Рет қаралды 22,175
ዋሕዲ ስራሕ ኣብ ካናዳ ኣሰኪፍኩም ዶ? ተስፋ ዘቁርጽ ዘረባ ዘናወጾ መን ኣሎ? ሎሚ ካብነውጺ ወጺእና ብሓጎስ ነብስናን ዕድላትና ንፍትሸሉ ግዜ ኢዩ። ኣብዚ ቪድዮ ሓያላት ዝበሃሉ ስራሓት ኣብ ካናዳ ዘለዉ ተወከሱ። ሓበሻ ንሓበሻ ተራኺብና ክእለትናን ጥበብናን ንለዋወጠሉ መድረኽ ኢዩ።
እቲ ጉዳይ ከምዚ ኢዩ። ስራሕ ኣይኮነን ውሒዱ። ክእለትና ኢዩ ክውስኽ ዘለዎ። ወይውን ዘለና ክእለት ኢና ክንግምግም ዘለና። ነብስወከፍ ሰብ መቸም ንፍለጦ ኣይንፍለጦ ገለ ተውህቦ ኣለና። ንምልላዩ ድማ ዝርዝራት ተነቢሩልና ኣሎ።
ኣብዚ ቪድዮ’ዚ ዝርዝር ስራሓት ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ብኸመይ ከምንረኽበን ዘለና ክእለት ብኸመይ ክምንምዝግብን ዕድላት ብኸመይ ከምንኸፍትን ከምንወስድን ብዝርዝር ክገልጸን ይፈትው። ጅማሪ ሰብ ሞያ ይኹን ኪኢላ ሰብ ጥበብ ዘለኩም ጥበብ ኩሉ ብቀሊሉ ተገልጋሊ ትረኽቡሉ መዳይ ድማ ተፈጢሩሎ።
ኣብ ካናዳ ዘለኹም ወይ ኣብ መገዲ ዘለኹም የሕዋት ዝጽበየኩም ዘሎ ዕዮን ዘድልየኩም ክእለትን ሓቢርና ንከታተል።
ትምህርቲ ፋይናንስ
linktr.ee/henme4
Whatsup: +14036902117
henokfinance@gmail.com