Tv Sened Eritra 23 Dec 2018 Interview Mr. Mesfin Hagos Part I

  Рет қаралды 150,805

Tv Sened Eritra

Tv Sened Eritra

Күн бұрын

Tv Sened Eritra 23 Dec 2018 Interview Member of Epdp Central committe and Fr eritrean Diffence Minister Mr. Mesfin Hagos Part I.

Пікірлер: 464
@danieltesfazion1189
@danieltesfazion1189 5 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዕቃበታት ዝመልኦ ቃለ-መሕተት ዝገብር ኮይኑ እዩ ይስምዓኒ።
@efremtecle4234
@efremtecle4234 5 жыл бұрын
ናይ መስፍን ጽብቕቲ ነገር ንዘይፈልጣ ኣይፈልጣን ምባሉ እዩ። ብዙሕ ግዜ ስምዒታዊ ኮይኑ ቶሸሸ ኣይብልን እዩ። ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ድማ ዝሓሸ ሓበሬታ ክትረክብ ይገብረካ። ንሕና ከም ሓደስቲ ወለዶ ዝሓለፈ ታሪኽና ብስምዒታውያን ሰባት ተደፊእና እንተሃኒጽናዮ ኣይጠቅመናን እዩ። ሓያላ መጽሓፍቲ ገድሊ ኤርትራ ርእየ ወይ ነቢበ ኣለኹ፣ ግን ሓንሳብ ምስራቅ ሓለፍካየን ተመሊስካ ከም መወከሲ ክትጥቀመለን ትኽል ኣይኮናን። ኣብዚ እዋን ብዙሕ ዝንበብ ናይ ታሪኽ ጽሑፋት ኣሎ። ሚዛናውነቱ ድማ እቶም ደረስቲ እዮም ብዝተኻእሎም ዝዛረብሉ። ናትና ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ካብዚ ዘሎ ናይ ዕዳጋ ዕግርግር ተበጊስካ ዝጸሓፉ ብዙሓት እዮም። ዋግኦም ድማ ክንዲ ታሪኽ ዝምህሩ ናይ ፕሮፖጋንዳ ጽሑፋት ጥራይ ኮይኖም ይተርፉ። ስለዚ ብዝተኻእለ መጠን እቶም ትጽሕፉ ጽፉፍ መጽናዕቲ ገይርኩም ጽሓፍዎ ሰነድ ስለዝኾነ፣ እቶም ንሰምዕ ድማ ንደልዮ ክንሰምዕ ዘይኮነስ ሓቀኛን ሚዛናውን ሓበሬታ ክንሰምዕ ንከታተል። ብዛዕባ ሓደ ሰብ ካብኡ ንላዕሊ ብዛዕብኡ ዝፈልጥ ዘሎ ኣይመስለንን። ብዝኾነ መስፍን ስለቲ ዘለካ ሓበሬታ ነመስግነካ። ከም ለበዋ ግና እዛ ሃገር ሃብታም ታሪኽን ተመኩሮን እናሃለዋ ድኻ ኣይትግበርዋ። ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብቅንዕና ከም ታሪኽ ክስነድ ጽሓፍዎ። የቀንየለይ
@koala10ish
@koala10ish 5 жыл бұрын
yes, we really have to encourage mesfun to write a book...he doesn't sell the truth to score politics? aymeslekan do Efi hawey?
@flmonfilimon8735
@flmonfilimon8735 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ሪኢቶ ተገዲሶም ክዕዘብዎ ከኣ ይምሕጽን
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 5 жыл бұрын
Efrem tecle bitaemi des zebil reiyto
@akiletsegay683
@akiletsegay683 5 жыл бұрын
Really
@eseyaskidane7822
@eseyaskidane7822 5 жыл бұрын
Efriem tecle ሓሳብካ ይድግፎ አያ ንሕና ኤሪትራውያን ብዙሕ ታሪክ አዩ ዘለና ።ታሪክ ህ፡ግ ይኩን አዚ ሕጂ ብህግደፍ ኣባና ኣብ ልዕሊ አሪትራውያን ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒን ኩሉ ክጽሓፍ ኣለዎ።ኣብ ሳህራ ሲና፡ሊብያ፡ማአከላይ ባሕሪ ኣባና ዝወርደ ግፍዒ ንጽባሕ ንግሆ ታሪክ አዩ ሞ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ኣብዚ ጉዳይ ጽቂጦም ኪስርሁ የላቦ።ካልአ ሓደ ጊዘ ዘበብኩዋ ጽሕፍቲ ።ሓደ አስራኤላዊ አዩ ንስኩም አሪትራውያን ፈጠራዊ ዚኮነ ዛንታ ምጽሓፍ ፈጠራዊ ዚኮነ ፊልም ምስራሕ ኣይድልይኩምን አዩ ምክንያቱ ሃብታም ዚኮነ ታሪክ አዩ ዘለኩም አሉ ኔሩ።ስለዚ ታሪክና ይጸብቅ ይክፋ ኩሉ ክጽሓፍን ክስነድን ኣለዋ ብሃላይ አየ።thanks
@denaitmebrahtu3271
@denaitmebrahtu3271 5 жыл бұрын
ከቡር ተግዳላይ መስፍን ሓጎስ ከብረት ይሃበልና ትቭ ሰነድ ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብ
@danieltedros7301
@danieltedros7301 5 жыл бұрын
ኩቡር ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብልዕሌኻ ብዙሕ ኣኽብሮት ኣለኒ ።
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 4 жыл бұрын
I salute u sir. Real man unbiased.
@ኣልፋተስፋ
@ኣልፋተስፋ 5 жыл бұрын
ሓቀኛ ሰብ። ንሰብ ዘይናቱ ኣይህብን ኢዩ። this should be the president
@WediIbrahim
@WediIbrahim 5 жыл бұрын
We love you baba Mesfin❤😎👍
@tesfitmehari6511
@tesfitmehari6511 5 жыл бұрын
An increadible man ,hero and always great of all eritrean fighters .and is one of the top eritrean favoraite and lovley real eritrean
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ኣርሓ ሰውራ ጅግና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ሎሚ ተገጣጢምና ኢና ብኣኻ ዝመጸና ዜሮዩ ተጻዋርነትና ብፋስ ንክንመታትሮ ኣይጽግመናንዩ!!!!
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
30.000qetlu eyu mexi
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jn 100.000ሽሕ እንበር!! ብጽብጽ ኣንድያሞ ጥራይ
@weditesfay629
@weditesfay629 4 жыл бұрын
@@adunyaasmera3581 ane zgermeni ezom texarefu kulatkum smkum aytqemun ekum
@ቀዳማይዙርያ94
@ቀዳማይዙርያ94 5 жыл бұрын
Thanks ወርቃዊ ዘርባ ኣቦና
@ኣነንንስኹምን
@ኣነንንስኹምን 5 жыл бұрын
ብዙሓት ድንግርግር ዝብሉ ዝነበሩ ዘነጸረት ቃለ ምሕትት። የቐንየልና ኣቶ መስፍን ሓጎስ።ታሪኽና ንጹር ክኸውን ካልኦት ዓበይቲ መራሕቲ ህግሓኤ ውን ኣብ ቀጻሊ ከተቕርቡልና ንምሕጸነኩም። የቐንየልና።
@msgnaBerhe-xi9rg
@msgnaBerhe-xi9rg 4 ай бұрын
Alla Mesfin hagos he is very reserved about his thoughts
@mahdereandom2059
@mahdereandom2059 5 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ትኽ ብ ትኽ ኢያ ዘረብኡ። I need a book our Hero!!!!!
@jaki9653
@jaki9653 5 жыл бұрын
God bless you mesfun hagos ni seb wela tsilayo gin zeynatu aytihbin eka you tell the truth always.
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 5 жыл бұрын
Mesfin hagos spoke the truth but i don,t think the journalist is Eritrean or he has Eritrean agenda.
@tesfaalemmedhanie4810
@tesfaalemmedhanie4810 5 жыл бұрын
Respect for him!
@yobinobimensay6353
@yobinobimensay6353 5 жыл бұрын
ብሳላኹም ተወሊድና ናጽነት ሂብኩምና ታሪኽኩም ኣብ ሰነድ ይጸሓፈልና።
@germaiab4962
@germaiab4962 5 жыл бұрын
ብዞም ጀጋኑ ንሕበን እምበር በለካ ለኸዕካ ኣይዛነን።
@amanuelkidane6804
@amanuelkidane6804 5 жыл бұрын
ካብዞም ብስም ተቃወምቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝብድሉ ዞሎ ው በዓለገታትዝሓሸ እንብሎ መስፍን ሓጎስ
@kesetearaya5787
@kesetearaya5787 5 жыл бұрын
ኣቱም ሓቂ ብምዝራቡ መሪራትኩም ደላ ጸላም ከብዱኹም ትቶኩስ ደቂ ጎሓፋት
@Asmara2b
@Asmara2b 5 жыл бұрын
Much respect for Selfi Netsanet(ShaEbia) and G-15(ShaEbia) during and after the struggle for Eritrea's Independence. They are always brave tegadelti of Eritrea. But no respect for hgdef(ShaEbia).who are dictating Eritrea. They have come too far from the struggle and become Coward tyrants crossing the line. Yes Eritrea has to differentiate who is what. Weyane are never the threat to Eritrea but those who are threatened by Eritrean National Conference in Weyane land just for a change from hgdef tyrannical rules in Eritrea. Selfi Netsanet and G-15 means democracy rules in Eritrea which also seems WaEla kidan Eritreawian, WaEla Biet Georgis as far as I am concerned. May God Bless Eritrea! Jesus Peace!
@mezekrmezgebe8609
@mezekrmezgebe8609 5 жыл бұрын
ቲቪ ሰነድ፡ ዘተ ጽቡቕ ስለዝኾነ ምዝታይኩም ድማ ጽቡቕ ኢዩ። ካብ መብርሂ ኩቡር ሚኒስተር መስፍን ዝበርሃለይ’ኳ እንተዘየሎ ብዛዕባ ሓንቲ ጥራይ ክዛረብ። ሓርበኛ የማነ ተኽለገርግሽ ኣብ ካልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤ ሚ/ር መስፍንን ኢብራሂም ዓፋን፡ ከምኡ’ውን ሓርበኛ ቢተውን ከምዘይተሳተፉ ኢዩ ዝገልጽ። ሓን ሳብ ጥራይ ኣይኮነን። ኣብ መጽሓፉ ኣብ ገጽ 342,347ን 365ን ኢዩ መስፍን ኣብ 2ይ ጉባኤ ሰልፊ ከምዘይነበረ ገሊጽዎ። ምኽኒያቱ ክገልጽ እንከሎ ድማ መስፍን ካብ 1979 ካብቲ ሰልፋውን ውድባውን ኣባልነት ማ/ሽማግለ ተሰጒጉ ምንባ ሩ’ዩ ዝገልጽ። ኣብዚ ናይሎሚ ዕላልኩም ግን መስፍን ከምተሳተፈ’ዩ ዝገልጽ። ሕቶይ እምባኣር ሓደ ካብ ኣባልነት ዝተሰጎጐ ነበር ከመይቢሉ ኣብ ጉባኤ ከምተሳተፈ እንተዘብራሃልና። እንተ የማነ፡ ነጸላ ዝተኸድኑ ተሳተፍቲ ከምዝነበሩ ስለዝገልጽ፡ እምነተይ'ኳ እንተዘይኮነ ምናልባሽዶ ሚ/ር መስፍን ካብኣቶም ነይሩ ኮይነ? ወይ’ውን ምናልባሽዶ መስፍን ኣብቲ የማነ “ናይብሕሶት” ዝብሎ ጉባኤ ውድብ ተሳቲፉ ኮይኑ? ንሎሚ ምስ እልፊ ሕቶታተይ ናይ’ዛ ዝሓተትኩዋ መልሲ እናተጸበኹ እፋነወኩም።
@michaelteweldebrhan8050
@michaelteweldebrhan8050 5 жыл бұрын
Mr Mesfin hagos malet mexhaf nay taric malet u 24 hr kitsemo aytshgern btami resin fetawi haki u
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 5 жыл бұрын
Good Job tv sened Eritrea.
@ademismail9140
@ademismail9140 5 жыл бұрын
I have a question .How was Ibrahim Afa ' s airing to fighters and to people.?. Was decoded like Sebhat
@Sador_1
@Sador_1 4 ай бұрын
????
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 5 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ክነፍዕ። i like him
@adeynbeyna6598
@adeynbeyna6598 5 жыл бұрын
Kemzi aynet mizanawi & hakegna tekawamay Mara yu des zbleni coz b2 side sletmahar thanks mesfn hagos! Wala hgdef tekonku tekawami party hizka Eritrea kriaka bahagi aleni
@shida2004
@shida2004 5 жыл бұрын
ክልተ ዘይቃደው ሰባት እዮም ብሐንሳብ ኮፍ ኢሎም ዘለው።ሐታቲ ንህዝባዊ ግንባር ዘይፈቱ ዘይአምን, መስፍን ሐጎስ ብስሪሒት ህዝባዊ ግንባር ዝአምንን አባሉ ምንባሩ ዝኾርዕን።
@teklaygebremariam4168
@teklaygebremariam4168 5 жыл бұрын
ኣነ ከም ትግራዋይ ንእሽቶ ቆልዓ ድምፂ ሓፋሽን ድምፂ ወያነ ትግራይን እንዳሰማዕኩ ዝዓበኹ ስለዝኾነ ንህወሓትን ንህዝባዊ ግንባር ተጋደልቲ እናፈተኹ ዝዓበኹ ስለዝኾንኩስ መስፍን ሓጎስ እንትብሃል ዓወት ተጋደልቲ ህግሓኤ ዓፈዓበት ትዝ ይብለኒ ልክዕ ከምቲ ናይ ኣልጌና ምድሳስ ውቃው ዑቕበ ኣብርሃ ትዝ ዝብለኒ ልክዕ ከምቲ ዓወት ፈንቅል ናይ ሰምሓር ባፅዕ ጴጥሮስ ሰለሞን ትዝ ዝብለኒ!ኤርትራ ከምትምኒት ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ከምትምኒት ዓብደልቃድር ከቢረ ከም ትምኒት ኢብራሂም ሱልጣን ሙሉእ ሓርነትስ መዓዝ ኮን ኢኺ ትረኽቢ ከም ተጋሩ ከም ትግራዋይ ነዚ ኣምሪረ ይናፍቕ ንዓይ እውን ማራ ስለዝጠቕመኒ
@tsegaywolday6231
@tsegaywolday6231 5 жыл бұрын
መስፍን ሓጎስ ኣብ ሓቀኛ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ዝምስክር ኣብ ምስሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝነብር ጅግና እዩ፡ኣብ ክብርን ትሕትናን ዝምርኮስ ፡ተብህለ ኢሉ ዘይደግም ዝፎልጦ ግን ብቅንዕና ኣብ ምግላጽ ድሕር ዘይብል ኣቦ ታሪክ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ምሉእ ጥዕናን ንዓካን ንስድራካን ይኩነልካ።
@hadiahsolomon5590
@hadiahsolomon5590 5 жыл бұрын
ጅግና ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ
@tecleabraham3797
@tecleabraham3797 5 жыл бұрын
medicore journalist, wonderful interviewee. Mesfun is indeed a respectable person with a perfect integrity! for that i respect him!
@koala10ish
@koala10ish 5 жыл бұрын
Please please guide me on how to contact this brave and honest man who is an Eritrean treasure? Does his party have an e-mail?
@babylon6078
@babylon6078 5 жыл бұрын
መስፍን ናይብሓቂዩ ፖለቲከኛ ሰብ ሓቀኛ ይኹን አይኹን ብዘይገድስማለትዩ ምክንያቱ ነቲ ዘአመነሉ ቃልሲ ተወፍዩ መሪሑዩ ዓስቡ ከማን አይረኸበን ብሃላይየ ድዛረቦ ድማ ተጠንቂቁዩ ዘቀምጥ ንዘይፈልጦ ወይውን ንዘይነበሮ አይፈልጦን ይብል ንሱዩድማ ብሱል ፖለቲከኛ ዘብለካ ናይ ብዓል በለካ ለክዓካ ፖለቲካስ ንርዮ አለና። በቲ ካልአ ድማ አዚ ጋዜጠኛ ንመስፍን ወጣሪ ሕቶታትውን ክሓቶ አይርአኹን ጋዜጠኛማለት አንታይማለት ድዩ ግዲ ኢንቨስትጌት ምግባር ዘይኮነን ስርሑ አበይድአሎ ቻለንጅ ዝገብሩ ሕቶታት: ብዝኮነ ክትፈርሖም የብልካን ነቲ ዝግብኦም ክብረት ከየጉደልካ ነቲ ክሕተት አለዎ ዝበልካዮ ግን ብድፍረት ሕተት ካብ ብዓል ክሪስቲያና ኣማናፑር ናይ ሲኤንኤን ጋዜጠኛ ወይ ውን ሃርድቶክ ናይ ቢቢሲ ብዙሕ ክትምሃር ይክአልዩ። በቲኮይኑ በዚ ግን ቁሩብ አስተኒፊሱሎ መስፍን አንበር ብዙሕ ሚስጥር ከምዝሓዘሞ ክዛረብ ከምዘይደልዩ ዝርአየካ ተስፋ ይገብር ድማ አብመጽሓፍ የስፍሮ ክህልው መቸም
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 4 жыл бұрын
ብሽም ምስጢራዊ ሰልፊ ዝቀዘፍኩሞም ጀጋኑና ታሓተቲ ኢኹም። ክትሽፍነለም ኣይትፈትን።
@kesetearaya5787
@kesetearaya5787 5 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ !!
@michaelhabte8086
@michaelhabte8086 5 жыл бұрын
The one that I have seen best journalists is from sbs radio 📻 Beyene Semere
@habtommehari5148
@habtommehari5148 5 жыл бұрын
Mesfin hakena haki haki eya sebeay
@Ted_wolf_1
@Ted_wolf_1 5 жыл бұрын
Good job Mr Abona MesFin!!
@6257-r4y
@6257-r4y 5 жыл бұрын
እዚ ሰብ ሰብ ስለ ዘይዘልፍ ይፈትዎ ወላ ኣይቀበሎ ሰብ ዘይምዝላፍ ግን ጽቡቕ ኢዩ ኣብ 9/2004 ሰሚዔዮ ነይረ ሽዑ ውን ክዘልፍ ኣይሰማዕኽዎን
@6257-r4y
@6257-r4y 5 жыл бұрын
@@giwaltadese4460 ግዝላፍ ሓቂ ምዝራብ ማለት ኣይኮነን ሓቂ ክትዛረብ ውን ሰብ እንዳዘለፍካ ኣይኮነን
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 5 жыл бұрын
62570 1483 ሓታታይ ስ ጠቅላላ ንቅሓት የብሉን ሚስካናይ አአአአአአአ ክብል ይውዕል ድኹም ሰብ አዩ ።
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
@@embayetewelde4336 SEB MKUNXAB DEA NEFIKA ALKA.
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ 5 жыл бұрын
ናይ መስፍን ሓጎስ ተሕጉሰካ ነገር ሓሶት ኣይ ፈትዋን እዩ
@በብመንገድናሂወትክንስጉማ
@በብመንገድናሂወትክንስጉማ 5 жыл бұрын
ጻዕዳ ብጻዕዳ እያ ዕላሉ
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ 5 жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ንዓ ሓሱ ኢልካዮ ዘይ ሕሱ ተጋዳይ ህዝባዊ ግንባር እዩ ከምዞም ወኻሩ ኣይ ኮነንነ
@kingnzala4240
@kingnzala4240 5 жыл бұрын
ወዲ መን ኮይኑ ክሕሱ ሓሰውቲ ኣይወለድዎን ።
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ
@ኤርትራሃገረይ-ኀ9ቀ 5 жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ዓዜን እዞም ወኻሩ ናይ ሓሶት ጣውላ ቀሪቦም እንተዘይ ኣስሒቶሞ እበር ከምዚ ዝበልካዮ ካብ ቤት ሓቂ ዝተወለደ ሓቂ እዩ መንገዱ
@ትሽዓቲኦምስድራይ9ቴናስድ
@ትሽዓቲኦምስድራይ9ቴናስድ 3 жыл бұрын
ሎሚ እንዶ ፋሕ ኢላቶ መስኪናይ
@eliasson3889
@eliasson3889 5 жыл бұрын
ጽሩይ ህዝባዊ ግንባር ኢኻ መስፍን ሓጎስ! ህዝባዊ ግንባር ማለት መስፍን ሓጎስን ኢሰያስ ኣፈወርቂን ኢዮም። በዚ ዝጠራጠር እንተሎ ጽቡቕ ጌሩ ደጋጊሙ ነዚ ቃለመጠይቕ ክሰምዕ ንመኽሮ!!!
@habeshamusic201
@habeshamusic201 4 жыл бұрын
Was Tesfay Temnewo talking about the same Mesfin Hagos who betrayed a Doctor (forgot his name) during the fight against Dergi?
@trgaemehari2175
@trgaemehari2175 5 жыл бұрын
Ane kem menasey meten zehsu hatewtew zeybl mesfn trah eyu
@eritrahagery2688
@eritrahagery2688 5 жыл бұрын
ኩብር ተጋዳላይ ብጻይ መስፍን ሐጎስ አስካ ካብቶም ን ኤርትራ ኤርትራ ክትክዉን ደምካን ራህጽካን ዝፍሰስካላ ሐደ ኢካ ግን ? ? ? አባካ ዘለኒ አክብሮት በዚ አጋጣሚ ክገልጸልካ ይፈቱ ። ምስ ጀጋኑ ግንባራት ትመርሕ ኒርካስ ሕጂ መዞም ታሪካ ክጥምዙዙ ፋሕተር ዝብሉ ዘለዉ ናይ ታሪክ ጋሐፍት ከምዚ ኢልካ ቓለመጠይቕ ክትገብር ብጣዕሚ ዘሕዝን አዩ አቲ ዝሐተካ ዘሎ ተስተዉዕለሉ ዘለካ ሐዲ ጂግና አንበሳ ጻሐይ ዘድነነ ብጻይ መስፍን ሐጎስ ምስ ዋካርያ ኮፍ ክብል ሲ ብጣዕሚ አዩ ዝገረም
@yonasmihrteab9685
@yonasmihrteab9685 5 жыл бұрын
this journalist try to drged tegdaly margin for his agenda but hero mesfin hagose he didn't give him a chance tank you even though tegdaly mesfin different political view with President afewerki but he respect him never talk trash about EPLF thats wise and a good man Tegadaly mesfin he is EPLF then he is EPLF now never change that's why we respect him .
@tesfeombeyene1341
@tesfeombeyene1341 5 жыл бұрын
ኩቡር ገዲም ተጋዳላይ ኣቦ ጅግና ክብረት ይሃበልና
@medhingebremedhin3068
@medhingebremedhin3068 5 жыл бұрын
Tesfeom Beyene emanuela videos
@yonatangoitomgoitom7766
@yonatangoitomgoitom7766 5 жыл бұрын
Denkoro journalist.. Agame tehato heto memika zeytemexe..... Wardeya feten
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 5 жыл бұрын
ይሓግዝኩም
@erientertainment9490
@erientertainment9490 5 жыл бұрын
Thanks ety haki mizrabka nay bahaki tegadalay
@jonijonizeru8308
@jonijonizeru8308 5 жыл бұрын
btami mesfn Adnikeka haki Zeyfelti tarik mblshaw
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 5 жыл бұрын
Hero ሐቀኛ ንሰብ ዘይናቱ ዘይህብ
@elltabein3817
@elltabein3817 5 жыл бұрын
ወዲ ሃጎስ ጅግና ብህዝብን ተጋደልትን ንሱ ምስ ወጸ አይተአመናን
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 5 жыл бұрын
B average 200 gizie እእእእ....elu ezi hawsi gazetena.Jigna tegadaly and tarik zmele sebay b kemzi gazetena kihitet ay agebkun.miknyatu zyada kibirber zelewo tarik zhaze SEB u Kubur tegadalay Mesfin Hagos.ab kexali tedalika mxae kemziom sebat kithatt keleka.Thanks for today.
@eritreaweymot
@eritreaweymot 5 жыл бұрын
Mesfn Hagos haqena qnuo seb odmen tonan yhabkum klukum sle hzbn hagern Eritrea tqalesu zelekum jeganu Eritrea:: Egzahbiher n Hzbna n hagerna Eritrea zhalefe sqayka zmexe rahwake ybelena: Isseysn seoabtun shewoate meoamuq yetwom fetari kem dyablos: hzbn serawtn Eritrea nzelalem krhwo:
@amannegus8465
@amannegus8465 5 жыл бұрын
ህይወት ኣብዛ ዓለም ሓጺር ስለዝኾነ: ከም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝኣመሰሉ: ኣብ ሓርነታዊ ቃልስና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበሩ: ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ህልኽን ዘይብሱል ዕላልን ጊዜ ካብ ምጥፋእ: መጻኢ ወለዶ ክመሃረሉ ዝኽእል: ብዛዕባ እቲ ተቐቢሩ ዘሎ ሃብታም ብረታዊ ቃልስና: መጽሓፍ እንተዝጽሕፉን እንተዝምህሩን: ክንደይ ምጸበቐ::
@yenaszekariaskosaterewedis5310
@yenaszekariaskosaterewedis5310 5 жыл бұрын
Kemey elu metshaf kitsihf??? Iseyas azizuni seb eketil nere elu metsihaf kitsihf ezi wekariya mesfun Hagos entay tsubuk tarik alewo diyou ab biretawi kalsina????? Etom hagerawi tarik metshaf kitsuhfu zikelu jeganu, serawit merihom measkerat nay tselai zekatselu kulom ab godagud eyom tehayirom zelewu. ezi mesfun Hagos eyou durue wey bitweded aykonen.
@Daniel-xt7oy
@Daniel-xt7oy 5 жыл бұрын
Aman Negus BARNET AMSIOM EMBER NASNET AYEMSUON
@azekridngl1817
@azekridngl1817 5 жыл бұрын
Hawey giga yklaley Habesa Eka mesleni natka zeytqoxr Ldet natna gina Eyu Elet 07.1.2019.okkkkk
@hakinzareb849
@hakinzareb849 5 жыл бұрын
ኣነስ ብዛዕባ እታ ኣብ 1994 ናይ ስንኩላን ማይ ሓባር ምስ ዓሊሰይድ ኮንኩም ፍታሕ ከነምጽእ አና አልኩም ዝመለስኩሎም ብዛዕቡኡ ገለ ክትብለና ይጽበ።ክሳብ አዛ እዋን ግን ኣልዒልካያ ብዘይምፍላጥካ ቁሩብ ሕርክርክ ትብለኒ አያ ምክንያታውን ኣይትርደኣንን ንምንታይ ከም ጎሲካያ ከምትሓልፍ ውን ።
@teweldehabtezion8130
@teweldehabtezion8130 5 жыл бұрын
ገሊጽዋ እዩ በዛ ጉዳይ ምስቲ ቅድሚኡ ዝነበሮም ምፍሕፋሕ ስንብታ ካብ ምኒስትሪ ምክልኻል ሓቲተ ተሰናቢተ ድማ ኢሉ
@hakinzareb849
@hakinzareb849 5 жыл бұрын
@@teweldehabtezion8130 ሓወይ፡ብዛእባ ናይ 1994 ናይ ማይሓባር ስንኩላን አየ ዝብለካ ደለኩ
@teweldehabtezion8130
@teweldehabtezion8130 5 жыл бұрын
እወ ምስ ኤረና መሊስዋ ኣብ ሂወተይ ዝተበሳጨኹሉ ግዜ ንሳ እያ ኢሉ የውሃንስ ተስፋማርያም ሓቲትዎ ኔሩ ዋላ ናይ ኢብራሂም ኣፋ ኣብ ኣርካይቭ ፈትሾ you tube ab 2012 eyu mesleni
@eri-pride
@eri-pride 5 жыл бұрын
TV Senet, a channel which the only time gets a large viewers when Mesfun Hagos speaks only. I am sure they don't like him because he don't invent story like they want him to, but they invite him anyway because they want more views. I believe Mesfun Hagos should stay away from joining any opposition, he should create his own Eritrean People's Party (EPP) . The oppositions want him because he is the only person who is respected by many people on both aisles, they hate him because he is not saying what they want him to say.
@Asmara2b
@Asmara2b 5 жыл бұрын
What seems the problem for Eritrea in this case is Ginbar ShaEbia, Ginbar tyrants, not weyane. Selfi Netsanet ShaEbia G-15 are always the solution for Eritrea. Merry Christmas!
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 5 жыл бұрын
i like it.
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 жыл бұрын
መስፍን ዝወጻኻሉ ዕላማ ኣይትፈልጥን ኢኻ ኮይኑ ሕጻን ኣይኮንካን ቀዳማይ ጽላኢ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ዘለኻሉውን እናረኣኻ ርእስኻ ኣድኒንካ ምኻድስ ዘውጻኣካ ዘይምፍላጥ ድዩ ብሓጺሩ ጀጋኑስ ነርክበሉ እናበሉ ደሓን ጸላኢ ንስጎግ ኢሎም ብድሕሪኡ ኣፎም ምስከፈቱ ብገለኹም ተኸዲዖም ኣበያለው ስብሓት ጠላም ኣርኪቡዎ ንዓኻውን ኣብዘለኻዮ መጺኡ ከይጸፍዓካ ተሓባእ ናትካ ርእይቶ ዝፍውሶ የለን
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 5 жыл бұрын
ሓታቲ : እትሓቶ ሕቶታትካ ኣቀዲምካ ኣጽንዓዮ : :
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
መስፍን ኣጆኻ ኣቦ ፍትሒ ቓንዛ ህዝቡ ዝስምዖ!ሸፋቱ ህግደፍ ዝዓንዉሉ ግዜ ቐሪቡ ኢዩ ኣጆና!ዓወትን ቕሳነትን ንህዝቢ ኤርትራን ልኣላዊት ሃገርናን!ሞት ንሸፋቱ መግዛእቲ ህግደፍ።
@elunatey541
@elunatey541 5 жыл бұрын
Geltam mesfn wn ko hgdef u gena wn metkelu kema ya nsu zbl bzelo fthi u
@Sulinaist
@Sulinaist 5 жыл бұрын
Tegadalay Mesfon Hagos gigna I ❤️❤️🇪🇷👍
@اريترياالحروي
@اريترياالحروي 5 жыл бұрын
Mesfen hagos nay bhaki jegna eu eti haki kea kula gelixwa kedmi heji wn ab kale interview geru neru ezi sebay haki eu zezarb btami nfeu tarik ketweyo wey ketmezezo ay delen eu neti tarik kulu eu zefleto zwalelu sel zekon men yengerka zwale eqa yeblu abotat nay bhaki mesfen hagos edmen tenan yehabka great
@iloveulife6114
@iloveulife6114 5 жыл бұрын
Yes
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 5 жыл бұрын
I Love መስፈን ሓጎስ ነታ ዝነበረት ከም ዘላታ እዩ ኮፍ ደብላ ሰብ ጸሌኤ ኢሉ ኮ ከምዞም ገሊኦም ዘይ ሕሱ ምኻኑ ማራ ኤዝፈትዎ ኣብ ክሉ ዝገብሮ ኢንተርቪዩ
@andayghebrehans2082
@andayghebrehans2082 5 жыл бұрын
zwala yngari eu
@bilienhabtemaryam9745
@bilienhabtemaryam9745 5 жыл бұрын
መስፍን ሐጎስ ዝበዝህ ጊዜ ናኢሳይስ ባሕርያ ዝተቀረ ድህሪ 2001 ምስ ምእሳር ጅ 15 ክምዝኾነ፡ ቅድሚዩ ፡ቑኑ ከምዝነበረ ክገልጾ ይስማ ዩ፡ እዚ ጠባይት ናኢሳያስ overnight, ወይ ኣብ ሓደ ለይቲ ዝተቀየረ አይኮነን ምሲኡ ዝአርገ ናይቀደም በሕርያቱ ኣዩ፡ ስለምንታይ ደ አ መስፍን ካብ ጌዜ መንካአ 1973 ስጋብ 2001 ብሃባር ድሰርህዎ ህማቅን ጽቡቅን ደይነግረና።
@filmon5121
@filmon5121 3 жыл бұрын
ትክክል
@በብመንገድናሂወትክንስጉማ
@በብመንገድናሂወትክንስጉማ 5 жыл бұрын
ተባዕታይ ኢኻ በሓቂ
@drarleytidenden4172
@drarleytidenden4172 5 жыл бұрын
Seven minutes untill he asks the first question !! Why too long introduction? Really time consuming.
@yosephsande8040
@yosephsande8040 5 жыл бұрын
Selam dea ab Eritrea ember meas Nairobi n ethiopian win dima southafrican Alo.?
@aronberhan1721
@aronberhan1721 5 жыл бұрын
ክቡር መስፍን ሃጎስ እድመን ጥእናን ይምነየልካ
@tesfitmehari6511
@tesfitmehari6511 5 жыл бұрын
Antum titsarefu zelekum humumat ekum 'mber mesfin hagos meteka'ta zeyrikebo almaz nay eritrea kem zikone kulu eyu zimskirelu period
@LetsGo-vm1wq
@LetsGo-vm1wq 5 жыл бұрын
Good job Tv Sened........
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 5 жыл бұрын
አዚ ትገብርዎ ዘለኹም ከም ሽሙ ምስናድ ሰነድ ስለ ዝኾነ ክተባባዕን ክምስገንን ዘለዎ መደብ ስለዝኾነ ምስ ብዙሕ ምስጋናን ኣኽብሮትን ድኽስምኩምን ግዜኹምን ዝበልዕ ምኻኑ ይፈልጥ'የ አንተኾነ ምእንቲ መጻኢ ወለዶ ክይተሓለልኩም ክትቕጽልዎ ኣምላኽ
@faahhiwet8816
@faahhiwet8816 5 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@ስነጥበብሃገርናመይቱ
@ስነጥበብሃገርናመይቱ 5 жыл бұрын
ኣታ ነዚ ከዳዕ ኣቦታትና ኣብ ትሕቲ፡መሬት ክሰፍሩ ምስ ኢሰያስ ዝታሓባበረ ወዲ ሓማሴን ላህማም፡ዘይትኽዉልዎ ኢኹን ኢናታይ ክንማሃር ኢልኩም፡ካብዚ ደምና ዝሰተየ ሰብ እዞም፡ሰባት ክጸንቱ ጥራይ ዩ ዘለዎም፡ከምቲ ዘጽነቱና
@yosephsande8040
@yosephsande8040 5 жыл бұрын
Kiddmo ab tigrayka tesenber
@wedikeshi2414
@wedikeshi2414 5 жыл бұрын
Journalist bejaka hitotat shemdido. Mesfin Hagos protokoll zerba btaemi xbuq. Hto russia aglsa entay malet u. alla fall tack
@solowedi9749
@solowedi9749 5 жыл бұрын
Jigna Mesfin haqi haqi deA habom ezom hasot dirarom ere dea yitAmom ember haqi aytilwetin eya Hatati dima mebaEtawi filtet eka zeleka aytimealin HiWeHaT eka kitbl zeytikiEl teseter bejaka
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ክትራኣይ ክትስማዕን እንተደሊኻ ናይ በይንኻ ፕሮግራም ጌርካ ተዛረብ ? እቲ መድረኽ ዘይተመለሰሉ ቡዙሕ ኣሎ
@ዘመነሉቃስ
@ዘመነሉቃስ 5 жыл бұрын
ጄኔራል መስፍን ነበር ተጋዳላይ ንነጻነት ኤርትራ ዋጋ ድከፈልካ ጅግና ታሪክ ቅያ ድሰራህካ ኢካ ጀግና መስፍን ሕጂ ውን ናጽነት ኤርትራ ክንመልሶ ነዛብእ ከይንህብ ተድልየናን ትጥርንፈና ትክእል ኢካ አሞ ሀየ ህጅ ከማን ሀገር ተገድሰና አያ አቲ ደላቶ ኩነት ግዜ ከይወሰደ ኢደይ ኢድካ አዩ ጊዜ የገድደና አዩ አሞ ሀየ ሕድሪ ስውኣትና አብ ተግባር ክነውእሎ ትጠቅመና ጅግና ኢካሞ ተወፋይነትካ ከመይ እዩ??!!!!!!!
@segumsemere1635
@segumsemere1635 5 жыл бұрын
gedem tegadalay wedi hagos
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 5 жыл бұрын
😍👍👍👍👍👍
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 5 жыл бұрын
ማዓስ ድኣ ጀነራል ኮይኑ ሳክት ሃለውለው ትብሊ
@ዘመነሉቃስ
@ዘመነሉቃስ 5 жыл бұрын
@@merhawitesfu427 አጀውጀወ ኢለካ ምሽ ተጋዲሉ ደጋለ ጅግና ጄኔራል ማዕረግ እንተይውሀዶ አበዝሆን እዩ
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 5 жыл бұрын
@@ዘመነሉቃስ መጀመርታ ሞ ትግርኛኺ የዐርዪ።ደሓር ከኣ ተጋዲሉ ክንደይ መንእሰያት ከኣ የህሊቑ።እንታይ ዝገበርዎ ኣለዎም እዞም ሸፋቱ።ዶስ ካብተን ኣብ ሜዳ ከሎ ዝረውአን ዝነበረ ኢኺ።የግፍሓኪ ኔሩ ክኸውን ኣለዎ'ምበር ኣልዕል ኣቢልኪ ዶ ደኣ ጀነራል ምበልክዮ ገፋሕ መሸኒት ክክክክክክክ
@berhantsibahberhanu620
@berhantsibahberhanu620 5 жыл бұрын
well could this be also false alarm..for we do not know if this even truely had taken place? I am skeptic about this whole issue but I wish him well if this is true...for the so-called ministers mostly do not utter a word or two due to fear. people are so screeching as a result of extreme fear. poor people how can they live in this condition when all other neighbors are having a decent living standard like Kenya, Uganda, Rwanda and so on...
@esayasmehari7045
@esayasmehari7045 5 жыл бұрын
Tv sened weiane zeitebel. Hezbawi harenet tigray do gele tebel. Entay ekum ne weyane mara tekberewom .
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 5 жыл бұрын
what matters is eplf with all its imperfections has brought eritrean independence successfully & diffended eritrea sovereignty from its sworn enemy woayane and their providers and humilate them miserably
@dawnveradawnvera9006
@dawnveradawnvera9006 3 жыл бұрын
I am sorry but Eritrean independence is the work of many people and many organisations. EPLF was but one .
@aklilubeyney1109
@aklilubeyney1109 5 жыл бұрын
Ato mesfun hagos harbeghna enber neber aykonen
@Weki1975
@Weki1975 5 жыл бұрын
Kkkk aye gazietegna iseyas eyu ktblu aribukum enber eti haqi Ezi mesfin zbelo eyu Bejskum hferu ab social media kefiekum hjis
@menkem7438
@menkem7438 5 жыл бұрын
BELAY GHERE Entay maletka eyu jelfaf
@hadasyohanneskafela8939
@hadasyohanneskafela8939 5 жыл бұрын
Asylum case Syria how to proceed i am in Hunger not
@rafaelmichael6844
@rafaelmichael6844 5 жыл бұрын
Tekamerti haki meriratkum mesfun hagos tiray eyu hakena teqawamay seb zezlf
@yewhansnetserab4907
@yewhansnetserab4907 5 жыл бұрын
Mesfun hagos nay behaki tegadalayn hakenan eka
@tedrosghebrezgabher3438
@tedrosghebrezgabher3438 5 жыл бұрын
ኣቶ መስፍን፡ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ርእዩ ኣይፈልጥን እዩ።
@merhawitesfu427
@merhawitesfu427 5 жыл бұрын
እዚ ሰብ እዚ ሓደ ካብቶም ብደም ንጹሃት ኤርትራውያን ዝሕተት ኢዩ።ኢሰያስ ኣብዚ ንኽበጽሕ ኣጀኻ ዝበልዎን ማዓኮሩ ዝሕልዉን ዝነበሩ'ውን ዩ።ክሳብ ሕጂ ከኣ ናቱ ኩርኩር ኮይኑ ዝጓዓዝ ዘሎ ልሙስ ሙዃኑ ኣጸቢቐ ይፈልጦ ኢየ።እዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ኣብታ ናይ ጽባሕ ንጻ ኤርትራ ከይሕተትን ንጹህ ንምምሳልን ዝገብሮ ዘሎ ሙዃኑ'ውን ኣጸቢቐ ይፈልጦ ኢየ።ተጋጊኻ ዝብል እንተሎ ይሕተተኒ።
@zakikahn4311
@zakikahn4311 5 жыл бұрын
Jornaliste no good go to school
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 5 жыл бұрын
Anta anes ykreta dea gberuley ember bsenki wedi afewerki tegedalay zbahal xelie abom emnet zbahal zeybley
@hiwetbtesfa3939
@hiwetbtesfa3939 5 жыл бұрын
ብፍጹም ብቅዓትን ሕቶታትን ናይ ጋዛጠኛ ዘሕፍር እይ። ብዘየገድስ ግን መልስታት ናይ መስፍን ሓጎስ ግነ በቲ መልስታቱ ጅግንነቱን ሓቅነቱን ዘመስክር ጥራሕ ዘይኮነ ንጹርን ቅኑዕን መምሃሪ ንመጻኢ ትውልዲ እዩ በሃላይ እየ።
@janbe7051
@janbe7051 5 жыл бұрын
እዚ ሓታታይ ለኽባጥ ዩ መዳናገሪ ከጋግዮ ህር ይብል ከመይ ድራር ኣረጊት ዝብኢ ኹን። ንምንታይ ብዝዓባ ጀነራል ይሓሓቶ።ክሓቶ ተኮይኑ እቲ ስርሒት ብኡኡ ተሰርሑ ክኸውን ኣሎዎ። መስፍን ነቲ ግዳይ ከምሰቡ እዩ ዝሰምዕ ዘሎ ። ንምንታይ ግን ወዲ ዓሊ ዶ ብዘዓባ ጀነራል ስብሓት ዘጓነፎ ኣብዚ ኮለል ዘብሎ ? ንተጋዳላይ መስፍን ግን ከመስግኖ እደሊ ሰለ እቲ ናይ ሜዳ ብኣካል ዝወዓሎ ጅግንነት ክሳብ ወራር ወያነ ዝነበርካዮ ዝሃብካና ሓቅነት ነመስግነካ።
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 жыл бұрын
ንመስፍን ሓጎስን ኤርትራ ናጽነት ንኽትመጽእ ብተውፍይንት ዝተቃለሰ አብ ልዕሌኦም ዓብይ አኽብሮት ኢዩ ዘለኒ እንተኾነ ግን ብዛዕባ ኢስያስ ክዛረብ ኮሎ ግን ቅሬታ አሎኒ ኢስያስ እዚ ኩሉ ጭካነ ሕጂ ዝፈጦሮ አይኮነን።
@Asmara2b
@Asmara2b 5 жыл бұрын
I don't think Sibhat Efrem was hit with a gun like hgdef are telling us on the news. He could be hit with bare hands and his face is damaged miserably. I don't think gun was involved at all. Hgdef are just trying so hard to make Sibhat Efrem like a hero. But he is no hero other than a puppet of the tyrant who got punished for what he has done. Whoever did this to him is s heroic act not encourage violence but to do some justice and teach him a lesson. Sibhat Efrem got beaten so bad one on one, and now he is in Dubai hospital all the for a face lift surgery should be the story of the year if the news is true at all. Where there is no justice, a hero must stand up and do some justice. Jesus Peace!
@Asmara2b
@Asmara2b 5 жыл бұрын
Jigna koyne aykonkun neAy walahanti,.... fitHi ab Eritrea kinegis gin yiTelib alokhu. Amigo, Ginbarat dergue zefrese hiji temelisu degafi sireAt dictator hgdef kikhewin aygibeon eyu Nisu. BeAl Philosophy kurmaj zeamene, Hiji kea sekhiru mis'mendeq tegachiu baElu Seb harimuwo entetebahle ziemen Haqi aykonen ziena TV hgdef hateftef. Bisikhiranin Ebdanin nisu mis'mendeq tegachiu baElu entekhone ke men yifeliT? ginbarat hgdef kemziferis yigberela niEritrea feTari. Jesus Peace!
@mulugetatsegai5811
@mulugetatsegai5811 5 жыл бұрын
Elomo, yibehal, wezete. ....
@tesfitmehari6511
@tesfitmehari6511 5 жыл бұрын
Dear mesfun hagos is the
Tv Sened Eritra 26 Dec 2018 Mr. Mesfin Hagos Interview Part II
1:22:58
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 142 М.
Tv Sened Eritra 31 Dec 2018 Intrview Mr. Mesfin Hagos Part III- 1
46:04
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 31 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 3 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 13 МЛН
Tv Sened Eritra 5 January 2019 Mr Mesfin Hagos Interview Part 3-2
1:00:02
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview Part 26    July 23-2021
1:16:27
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 46 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile answer public questions  (Part 6)     30 April  2022
1:45:50
ERi-TV: Local Media Interview With President Isaias Afwerki, January 14, 2018
1:49:14
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 354 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 6, 2024
45:25
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 50 М.
لماذا تحريرها كلها ممكن؟ - بودكاست مع تميم
3:46:56
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview    Part 30      August 20 - 2021
1:38:51
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 85 М.