No video

Tv Sened BG Tekeste haile The Golden interview May 21 - 2022 Part 50

  Рет қаралды 44,657

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Пікірлер: 132
@yonaskeshigebrehiwet6513
@yonaskeshigebrehiwet6513 2 жыл бұрын
ጅግና ኩሉ ግዜ ክም መግቢ እዩ ዝብሃግ ሐቐኛን ተባዕን ስለዝኾነ ኩቡር ጀነራል ምስ ትሑትን ምቕሉልን አንቶንዮ እንቓዕ አብ ቕነ መዓልቲ ናጽነትና አብጸሐና
@mickmickael8693
@mickmickael8693 2 жыл бұрын
Very smart Intelligent, I do really admire your heroismbrigadier general, I wish you were the leader of Eritrea I don't know Eritrea will be on a different stages, god bless you all 🙏
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 жыл бұрын
ብቐዳምነት ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ተከስተ ሃይለን ኣንቶንዮ ተስፋይን። ሓንቲ ካብተን ብጣዕሚ ዝስሕባኒ ኣበሃህላ ተከስተ ሃይለ፥ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ጅግንነት ናይ ውልቂ ዝብሃል የለን እትብል ኣባሃህላ ኢያ። 100 ካብ 100 ምስ ተከስተ ሃይለ ይሰማማዕ። ተከስተ ሃይለ ነቲ ሰጋእ ከይበለ ዝትርኾ ዘሎ ትረኻ ፤ ነቲ ዝነበረ ጅግንነት ምስ ኣሉትኡን ኣወንትኡን ብምትራኹ "ዳብል " ጅግና ከብሎ ይኽእል። ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ኣኽብሮት/////
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 2 жыл бұрын
ይግብኣኻ ኢዩ ጂግና ኣቦና ተኽስተ ሃይለ።
@berea.5579
@berea.5579 2 жыл бұрын
መመሊሱ ዘገርም ታሪኽ ጅግንነት፡ኣዝዩ ዝድነቕ ተዘክሮን ትንታነን
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
Antonio good to see you ...ለባም ጋዜጠኛ ንባባ ስለተክብሮ ነአካ ድማ የክብረካ ከምታ ዘሀበርካና gofund me ናተይ ግደይ ጌሬ አለኩ Happy Sunday! 🤍 ዝተባረኸ ሰንበት ንኹልና !! ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና !🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 жыл бұрын
My Father B/GTekest good to see you....word has no adequate how much I love you! If I could write a story, one day It would be the greatest ever told.I'd write about my Father B/G Tekest For he had a heart of gold.Happy independence day ባባ ናተይ I love you so so much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷
@zowdi810
@zowdi810 2 ай бұрын
You're amazing thanks my haro 🇪🇷 erterawe god bless you to
@zemebr3114
@zemebr3114 2 жыл бұрын
you are unique person and you have special mind. and thanks a lot. Dear B / G Tekesete Haile.
@habenhager8658
@habenhager8658 2 жыл бұрын
መጀመሪያ ንአዳላዊ መደብ አንቶንዮ ተስፋይን ጅግና ወዲ ሀይለን የቀንየልና ትገብርዎ ኩሉ የመስግን
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 4 ай бұрын
እዚ ሽልማት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተበግሶ። ብወገነይ'ውን ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ንብ/ጀ እትምነ! Thank you & God bless.
@efremyemesghen4262
@efremyemesghen4262 2 жыл бұрын
ብ/ጀ ወዲ ሃይለ: ብሓዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ኢዩ: ክድፋኣሉ ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ: ታሪኽ ሒዞሞ ይሓልፉ ኣለው:: ንኹሉ ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣገናዕ: ክብሪ ይሃብካ: ታሪኽ ክስነድ ኣለዎ: ቲቪ ስነድ ጽቡቅ ስራሕ: ምስጋና ይብጻሕኩም::
@dawittesfaslasie4220
@dawittesfaslasie4220 2 жыл бұрын
መርሐባ ወዲ ሀይለ ከም ወትሩ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ቀጻሊ ዝሐታ ብዛዓባ ሳልሕ ሕሩይ ገለ ክትብለና ብሀንቀውታ ንጽበየካ ።
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 жыл бұрын
Welcome back B/GTH. We lost another Gedim Harbena Yasin Abera, he was your assistant. May God give you and his love ones strength during this difficult time. God Rest His Soul In Heaven in peace mist bxoto 🥲. Congratulations 👏 for your recognition certificate, and hard work. We have 2 winners Biniam Grimay and yourself BGTH. Go Deki Eri Go! Journalist Antonio you handle everything professionally. Wedi Issac/ Issak men iyu I heard his mane many times ab Dekemhare teswuu what is his first name? Thank you both.
@degoldessie1826
@degoldessie1826 2 жыл бұрын
Thank you B/G Tekeste Haile! Nai dihri natsinet si dehan NUBUR ZEYBILU hiwet eu nai Eritran Eritrawyanin
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 жыл бұрын
እዛ ናይ ሰሜን ኣሜሪካ ሽልማት ትድነቕ ክትልመድ ዘለዋ ነገር እያ... ስርዓት ኣስመራ ክብሪ ዝኸልኦም ጀጋኑና ንሕና ኢና ሰማይ ክንሰቕሎም ዘለና፡ ኣንቶንዮ ከኣ እዚ ወርቃዊ ከኣ ናትካ'ውን እያ እሞ ልዑል ምስጋና ይኹንካ....
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 2 жыл бұрын
Thank you my brothers God Bless you
@halamadrid7779
@halamadrid7779 2 жыл бұрын
Welcome jeganu sewra Eritrea god bless you 🇧🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ብጣዕሚ ኣጆኩም።
@keletafutur6658
@keletafutur6658 2 жыл бұрын
Kubr abona b.g.techste haile & antenyo welcome
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 жыл бұрын
Thank you General.wedi haile!! 1#1981 wugie hidhid men merihwo bwegen hzbawi gnbarn bwegen tegadlo harnetn..!! +82 6 werar + 83 selahta werarn azezti znebru nAflto kithatelna antonio ms mlue akbrot Thank you
@Lolix810
@Lolix810 2 жыл бұрын
I just wanted to say thank you for everything you do
@berhetensea451
@berhetensea451 2 жыл бұрын
Thank you.
@wedigerye556
@wedigerye556 2 жыл бұрын
bitweded jegna 💙
@john9192
@john9192 2 жыл бұрын
መርዕድ ወርቃዊት ክፋል፡መጸት ኣብ ሰዓታ ብኹቡር ኣንቶንዮ ተኻቲታ(ተዳልያ) ንጀነራል ወዲ ሃይለ ኣካቲታ ንብልዒ ተዋዲዳ ተፈትፊታ ኣቤት ጣዕሚ ነባሪ ዛንታ ኣይግድን እንዶ፡ሞ ንምሸታ እዛ ምቕያር እንታይ፡ዩ ብልሓታ ሕልፎት ሓዲርካ ኣብ ጸወታ እሞ፡ከኣ ኣቦ ጓይላ ናይ ዳስ ጎይታ ሓውሲ ደሊያ፡ነብሲ በጺሑ መፈጸምታ ገዓት ናይ ሕሉፎት መጺያ ተጋዒታ በተን ሓማውቲ ኣብ ቅርጫት ኣራጢጣ በርበረን ፡ምስ ጠስሚ ኣካቲታ ሩግኦ ከኣ ምስኡ ኣብ ቅናታ ዝተረፈ የልቦን ፡ደጊም መርዓት ሒዝካ ምኻድ ፡ዩ ንምሸታ። ብመጀመሪያ ንኹቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ብ "ኣቦ ጓይላ" ክምስሎ ከለኹ ምናልባት ነበብቲ ክጎድለኩም ይኽእል ኢዩ። እንተኾነ ኣብቲ ኣነ ዝዓበኹሉ ኣከባቢ ግን "ኣቦ ጓይላ" ዝኸውን ተፈራሒ፡ ተዛሪቡ ገኒሑ ዘስምዕ፡ ዘድምዕ ብጎነጽ ዘይኮነ ብኹውንነት፡ዘይግባእ ዝገበረ፡ዝረበሸ፡መኣዝን ዘትሕዝ ሁጡር ሰብ ኢዩ ዝኸውን ። "መርዓት ሒዝካ ምኻድ፡ዩ ንምሸታ" ዝግበር ጌርኩም ጨሪሽኩሞ ኢኹም ንምባል ዝተጠቐምኩል ኢዩ ። ብሓቂ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@George-rq1yp
@George-rq1yp 2 жыл бұрын
Btaemi ena nemesgn kbur ayana B/G Tekeste Haile and Antonio!
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 2 жыл бұрын
ብሓቂ ንምግላጹ ቃላት ትስእነሉ ብቕዓት ካኣ እምበር ኣበይ እሞ ከምቲ ናቱኩም ብቕዓት ሕጂ ንሓርነት እንተ ንገብሮ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 жыл бұрын
አዛ ብድሕራኻ ዘላ ሰዓል ናየ ማርታ መብራህቱ ድያ ....
@yonastecle4551
@yonastecle4551 2 жыл бұрын
Ygbaka yu Wedi Haile thank you😍😍😍
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዱ ሃይለ መሕደር 1000 ከምኡ ወን TV ሰነድ ኤርትራ። መደባትኩም ካብ ምዕራፍ 1 ክሳብ እዛ ምዕራፍ 50 ብዘይምቁራጽ እየ ተኸታቲለዮን ኣስተማቕሬዮን። ወዲ ሃይለ መሕደር 1000 ከማን ክውሕደካ። ብዝኾነ ካብቲ ዝፈትዎ ኣብዚ መሕተት ነቲ ዘይትፈልጦ ኣይፈልጦን ምባልካን ንካልኦት ብጾትካን መጋድልትኻ ብምውካስ ነዚ ታሪኽ ኤርትራ ንምህብታም ኣብ ትገብሮ ዘሎኻ ቃልሲ ንብምልኡ ህዝቢ ተበራብር ምህላውካ የመስግን።
@wireless1959
@wireless1959 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓርበኛ ተከስተ ሃይለ. ካብ ኩሎም እስካ ትቀርበኒ ምኽንያቱ ምሳኻ ቁሩብ ግዘ ሰሪሐ ነይረ እየ. ታሪኽ ሂወተይ ክነግር እየ እልካ መጺኻ ን ንዉጪ አብርሃለይ ጃይንስን ብፍላይ ንዉጩ ክሳብ ክንድዚ ታርገት ገርካ ከተናሽዎ ምፍታንካ ግን ገሪሙኒ. ካብቶም ዉሑዳት ዝደናገሩ እቶም ቡዙሓት ዝዖዘቡኻ ክትሪኢ ነሩካ
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
ሰላምታ! ንኣዳለውትን ዳይረክተርን TV ሰነድ ኤርትራ። ኣነ እኳ ካብ ምክትታል መደባትኩም ሓሊፈ ዝጥቀስ ኣበርክቶ ዝገብር ኣይኮንኩን። ብፍላይ ምስ ጅግና ተጋዳላይ ሓርበኛ ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መሕድር 1000 ትገብርዎ ቃለ ምሕትትን ትረኻን ብዑምቀት ኢየ ዝካታተሎ። እዛ ተላቲ ኢለ ዝጥቀመላ ዘለኹ ናይ ብርዒ ስመይ ናይ ኣቦይ ሓርበኛ ስውእ ገብረሚካኤል ኣስጎዶም(ተላቲ) ሳጉኡ እያ። እዛ ሳጓ ወዲ 4 ዓመት እንከሎ ዝጠበቐቶ ምዃና ሓዎቦታትይ ይጠቕሱ። ትርጉም ናይዛ ቃል ተላቲ ክኣ ካብ ምትላት ዝነቐለት ኮይና መራሕ መንገዲ ምኻኑ ትርጉማ እየ ተረዲአ። ታሪኻዊ ትጋድሎና ብሓርበኛ ኣቦና መሕደር 1000 ክግለጽ እንከሎ ክኣ ንዓይ ብፍሉይ፡ ፍሉይ ዝገብሮ ንመጀመርታ ግዜ ብትብዓት ንታሪኽ ተጋድሎና ብክልተ መልክዑ ብእወታን ኣሉታን ዝረኣዩ ከይ ሽራረፈን ከይሓበአን ከይተመትአን ብድቕቕ ዝበለ ክገልጽ ዝረኸብክዎ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ መሕደር 1000 ኢለ ክገልጾ እንከለኹ ካብ ባዶ ኣይኮንኩን። ታሪኻዊን ገድላውን ውዕልኡ በቲ ሓደ ነዚ ካባይ ንታሕቲ ዘለዉ ሓደስቲ ወለዶ ኤርትራ ክኣ ንታሪኻዊ ገድልና ብዝግባእ ዘይንፈልጦን ዝሃሰሰናን ሂያው ታሪኽና የሰጋግረልና ስለ ዘሎ ዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ በቲ ካልእ ብዝኮነ መዐየር ክዕየር ዝክኣ ኣይኮነን። ምእንቲ ጽሕፈይ ከሕጽር ደጊመ ብርጌደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ናይ ዘልኣለም መሕደር 1000 ኮንካ ኣብታሪኽ ኤርትራ ክትኩላዕ ኢኻ።
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 2 жыл бұрын
Thanks
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ እዪ `ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሃይለ
@zerayohannesghebreyesus8466
@zerayohannesghebreyesus8466 2 жыл бұрын
Great interview.
@ahmedadam6836
@ahmedadam6836 2 жыл бұрын
Marhaba wadi haile Salam kebret yahabana
@yonasgebreyohannes4522
@yonasgebreyohannes4522 2 жыл бұрын
thank u 💓 brother amazing
@samsonsariam5763
@samsonsariam5763 2 жыл бұрын
Dihri kindey sukay thank you kilitekum kekem marekumn edimekumun sidray
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 2 жыл бұрын
ኣብ ዝቕጽል መደብ ከኣ ኣልግብ ኣቢልኩም ብኣጋጣሚ ብሩራዊ ኢዮቤልዮ ምጽዳቕ ቅዋምና መግለጺ እንተ ትህቡ ጽቡቕ እዩ።
@yueleyob6574
@yueleyob6574 2 жыл бұрын
Thank you SIR. Antonio kea enkai hagoseka nezi exbe dink zikone Tarik kitsined mis milue tieniu ni Birgedar General Tekeste Haile bi mirkabka.
@mehretabghenet1687
@mehretabghenet1687 2 жыл бұрын
ብርጊደር ጀነራል ወዲ ሃይለ ታሪክ ጅግንነትካ ደጊምካዮ ፡ ነቲይ ዘይተገንፀለ ታሪክ አሞ ድማ "ክግልፅ ዘይድለ ታሪክ " ታሪክን ጅግንነት ስውአትናን ፡ገድልን ገደላቱን ,ፅንኣትን መስግደላቱን፡ ንብዝሓት ትምሂርቲ ንቀፃሊ ወለዳ ሰነድ አዩ አሞ፡ደጊመ ንወዲይ ሃይለን ፡አዳላዊ ሰነድ ቲቪ አንቶንዮን ክብረት ይሃብኩም ሃሳባትካ በአክብሮት ምግላፅ ሰለዝመሃርኩምና ።
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 жыл бұрын
General Tekeste Haile you are the great rural and urban warrior even you are real poltcian and law expert generally you are versatility eritrea and we eritrean as this time we got not luckiest while you brave leaders alive we are leaded by bullshit and unpatriot people ,!!!!!!
@zeromwedihamele2230
@zeromwedihamele2230 2 жыл бұрын
መጀመርያ ሰለምታ ቀጺለ :- ጋዜጠኛ ኣንተንዮ ብተቅርቦ ሕቶታታት ተመሲጠ ናይ ብሓቂ ታሪኽና ከይጠፍእ ተግብሮ ዘለኻ ጻዕርን ሃልክን ዝላዕለ ምስጋና ይግባኣካ ። ብ/ጀ ተኸሰተ ሃይለ ድማ ወገንነት ዘይብሉ ጸሊአዮ ፈትየዮ ከይበለ ንታሪኽ ገድልን መስዋእትን ህዝቢ ኤርትራ ምግላጽካ ናይ ብሓቂ ከም ማዓር ናይ ሐጋይ ምጽጋብ ስኢናዮ ።ልዕሊ ኩሉ ዘድንቀካ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ዝፈላሊ ስሚዒታት ዘለዓዕል ዝተፈላለየ ሓሳባት ትፈልጥ ክንስኻ ትነጥሮ ከምዘለኻ ይርዳአኒ እዚ ውን ብልሒ እዩ ም የቀንየልና ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ስላም ኩቡራት ኣሕዋት።ከምኩሉ ግዜ እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ከም ኩሉ ግዜ ኣብ እትገብርዎ ዘለኹም ትረኻ ምስጋናን ሃረርታናን ንገልጽ👏👏👏👏
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 жыл бұрын
ኣቐዲመ ሰላም ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮን ወዲ ሃይለ ንስለ'ቲ ኩሉ ትገብሮ ትረኻን ስነዳን ኣድናቖተይ ልዑል ኢዩ። ታሪኽና ስለ ዘይንገር፡ ህግደፍ'ውን ክንገር ስለ ዘይደልዮ ክብርን ምረትን ናይቲ ዝሓለፍናዮ ገድሊ በዚ ሓድሽ ወሎዶ ክነኣኣስ፡ ኣብ ገለ'ውን ፈጺሙ ክድምስሶ ዝፍትን ኣሎ።ትረኻ ናትካ ንብዙሕ ቀይሩ ኢዩ። እዚ ከኣ ንዓኻ ጥራይ ዘይኮነ ንኹልና ኣብቲ ገድሊ ዝነበርና ሰባት። ኣነ'ውን ሓንቲ ሕቶ ከቕርብ ተደፋፊኤ ኣለኹ። ድሕሪ ቀዳማይ ጉባኤ፡ መብዛሕትኦም ኣባላት ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት፡ ብእኡ መጠን ከኣ ናታቶም ቀንዲ ሰዓብቲ ወይ ሓለውቲ፡ ስልጣኖም ከይድፈር ኣብ ምሕላው፡ ብማዕሪኡ ከኣ ኣብ መስተን ምንዝርናን ኢዮም ነይሮም፡ ኢዩ ዝበሃል። ኩሉ'ቲ ስራሕ ብታሕተዎት ኣዘዝቲ ኢዩ ይካየድ ነይሩ። ገለ ኣብነታት ምጥቃስ፡ ውጩ ኣብ ናይ ባጽዕ ኣኼባ፡ ምሳኹም ኮፍ ኢሉ ኣብ ክንዲ ብግቡእ ተልእኾኡ ዝቕበል፡ ኣይነበረን። ክጨርም ኢዩ ውዒሉ። ምስ መጸ'ውን "ደሓን ባዕሎም ከስተኻኽልዎ ኢዮም" ኢሉ። ኣብዚ ናይ ግምባር ደንከል ውግኣት ከኣ፡ መስተ ካብ ኢዱ ይፈሊ ከም ዘይነበረ፡ ንሱ ኣብ ክንዲ ዝቕየር ከኣ፡ እቶም ቀንዲ ነቲ ግጥም ተዐውቱ ዝነበርኩም ንስኻን ፈንጅን ወዲ ኢሳቕን ካብኦም ከም ትርሕቁ ተገይሩ። ካሪካረ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ኣይተሓተን ወይ ንሳቶም'ውን ኣይሓተቱዎን ክንብል የጸግም ኢዩ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ መንጎኦም ዝነበረ ምትሕልላው ዘብርህ ይመስል። እሞ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት፡ ብእኡ ኣቢሉ ከኣ ኢሰያስን ናይ ቀረባ መማኽርቱን፡ ኣብ መስተን ምንዝርናን፡ ብማዕሪኡ ከኣ ኣብ ምሕላው ስልጣኖም ኢዮም ነይሮም፡ ዝበሃል ኣበሃህላ ዋላ'ውን ብኸፊል ሓቅነቱ ከመይ ትርእዮ? ድሕሪ ናጽነት መን ንላዕሊ ነፊሩ፡ መን ኣረበሽቶ ተገምጢሉ ከኣ፡ ብዓይንና ስለ ዝረኣናዮ። ታደሰ ኢየ
@wediali8024
@wediali8024 2 жыл бұрын
እቃዕ ብዳሓን መጻኹም ኩቡሩት ኣጋይሽና ስብ ታሪክ ሰብ ሕልና
@wedieri5081
@wedieri5081 2 жыл бұрын
GBU kbur b/general tekeste Haile
@kudus7756
@kudus7756 2 жыл бұрын
ሰላም ይሕዋት ወዲ ሃይለ ምስ ኣንቶንዮ ፡ ወዲ ሃይለ በዚ ትገብሮ ዘሎኻ ብጣዕሚ ኢና ነመድግን ማህደር ኢኻ እንቃዕ ክኣ ጸናሕካልና። እዚ ኩሉ ብጽፈትን ብሙሉእ ብሙሉእ ክትገልጾ ከለኻ ይገርመኒ የድንቀካ ክኣ። ሕቶይ ኣብቲ ቃልሲ ከለኻስ እዚስ ሓደ መዓልቲ ኣብ መጽሓፈ ክሰፍር እዩ ወይ ከስፉሮ እየ ኢልካ ዶ ትሓስብ ኔርካ ትኸውን? ? ?
@enqrob2485
@enqrob2485 2 жыл бұрын
b Gantana (⚽️) n Baba tekeste sle nfetwo Kapiten Gantana wedi Hayle soginayo ❤
@gergeshkeleta907
@gergeshkeleta907 2 жыл бұрын
Thanks so much better
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 жыл бұрын
Kab part 1 ksab part 50 tekatatilekum eye buzuh kea falite👍 please kaxiluwo Thanks a lot🙏
@kuwameyhabuni1351
@kuwameyhabuni1351 2 жыл бұрын
Abona BG tekeste haile neti kulu kel meteyek neti neus weledo zehlefkalna nemesgn eti mntay neti zehlefkayo tarikn awetun gudletun neti neusey abi tmhrti koynna eyu bsrahka nemesgn kbri wn ysemaka,gn kea kem tewesaki bmetshaf ketekrbelna seb beal mlue tesfa ina eti mntay nketsali tmhrti kkonena,selam ayresaekun neakan nsened tv
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 жыл бұрын
Welcome jgna tegadaley general tekeste haile
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 2 жыл бұрын
Good Job Wedi Hayle Ambesa. ጴጥሮስ ሰሎሞን * ካብ 1972-1983 ኣበየናይ ኣሃዱ ወይ ሓላፍነት ተመዲቡ ይሰርሕ ኔሩ? * መዓስ'ዩ ናይ ስለያ ሓላፊ ኮይኑ? * ቅድሚኡ ዝነበረ ሓላፊ ስለያ መን ኔሩ? ሕቶ ናብ ኣንቶንዮስ ተስፋይ * እዚ ኹሉ ክፋላት ቃለመሕትት ታሪኽ ብኤሪሳት ናብ ናኣሽቱ ወለዶ ንምምሕልላፍ ዝሓዝኩሞ መደብ ኣሎ'ዶ?
@Eri-blue
@Eri-blue 2 жыл бұрын
Wedi Haile, the charismatic, well-mannered, eloquent and a true soldier ♥, I wish you all the best for the rest of your life. My man 💪
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 2 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሐን መጻኩም ብ/ጅ ወድ ሃይለ ከሚኢ ኣቶ ኣንተኖ ተስፋይ ቲቭ ሰነድ ። ኩቡር ወድ ሃይለ ናይ ባሐቂ እንቓዕ ብህወት ኣተካ ኣብ ታሪክና ንከይሃሲስ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ መዳርግቲ የብሉን እሞ ዓወት ዪምነየሊካ ኣብ ግንባር ደንከል ግን ኣዘዚቲ ግንባር ኣይነበረን ምባል ዪቀሊ ነሩ ።ምግራመይ ወዲኤ ኣብ ኪዲ ሞሳን ሞራልን ኣብ ኣሃዱ ቡኮምፍጣር ምስምታይ ዪቁጸር ። ናይዞም ጎበል ናይ ደንከል መራሕቲ ኢንታይ ጽልዋ ኣምጹኡ ኣብ ሞራል ሰራዊት ኮነ ኣብ ቡኮ ኣዘዝቲ ገለ በለና?
@tesfaeritrea
@tesfaeritrea 2 жыл бұрын
ሩሑስ በዓል ቕንያት ናጽነት ነታ እንኮ ሓንቲ ሂወቶም በጃ ዝኸፈሉልና ጀጋኑና ንዘልኣለም ክንዝክሮምን ከነኽብሮምን ኢና!!! 📘ኤርትራ ብቅዋማዊ መንግስቲ (ህዝቢ ብፍታው ብዘቖሞ መንግስቲ) ክትምራሕ ምስጀመረት ኩሉ ዜጋ ረብሕኡ ኣብ ሃገራዊ ጥርናፈ ምዃኑ ተረዲኡ ኣብ ሃገራዊ ራእይ ክዓስል ክጅምር እዩ። ስለ'ዚ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነትና ትግባረ ቅዋም ኣብ ኤርትራ ክኸውን ይግባእ።🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብቲ ቅድም ምእንቲ ናጽነት ሕጂ ድማ ንፍትሒ ክነግስ ተሕልፎ ዘለካ ትምህርቲ ደኪመ ከይ በልካ ነብስካ ከይ ፈተካ ታይ ገደስሀኒ ጉቡአይ ገሬ አየ ከይ በልካ ከይ የዕረፍካ ንፈልጥ ኢና ክንደይ ከማካ ሱቕ ኢሎም ከም ዘለዉ እቲ ሓቂ እንዳ ፈለጡ ኣስቂቶም ከም ዘለዉ ግና ናብ ሊቦም ተመሊሶም ኣብዚ መድረኽ ምስኻ ክመጹ ንምሕጸን። እስኻ ግና ጅግና ኢኻ ዝከኣል ተዝኾውን እዘን ናተይ ዕድመ ምስለገስኩልካ።
@Tekleman
@Tekleman 2 жыл бұрын
መራሕቲ ተኳርዮም ኣህዛብ ኣጣቝዑ ንደቆም ኣዝሚቶም ንብረት ተመንዝዑ መሪር ዘመን መጸ ኣምላኽ ተቖጢዑ ። ዋጣውን ተንስኣ ግዲኡ ክገብር ደቂ ሰብ ኣዝሚቱ ንሱ ግን ክዒንዝር ኣካ ረአናዮ ኣየወ ምስክር። ዋጣውን ተንሰኣ ዋጣኡ ክቃኒ ጎይቶቱ ከሕጉስ ገዛኣቱ ከዛኒ መንኣሰይ ርሲኑ አግረይ ኣውጻአኒ። ተሓምበለ ዋጣ ጎበዝ ንክሻሞ ጎበዝ ተሻሞ ጎበዝ ተሻሞ ወለድቲ ተዘምቱ ዖና ኮነ ህድሞ ዋታዶ ክብለካ ወይስ ጥበበኛ ኣንታይ ክሻመዉ ኣንታ ኣመጸኛ መገዐዘይ ባህልኻ መገዐዘይ ትግርኛ። ደቅኺ ዝሃብኪ ኣደ ወላዲት ዓንዲ ስድራቤትና ፍቕሪ መስራቲት ከመይሎኺ ኣደ ኣንቲ ኣማኒት። ደሃይካ ሰሚዓ ወደይ ከመሎኻ ኣነኹ ይናፍቕ ንስኻ ኣብ በረኻ ኣንታ በዓል ግርማ ዓቢ ኣምባሶይራ ንገር ንወለዲ ሃደራ ሃደራ ተቐቢሮም ድዮም ወይስ ኣሞራ ኣሞራ ጾረና አንታይ ትነግረኒ ሑጻ ምድሪ ደንከል ኣንታይ ተርደኣኒ ባድመ ኣንቲ ንግራም ዝበልኪ በልኒ ደቀይ ተመንጠልኩ ጉዳም ወሪዱኒ። ወለዲ ደሚኹም ዳርጋ ዘለኣለም ዒረፍቲ ስኢንኩም ቅሳነተ ልዋም መንዩ ክረኽበልኩም መገዲ ቲ ሰላም ። ባድመ ኣይኮነትን ቆልዑ በሊዓ ንስብሓት ሕተቱ ነቲ ሰላሊዓ ኢሳያስ ይንገርኩም ዚ ሓሳዊ ንጉስ ንሱ ዝተንከፋ የላን አትልስልስ። ወዲ ኣፈ ወርቂ ብምንታይ ክጣዓስ ኣዚ ሳህናን ሰብ ኣይ ኣዚ ከናብ ንጉስ ንሱ ኣንተኾነ ኣይጠንስ ኣይሓርስ። ሰሚዐኩም ኣንዲኹም ክምሰል ኣንከሎ የ ሃብታም ልጅ በቦሌ የድሃው በጦሌ ወዲ ሃብታም ብሰምበል ወዲ ድኻ ብገመል። ዓያሹ ንዑንዶ ስምዑ ክነግረኩም ወዲ ኣፈወርቂ ኣዝጊ ኣይምሰልኩም ነቢይውን ኣይኮነን ሕሩም ክምሕለልኩም ካብዚ ሓሊፈሞ ኣንታየ ክብለኩም ።
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 2 жыл бұрын
Well come
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
🥰
@delinaasmerom2080
@delinaasmerom2080 2 жыл бұрын
Hii wedi hayle edmen tinan yihabka kexile kihateka deliye zelku ebrahim afa mes Weldenkieal hayle mas teselifom kifelit deliye yeknyeley
@tesfaymunuy6884
@tesfaymunuy6884 2 жыл бұрын
ኣብ ክፍለ ሰራዊት 70 ኣብ መጥቃዕቲ ምጽዋዕ ታሪክ ዝሰረሔ ሳሚኤል ምኑይ ታርክ ስለ ዘይብሉኩም ድኩም ዘይትገልጽዎ
@zerutesfaendrias4277
@zerutesfaendrias4277 2 жыл бұрын
መርሓባ እንቋዕ ብደሓን መጻኹም!!
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 4 ай бұрын
ኣብ ከም'ዚ ሕጂ ብ/ጀ ዘቅርቦ ዘሎ ኩነታት'ሲ: እቲ ተፈጢሩ ዝጸንሐ ኣድማዒ ዝምድናታት ናይ'ቶም ብተኽሊጥ ዝቅየሩ ዘለዉ ሓለፍቲ: ንጽቡቅን ንዝሓሸ ምዕባለን ክኸውን ከም ዘይክእል ብርዱእ መገዲ'ዩ ዝገልጾ ዘሎ። እቲ ብኣንጻሩ ዝግበር ዘሎ ምብትታን ግን: ካብ ምብትታን ዝሓልፍ ዝርኣየካን ዝርድኣካን ነገር ዘይብሉ ኮይኑ ኢና ንረኽቦ። ግን ብጣዕሚ ዝገርምን ዘትሓሳስብን: ነዚ በጺሕናዮ ዘሎና ሓፈሻዊ ውዲታዊ ውድቀት ሓደን ቀንድን መሰረቱ ካብ እዚን ከም'ዚ ዝኣመሰሉ ካልእ ሽርሒታትን ዕንቅፋታትን ዝርሕቅ ከም ዘይከዉን ኩሉ ግዜ ብዘይ ምስትብሃል ንሓልፎ ከይንህሉ ሐጂ'ውን ጌና ጥንቁቅ ኣትሓሳስባ ዝሓተና እዩ። Thank you.
@---js5vd
@---js5vd 2 жыл бұрын
ቢሰላም መጻኩም
@neamnkalab8732
@neamnkalab8732 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ብ/ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብሓቂ ኣቦ ታሪኽ ቃልሲ ኢኻሞ እዚ ትረኻ ብመጽሓፍ ሓቲምካ ኣብ ቀጻሊ ከተቅርበልና ተወሳኺ ኸኣ ናይ ብ/ ጀነራል ወዲ ሊቀ ታሪኽ ሂወቱ ናይ ኮነሬል ግርማይ ወድቀሺ ኣዘዝቲ ናይ ክፈለሰራዊት 36 ምስናይ ይቅሬታ ኣለው ብዙሓት ሓርበኛታታት ኣብግምት የእትዎም ኢኻ
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 2 жыл бұрын
Brgadel General wedi Haile, edmen teanan yhabka sle eti xfufun meharn srahaka.
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
😭😭😭
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 2 жыл бұрын
ልዕሊ እዛ ዝተደላወት ህያብ ይግባኣካ እዩ መሕደር 1000። ታሪኽካን ታሪኽ ብጾትካን ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ወለዶ ተኾሊዑ ክነብር እዩ። ጾርናን ሕማምናን ንዚ መንጋ ኮይኑ ዘሳቕየና ዘሎ ህግደፍ ኣብ ምእላይ ኣንጻር ኩሉ ተጻባኦ ሃገረ ኤርትራ ንምቅላስ ጥራይ ሰሚርናን ሓድነትና ኣትሪርናን ንቃለስ።
@halamadrid7779
@halamadrid7779 2 жыл бұрын
Wedi memhir sawa delo diu simu keyfeletkuwo wexiye dedihri debesay ghide eya tikeyd neyra 26 Round 5213 amora
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
Nisu aykonen... Wedi memhir nay sawa kili eyu... Ezi wedi memhir nay commando wey nay hayli bahri halifi zinebere birgader general futsum gebrihwet wedi memhir yibehal.
@halamadrid7779
@halamadrid7779 2 жыл бұрын
@@ak4ever818 eti nay sawa eba simu tifelto ente konka nigereni bro
@yohannesgebre7207
@yohannesgebre7207 2 жыл бұрын
Temsgen Samuel eu zbhal wedi memhr ety nay sawa colonel u margu.
@halamadrid7779
@halamadrid7779 2 жыл бұрын
@@yohannesgebre7207 Thank you
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
👍post
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
Post post pp
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
O
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
P
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
O
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
On polio pileup opp oil of pointedlyoooip upper uoIPPp Kippur pipipPostoperative pinup of post p .. Mmmmmmmmmmmmmmmm. g. oi. f h u.. i👌lookup IPP Iloilo pioupioo
@habtomtsegay9115
@habtomtsegay9115 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ብ/ጀ ወዲ፡ሃይለ ንትገብሮ ታሪኽ ገድሊ ትንተና እናመስገንኹ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ብዛዕባ ተኪልጥ ውይ፡ምቅይያር ሓለፍቲ ሕቲተ ነይረ ሽለል ኢልኩም ሕሊፍኩማ ሕጂ ውን ደጊመ ይሓተ ኣለኹ ብፍላይ ናይ ሓለፍቲ ብርጌዳትን ክ/ስ ጽዑቅ ምቅይያራት ይሬኤ ነይሩ ንኣብነት ከምናትካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣነ ካብዝፈልጠካ ኣብ ቡዙሕ ኣህዶታት ኣብ ሓጺር እዋን ተቀይርካ ከሙኡ፡ናይ ክ/ሰ ስውእ ሓርበኛ ፍሳሃየ ወልግብሪኤል ኣብ ሓጽር ጌዜ ኣብ 4 ክ/ሰራዊት ተቀይሩ ነይሩ ቅድሚ መስዋእቱ እቲ ጥንቂ እንታይ እዩ ተረርትን ንዘይትሳማምዕሉ ኣትሪርኩም ስለትቃወሙ ዱዩስ ወይስ ምስ ኣብ ልዕለኹም ዘለዉ፡ሓለፍቲ ስለ ዘይትሳማምዑ ዱዩ? እንታይ ኢዩ እቲ ጠንቂ? እቲ ምቅያር ካብ መን ትእዛዝ ዩ፡ዝመጽ? ወይስ እቲ ልዕለካ ዘሎ ኢዩ ዝቅየረካ? ወይ በቲ ውድብ ኢዩ? ነዚኣ ሕቶ፡ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት ኣቦታት ብ/ጀ/ ወዲ ሃይለ ከምኡ ድማ ኣንተንዮ።ብእትገብርዎ ዘለኹም ምስናድ ታሪኽ እንዳኣመስገና። ሕቶይ ንወዲ ሃይለ እዩ። 1ይ/ብዛዕባ ስድራኻ ክሳብ ሕጂ ብዑምቀት ክትዛረብ ኣይሰማዕኩኻን። 2ይ/ኣብ ገድሊ ኣብ በዳሂ ኩነታት ካብ ቀረባ ስድራኻ ረኺብካ ትፈልጥ ዶ? እንድሕር ረኺብካ ካብ ዘሕዝን ወይ ዘሕጉስ ኣብ ኣእምሮኻ እንታይ ዝገደፈልካ ስንብራት ኣሎ?
@libeymidrebeda2580
@libeymidrebeda2580 2 жыл бұрын
Wedi hanbiri masey teswuu Wedi halee ms bzhi selmtaey
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 жыл бұрын
አዛ ብድራኻ ዘላ ማርታ መብርሃሩ ያ ሓኸዶ.......
@gutenmorgen9404
@gutenmorgen9404 Ай бұрын
Wie geht's der
@solo_2429
@solo_2429 2 жыл бұрын
Ab hdrkum semirna alena!! Ertra nzelalem bdeka ktkebr eya!!!
@hailemariamalemeged9383
@hailemariamalemeged9383 4 ай бұрын
Is that real second struggle after Vietnam?
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 2 жыл бұрын
*WELCOME BACK KUBURAT AYATAT*
@gebrezgitekle3982
@gebrezgitekle3982 2 жыл бұрын
Harbegnan jigna kbur B general T Haile ketslo maharn kumneger hazen eyu
@mickmickael8693
@mickmickael8693 2 жыл бұрын
R.I P To big brother Jelal Yasin abera my condolences to the family and friends 🙏
@amanuelhabtemariam2787
@amanuelhabtemariam2787 2 жыл бұрын
Enqa hgdefawyan aytexawtulka ezu kulu tarik mtedefne
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 жыл бұрын
እወ ሓቅኻ ከምኡ ኢዩ እቲ = { ጎባጥ ፣ ለዋይ } = ኣሰራርሓ ብዓል ( ዉጩ ) እንቋዕ ኣየጥፍኣካ ጥራሕ : - >>>>>>>>>
@user-vw8oi9ls3b
@user-vw8oi9ls3b 2 жыл бұрын
ውጩ ጥራይ ድዩ ጎባጥ ለዋይ ኣክይድኡ ነይሩ ኮይኑ. እዛ ውድብ መራሕታ ኩሎም ልቦም ትኽ ኢሉ ኣይፈልጥን.
@dmtxihzbi719
@dmtxihzbi719 2 жыл бұрын
Enka dehn metxaka wedhayle ( Rhus beal natxnet) . Hademalti ab Tv eri tedey dekimka ktdegmo tesfa aleni ezi kuburTarik.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
ኣብ ኣጋር ሰራዊት ኣብ ግንባር በሉል ብርቱዕ ጥመት ነሩ። ኣብቲ ቦታ ኣም ምሉእ መዕልቲ ዝዋጋእ ተጋዳላይ ሓንቲ ኮዝ ጸባ ዪሰቲ ነሩ፣ መግቢ ግን ከቢድ ሕጽረት ስለዝነበረ፣ ካብ ግንባራት ጊንዳዕን ካሊእን ግረሲኒ ክመጽእ ተፈቲኑ፣ እቲ ግረሲኒ ዕረ ዕረ ዝጥዕምን ዘብላዕን ምስ ኮነ ዪድርበ እሞ ምድራባይ ከኣ ግዳይ መጥቃዕቲ ሀሊኮፕተር ዪገብረካ ነሩ። ሃብቶም ገብረንጉስ እየ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 2 жыл бұрын
ኣበይ ሞ ኩላትኩም ርግፍ ኢልኩም ንስኹም ምስ ኣተኹም ደምበና በሪሱ ቆፎና ተወዲኡ ርጉማት መርገም
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w ezi geza aymilketekan eyu nay Eritreawin eyu shimka keyrka kid nab tigray ka. Bye 👋
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 2 жыл бұрын
@@ak4ever818 እዚኦም እኮ ኣከለ ጉዛይ እዮም ደምብያ ሰራቂት ሸቃጢት ኩሊት
@ak4ever818
@ak4ever818 2 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w Hamimika aleka nab jinta kid...kilter shewte tehaxeb... Eritrea ni Eritreawain... hiji aymilselkan eye bye jinta.
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 2 жыл бұрын
@@ak4ever818 ብዓል ውጩ ኤድስ ምውት ኣቦታትና ተጻዊቶምሎም ሎሚ ግን ከምኡ የለን ድሕሪ ኮምፑዩተር ኮንክን ጥራይ ተጻረፋ ደቃሉ ሓማሴን
@negassinegassi9255
@negassinegassi9255 2 жыл бұрын
ኩቡር ጀነራል ጥዕና ይሃብካ 1 ኣብ ሃገርና ናይ ለተናል ጀነራል ማዓርግ ዘለዎ ወይ ዝነበሮ ኣሎ ዶ ፡ 2 ካብ ሓደ ማዓርግ ከ ናብ ሓደ ነጢርካ ክወሃብ ይካል ዶ ።ናብነት ከም ጀነራል ፍሊቆስ ካም ሜ /ጀነራል ናብ ጀነራል ።ከመይ ትገልጾ እዚ ምስ ኣኽብሮት የቀንይለይ
@ldaachannel6101
@ldaachannel6101 2 жыл бұрын
ሰላም Tv ሰነድ በቲ ትግብርዎ ዘለኹም ኣዝየ ሕጉስ ኢየ ን በ/ጀ ተከስተ ሃይለ ኩቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከም ኤርትራውያን ወለዶ ንማሃር ኣለና ነቲ ታሪኽ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ብኽሉ ወገኑ ይስነድ ኣሎ ኢለ ኢየ ዛኣምን ንቀጻሊ ስራሕ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ።
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻኹም🇪🇷🇪🇷❤️
@amanuellayne4569
@amanuellayne4569 2 жыл бұрын
välkommen
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 2 жыл бұрын
ኣብ ሲራሕኩም ኣሳልጦ ዪሚነየልኩም።ቀጺለ ኢዚ ፕሮግራምኩም ቢሓቂ መስዋቲ ዋጋ ሓርነት ዚቢል ቢጺሑፍ ዪዚርጋሕ ነይሩ፡ጊን ኢታ ጋዘጣን ጸሓፍታን ተጨውዮም ጠፊኦም።ሓንቲ ሒቶ ኣላትኒ ቢዛዕባ ዓብደል ቃዲር ሮሞዳን ኣባል ገድላዊት ባይቶ ናይ ተ።ሓ።አ።ኢዩ ነይሩ።ኮይኑ ኒመወዳታ ኣብ ዓረት ከባቢ ዓዲቀዪሕ ተፋንዩና ኒ ደንከል ከይዱ።ኣብ ዲብያ ኣትዩ ተሰዊኡ ዪብሉ፡ገለ ቲፈልጦ ዶ ኣሎካ? ኣብ ሂወተይ ሒሪኽ ሪኽ ሲለ ቲብለኒ ኢየ።የቐኒየለይ ቀጺሎ ኣብ ጎድኒኻ ኣሎና ዛ ቁጽሪ 50 ከማን ደንጉያትና ኢንዳበልና ደበኽ ኢላ ኣሳልጦ ዪሃብካ።
@yohannesabadi9425
@yohannesabadi9425 2 жыл бұрын
😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄👌😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄👌😄😄👌😄👌😄😄😄😄😄😄😄😄😄👌😄😘👌😘😘😘👌😘😘😘😘😘o😘😘
@lasksegid8926
@lasksegid8926 2 жыл бұрын
ዝተረፈ መዋእልካ ዝከበርካ ብ/ጀ/ተኸስተ ምልእ ጥዕናን ሓጎስን ክንስእን ክቲድቅስን ክህልወካን ንክትህልወልና ናይወትሩ ትምኒተይ እዩ እሞ ቆልዑ ኣለውኻ ዶ?
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 2 жыл бұрын
General wedi Haile, your speech about Bizay Goitoam was not right. If I now your Phone number or if you call will be more better. As well about SEBUH ,he was in jail in Bile Kat from Betoloni Ali Tahar which was in Afaabet surrounded. I met him myself ,but we did not discussed about the nature of his trip to Bilekat.
@tfanus6421
@tfanus6421 2 жыл бұрын
መጀመሪያ እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም፡ እቲ ዘገርምሲ ሓርበኛ ውጩ እስኻትኩም ዘይትፈልጥዎ ስልጣን ዝነበሮ ኮይኑ ይስማዓኒ፡፡ ዋላ ባዓል ወዲ ሓኪም ውን ዲሒሩ ዝተዋህቦ ናይ እምነት ስልጣን ስቅ ኢልካ ዝመጸ አይኮነን፡ ክንደይ ደቂ ገርሂ ልባ ግን ሂወታ ከፊላ፡ ይርዳአኒ ኢዩ ፖሎቲካ ክሳብ ክንደይ ረሳሕን ውዲታውን ምኻኑ ይርዳአኒ ኢዩ፡፡ ሕጂ ግን ንፍደዮ አሎና፡፡
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 2 жыл бұрын
Inqua nimebel 31 amet mealti nazinet abzehana nikulu hagerawi Eritreawi wufui mikuanu kubur B G Tekeste Haile wuzai meat misikir iyu.Tarikina kab werki zibeleze slezi haqi aitikihidin bel simuuwo izi buluz jeginana nisima
@aynealem6220
@aynealem6220 2 жыл бұрын
ይበል ተጋዳላይ ወዲ ሃይለ. ይበል ውህደት ናይ ክልtኹም ኣንተኖዮ ምስ ወዲ ሃይለ. ክብረት ነዓኹም. ኣብ ልዕሊ ዉጩ ድኹም ኣተሓሳስባ ምውናኑ, ናይ ስብሓት ኢፍሬም ክፍኣት ወይ ድኻም ከምዘሎ ክትርዳእ ይከኣል. 1. ንስኻ ወዲ ሃይለን ወዲ መምህርን መራሓቲ ብርጌድ ተመዚዝኩም ምስ ኣሃድኹም ክትላለዩ ኣብ ዘይምፍቃድ ተራ ዘለዎ ይመስል. ብዉልቁ ወይ ምስ ዉጩ ብምርድዳእ ተራ ኣለዎ. ርኡይ ኢዩ. ዘቕረብኩሞ ሕቶ ንተቅላሊ ስታፍ, ዉጩ ኣየመሓላለፎን ክትብል ኣጸጋሚ ኢዩ. ኣብ ሞንጎኦም ዘተረፈ ውዕል ይመስል. 2. ኣብ ባጽእ ዘገበርኩሞ ኣኼባ መራሕቲ ብርጌድ, ምስ መራሕቲ ክፍለሰራዊት ምስ ጠቅላሊ ስታፍን ላዕለዎት ሓለፍትን, ዉጩ ደንጉዩ ነኣኸባ መጺኡ ጥራይ ዘይኮነስ ሰኺሩ መጺኡ, ስብሓት ከም ሓላፊኡ መጠን ዋላ ሓደ ስጉምቲ አይወሰደን 3. ኣብ ጥዖ ሰራዊት ኣብ ኩናት እንከሎ ዉጩ ብዘይ ስኽፍታ ሰኺሩ እንከሎ ኣኼባ ጸውዑ. ክሳብ ስኽራኑ ዝፎኽሶ ከማን እይተጸበየን. ካርካሬ ንላዕሎዎት ሓለፍቱ ከይሓበረ ስቅ ኢሉ ክትብል ኣጸጋሚ ኢዩ. ስብሓት ኣራሚ ስጉምቲ አይወሰደን ክትብል ይቐልል. ካሪካሬ ዉጩ ሳልሳይ ግዚኡ ሰኺሩ ኩናት ይመርሕ ምህላዉ ንስብሓት ክሕልፎ ሙኻኑ ንዉጩ ብግልጺ ንጊሩዎ ኢዩ. ኣብዚ ስብሓት ኣብ መንጎ ሩሱን ኩናት ንዉጩ ስጉምቲ ክወስደሉ ኣይከኣለን ዝብል ሙጉት ክቐርብ እንተኾይኑ, ወዲ ሃይለ, ወዲ መምህር, ወዲ ኢሳቅን, በረኸት ፈንጅን ዉጩ ክቕይሮም ስብሓት ከፍቕድ ኣይነበሮን ምባል ከአ ይከኣል. ዉጩ ነዚ ዝካየድ ዝነበረ ኩናት ዓንቃፊን, ኣድላዪ ዘይኮነ መስዋእቲ ክንከፍል ብሕሙም ኣተሓሳስቡኡን ዘሃቦ ትእዛዝ ንጹር ኢዩ ነይሩ. ናይ ዘበነ እምኒ ህልኻዊ ኣተሓሳስቡኡ ምዕቃብ ይቀርቦ ካብ ሂወት ጀጋኑናን, ሂወቶም ከፊሎም ዝተቖጻጸርዎ ቦታትን. ሳላ ዉሳነ ሂወትን ዓወትን ዘዓጅቦም ታሕተዎት መራሕትና ዓወታትና ሰጉሙ. ናይ ዘበነ እምኒ ኣተሓሳስቡኡ ክዕቅብ ኣብ ቐጢን አሉ ከም ኣመሉ ረጊጹ ኣብ ትሕቲኡ ኮይኖም ረቒቕ ውጥን ኩናት ብቕጽበት ኣውጺኦም ዓወት ዘተጎናጸፉ ኣብ ክንዲ ሞጎስ, ናይ ሓሶት ክስን, ንዘቅረቡሉ ሩኡይ ጌጋታቱ ከይሓነኸ ኣብ ቅድሚ ኩሉም ክኽሕድን ተራእዩ. ስብሓት ተራ ኣለዎ ኣብዚ ኢዩ ናተይ ገምጋም. ነቲ ኩናት ክመርሕ ብቕዓት ዘይነበሮ ዉጩ ካብ ግንባር ኣብ ክንዲ ምቕያር, ነቶም ብዉሁድ ብቕዓትን ስራሕን ዓወት ዘጋናጽፉ ዝነበሩ ታሕተዎት ሓለፍቲ ካብ ድኹም መራሒ ከርሕቖም ብዋጋ እቲ ግንባርን ብሉጻት ጀጋኑናን ብምቑማር ምስ ዉጩ ወጊኑ. ከም በዓል ዉጩ ፈጣጥ ሓሶትን ቀጢን ኣሉን ከም ብልጫ ዝርእይዎ ዝመርሕዎ ኩናት, ከም በዓል ስብሓት ንኸም በዓል ናይ ዉጩ ድሑር ኣተሓሳስባ ኣስተናጊዶም ዝኸዱ ተቕላሊ ስታፍን ብዙሕ ክትከፍል ናይ ግድን ኢዩ. ቑልጡፍ መኣረምታ እንተ ዝውሰድ, ብሉጻት ተጋደልትናን ኣብ ግንባር ዓሰብ ኣይምስተሰዉን ኣይምስተማረኹን. ሓኪም እንተዘይማረኽ ክንደይ ዉጉኣት ምድሓኑ. ናይ ወገና ሙሩኻት እንተዘይህልዉ ጸላኢ ናይ ወገና ዓቅሚ ኣይመሃለዎን. ጸላኢ ሰንሰለታዊ ዕንወት ኣውሪዱ ኣብ ተጋደልትና ብሰንኪ ድሑርን ዑዉርን ተእዛዝ ናይ ድሑር ዉጩ ምስ ምትሕብባር ስብሓትን ከምኡ እውን ናይ ኣየኦም ኣይተ ኢሰያስን.
@kemey2169
@kemey2169 2 жыл бұрын
He is telling his history. But remmember one sided history is may or may not be true until it justfied with the other side. Do not conclude with this testament only.
@aynealem6220
@aynealem6220 2 жыл бұрын
@@kemey2169 i understand it is good to hear both sides' story. However, you can draw your own conclusion based on circumstantial evidence. Sibhat is alive. Luckily, many others who who took part in the war are alive and listening to the interview. Wedi haile is challenging and encouranging anyone to despute his part of the story. One may agree or disagee, but wedi haile and mesfin hagos are not in a business of lying. In my opinion they are the most trusted former tegadelti that i know of. They may not give you answers to the questions asked for reasons they only know. For that matter, i believe most former tegadelti have integrity except those who defend isaias. Most of what wedi haile said corroborated with what was said in paltalk by another tegagadalay who participated in the war of dankalia. Many tegadelti spoke about wuchu being the spoiled child of isaias and acted like it before and after independence. I do not believe they all are lying. In addition, I am not in a court of law, which wuchu did not understand nor did he appreciate its presence or absence, that i have to prove beyond reasonable doubt. It is no body's fault Eritrea does not have a court system but ayte isaias' and his cronies'. I appreciate that you shared your concern about making wrong judgement.
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
ኣነ እውን ተመሳሳሊ ርእይቶ ኣለኒ ውጩ ብዙሕ ጌጋታት እናገበረ ብዙሕ ዘይቕኑዕ ኣመራርሓ እናተራእዮ መሪሕነት ኣብ ክንዲ ትኣልዮ መሊሳ እያ ስልጣን ትህቦ ኔራ ፡ ሰብ መሰዋእቲ እናከፈለት ዶ ንሱ ምሰኸረ ይመስለካ ዘገርም እዪ እኳ
@wintana2464
@wintana2464 2 жыл бұрын
ወርቃዊ እንተበልካስ ቶርታን ሻምፓኝ ትገብረሉ መሲልኒ ኔሩ ክክክ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 жыл бұрын
ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ድኣ ኮይኑ እምበር፡ ንሕና ኢና ብዓጸፈታ ከነመስግነኩም ዝግበኣና። ምኽንያቱ ቀደም ነብስኹም ክትብጅዉ ኣንጊህኩም ወፊርኩም፡ ሕጂ ከኣ ብወርቂ ዘይግመት ግዜኹም ኣጥፊእኩም ሕማቕን ጽቡቕን ታሪኽና ክንወርስ ብዘይምሕላል ትጽዕሩ ኣለኹም። ዕጉባት ኢና ብሓቂ🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏። ትሕትናኹምን ክብረትኩምን ከኣ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ኣብ ዝኾነ ሰብ ዘይትረኽቦ ፍሉይ ህያብ እዩ። ዛንታን ኣዛናትዋን ከኣ ከም ቀደም ወለላ መዓር።
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 жыл бұрын
ሰላም ጀነራል ተከስተ ሃይለ ምስ ሓውና ኣንተኒዮ ተስፋይ። ኣዝየ ንዝፈዋ መደብኩም ምኽንያት ግዜ ርእይቶ ከይጸሓፍኩ ዝሓለፈ ሰሙን ሓሊፋትኒ ነራ። ሕጂ እንዃዕ ብሰላም ተራኸብና።ነቲ ቀይሕ ደምና፣ ንእስነትና፣ ከሙኡን ነቲ ወርቃዊ ክፋል ኣካላትና ዝኾነ ሓንጎልና ዝበልዐ ጎላጉል ደንካልያን ካሊእ መርርቲ ግጥማትን ምንግላጽ ንዘራኹሞ ተበግሶ ናይ ዘመና ወይ ናይዚ እዋን ዝበለጸ ኣብ መድያ ካብ ዝቐረቡ ገለጻታት እዩ። ኣንተኒዮ ተስፋይ ንዘራኻዮ ልቦናንን ሃገራዊ መንፈስን ጽረትን ነመስግን። ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ቀደም ብተጋደልቲ ልክዕ ከምቶም ምሳኻን ልዕለኻን ትሕተኻን ዝነበሩ ጀጋኑ ሓለፍትና ልዕል ኣድናቖትን ኣኽብሮትን ነሩካ እዩ ኢሞ ሕጂ እዋን ኣብ ቦቱኡ ኣሎ።
@grmeso6369
@grmeso6369 2 жыл бұрын
Kemzi sebiay ezi wurzuyat eritrawi ewun alewuna kemti geliom zigebriwo zixarefu ziduhulun zey konu hagerawuyan mokonen barya eti bigexey zey rakiwo gin ab eta zimeriha zinebere btami fitahawi bserawit 33 kia aziyu fitiwu minbarun kulu eti serawit ymskir
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 43 М.
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 32 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 13 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 31 М.
Tv Sened Eritra  Interview with B/G Tekeste Haile  25 Sep 2020   Part 2
1:45:54
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 32 МЛН