezi Haf Zeybil Rezin Tarik Nab Hzbikum Zemehalalefikumulna Yekeniyelna Amlak Edmen Tienan Yihabikum .🇪🇷👍🌹✅🌹
@bahirnanatina5082
@bahirnanatina5082 2 жыл бұрын
ኣብ መደብ ሕቶ ዝሓተት ብዛዕባ ሃብታኣብ ኣብ ኣሶሳ ኩናት ዝተካፈለ ድሕሩ ክአ ኣብ ወራር ወያነ ተስዊኡ ኢሉ ዝሓታተ ወይ ዝሓተት ሃብታኣብ ኣብ 525 -2 -1 -2 መራሒ ሃይሊ ኔሩ ኣብ እግሪ መከል ክአ ተስዊኡ ጊጋ ክእ ይክላኣለ እምበር ሰምበት መዓልቲ ኣብ መርዕዑ መዓልቲ ኢዪ ተስዊኡ። ማርክስ ሚላኖ
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 жыл бұрын
edmen tienan yhabka fetari kubur jeneral tekheste hayle antonyo ewun azikha tmsgen gazetena ekha edmen tienen yhabka fetari
@user-cw6kk2id2v
@user-cw6kk2id2v 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡርን ሑፉርን ኣቦና ጅግንና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ኣብ ሂወትካ ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልካ ፡ ፈጣሪ ኣዕዚዙ ዕድመ ክህበካ ይምነ። ነዚ ኩቡር ታሪክና ታሪክ ኣቦታትን ኣዴታትን ስድራቤታት ኤርትራ ክትርክ ከለካ ዝፈጥረልና ሓበን ወሰን የብሉን እሞ ነዚ ወርቃዊ ታሪክና ብምዝንታዉካ ክብሪ ይሰምዓካ ኩቡር ኣቦ ህዝቢ። ዓወት ንሓፋሽ እንደልዳበልኩም ብዘይምፍልላይ ሃገር ክዉን ዝገበርኩም ኩቡራት ወልዲ ሕጂ እዉን ታሪክና ክትስንድዎ ብሂወትኩም ከለኩም ተመላልኡ። ደጋፍን ተቃዋምን ዝብል ቃንቃ ኣወጊድኩም ንታሪክን ፍጻሜታትን ናይ ሓባር ምኻኑ ኣሚንኩም ኣብ ታሪክ ንንኡስ ወሎዶ ኣሰጋግሩልና። ዓወት ንሓፋሽ።
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
ኣንቶንዮ ንወዲ ሃይለ.. Go fund me ግበረሉ.. ናይ thank u
@ainalemgebri8443
@ainalemgebri8443 2 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ኣያና ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ ) በቲ እተቕርቦ ታሪኽ ጅግንነት ኣዝየ ዕጉብ እየ።ዕድመን ጥዕናን ይምነልካ።ከምኡ ውን ንሓውና ኣንቶዮ በቲ ተገዲስካ ነዚ ታሪኽ ኣብ ምስናድ ትገብሩዎ ዘለኩም ምስ መሳርሕትኻ ነባሪ ታሪኽ ስለዝኾነ ወትሩ ክዝከሩ ክትነብሩ እኹም።ኣብ ሂወትኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ኣስዕብ ኣቢለ ኣብ ዛሓለፈ ኣዋርሕ ጽሕፈልኩም ነይረ ።ንብርገደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ብዛዕባ ጫዓሎ (ተወልደብርሃን ገብረመዲህ)ቕድሚ ናጽነት ኣብ ብርጌድ 36 ናይ ዞባደቡብ እዩ ነይሩ።ኣብ ወራር ወያነ ከኣ ኣብ ክፍለሰራዊት 16 ነይሩ ።ኣብ ካላይ ወራር ምስ መራሒ ቦጦሎኒ እነትረ መራሒ ሓይሊ ነይሩ።ብዛዕብኡ ገል ተተዕልለና ደስ ምበለና ።ምኽንያቱ ንስኻ ከምትፈልጦ ጊምት ኣለኒ።ንኹሉኩም ኣወትን ጥዕናን ይምነየልኩም።ካብ ተኸታትልኹም ዓይናኣለም ገብሪሂወት(Ainalem gebrihiwet)
@henokabeba3012
@henokabeba3012 2 жыл бұрын
Kbret yhabka abona B/G tekeste haile sletmhrena Zeleka tarikawie sened kbri yhabka fetari. hto alatni haile tesfamikal(saga haile Rahba) ahdu 52 kfleserawiet twuldi adi hwusha zteselefelu 1974 ksab 1985 dehay niruna dhriu gn kezteasere semiena ksab 1991. Bkbret tefelto entekonka hberit kthbena nhatt. Kbret yhabeley
@solomontesfaldet844
@solomontesfaldet844 2 жыл бұрын
🙏
@almazgilaywmc5201
@almazgilaywmc5201 2 жыл бұрын
hi
@danielweldeab8932
@danielweldeab8932 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ኩቡር ጅግና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ: ብመጀመርታ ነዚ ታሪክ ንምስናድ ብምትሕብባር ሰነድ ቲቪ ትገብሮ ዘለካ ብፍላይ ነዚ ንኡስ ወለዶ ከም መወከሲ ክጥቀመሉ ዘለዎ ኣበርክቶ ልዑል ኮይኑ ይስምዓኒ ስለዚ ሙሉእ ምስጋና እንዳኣቀደምኩ: ሓንቲ ድሕረባይታዊት ሕቶ ክሓትት እንተትፈቅደለይ ደስ ምበለኒ (ዋላ እኳ ብተቆራርጾ ተገሊጸን ክኮና ዝክእላ እንተኮና, ከም መወከሲ ክንጥቀመሉ መታን: ⁃ ህ.ግ ክንደይ ክፍላተሰራዊት ኔረንኦ (እንኮላይ ናይ ሜካ), ኣዘዝተንከ መነመን ኔሮም? ደጊመ ኣብ ልዕሌካን መዛኑካን ዘለኒ ክብሪ እናገለጽኩ ምሉእ ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልካ: ከምኡ ድማ ንኣያና ኣቶ ኣንቶዮ: በቲ ኣዝዩ መሳጢ ሞያዊ ብቅዓቱን ትሕትንኡን ኣመስግነለይ:: ዳኒኤል
@rufaelwoldetensae4838
@rufaelwoldetensae4838 2 жыл бұрын
👍🇪🇷
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 жыл бұрын
ወዳ ንሕብረት በርሀ ካብራል ዩ ስሙ ኒሩ ኣብ ጀልሃንቲ (ጭልሕ) ኣብ እንዳ ህጽናት ማሕብራዉ ጉዳይት ዩ ብሕማም ምይቱ ።
@saynotowar9181
@saynotowar9181 2 жыл бұрын
"Zkrin Kibrin Mogosn NSEMAATATNA"
@ጆጋር
@ጆጋር 2 жыл бұрын
ሰላም
@danielfitwi3007
@danielfitwi3007 2 жыл бұрын
Wedi Haile hero of heroes you are competent commander in all side with 8 time wounded you are still the commander of wefri Denkelia so if I call you Marshall Tekeste Haile yigbaka eyu mis btsotka mare kindey ab wshtka hidri btsotka alo terediaa bitami hakenan tuhutit kibret deki sebat zeleka eka
@danielfitwi3007
@danielfitwi3007 2 жыл бұрын
Bitami yekibrekum 's
@tedrosmehari179
@tedrosmehari179 2 жыл бұрын
Ane zegermen Entay aynet memory eya zelateka, edemen tienana yehabka
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 жыл бұрын
ሓዊ ተኸስተ ሃይለ ኣደይ ወዳ ዘቦስቶም ኣብ ሰልና 1978ተሰውኡኦ 5.000.00 ሺሕ ናቂፋ . ኣነ ወዳ ክኣ ቢ አቶ ተኸስተ ሃብታማርያም ዳንባ ኣብ ዞባ በሪኽ 50.181.00 ሺሕ ዶላር ፈርዲን 2009. ሲለዚ ፎዝይ ሃሺም ስርሓ ትሰርሕ ኣላዶትብል. ወይ ኩሉኹም ተጋደልቲ ብዛዓባ ሕጂ ከ...
@selomonberhe2316
@selomonberhe2316 2 жыл бұрын
Aye jegnna!!
@negodatatselam443
@negodatatselam443 2 жыл бұрын
Antonyo Tesfay Meglexi Hagosina Zikewn n BG-Tekeste Haile Gele Kinewefiyelu GoFundMe Kifetelu Please Hiji 3-4 Gize Yihateka Aleku Mis Mulue Akibirot bwhidu Eta goal 10.000 Dollar gibera Thank you Deki Eri 🇪🇷🌹✅👍
@henokhabtezgi4136
@henokhabtezgi4136 2 жыл бұрын
ንስኹም ኣቦታትና ክንርመስ? ሕርር። መቸም ናይ ኢድኩም ኣይረኸብኩምን። ለባም ዓሻ ወለደ ተዘምተ። ዓሻ ለባም ወለደ ተቐልተ።
@binibini8680
@binibini8680 2 жыл бұрын
Eta nay wedi Meresie dea atfiekaya wedi Haile Jigna. Melaya eba?
@NMra.2023
@NMra.2023 2 жыл бұрын
Bizaeba nay Siliya hatiteka nere, resiekayo masleni. Hiji win Enda siliya kiferis zitedelyelu bwegen isiyas intay iyu neru?
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 жыл бұрын
Bizaba sewue zakariyas nigusa kal balona
@mhreteabmhrea6409
@mhreteabmhrea6409 2 жыл бұрын
ሕቶ ን ተጋዳላይ ብርገደር ጅነራል ተከስተ ሃይለ። ተራ ሓይሊ ባሕሪ ኣበይ ዩ ዘሎ ደኣ? ብፍላይ ኣብታ ጸላም መዓልቲ ናይ ጸላኢ መራኪብ ቢባሕሪ ኢና ወጊኣኩም ስለምንታይ ኪሳተፍ ዘይኪኣለ? ዶስ የሎን ኢዩ ኢቲ ሓይሊ ባሕሪ, ስርሑ ኣቃሪጹ ኔሩ ኣብታ አዋን ኢቲኣ? አንበር ከ ምሳኩም ተበጊሱ ከም ዝነበረን ነጊርካናን ኔርካ ኣብ ዝሓለፈ ኪፋላት።ሞ ብሊቢ የመስግነካ ስለቲ ኩሉ ጂግኒነትካን ዝነበረን ዘሎን።ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪክ'ዩ ዝውረስ ,ኢዩ ሞ ኢንተ ንስካ ግን ኢቲ ታሪክካ ኪውረስ ዩ ንስካ ሓርበኛ ከኣ ትነብር ኣለካ።ኢቲሓርበኛ ሲ ንሱን ታሪኩን ኣሎዉ ማለተይ ኢየ።thanks
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 2 жыл бұрын
ኤርትራ ብከምዚ ዝገለጽካዮ ኣሽሓት ፍጻሜታት ክውንቲ ዝኮነት ሃገር ሎሚ ኢቲ ዓስብኩም ብመጠን ዝሓለፍኩሞ መስገደል ኢቶም ዝተረፍኩም ባህ ኢልኩም ሓርነት ሃገርኩም ባህ ኢልኩም ከተስተማቅርዎ ይግባእ ኔሩ ግን ንስኩምን ህዝብኩምን ኣይተዓደልናን ካብ ኩሉ ዝከፍአ ድማ ነዚ ዝክሕዱን ዘይፈልጡን ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ትግራይ ትዕወት ክብሉ ዝውዕሉ ክርዳድ ክፈርዩ ምራይና ኢዩ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ፍትሕን ሕግን ዝዓሰላ ምዕብልቲ ኤርትራ ንምርኣይ የብቅዕካ ጀነራል ተኸስተ
@Mussela1982
@Mussela1982 2 жыл бұрын
KUBUR GENRAL BIZABA TABA 10 GELE BALANA ABIA ZINABARE HALAFI
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ 2 жыл бұрын
ኣብቲ እዋንቲ ብዝሒ ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ግምት የእቲና፣ ሓደ ብርጌድ ናይ ጸላኢ ኣስታት ክንደይ ዝኸውን ዓቕሚ ሰብ ኔርዎ ይኸውን ?
@filmonyosief4020
@filmonyosief4020 2 жыл бұрын
Aye jegnnet!
@almazgilaywmc5201
@almazgilaywmc5201 2 жыл бұрын
reika,ktmlseley,tefa,aleni,,almaz,gilay,gafa,gal,swe,wedi,gafo,eye,..kunetat,aboy,kfelt,hagzeni,,,hadera,ktmlseley,ylmneka
@michaelhagos2567
@michaelhagos2567 2 жыл бұрын
BG, Tekeste Haile.Kdmi 30 Amet Nztefetseme tarik gedli Eritrea bteketatali tezentu Aleka Nay bhaki dma kbri ygbaka. Wala equa misminwah gzie kindaka kzkir intezeykealku,Abta nay komando gn gele habereta kwskelka 1. Ab zhalefe gzie Bzaeba Samson Yemane Ab Addis Ababa Ab quinat tesewiu ilka nerka, shelel kibla hasibe nere gn tarik slezkones zeyhibro ile eye. Samson Yemane Comisar nayta Ab Ethiopia zneberet hayli koinu btewesaki nay karta kiela sleznebere an Ethiopia zkayed znebere wgiat Azyu liul tara iyu neruwo. Nab haberetay keatu, Samsom dhri natsnet iyu Ab Addis Ababa tesewiu 2.Samiel kidane kmarek kelo Hadish zbhal halafi kutoba nayta ahadu commando misu neiru iyu gn hadimu aytetahzen. 3. Ab Denkel kab commando merahti ztesewu nerom ilka nerka , ewe hade zzkro merahi haili Ftsum (weyane ) sagua iyu. Weyane hade kabtom jeganu abalat commando iyu neru. Gele asmat Abalat commando kitzkr misemaku bhaki bah eluni. Thank you
@amanuelkusmu3047
@amanuelkusmu3047 2 жыл бұрын
ክቡር ብ/ጀነራል በዚ አትህበና ዘለካ ታሪክ ገድሊ ኣዝየ የመስግነካ: እትምንታይ እዚ ታራክ ታርክ ስውኣት ኣቦይንሓወቦይን ስለዝኮነ:: ጉዳይ መጽሓፍካ ኣብምንታይ ኩነታት ኣለካ? ሓገዝ ንገብረሉ መገዲ እንተሎ ሓብረና:: ካልእ ታሪክ ምዕቃብ ልኣላውነት ክትርኮ ዲካ?እትምንታይ ታሪከይ ስለዝኮነ. የቀንየለይ. ውዲ ቅስሙ ክ/ሰ36 ን ክ/26 ነበር
@fridemanseba.7790
@fridemanseba.7790 2 жыл бұрын
Nay teyota tarik ab kndey kfal eya zela znegreni eba entelo
@mikmichael1562
@mikmichael1562 2 жыл бұрын
ዶክ/ር ፣ሳሙኤል፣ርእሱ፣ብጨርቂ፣ ሸፊኖም፣ ብሄሊኮፕተር፣ ንዓሰብ፣ ይእትዮም፣ ሽዑ፣ አብ፣ ዓሰብ፣ ደርጊ፣ ተረቢሹ፣ ስለ፣ ዝ ነበረ፣ ናይ፣ እግሪ፣ ምንቅስቃስ፣ ብጻዕቂ፣ ኔሩ፣ ድሒሩ፣ ሰራዊት፣ ደርጊ፣ መካይኑ፣ ሰሪዑ፣፣ብምልኤ፣ ንጅቡቲ፣ እዩ፣ ተአኪቡ፣ ከይዱ / አንሳሒቡ/ ንጅቡቲ፣ ምእታው፣ ብተርታ፣ ስለ፣ ዝነብበረ፣ እቶም፣ ምሩካት፣ ተላዚቦም፣ ንህደም፣ ተባሂሎም፣ ዘሊሎም ፣ እቲ፣ ዶር ፣ምስ፣ ካልአዩ፣ ወተሀደራዊ፣ ተጠቂምም፣ ክሀድሙ፣ ከላው፣ እቲ፣ ጉልቡት፣ ግን፣ ጥንቃቀ፣ ዘየብሉ፣ አተሀዳድማ፣ ስለ፣ ዝተጠቅመ፣ አብ፣ መኪና፣ ኮይኖም፣ ተኩሶም፣ አውዲቆም ፣ነዚ፣ ሐበሬታ፣ ዶር/ አብ፣ ሳዋ፣ ንመንእሰያት፣ ሐቢርዎ።፣ አሎ፣ ቲብ፣ ኤረ፣ ሐቲትካ፣ እቲ፣ ታሪክ፣ ክርከብ፣ ይኩፍል።።።።።
@peterouswoldeselassie8581
@peterouswoldeselassie8581 2 жыл бұрын
Do you know Berket Desta known as wode Keren his family in USA know he lives in USA what was he like because he have a very selfish in human personality in USA
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 2 жыл бұрын
ወዲ ርእሶም ከ ትፈልጦ ዶ ዕባይ ኣስመራ መበቆል ዓዱ ኣፍደዩ ኣብ ሰማንያታት መራሕ ሓይሊ ኔሩ ጉልቡት ጸሊም ኔሩ ይብልዎ
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Жыл бұрын
ኣንታ ከዳዕ ዓጋመ ሳላ ኤርትራ ሓሊ ፉልካ ተመሊስካ ኢዳ ነኺስካያ :: ኣብ መሳርዕ ቃልሲ ኤርትራ ከይተፈለጥካ ሶሉኽካ ኣቲኻ : ናትካ ጌጋ ከኣ ኣይኮነን ናይ ህግሓኤዩ :: ከይፈለጡኻ ተጻዊትካሎም :: ድሓን ግን ዝዘራእካዮ ክትዓጽድ ኢኻ :: ከምኡ ከኣ እቶም ከድዓት ጋዜጠኛታት ኢና በሃልቲ :: VIVA ERITREA
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 2 жыл бұрын
ብሪጋደር ጀነራል ፡በቲ ኩሉ ታሪኽ ሲዉኣቲን ሁሉዋቲን ቲሂበና የመስጊነካ።ኢዚ ቲሂቦ ዘለኻ ታሪኽ፡ኣብ ጋዘጣ መስዋአቲ ዋጋ ሓሪነት ተባሂሉ ናብ ሂዝቢ ዪሓሊ ነይሩ።ዪግደፍ ጊን ጺሑፉን ጸሓፊኡን ኣልጊሱዎም።ባኣኻ ረኺብናዮ።ሓንቲ ሒቶ ኪሓቲት ፊቐደለይ።ዓብደል ቃዲር ሮሞዳን ናይ ተጋድሎ ሓሪነት ኣባል ባይቶ ዚነበረ ኣብ ደንካልያ ዲብያ ገይሮም፡ጸኒሖም ሚስ ቡጾቱ ተሰዊኡ።ገለ ዶ ቲፈልጦ ኣሎካ? በዓል ዑመር ኢዮም ነይሮም ማለት ናይ ሳበ፡ገለ ቲፈልጦ ኢንተሎ? ። የቐኒየለይ።
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 2 жыл бұрын
ኣይይ ንስኻስ ብዉጩ'ዶ ተመራሕካ ባሓቂ ቁኑዑን ተባዕን ቡሱልን ሰብኢ ኢኻ።
@afewerkighirmay1498
@afewerkighirmay1498 2 жыл бұрын
ዝካታተለካ የለን ክትፈልጥ ኣንታ ሑሱር ማሕበር ፋፋ። ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብኣኻ ዝልዓል ኣይኮነን ታሪኻ ጽሓፍ ንቕድም፡ብድሕሪት ኮንካ ትሕስዎ ዝነበርካ ግለጾ። 50 ሽሕ ተኻታተልቲ ናብ 5 ሽሕ ኣውሪድናዮ ኣለና። ክትፈልጥ መንእሰይ ታሪኽ ብዓድን ሃይማኖትን ኣውራጃን እዩ ተታሒዙ ዘሎ።
@Robeltk
@Robeltk 2 жыл бұрын
ነብስኻ ወኪልካ ተዛረብ ንስኻ ትውክሎ መንእሰይ ኤርትራ የለን ንነብስኻ ኸማን ኣይኮንካን ኣንታ ድርባይ ብላሽ ኣውራጃዊ:: ምስ ጀነራል ካኣ ክትዛረብ ኣንታ ክንደይ ክትደፍር ኢኻ:: ካብዚ ንስኻ ዘለኻዮ ዕድመ ዝንእስ'ዩ ውድብ መሪሑ ዓዲ ኣቲዩ ንስኻ ኮንቶ ነታ ናይ fb page ከማን ኣይማሓደርካን ኣፍወርቂ ሓተላ
@tfanus6421
@tfanus6421 2 жыл бұрын
እየ ባዓል ሎቅማጽ ከደምቲ ናይ ህግደፍ፡ ከሕፍረካ ምስተገበኤ እምባአር ከዳዕ መራሒ ህግደፍ ኢዩ እቲ ቀንዲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ፡፡ ግን እስኻ ብአውራጃነት እምበር ብሃገራውነት ስለዘይትሓስብ ሽግር አሎካ፡፡
@drwizy8779
@drwizy8779 2 жыл бұрын
ስቕ በል ሕልኹስ ርእይቶ ተልይካ ብዘይ ዘለፋን ጸርፍን ኣቐምጥ ሎክሳስ ።
@jossyaferhom305
@jossyaferhom305 2 жыл бұрын
Ayyy beal niska hangolin bikatin tibatin Silezeblikum Tessarefu tiray
@zerutesfaendrias4277
@zerutesfaendrias4277 2 жыл бұрын
እንታይ ኮን'ዩ ቀጨውጨው ዘብለካ ዘሎ?
Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions part 5   april 23 -2022
1:53:16
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.
Tv Sened   BG Tekeste Haile anwer the Public quetions      March 25 - 2022
1:50:41
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview    Part 30      August 20 - 2021
1:38:51
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 89 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile answer public questions  16 April 2022
1:53:20
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 38 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 42          December  17 - 2021
1:41:24
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 61 М.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 52   June 12 - 2022
1:29:22
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 42 М.