ዑቅበጋብር Okbegabr Gebretnsae

  Рет қаралды 408,504

Eri link - ኤሪ ሊንክ

Eri link - ኤሪ ሊንክ

Күн бұрын

Пікірлер: 677
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 10 ай бұрын
😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤🤴ዘመንኩም ይቐይሮ ፈጣሪ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ሰናይ ዘመን የምጽኣልና መድሃኒኣለም ኣቦይ ንዓኹም ይርአ 🙏 መሐጎሲትና ዓመት ይግበራ 🙏ብፍላይ ንዓኹም ናይ ቅሳነት፡ ራህዋ፡ ሰላም፡ ፡ ፍቕርን ምትሕቁቛፍን ይግበረልኩም🙏 ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን🙏❤ ጥዑም ድምጺ ካኣ🎶👍👌🇪🇷❤💪
@Erilink
@Erilink 10 ай бұрын
ኣሜን
@Erenabella
@Erenabella 10 ай бұрын
ናይ ሐቂ ሰናይ ዘመን የምጻኣልና! ኣምላኽ ነዞም ሽኮራት መናእሰይ ደቅና ይርአ! ኡፈይ ኢሎም ኣስተርሕዮምን ቀሲኖምን ተሐጒሶምን ዝነብሩላ ኤርትራ🙏🏽
@Metkeli
@Metkeli 10 ай бұрын
Amen amen ❤deki erey mearey ab sdet zelena sdetna yehexro 🙏😭
@helen1643
@helen1643 10 ай бұрын
Amen
@noamiharrta8540
@noamiharrta8540 10 ай бұрын
Amen 🙏 ዘመኖም ዘበነ ሰላምን ቅሳነትን ዘበነ ምዕባለ ይግበረሎም ኣምላኽ.
@paulosselassie22
@paulosselassie22 10 ай бұрын
ሰላማችሁ ይብዛ ኤርትራዊነት ክቡር ማንነት I love ya guys.
@Eritrea03
@Eritrea03 10 ай бұрын
መዛኖይ ከብደይ ኮ ግምጥልጥል ኣበልኩሞ😔 ማርያም ኣስመሪት ምሳኩም ትኩን ሞሳቶይ🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏
@lulrbahri
@lulrbahri 10 ай бұрын
😢😢😢😢 ንዓኹም ዝኸውን ዘመን ንሃገርና የምጽኣላ ፡ ክብሪ ንዓኩም መንእሰያት ኣሕዋተይ ሃገር ናትኩም እያ ብኹሉ ክበሩ ❤❤❤❤
@rahwaberhe7474
@rahwaberhe7474 10 ай бұрын
ንኣኩም ክርእይ 😢😢😢 ፍሉያት ከመይ ክገልጸልኩም ❤ ንዓኹም ክብል ሰላሙ ቅሳነቱ የውርደልና🤲🤲🤲❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EriCoralo24
@EriCoralo24 10 ай бұрын
🇪🇷 ጀጋኑ ሓላላት ኣናብስ ደቂ ኣናብስ እዚ ኩሉ ትዉንንዎ ኩሉ ወዲ ኣዳም ዘይኽእሎን ዘይጻወሮን ሞያን ቁምነገርን ፍቕርን ሓልዬትን ትብዓትን ጽንዓትን ተወፋይነትን እንተዝጸሓፍ ቀለም ቀይሕ ባሕርና ምተጸንቀቀ🇪🇷❤️🇪🇷 WE LOVE YOU FOREVER❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷
@realMadridSpain-bh3wq
@realMadridSpain-bh3wq 10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 10 ай бұрын
ፈጣሪ ጽላሉ የንብረልኩም ኣያታተይይይ❤🇪🇷 ❤🇪🇷 ወረስቲ ሕድሪ ግብራውያን ሰብ መትከል
@KirubelGetachew-sx9ef
@KirubelGetachew-sx9ef 10 ай бұрын
ተዘክሮታትካ ዘሐድስ ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ፡ ካልእ'ውን ክንጽበ ኢና። 💯 ካብ 💯
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 10 ай бұрын
ዑቕባጋብር ብሂወቱ....ይበል መረዋሕ ድምጺ ደቂ ኤረይ ናተይ። ❤❤❤❤
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 10 ай бұрын
ንዑቅባጋብር ትፈልዶ ዲካ ?
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 10 ай бұрын
@@binyamtesfay6641 ብደርፉ ይፈልጦ። ? ?
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 10 ай бұрын
ኣናብሰይ ደቂ ኤረይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemwolday2976
@lemlemwolday2976 10 ай бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ሓልታት ምክልኻል ሃገርና ኤርትራ ❤❤❤❤
@michaelid9914
@michaelid9914 10 ай бұрын
ሓንጎልኩም ስሑል፡ ብረትኩም ስሑል፡ ጎሮሮኹም ስሑል፡ ጎዶሎ ዘይብልኩም ደስስስስስስ ትብሉ ትሓቢንኩም ተሕብኑና ጀጋኑ ኢኹም። ዓይኒ ኣባይኩም ይኸውለልኩም።
@yosefteklemariam5501
@yosefteklemariam5501 10 ай бұрын
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 10 ай бұрын
❤️ 🎉🎉🎉🎉u my Eritreans.
@SurprisedSteelDrums-zp8ke
@SurprisedSteelDrums-zp8ke 9 ай бұрын
Amin ❤❤❤
@Erenabella
@Erenabella 10 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይ ሽኮሪኖታት ጽቡቓት ፍጥረት ጡዑማት ድምጺ🥰🥰🥰 ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🏽ዓይኒጸላኢኺም ድፍፍፍፍፍን ይበል🙏🏽
@erinabella5455
@erinabella5455 10 ай бұрын
ወዋው ደቂ ኤረ ዋርሳይ መንደላይ : አጽኒዕካ ሕዝ ዕርፊ አጆኹም 💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Ipraypeace
@Ipraypeace 10 ай бұрын
ህብሮማት እዞም ደቀይ ፡ ነቦታትኩምን ኣዴታትኩምን ትመስሉ! ፈጣሪ ከም ይሓልኹም!
@alemaraya4000
@alemaraya4000 10 ай бұрын
አጆኹም ደቂ ኤረይ ሓላላት ብሓይሊ አምላኽ እዚ ጸዋግ ግዜ ሓሊፉ አብ በርሃው ዝብለሉ ግዜ ኢና በጺሕና ዘለና ርሑስ ልደትን ሓዱሽ ዓመትን ይግበረልና አምላኽ ነዛ ንነብስና ዝፈጠራ ሰላሙ ይልአኸልና🙏🏼❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🐝🐢🐪🥂🍾
@biniamkahsay5410
@biniamkahsay5410 10 ай бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረይ ብፍላይ ሓይልታት ምክልኻል ኤረትራ ንዝላለም ትበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@ridwanabdalla2245
@ridwanabdalla2245 10 ай бұрын
ሓቀኛ ምንባር ዕላማኻ ፍሉጡ ስለ ሃገርካ❤❤❤❤ስደት ወጺና ሂወት ዕጋበት ሲኢናሉ 90% ገዲፍና ን10% ክንደሊ 90% ከሲርና
@dejenzerai2842
@dejenzerai2842 10 ай бұрын
Then what are you doing here
@elhamromodan
@elhamromodan 9 ай бұрын
ናይብሓቂ😣
@Ipraypeace
@Ipraypeace 9 ай бұрын
ንስደት ክገልጹለይ ይኽእሉ እዮም ዝበልክዎም ቃላት! ዓምቧኽ ነብሲ፡ ዓምባኽ ርእሲ፡ ዓፈል መግቢ ፡ ግቡዝ ሰሓቕ፡ ሰንፈላል ናብራ፡ኣርተፊሻል ሰብ። (ጥሙይ ጮጓር ከልቢ ድኻታት)፡ መወዳእትኡ ዘይፈልጥ ተቐዳዳማይ ፡ ጸላኢኡ ዘይፈልጥ ተዋጋኣይ። እቲ ኦርጂናል ኣምላኽ ዝፈጠሮ ሰብ ኣብታ ዝተወልደላ ሃገሩ ምስሃገሩን ህዝቡን ክነብር ዝኽእል ሰብ ጥራይ እዩ እቲ ኣምላኽ ዝሰራሒኡ ሰብ። ሓቆም እዮም ኣቦታት " ምስ ህዝብኻ መዓት ዳርጋ ገዓት" ኢሎም ክምስሉ ።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 10 ай бұрын
Yes!! ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gw4841
@gw4841 10 ай бұрын
እወ በሐቂ ዕቁባጋብር ብሂወቱ ቃላት አደማምጵኡ ይበሎ በሐቂ ወሪስካያ ጅግና ወዲ ኤሬይ ጎብለል አንበሳ ነብሪ አርአካዮም ብኩሉ አውሐስቲ ሃገር ዕሽላት ጎብለል መን ከም ወርሳይ መንደላይ ምስ መረራሕትና ጀጋኑ ንኪድ ከም ልሙድና ዓወታትና 🇪🇷🐅🇪🇷🐅👏👍👍🌹🌹❤️❤️❤️✌️
@danielfitwi2575
@danielfitwi2575 9 ай бұрын
I love this song terribly, what a talent from our youth, proud of you deki EREY,lovely patriotic song 👏❤🌹🇪🇷
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 10 ай бұрын
الله يحفظكم يارب ابطال إريتريا الحبيبه 🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷
@yordanosasmelash2635
@yordanosasmelash2635 10 ай бұрын
ርሑስ ሐድሽ ዓመት ጀጋኑ ገገዛኹም ተመሊስኩም እፎይ ኢልኩም ተዕርፉሉ ዓመት ይግበሮ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 10 ай бұрын
ጥዑማት ድምጺ ደቂ ኤረይ፡ ሽሕን ዋልታን ኹኑ
@ST-ru1fz
@ST-ru1fz 10 ай бұрын
Love you all --- The country is for you.....ONLY YOU.
@eriboy62833
@eriboy62833 10 ай бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት መዘናይ 🎉❤ ናብታ ምውቅቲ ገዛኹም ትምለሱላ ዓመተ ሰላምን ምዕባለን ክትኮነልኩም ንፈጣሪ ንልምነልኩም 🇪🇷✌
@RobelTemesgen-ev3fw
@RobelTemesgen-ev3fw 10 ай бұрын
Abey dyom zelewu
@erentertainment7017
@erentertainment7017 10 ай бұрын
Beautiful voices, they remind me the time when I served my beautiful country. Long live our EDF & MARTERYS.
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 10 ай бұрын
እሰይይይይይይ እሰይይይይይይ እሰይይይይይ ኣነስ ብሓጎስ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነዮ ብኣኩም ኩሉ ግዜ ኩርዓት ይስምዓና ቡሩት የሕዋተይ ዘበንኩም ይባረኽ ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና ዘብነ ሰላምን ቅሳነትን ፍቅርን ስኒትን ዝነግሰሉ ዝተሰደደ ዝምለስሉ ዝሓመመ ዝሓውየሉ ሃገርና ትባረኸሉ ኣደ ኤርትራ ትሕጎሰሉ ምስ ስድራና ንተኣኻኸበሉ ዝዓበይን ዝንኣሰን ዝቀረበን ዝረሓቀን ኩላትና ኣብታ ኣዚና ነፍቅራ ቅድስቲ ሃገርና ንተኣኻኸብሉ ሰናይን ዝበን ይግበረልና ኣዜየ❤ ኣዜየ❤ ኣዜየ❤ ዘፍቅረኩም ኣፍትኩም ❤ ኣጆኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ❤ ምሳኩም ይኩን❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
@alemseghedkebreab6427
@alemseghedkebreab6427 10 ай бұрын
ጀጋኑ ወረስቲ ሕድሪ ከምታ ደርፊ እስኻትኩም ኢኩም ዋሕሳ ነዛ ሃገር ጸላእታ ሓፍ ኮፍ ይበሉ ዕርፊ ነጽንዕ ጥራሕ!!! ሑሩስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረ❤🇪🇷
@eriangelino7800
@eriangelino7800 10 ай бұрын
Wow! Indeed, Eritrea is on the right trajectory for it passed the value systems to the next generation.
@senay6334
@senay6334 10 ай бұрын
ይገርም ገለን ይሓልፈላ ከይጸገበን ከይማመቆን ገለን ድላዩ እንዳበልዐን እንዳተኸድነን ይሸጣን ይልውጣን ምኽልኻልና ዓንዲ ሕቆ ሃገርና ሰስኑ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም happy new year 🇪🇷💞🇪🇷
@MsgnaAraya-w3t
@MsgnaAraya-w3t 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 10 ай бұрын
Deqi eri shikor, what a voice! 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 God bless you my beautiful brothers and sisters ❤️ the country is for you guys and only you 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
@FreweymiGoit
@FreweymiGoit 10 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ሃገርና ይባርክልና መድሃኒት ኣለም ርሑሰ ሓድሽዓ መት ይግበረልና
@ER9-T
@ER9-T 10 ай бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ❤️Please ከምዚታት ኣምጽኡልና 🇪🇷❣️
@RutaRuta-b1s
@RutaRuta-b1s 10 ай бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ኤረይ መሐጎሲትና ዓመት ይግበረልና
@erena-africa5909
@erena-africa5909 10 ай бұрын
Wow, i love you all it's so beautiful. God-bless you all. Love Peace and Respect from ERITREAWIT 🕌 ⛪️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@divorawelderufael-yn9cj
@divorawelderufael-yn9cj 10 ай бұрын
we love you deki eryae ayni abykum yidefen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@michaelristom8776
@michaelristom8776 10 ай бұрын
ዋው ዋው ዋው ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጆኹም ቀጽልዎ I appreciate God bless you And continue
@HappyBreadLoaf-zk1nv
@HappyBreadLoaf-zk1nv 10 ай бұрын
ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት ምስዛ ዘይትምኖ ደርፊ ይግበረልኩም ንኩላትኩም
@mercynowlimitlesjoy
@mercynowlimitlesjoy 10 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ❤ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ። keep it up❤
@Wawa61919
@Wawa61919 10 ай бұрын
ሓለውቲ ወሰናስን ዓመትኩም ይግበራ ደቂ ሃላል መሬት ዓመተ ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ስኒትን ሓድነትን የውርደልና ስደት ዘሎ ምሳኹም ሃገረይ ኢሉ ምሳኹም ንበራረዮ ይግበረና ስደትና ይሕጸር
@arsutekeste2044
@arsutekeste2044 10 ай бұрын
Asey mukurat Deki erey shikorinatat Ayni hasad ydfenelna i love deki erey mearey ❤❤❤
@wedidenden
@wedidenden 10 ай бұрын
Truly Lions and Lioness. We are so proud of you.
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 2 ай бұрын
ኣምላክ ይባርኽኩም ዞም ደቀይ ዘመን ንዓም ይበል ይበል ድምጺ ብሓቂ ወረስቲ ሃገር ዘጽናዕኩም ሃይልኹም ሓይሊ ሓጺን ይኹን ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣምላኽ ንኤርትራን ሕዝባን ይባርኽ ።
@dians1273
@dians1273 10 ай бұрын
Great job 👍 Eritrean generation 🇪🇷 reminding me 1980 army keep it up 🇪🇷👍✌️🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪♥️✌️🇪🇷🇺🇲
@mesfinhabtemariam4837
@mesfinhabtemariam4837 7 ай бұрын
ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝዛሪ ጅግንነት። መንደላይ ጀግኑ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 10 ай бұрын
ኣናብስ ቀርኒ ኣፍሪቓ ደቂ ሃገርና ኤረትራ ኣብ ጎኑኹም ኣለና።
@gualeri5114
@gualeri5114 10 ай бұрын
ኩሉ ዘጸብቀሎም ሰራሕቲ ቅያ ጀጋኑ የሕዎተይ። ሳላኹም ሀገር ከም ሀገር ትቅጽል አላ🇪🇷 አጆኹም ቀሪብና ኢና። አምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏🇪🇷
@JoseEllis-c6u
@JoseEllis-c6u 10 ай бұрын
I love my land my people this song represent who Eritrea is, how beautiful the land is, and also the Eritrean people is and they will fight for what their's and also
@JoseEllis-c6u
@JoseEllis-c6u 10 ай бұрын
And also WIN ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ THISHEIETE BIHERAT
@HENOKWEDIQESHI
@HENOKWEDIQESHI 10 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ደቂ ኤረይ ዋውውውው ከመይ ዲኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 10 ай бұрын
❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ንፋዓት ደቂ ኤረይ
@YohanaYeadonay
@YohanaYeadonay 10 ай бұрын
ዘመኑ የሰላም ያርግልን ወጣቱ ወደ ልማት የሚገባበት ጊዜ ይሁንልን ዋጋ የከፈፈለ ህዝብ ነው
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 10 ай бұрын
ክብሪ ንዓኹም፡ ንኡሳን ጀጋኑ !!!! ስለ ኩሉ ወፈያኹም ውዕለትኩምን ዓቢ ምስጋና ይብጻሕኩም።
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 10 ай бұрын
Beautiful Eritrean young generation. Thanks for counting repeating the story and protecting our beloved country. I wish you a bright future and peace 🫶🫶🫶🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@esromkahsay4852
@esromkahsay4852 10 ай бұрын
Salakum hager kesina bakum kurat ina ❤️🇪🇷🦅Eritrea b deka hafiran kebiran ktnebr eya
@Mire-xi6ki
@Mire-xi6ki 10 ай бұрын
Haqika ab zteemeka aleka , koriena elka ka t'zareb .kezab
@Hanibal77777
@Hanibal77777 10 ай бұрын
Ked emo aberyom hasawi
@abeltessfamariam4468
@abeltessfamariam4468 10 ай бұрын
Zeytikeyid emo lekibat
@zowdi810
@zowdi810 10 ай бұрын
Wow 🙏 you are amazing wade erterawe you are right 👏 god bless to erterawe people 🙏
@dl4055
@dl4055 10 ай бұрын
​ewe barayu hagerna ena , Kemakum barayu tegaru aykonan atum glet,hatela hasewti
@ledia9514
@ledia9514 10 ай бұрын
Thank you 🙏 for your service protecting your people. Beautiful people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢😢
@teklitemahatesfazgi2581
@teklitemahatesfazgi2581 10 ай бұрын
ዘይምኖ ስራሕ ዘበንኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senait4255
@senait4255 10 ай бұрын
Wow wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🙏🏾‼️‼️
@SR-gh5rj
@SR-gh5rj 3 ай бұрын
Btami abi serah ekum tserhu zelekum deki erey jeganu big Heroes Eritrean Liberation songs ❤❤❤
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 10 ай бұрын
ውውውውውው ደቂ ኤሪ ኣንባስ ሰላምኩ የብዝሓ ኣንጆኩም 🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷❤️👌🇪🇷❤️👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@HermonGerezgher-s6x
@HermonGerezgher-s6x 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ERITREA 🇪🇷 ♥️
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 10 ай бұрын
ውረስ ተወራረስ'ዩ ዘሎ: ዘበንኩም ይባረኽ ተረከብቲ ሃገር: ሩሑስ ሐድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫🍾🥂🎉🎉🎉
@EfriemAsefaw
@EfriemAsefaw 10 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 10 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሕብረተሰብና ነሐይል፣ ! 🌍🤝 #ንሓድነት ኤርትራዉያን ንጎስጉስ።
@BahreNeGash
@BahreNeGash 10 ай бұрын
Thank you for sharing the patriotic song of independence struggle who inspired & encouraged many Eritreans to march foreward, liberating the nation. The patriotic determination, unconditional zeal & beautiful memories continues to transcend for generations. Great video, Well done! Keep up the great work. 👍
@kilihaset5408
@kilihaset5408 10 ай бұрын
Selam nakum jeganu deki rimey azekirkumni,Afabet,flflselemuna ,nefasit,Betgergsh dnebere LIFE❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@YonasGerezgiher-z4j
@YonasGerezgiher-z4j 10 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari deki rimey xbuqat selam nhagerna Eritrea ruhus hadush amet ygberelna deqi abeyti❤❤❤
@Nrayo-j8r
@Nrayo-j8r 6 ай бұрын
DEKI EREY, FETARI MISAKUM UKUN. ERTRAWIW MUKAN EKA ZIBLETSE EUE AB IELEM. DEKI EREY NBERULEY NZELALEM. ❤❤❤.
@NahomTekeste-k3f
@NahomTekeste-k3f 10 ай бұрын
What a song, Amazing. Love Eritrea. God Bless
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 10 ай бұрын
አሰይ ጀጋኑና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን andn God bless Erittea
@munabryan16
@munabryan16 10 ай бұрын
أللهم احفظهم الشباب إريتريا يارب🤲❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ
@ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ 10 ай бұрын
What a natural voice u guys are the orginal EGT allah be with u our heroes ❤
@alemaraya4000
@alemaraya4000 5 ай бұрын
አሰይ ዞምደቀይ ወረስቲ ሕድሪ ዋልታ ሃገር ዙር መንደላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ንፉዓት ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 10 ай бұрын
Amete selamn rahuwan nhalawi wesen❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 ай бұрын
ኣሰይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmarasweetflora745
@asmarasweetflora745 10 ай бұрын
jeganu deqi jegane ahwat jeganu endikum❤❤❤
@NasimSemo
@NasimSemo 10 ай бұрын
ዋርሲተይ ጅግና ኣናብስ ኢኩም ጀጋኑ
@hawelti9
@hawelti9 10 ай бұрын
Waw waw amazing patriots deki meriyet. Xeba steu eti dmxkum kendey ytiam!!! Viva Eritrea 🇪🇷 ❤! Degmuna belu
@reneelie2783
@reneelie2783 10 ай бұрын
Beautiful voice God be with my Children 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏✌️✌️✌️
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 10 ай бұрын
We need more and more shebabat Eritrin
@andemerhawit6771
@andemerhawit6771 9 ай бұрын
Wawwwww gele ayant edmen tenan yehabkum yhawtey
@Sabateklezghi
@Sabateklezghi 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ደቂ ኢሬይ ግርማ ሀገር
@hadshadi607
@hadshadi607 10 ай бұрын
Wawwww deki Eri xebuk serah👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🙏🙏🙏
@Balla291
@Balla291 10 ай бұрын
Thank you guys 🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷
@yaried9071
@yaried9071 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷👌 ዋው ደቂ ኤረይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nighistyhaile7388
@nighistyhaile7388 10 ай бұрын
ዕድመን ሓጎስን ቅሳነትን ይምነልኩም ኣብዛ መርየትኩም ዓውት ንሓፋሽ ስማእታትና ንዘላልም ይዘከሩ❤❤🎉🎉🎉❤
@HajjsMsly
@HajjsMsly 10 ай бұрын
ኣሰይ ጀጋኑና ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን ኣሜን💪🇪🇷💪🇪🇷💪🙏🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅✅
@michaelkaleabmikimiki605
@michaelkaleabmikimiki605 9 ай бұрын
Nay bhaqi des bhali ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawiAbaga
@MerhawiAbaga 10 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ጆጋኑ መንደላይ መንደላይ ። ደስዝብል ደጊሞማ ናይ ሰውራ ደርፊ። ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ። ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@Hatatiemstir
@Hatatiemstir 10 ай бұрын
ዑቅባጋብር ኣይሞተን፡ እዋይ ነዚ እንተዝሰምዕ፡ እዚ ክቡር ኣያኻ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣሕዋተይ
@DanuTesfaldet-w5c
@DanuTesfaldet-w5c 10 ай бұрын
I love you Eritrea edmen tenan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Meyish
@Meyish 10 ай бұрын
ቀጽልዎ ደቂ ታሪኽ ስለ ዝኾንኩም ደቂ ጀጋኑ ኣጆኹም መሐበንቲ ሃገርኩም ኢኹም ንፉዓት መንደላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@muluberhe9749
@muluberhe9749 10 ай бұрын
Wawwww Wawwww wawwww 🐅 ✅️ 🐅 ✅️ 🎉🎉🤼👫🐅🇪🇷🇪🇷ትዓወት ወዱ ኤረየ ኤረየ ❤❤🐅🐅🇪🇷👫🤼
@RobelGere-xd3lb
@RobelGere-xd3lb 10 ай бұрын
deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 I love so much ❤❤❤❤❤
@selamhayle3380
@selamhayle3380 9 ай бұрын
Anabisss. Weresti. Hidrii. Wahss hager. Kibri. Niakum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@Siem-u2y
@Siem-u2y 10 ай бұрын
Waww ybel demxi nay bhaqi jgna wedi jeganu ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@dawitr
@dawitr 10 ай бұрын
We love you our patriot brothers and sisters ❤️
@HabtemikaeleyomHabemikael
@HabtemikaeleyomHabemikael 9 ай бұрын
jeganu hayltat mklkal Erey edmen tenan yhabkum Tawetu ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nigistihadgu1819
@nigistihadgu1819 10 ай бұрын
❤️🇪🇷💪🌹🌹👍መርሐባቦ አንቱም ዎርሳይ አናብስ ደቂ አናብስ ጀጋኑ አብሺሩ አጆና 💪🇪🇷❤️ተቀበልቲ ሕድሪ ጀጋኑ አቦታትኩም እቦሐጎታትኩም ❤️👍💪🇪🇷🐪🌹🌹🙏🇪🇷🌹🌹💪👍❤️💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 126 МЛН
Twin Telepathy Challenge!
00:23
Stokes Twins
Рет қаралды 50 МЛН
FOREVER BUNNY
00:14
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН
eritrean music krar fgra huruya gal akrya
2:41
Eritrean Tes
Рет қаралды 464 М.
Mesghana Tekeste Shingrwa
6:31
Abashawil75
Рет қаралды 1 МЛН
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 126 МЛН